Eritrean Festival Bologna 1990 | Aklilu Foto (Tefeno) | ኣኽሊሉ ፎቶ (ተፎኖ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 94

  • @thomasberhe440
    @thomasberhe440 ปีที่แล้ว +2

    "ዘይድገሙ ጀጋኑ" period!!

  • @samihaile7222
    @samihaile7222 ปีที่แล้ว +2

    ጅግነነት ሓሊፉ ካልኣይ ዘይምለስ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @rahelbey1004
      @rahelbey1004 วันที่ผ่านมา

      ዋርሳይ መንደላይ ኣለው

  • @Mr3RHGson
    @Mr3RHGson ปีที่แล้ว +1

    Ajokum ajokn jeganu haberum koriedatat swat agenae yblwo alewu namlak nasnetna reom awet nhafash Missnmr3rhgs style

  • @mariamawit
    @mariamawit ปีที่แล้ว +1

    ZelAlemawi kibri n akatkum 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 ปีที่แล้ว +2

    Jegna aynebrinyu hwetu nhzbu nhgru iyu zewfiyo tark gna bwerki kelem tzhfu ablibi weldo nzelalem kinbiyu traku🤲🙏🕊🇪🇷🤝✍️🔑❤💙🇪🇷😭😭

  • @kadrajemal6713
    @kadrajemal6713 3 ปีที่แล้ว +3

    Woww 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞

  • @sshh5175
    @sshh5175 3 ปีที่แล้ว +20

    ኣይሞትካን ፋኑሰይ . . . ፋኑስ ብርኪ ሊሎ ብኒሕ
    ጀሚሩ ብኒሕ ወዲኡ ።

    • @ayamk1234
      @ayamk1234 3 ปีที่แล้ว +2

      Wed eri agoka

  • @millionmehari3255
    @millionmehari3255 2 ปีที่แล้ว +7

    ዕድመን ጥዕናን ንጀጋኑና ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ነቶም ከም ሽምዓ መኪኮም ብርሃን ዝወልዑልና ስውኣትና 🙏🏽🌹❤️🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🌴🌿🐪🇪🇷🇪🇷

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 2 ปีที่แล้ว

      መንግስተ ሰማያት የዋርሶም እምበር. ብርሃንሲ ኣይተወለዐትን ኣብ ኤርትራ.

    • @millionmehari3255
      @millionmehari3255 2 ปีที่แล้ว

      @@bltblt2473 ሳላ መን እሞ....... ስውኣትናን ስንኩላትናንሲ ግብኦም ጌረም ከም ሽምዓ መኪኮም ሃገር ናጻ ኤርትራ ኣረክቦምና:: ባዓል ንስካ ክኣ ለባም ለባም ትጻወቱ:: ክቡእካ እንተዘይ ገርካ ድኣ ውጺኢት ናይ ስራሕካ ትርእይ ኣለካ ኣይትዋራዘ እንታይ ጌረላ ንኤርትራ በል ...... ኣክንዲ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ:: ቆንዳፍ ዓጋመ ካብኦም ኣይትሕሽን ኢካ:: ክትዛረብ ከማ ግቡእካ ኣኮነን ኣይትዋራዘ

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 2 ปีที่แล้ว

      @@millionmehari3255
      ኣንታ ደንቆሮ ዋሒድ እንታይ ክገብረላ ደሊካኒ ካብ ምግልጋል ንላዕሊ. ኣይትቀደም ጥራይ እያ ኣብ ኤርትራ ኣይትዓሹ. ድሕሪ ዓምና ኢሰያስ ናብ 100 ክትክፈል እያ. እዚ ኩሉ ናይ 60 ዓመት ናይ ሻዕብያ ግፍዒ መወዳእቱ ጥራይ የጸብቆ. ንኤርትራ ኣብ ጎንደር ከይዱ ዝመውት ግን ከብቲ ጥራይ እዩ ከምዚ ከማካ.

    • @millionmehari3255
      @millionmehari3255 2 ปีที่แล้ว

      @@bltblt2473 ምዓስ ክትመቃቀል ኢሎም ተጋዲሎም ናጽነት ኣምጺኦም....... ፕሬዚድንት ኢሳያስ ክኣ ካብመጀመርታ ስጋብ እዚኣ ጊዜ እዚኣ ክኣ ንሃገሩ ዕድሚኡ የሕልፍ ኣሎ ማዕረ ሕዝቡ ክይኑ...... ብዙሕ ምዝራብ ኣየድልየን እዩ ከመይ ይነብሩ ካልኦት ፕሬዚደንትታት ስለ ንርእይ ዘለና :: ኣገልጊልካ ኣብ ደገ ወጺካ መትከልካ እንተቀየርካ ሞ እንታይ ይዓብስ ካብቶም ከሓቲ ዓዶም እንታይ ይፈልየካ:: ካብ ብዙሕ ምዝራብ ብዙሕ ምስራሕ ንሃገርካ ምሓሸካ:: እዚ ወዳሓንካ ካብዚ ንላዕሊ ጊዜይ ክጥፍኣልካ ኣይደልይን እየ

    • @bltblt2473
      @bltblt2473 2 ปีที่แล้ว

      @@millionmehari3255
      ዕሸል ኢካ ትመስል. ኢሰያስ ደም ኤርትራውያን እንዳሰተየ 60 ዓመት ገዚኡካ ኣሎ. ኣብርሃም ወዱ ስጋ ኤርትራውያን እንዳበልዐ 60 ዐመት ክገዝኣካ እዩ. ግርም ክኣ. ባርነት እምበር ክብረት ደይፈቱ ህዝቢ እዩ. ናይ ጣዕሳና መሊእና ሸነንን ክንብል ድፈቀደልና ጅግና ኢሱ ግርም ገበረ. እቶም ኣብኡ ዝገደፍናዬም ባራዩ ኣብ ጎንደር ከይዶም ይሰውእ ግደፎም.

  • @tesfaytsegay-g7y
    @tesfaytsegay-g7y ปีที่แล้ว

    ❤❤❤😢😢😢🎉🎉🎉🎉 fanusey brki lilo temeleseni endo AK😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @awettekeste5801
    @awettekeste5801 ปีที่แล้ว +3

    ጥበብ ዋና ኣለዎ ዶ በሉና ብሓቂ ኣለዎ ናይ ሎሚ ብእዝንና ይጻወቱ።

  • @mengsmengs5180
    @mengsmengs5180 4 ปีที่แล้ว +13

    ደቂ ሐላል መሬት 🇪🇷♥

  • @alemmesghina1057
    @alemmesghina1057 3 ปีที่แล้ว +4

    Wuw gad bless dki eri jegaune amlaik yimesgen awute 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌲🙏🏽🙏🏽🙏🏽🕊🕊🕊

  • @mariamawit
    @mariamawit ปีที่แล้ว

    Our hero Awet n hafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @zerithabtezizu4692
    @zerithabtezizu4692 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰማዒ ጅግና

  • @asteryohannes2872
    @asteryohannes2872 2 หลายเดือนก่อน

    Omg I should have been an adult in the 90's❤

  • @ቅድስቲሃገረኤርትራ
    @ቅድስቲሃገረኤርትራ 4 ปีที่แล้ว +21

    መን ከም ህዝባዊ ግንባር ጅግና

    • @nftalam8349
      @nftalam8349 3 ปีที่แล้ว

      ህዝቢ ከም መላክ ኣኽቢሩኩም
      ንስኹም ግን መልኣኽ
      መሲልኩም ሸጣውን መጺኩሙና

  • @Hiwet-fe1if
    @Hiwet-fe1if 3 ปีที่แล้ว +3

    Ferday shkorrrr love u puer sound

  • @helenyohannes3410
    @helenyohannes3410 ปีที่แล้ว +1

    This song says it all to all Eritrea died for free like 5 Uncel I never met… but the blood was lost for nothing due our leader… ♥️🙏♥️🙏🥲🥲🥲⛪️🙏⛪️🙏♥️

  • @meraberhane368
    @meraberhane368 3 ปีที่แล้ว +1

    Ayay aklilu jigna wetru hawelti lbi

  • @mbrakmlas3583
    @mbrakmlas3583 4 ปีที่แล้ว +7

    💗🙏🇪🇷💝

  • @asmayassin7106
    @asmayassin7106 ปีที่แล้ว

    oh eretrana

  • @almazarefe2246
    @almazarefe2246 3 ปีที่แล้ว +3

    🇪🇷🇪🇷❤️👍🙏🏼

  • @amra5753
    @amra5753 ปีที่แล้ว

    Free

  • @temesgendangish827
    @temesgendangish827 ปีที่แล้ว

    dangish❤

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 8 หลายเดือนก่อน +1

    Lingo kedaae rks

  • @almazamlesom8061
    @almazamlesom8061 ปีที่แล้ว

    ❤i❤❤❤❤❤

  • @temyrezene5898
    @temyrezene5898 3 ปีที่แล้ว +1

    GOYITA EYOSUS yibarkom

  • @abimengstab4868
    @abimengstab4868 ปีที่แล้ว

    ደቂ ኣረይ 2023

  • @mihretkahsay7755
    @mihretkahsay7755 3 ปีที่แล้ว +2

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @gerrywelde3753
    @gerrywelde3753 3 ปีที่แล้ว +1

    💝💝🎄🎄🎄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @diddy558
    @diddy558 2 ปีที่แล้ว

    Deki Ere yeake. Sesenayu ab zezelekumo brukatn hayalatn fturat.

  • @gbxawtabrha924
    @gbxawtabrha924 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🥰❤️🥰🌹🌹❤️❤️

  • @medhanesalva5105
    @medhanesalva5105 5 หลายเดือนก่อน

    ለባም መን ይብል!
    መንቀኛ ክፋእ ይኣልም!
    ፋኑሰይ ነባሪ ዝኽሪ ::

  • @hisa3439
    @hisa3439 3 ปีที่แล้ว +5

    Men kem hizbi eritrea ruhruh alo?? Akk eseyas edka aytisean, fah zeybil hizbi eba fah abilkana 🙁

  • @semaiabraham4972
    @semaiabraham4972 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️💐

  • @natu5258
    @natu5258 ปีที่แล้ว

    Zelealemawi zekri nesematatna

  • @abduosman9218
    @abduosman9218 3 ปีที่แล้ว +1

    🌷🇪🇷🌷

  • @awettekeste5801
    @awettekeste5801 ปีที่แล้ว

    Aye mama tsege

  • @solyanasolyana4982
    @solyanasolyana4982 3 ปีที่แล้ว +5

    Sweatna kulu geze ab lebna

  • @wedimonguda4417
    @wedimonguda4417 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣየወ ባዓልተፎኖ ክቡራት ብኤሪትራውነቶም!

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 9 หลายเดือนก่อน

    Mendelay temen ekim

  • @teklitasnakeasnake4336
    @teklitasnakeasnake4336 3 ปีที่แล้ว +2

    H.G.H.A jeganu temelesuna eba

  • @osmanzean4573
    @osmanzean4573 3 ปีที่แล้ว +1

    Wede Jima tarik kenserh ina abzi alena ilu ab gorgosem gigdme maswato

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 3 ปีที่แล้ว +1

    abaikum zah ibel

  • @teklitasnakeasnake4336
    @teklitasnakeasnake4336 3 ปีที่แล้ว +2

    Jeganu tegadelti jgna tarikkum aleni

  • @jon-sb8bw
    @jon-sb8bw 3 ปีที่แล้ว +2

    Fansey wetru ablbna zkiri semaetatna

  • @Erifutuer
    @Erifutuer 3 ปีที่แล้ว

    Aymotkan fanosye bnehie jemrika bnenihe wedika.
    Hawey sewui harbena wedi shekageli.

  • @robeltesfay2417
    @robeltesfay2417 3 ปีที่แล้ว +6

    እዚ ኩሉ መስዋእቲ ከምዘይተከፍለ እባ ድሕሪ ስብ ተረፍና

    • @millionmehari3255
      @millionmehari3255 2 ปีที่แล้ว +2

      ሳላመን እሞ....... ስውኣትናን ስንኩላትናንሲ ግብኦም ጌረም ሃገር ናጻ ኤርትራ ኣረክቦምና:: ባዓል ንስካ ክኣ ለባም ለባም ትጻወቱ:: ክቡእካ እንተዘይ ገርካ ድኣ ውጺኢት ናይ ስራሕካ ትርእይ ኣለካ ኣይትዋራዘ እንታይ ጌረላ ንኤርትራ በል ...... ኣክንዲ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ:: ቆንዳፍ ዓጋመ ክብኦም ኣይትሕሽን ኢካ መሕፈርካ ከማን

    • @robeltesfay2417
      @robeltesfay2417 2 ปีที่แล้ว +1

      ስውኣትናን ስንኩላትና ናጻ ኤርትራ ከም ዝሃብና ካባኩም ካብ አክላባት ህግደፍ መግለጺ አየድልየናን እዩ አባታትና አያታትናን ዝከፈልናሉ ስለዝኮነ ...እዛ ክብርቲ ሃገርና ግና ከመይ ጌራ ካባካትኩም ጥላማትን ኮራኩር መምለክቲ ውልቀ መላኪ ኢሳያስ ከመይ ሓርነታ ከም ትረክብ ግዜ ክምልሶ እዩ። ክብሪ ንኩላቶም ነዛ ሃገርና ክውን ዝገበሩ ጀጋኑ የሕዋትን አሓትናን...ውድቀት ንአክላባት ኢሳያስን ጠላማትን።

    • @millionmehari3255
      @millionmehari3255 2 ปีที่แล้ว +2

      @@robeltesfay2417 ኣየ ስካ ሃሃሃሃሃሃሃ ህግደፍ ዶ ኢልካ እቶም ስውኣትናን ስንኩላትናን ጅግና ፕረዚደንትናን ሰራዊትናን መን ድዮም........? ሕርቃንካ ኣብ ደገ ኮንካ ኣፍካ ዝሃበካ ኣብ ሚዲያ ለፍልፈሉ ኣብ ትበጽሖ ግን የብልካን ኮራኩር ወያኔ ገና ኣበይ ክትገድፉና ከም ጠብቅ ጥልቅ እናበልኩም ምልፍላፍ ኣይትገድፍዎን ኢኩም ዕሱባት ብውሕድ ገንዘብ ዝታለሉ........ ኣያታትና ክኣ ትብለኒ ንመን ዲካ ጠሊምካ ዘለካ: ኣታ ጋሓፍ ባዓል ንሱኩም ጠፊእኩም እንታይ ከይተርፋ ኤርትራና .... ደቂ እዞም ዜሮ ዜሮ ሰነፋት ተማሃሮ .... ማዓስ ዩ ዝስወረኩ ኣካልብ ወያኔ..... ዓሕ ብዙ ምጽሓፍኩልኩም እንታይ እሞ ዘይርድኣኩም ደናቁር :: ንጹሃት መንእሰያት ከምዝወጹ ጌርኩም ኣብ ማዓስከር ወያኔ እንታይ ይኮኑ ኣለዉ ምግላጽ ኣየድልየንን እዩ ባዓል ንስካ ኣልገፊፍ ዕድል ረኪብኩም ኣብ ደገ ኮንኩም ገና እታ ወያኔ ዝምሃረኩም ሃ ትብሉ ኣለኩም ቀጽልዎ ...... ህግደፍ ሲ ንፈልጠኩም ኢና ኣብታ ዘለክማ ኣቲና ከማን ኣይንገድፈክምን💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🌴🌴🌴🐪🐪🌴🇪🇷🇪🇷

  • @hadasyohanneskafela8939
    @hadasyohanneskafela8939 2 ปีที่แล้ว

    Feuerwehr!

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq 3 ปีที่แล้ว +2

    💓💕☪️💕💞✝️💕💞
    💬💬💬💬

  • @nftalam8349
    @nftalam8349 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝባዊ ገንባር ብቴስታ
    ንኹላትና ካብ ሃገርና ኣባሪርና

  • @great2894
    @great2894 ปีที่แล้ว

    ፋኑሰይ፡ ፋኑስ

  • @selamselam8822
    @selamselam8822 3 ปีที่แล้ว

    Ezi kulu Kentu hjis eba hizbina fah fah tesfa korets kone bkindey kalsi zimetse natsinet hanti zeytetekemnalu

  • @isaiastekle4404
    @isaiastekle4404 9 หลายเดือนก่อน

    Wedi ferada malet

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ปีที่แล้ว

    ሻዕብያ ኣብ መጀመርታ ጉዶም ሓቢኦም ንሰብ ከታልሉ እንከለዉ ክሳብ 1993 ፍሪዶም ዝሓልፍ ከምዚ ነይሮም
    ዳሓር ግን ንህዝቢ ኤርትራ እዚኣ ትእተኻ ኢሎሞ

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 3 ปีที่แล้ว

    ከሕዝንካ ወይ መንከራ እዩ እዛ ዓለም ችግር እያ🙉🙉🙉🙉🙉🙉🙉

  • @eritreaafter9tv954
    @eritreaafter9tv954 3 ปีที่แล้ว +3

    መስክን ህዝቢ ከታልሉዎ ይነብሩ ናጽነት ብ መራሕቲ ህግደፍ ትአከድዑ ኣብ ሓድግ መድግ ዝኮነ ናብ ኣደዳ ስደትን ሕማቅ ናብራ ይሕልፍ ኣሎ ኣይ ሰላም ኣይኩናት ዘይተራጋገአ ህይወት የሕልፍ ናይ ብሓቂ ዕስቢ ዘይረከብ ህዝቢ ኣክ

  • @romatewelde1620
    @romatewelde1620 3 ปีที่แล้ว +1

    Ezi kulu kontu koynu

  • @عدووديمدهنبرادإريتريا
    @عدووديمدهنبرادإريتريا 4 ปีที่แล้ว +10

    እዚ ኩሉ ከንቱ ኮነ ኢልዎ መጽሓፍ ቅዱስ።