ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እግዝኣቢሄር ምሕረት ይግበረልኻ ኣቦይ ቀሺ ነቲ ቃል ኣምላክ ዘይኸውን ትርጉም ኣይትሃቦ ፡ንርእስኻ ሲሒትኻ ንብዙሓት ተስሕት ኣለኻ ፡ ዝገደደ ፍርዲ ይጽበየኻ ኣሎ ንስሓ እቶ ናብቲ ቅኑዕ ቃል ተመለስ ንስሓ እቶ።
ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣቦይ ቀሺ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርክ ኣምላክ።ነቲ ክርዳእ ዝደሊ ጽቡቅ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ እዛ እምነት ተዋህዶ ኩሉ መልስታት ኣብ ውሽጣ እንኮሎ ሰኣን ምባብና ብዝነፈሰ ንፋስ ንውሰድ ኣለና።ኣገልጋሊ ዝብሃል ንህዝቡ ዘገልግል እምበር ንርብሓ ነብሱ ኣገልጋሊ የለን።ኩም ኩሉ ሰብ ዝብዱሉን ዝጋገዩን ወላ እካ እንተኾኑ ክኣብ ካህን ጥራይ ኢዩ። ካብዚ ወጻኢ ኣገልካሊ እንተ ሃልዩ ናይ ጥቅሚ ጥቅሚ ጥራይ ኢዩ። ሸተት ኢለ ግን ከይ ወደቁ ግን ዝተላዕልኩ ኢየ። ኩሉ ሰብ እምነት ኣቦታቱ ክፈልጥን ክኽተልን ይላቦ።
ኣብ ሽመልባ ከለና ጥምቀት ስርዓት እዩ እምበር ጥቕሚ የብሉን ኢሎም ዝማጎቱና ዝነበሩ ሰባት መን ከምዘረድኦም ብዛየገድስ እንቋዕ ናብ ሓቂ ጥምቀት ናይ ሂወት መንገዲ ሙኻኑ እንቋዕ ኣመኑ ነዚ እንቋዕ ኣብቅዖም
ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ኣቦና !!!ነዞም፡ናይ ሓሶት እምነት ናይ በዓል ሉተር ተኸተልቲ ልቦና ይሃቦም !!!
Romans 10 ትግ - ሮሜ17: እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።
ክብረት ይሃብኩም ኣቦና ንጹር ትምህርቲ ተዋሕዶ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
Xbuk kexlo seltene hawey
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
ሓውና ኣገልጋሊ ጴንጠቆስጥ ጉቡእ መልስ ሂብካ ኣብዚሑ ጎይታ ይባርካ
ናይ ኣቦይ ቀሺ መልሲ ቃል ኣምላኻዊ እነተኾይኑ ጓልን ወድን ኣብ ዝትውፈላለየ ግዜ ይትመቑ፡ ካበይ መጺኡ ኢልካ ደኣ ዘይትሓቶ
Kemzi astemhero kekreb alewo ❤ good work
ጸለመ ኣብ ርእሲ ፕሮተስታንት ደው ይበል! ሰልጠነ ኣካታዓዮም 2 ተጻረርቲ እምነት ዘለዎም ኣብ life ,ህዝቢ ዝመረጾ ርዲኢት ይወስድ
Seltene hawey nska goita redika bruk eka gelixlka eu tebarek
Mdhan mengsti amlak mewras ms kalia aytehawawslu seb keydhn teklkelwo alekum kal amlak nxuh eu netom zeynbubu kem merahi emnet feresawiya aytatw nseb aytetwu dengxlu izihzbi yehtet tebareku
Kal amlak aytehawaesu Rome 1 verses 17 and Act Apostel 4 verses 12
❤❤ xebouk meglexi
ቃል ኣምላኽ ቅድም እምነት ድሓር ጥምቀት ይብል ኣባ ቀሺ ከኣ ኣንጻሩ ትብሉና ኣለኹም ከመይ ከመይ ድኣሉ ፧
Metshaf Kudüs kulu bebtera anbbo pls ,
Aytigageyyy timkettt maletttt kulusebb kiweleddd kolooo Aslamm koinuuu ziweledd. Daharrr tetemikuuu nabbb kiristinaaa ykiyerrrr. Methafff anbibbbbb sebbb aytegagiiiuu
Sltene merexa derfi tegedifu du sedidelka neyere
Romans 10 ትግ - ሮሜ9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።
Ab hawariyat krstiyanat eu zebl eber ortodoxs zbel yelen enteliyu abey trkeb ngeruna hawaryat krstiyanat tebahalu eber kaliea sm ortodoxs yelen ayeknenuwa mexhaf kudus aboy keshi nekbrekum.
ጥምቀት ማለት ኣብ ማይ ምእታው ወይ ብማይ ብግጫብ ኣይኮነን።ጥምቀት ማለት ጎይታ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ምኻኑ ክአምን ክኽእል ኣለዎ።ከምኡ ድማ ካብ ሓጥያት ምሳኻ እመውት፡እቅበር ምሳኻ እትስእ ኢልካ ክትምስክር ከለኻ እዩ ። እዚ ጥምቀት ይበሃል ቆልዓ ግን ሓጥያት የብሉን ክዛብ ኮነ ክምስክር 'ውን ኣይክእልን ስለዚ ይዕበ ስለምንታይ ኢኻ ነቲ ህጻን ማይ ክተፍስሰሉ ደሊኻ፡ንሕና ንፈልጦ ኢና ነቲ ምስጢርካ።ስለዚ ሰልጠነ ክዳን ቀሺ ሪኢኻ ኣይትደሃል ኣብ ዝሓለፈ ጽቡቅ ተዛሪብካ ነርካ። መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ኢሉ ንበል Acts 8 ትግ - ግብሪ ሃዋ35: ፊልጶስ ከኣ ኣፉ ኸፈተ፡ ካብዛ ጽሕፈት እዚኣ ጀሚሩ ድማ ብዛዕባ የሱስ ወንጌል ሰበኸሉ።36: መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ ናብ ማይ በጽሑ። እቲ ስሉብ ከኣ፡ እንሆ ማይ፡ ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧ በለ።37: ፊልጶስ ከኣ፡ ብዂሉ ልብኻ እንተ ኣሚንካስ፡ ይዀነልካ እዩ፡ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ እኣምን ኣሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ።38: ነታ ሰረገላ ደው ኬብልዋ ኸኣ ኣዘዘ፡ ፊልጶስን እቲ ስሉብን ክልቲኣቶም ናብቲ ማይ ወረዱ፡ ኣጥመቖውን።
ሰላም ክቡር ሓው ኣቀዲም ኣብልካ ጥምቀት ብማይ ኣይኮነን ክትብል ጸንሕካስ ተመልስካ ድማ እቲ ስሉብ ብማይ ከም ዝተጠመቀ ገልጽካ ኣሎኻ እሞ እቲ ጽሕፍካዮ ዘሎኻስ ተስተውዕለሉ ዶ ኣለኻ ?
Shimebdi diu?
ሰብ ስለምንታይ ይጥመቕ?እምነት ዶ ወይስ ጥምቀት ይቅድም? ክኣምን ኣለዎ ፡እና መናመሃርኹምን እናኣጥመቅኩምን ኢዩ ዝብል
ኣጥሚቕኩም መሃሩ ኢዩ ዝበለ ባዕልኻ ኣይትቐይራ።
እግዝኣቢሄር ምሕረት ይግበረልኻ ኣቦይ ቀሺ ነቲ ቃል ኣምላክ ዘይኸውን ትርጉም ኣይትሃቦ ፡ንርእስኻ ሲሒትኻ ንብዙሓት ተስሕት ኣለኻ ፡ ዝገደደ ፍርዲ ይጽበየኻ ኣሎ ንስሓ እቶ ናብቲ ቅኑዕ ቃል ተመለስ ንስሓ እቶ።
ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣቦይ ቀሺ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርክ ኣምላክ።
ነቲ ክርዳእ ዝደሊ ጽቡቅ ትምህርቲ ናይ ብሓቂ እዛ እምነት ተዋህዶ ኩሉ መልስታት ኣብ ውሽጣ እንኮሎ ሰኣን ምባብና ብዝነፈሰ ንፋስ ንውሰድ ኣለና።
ኣገልጋሊ ዝብሃል ንህዝቡ ዘገልግል እምበር ንርብሓ ነብሱ ኣገልጋሊ የለን።
ኩም ኩሉ ሰብ ዝብዱሉን ዝጋገዩን ወላ እካ እንተኾኑ ክኣብ ካህን ጥራይ ኢዩ። ካብዚ ወጻኢ ኣገልካሊ እንተ ሃልዩ ናይ ጥቅሚ ጥቅሚ ጥራይ ኢዩ። ሸተት ኢለ ግን ከይ ወደቁ ግን ዝተላዕልኩ ኢየ። ኩሉ ሰብ እምነት ኣቦታቱ ክፈልጥን ክኽተልን ይላቦ።
ኣብ ሽመልባ ከለና ጥምቀት ስርዓት እዩ እምበር ጥቕሚ የብሉን ኢሎም ዝማጎቱና ዝነበሩ ሰባት መን ከምዘረድኦም ብዛየገድስ እንቋዕ ናብ ሓቂ ጥምቀት ናይ ሂወት መንገዲ ሙኻኑ እንቋዕ ኣመኑ ነዚ እንቋዕ ኣብቅዖም
ቃለ ሂወት የስመዓልና፡ኣቦና !!!
ነዞም፡ናይ ሓሶት እምነት ናይ በዓል ሉተር ተኸተልቲ ልቦና ይሃቦም !!!
Romans 10 ትግ - ሮሜ
17: እምብኣርሲ እምነት ካብ ምስማዕ እያ፡ ምስማዕውን ብቓል ክርስቶስ እዩ።
ክብረት ይሃብኩም ኣቦና ንጹር ትምህርቲ ተዋሕዶ ቃለ ሂወት የስምዓልና።
Xbuk kexlo seltene hawey
Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
ሓውና ኣገልጋሊ ጴንጠቆስጥ ጉቡእ መልስ ሂብካ ኣብዚሑ ጎይታ ይባርካ
ናይ ኣቦይ ቀሺ መልሲ ቃል ኣምላኻዊ እነተኾይኑ ጓልን ወድን ኣብ ዝትውፈላለየ ግዜ ይትመቑ፡ ካበይ መጺኡ ኢልካ ደኣ ዘይትሓቶ
Kemzi astemhero kekreb alewo ❤ good work
ጸለመ ኣብ ርእሲ ፕሮተስታንት ደው ይበል! ሰልጠነ ኣካታዓዮም 2 ተጻረርቲ እምነት ዘለዎም ኣብ life ,ህዝቢ ዝመረጾ ርዲኢት ይወስድ
Seltene hawey nska goita redika bruk eka gelixlka eu tebarek
Mdhan mengsti amlak mewras ms kalia aytehawawslu seb keydhn teklkelwo alekum kal amlak nxuh eu netom zeynbubu kem merahi emnet feresawiya aytatw nseb aytetwu dengxlu izihzbi yehtet tebareku
Kal amlak aytehawaesu Rome 1 verses 17 and Act Apostel 4 verses 12
❤❤ xebouk meglexi
ቃል ኣምላኽ ቅድም እምነት ድሓር ጥምቀት ይብል ኣባ ቀሺ ከኣ ኣንጻሩ ትብሉና ኣለኹም ከመይ ከመይ ድኣሉ ፧
Metshaf Kudüs kulu bebtera anbbo pls ,
Aytigageyyy timkettt maletttt kulusebb kiweleddd kolooo Aslamm koinuuu ziweledd. Daharrr tetemikuuu nabbb kiristinaaa ykiyerrrr. Methafff anbibbbbb sebbb aytegagiiiuu
Sltene merexa derfi tegedifu du sedidelka neyere
Romans 10 ትግ - ሮሜ
9-11: እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።
Ab hawariyat krstiyanat eu zebl eber ortodoxs zbel yelen enteliyu abey trkeb ngeruna hawaryat krstiyanat tebahalu eber kaliea sm ortodoxs yelen ayeknenuwa mexhaf kudus aboy keshi nekbrekum.
ጥምቀት ማለት ኣብ ማይ ምእታው ወይ ብማይ ብግጫብ ኣይኮነን።ጥምቀት ማለት ጎይታ የሱስ ወዲ ኣምላኽ ምኻኑ ክአምን ክኽእል ኣለዎ።ከምኡ ድማ ካብ ሓጥያት ምሳኻ እመውት፡እቅበር ምሳኻ እትስእ ኢልካ ክትምስክር ከለኻ እዩ ። እዚ ጥምቀት ይበሃል
ቆልዓ ግን ሓጥያት የብሉን ክዛብ ኮነ ክምስክር 'ውን ኣይክእልን ስለዚ ይዕበ ስለምንታይ ኢኻ ነቲ ህጻን ማይ ክተፍስሰሉ ደሊኻ፡ንሕና ንፈልጦ ኢና ነቲ ምስጢርካ።
ስለዚ ሰልጠነ ክዳን ቀሺ ሪኢኻ ኣይትደሃል ኣብ ዝሓለፈ ጽቡቅ ተዛሪብካ ነርካ። መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ኢሉ ንበል
Acts 8 ትግ - ግብሪ ሃዋ
35: ፊልጶስ ከኣ ኣፉ ኸፈተ፡ ካብዛ ጽሕፈት እዚኣ ጀሚሩ ድማ ብዛዕባ የሱስ ወንጌል ሰበኸሉ።
36: መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ ናብ ማይ በጽሑ። እቲ ስሉብ ከኣ፡ እንሆ ማይ፡ ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧ በለ።
37: ፊልጶስ ከኣ፡ ብዂሉ ልብኻ እንተ ኣሚንካስ፡ ይዀነልካ እዩ፡ በሎ። ንሱ ኸኣ፡ የሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ እኣምን ኣሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ።
38: ነታ ሰረገላ ደው ኬብልዋ ኸኣ ኣዘዘ፡ ፊልጶስን እቲ ስሉብን ክልቲኣቶም ናብቲ ማይ ወረዱ፡ ኣጥመቖውን።
ሰላም ክቡር ሓው ኣቀዲም ኣብልካ ጥምቀት ብማይ ኣይኮነን ክትብል ጸንሕካስ ተመልስካ ድማ እቲ ስሉብ ብማይ ከም ዝተጠመቀ ገልጽካ ኣሎኻ እሞ እቲ ጽሕፍካዮ ዘሎኻስ ተስተውዕለሉ ዶ ኣለኻ ?
Shimebdi diu?
ሰብ ስለምንታይ ይጥመቕ?
እምነት ዶ ወይስ ጥምቀት ይቅድም?
ክኣምን ኣለዎ ፡እና መናመሃርኹምን እናኣጥመቅኩምን ኢዩ ዝብል
ኣጥሚቕኩም መሃሩ ኢዩ ዝበለ ባዕልኻ ኣይትቐይራ።