Amaneal: I respect you but please don’t rush to scatter inaccurate information. First make objective analysis and investigation instead of collecting personal rumors and misinforming the public. It will degrade your credibility as broadcaster.😅
Amanuel please you are making misunderstanding among people. You are completely wrong.First and foremost I have great appreciation to TDF.You are taking all the sequence.You are presenting the information as if you have attended the meeting. You represent Eritrea. The issue is Tigrian.Let them solve there own problems by their own way.They have the capacity.
ኩልኹም ኤትራውያን ናጽነት ናይ ሂወትኩምን ህዝብኹምን ጸውዑ ኣብ ሃገርኩም ,God wanted to hear your voice if you want to serve the dictator you need to be quite, God wants to change our history, Jesus Christ is Lord,
ናይ መወዳእታ ፀግዒ ህዝቢ ትግራይ ሓይልታት ፀጥታ ትግራይ ጥራሕ እዩ
Breaking news of the past two years! Thank you Amanuel, you are one of a kind; and a class by yourself!
የቐንየልና ❤❤❤
Thank you brothr❤❤❤
ካብዞም ጨካናተ ናይስኣኤን ብልፅግናን ልኡኻተ የናግፍኪ ትግራይ ዓደይ።
ብሓይልታት ትግራይ ኮሪዔ ተመስገን
የቕንየልና ኣማኒኤል ሓውና ነቲ ሓበሬታኻ
የቐንየልና አማኒኤል ፀኑዕ ተቓላሳይን ዋሕሰ ሓቅን።
ኣማኑኤል ሓዎይ ብመሰኮት ክሪአካ ከለኩ ብጣዕሚ እየ ዝሕጓስ።
የቀንየልና ኣማን ብሰራዊትና ብጣዕሚ ኢና ንተኣማመን
Good news ❤ ❤
Selam Selam 🎉🎉🎉
Thank you brother
Thank you 🙏
We need now free country
The country of tigray
Thankyou
Thank you ima
ሓቂ ይግበሮ❤
Thanks for your feedback sir
ናይ ማአዝ አየ
Good news
Thanks so much Emanuel great news for tigray people
ጅግና እካ እማን እለይ
የቐንየልና ኣማኑኤል ስለ እቲ ጊዚያዊ ሓበሬታ
ቀውስ ውሻ
Thank you Ammi for your information and concern
የቀንየልና ሓውና አማኑኦል!!!
TPLF for life 4 Ever
Tanks TDF
Thinks hero TDF❤❤❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤
Kabey amxwo ezi asena gn halowlow
እዚ ወዲ ጫፍ ሰሚዑ ዩ ዘውርይ ከየዳናግረኩም ተጋሩ ጌታችው ይኹን ደብረጽየን ኩሎም ተጋሩ ምኻኖም ኣሚንኩም ካብ ደገ ታሓሽከርቲ ኣይትስምዑ
ኤማ ሓውና ❤❤
ደንግዮም እካ!!!
Viva TDF
🙏🙏🙏
Wawwwww
Amaneal: I respect you but please don’t rush to scatter inaccurate information. First make objective analysis and investigation instead of collecting personal rumors and misinforming the public. It will degrade your credibility as broadcaster.😅
Thank You Lord Almighty God for a good news. TPLF will prevail.
Amen!
ሰራዊት ትግራይ ምሰ ህወሓት ወጊኑ ማለት ኣርምታት ትግራይ ኣብ ሰሙን ኽፈርሳ ኸምዝኽእላ ትፈልጥ ዶ ።ልዕሊ 240 ሸሕ ሰራዊት ትግራይ ካበይ እዩ ተኣኺቡ ኢልካ እሞ ሕሰብ ። ናይ ህወሓት ጠበቃ ተኾይኑ ህዝቢ ደቁ ተሰሒቡ ኣብተን ንህወሓት ዘይድግፋ ዞባታት ጥራሕ ወለዲ ደቆም ተሲሒቦም TDF መብዛሕተአን ኣርምታት ክፈረሳ እየን ።
የሰ❤❤❤❤❤❤
TDFይ ዋሕስና❤❤
ፃድቃንሞ ክልተ ግዘ ተባሪሩ። ቅድም ብመለስ ግዜ ሀንፍሽፍሽ ህዝ ከአ ብ ደብረፄን ምስ እን ጌታቾ። ኡወይ ውርደት!
The right decision at the right time.
Hasawi
Debrxi 🐆 👈🏽
Aye Amanuel kuku gize mis hizbi tugray konika aytifeltin turah mis weyane eyu mergesika silezi weyane eyu zikefileka thanks.
Good news 🗞️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አማኑኤል በርትእ
Yeah that’s right no matter what happens TPLF will always win.
ትክክክል ካሊእ ሕወሓት ኣይንፈልጥን እና ቀፅልሉ ንዞም ባንዳታት ጌታቸውን ፃድቃንን ንስልጣን ህምህረፍ ኢሎም ምስ Genocide ዝፈፀመልና ኣብይ ህዝቢ ኣብሊዖም ምስኡ ንክነብሩ የሐፍር እና ዕድመ ንሰራዊትና እምበር ባንዳታት ካሊእ ሓሲቦም ነይሮም
Tdf tdf tdf ጀጋኑ ❤❤❤❤❤
ካበይ ኢኻ ኣምፂኻዮ አማኑኤል
Mr amanuel ,
You are working fir Tigrai more than Eritrean
ኣማኒኤል ብጣዕሚ ኢና ነክብረካ ግን ዘይተፅሓፈ ተንብብ ኣለካ ፀግዒ ትሕዝ እውን ኣለኻ ስሕተት!
Terrill Lodge
Kkk Fake News
ብዜና ምስ ተቅርቦ ጽቡቕ ኔሩ
TDF FOR LIFE for ever
አማኒኤል እንታይ ኢካ ትህወክ ዘለካ እዚ ትብሎ ዘለካ ካብ አብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ዝሰማማዕ ዜና አይኮነን።
ኣማኒኤል ል ሕወሓት ልትድግፎም ስለ ናፅነት ኤርትራ ስለ ልከላኸልልኻ እዩ ኸዚ ኣብዪ ኣሕመድ ል ኤርትራ ከይ ወርራ ል ትግራይ ክወርራ ዲኻ ትፅዕርረኻ ፀረ ህዝቢ ኢኻ ኣሰና ማፍያ
ኣማኒኤል ተኸፋሊ ከምዝኾንካ ሕጂ ኣረጋጊፅና ቅድሚ ሕጂዉን ናይ ሕዝቢ ትግራይ ፀገም ስለዘቃልሑ ካብ ኣሰና ዝነበረን ናይ ሳተላይት ዉዕል ከምዝኸልከልካዮም ንፈልጥ ኢና። ናይ ሕጂ ግን ገዲዱ ከመይ ዝበልካ ዕሱብ ኢኻ። ፀግዕ ናይቶም ዝኸፍሉኻ እንዳስብሓት እምበር ፀግዒ ሕዝቢ ትግራይ'ዉን ኣይነበርካን። እዙይ ናይ dictator ኢሳያስ ዝለመድካዮ ኣብ ካሊኢ'ዉን ከምኡ ይመስለካ ጌጋ እዩ። ናዓኻ እዙይ ዉርደትዩ። ኩፉእ ተዛረብን ፀጊዒ ኩፋኣንን ምዃንምበር ባዓል ደብረፅዮን ዝመርሕዎ ፀረ ዲሞክራሲ እዩ ክወድቕ እዩ ተጋሩ ድማ ዝደለናዮ ክንመርፅን ክነዉርድን መሰልና እዩ። ሊያቡ ደም ሕዝቢ ዝመጡስ ንስኻ ሓላይ ሊያቡን ኮይንካ ብዛዕባ ንትግራይን ንተጋሩን ዝጠቅም ክትጉስጉሰልና ባርያ ኢኻ።
ቀዳማይ እቲ ሽምኩም አይትሀቡዎ ተከፈልቲ ስለዝኮንኩም ክቅፅል ብህጋዊ ተመረፀ ጉዚያዊ መንግስቲ ጊዚኡ እህሲፉ እዩ ክቅፅል እቶም መንእስያት እዬም ደሞም አፍሲስም እግሮም አይኖም ኢዶ ዝሳአኑላ ወለዶ ንሳቶም እዬም አዲ ዝህዙ ብመስተ ትግራይ ንክሸጣ ሀጎፍ ዝብል ብእራይ ብፍፁም አይህሰብን ከምሀድሽ ምርጫ ተጌሩ ተጋዳላይ TDF እዩ ትግራይ ዝርከባ ይአክል ብብልፅግና ክንማሀደር::::
ጥሉል ሓበሬታ ድዩ ኤማ?
እንተኾይኑ ሓሪፍ ሓበሬታ 'ዩ።
ወሃቢ ቃል ናይ ህዋሓት ዲኻ ንስኻ? . . . ሮኽራኽ!!
ኣይ ደቂ ዓዱ እንድዮም ደቂ ሰራየ‼️ በዓል ደብረፄን ሞንጆሪኖ
ኢሰያስን ሕወሓትን ቁማር ተበሊዐን እየን።መሕዘኒ እዩ፡አብይ ንክልቲዕም ብተንኮል ስዒርዎም እዩ።ነኒጻድቃን ድማ ን ኤርትራ ንምጥፋእ ቂም ዝሓዙ ወታደራዊ መራሕቲ እዮም፡ነዚ አብይን አሜሪካን ብደምቢ ገይሮም ሰሪሖምሉ እዮም፡ዝሰዓሩ ድማ ይመስሉ!
Justina Plain
ኣበይ ኣሎ እቲ ውሳነ? ፀጥታ ትግራይ እኮ አብ ትሕቲ ጊዚያዊ መንግስቲ እምበር ኣዛዚ ጊዘያዊ መንግስቲ ኣይኮነን ዘይተብሃለ ክኸውን ዘይክእል ዘይ ሕጋዊ ዘረባ ኣይተምፅእ ኤማ።
Juliana Mission
ወታደራዊ ደርጊ ዕልዋ መንግሥቲ'ዉን ክገብር ይኸዉን!
አይቲሓሲ
Source??????????
Vickie Falls
Amanuel please you are making misunderstanding among people. You are completely wrong.First and foremost I have great appreciation to TDF.You are taking all the sequence.You are presenting the information as if you have attended the meeting. You represent Eritrea. The issue is Tigrian.Let them solve there own problems by their own way.They have the capacity.
Game over 😂😂😂😂😂
የሳዋ ድንጋይ አለ አብቹ
ክላእ፣ድንቁርናኻ ኣይትምገረና በጃኻ፣ዓንጃል።
ኣማኒኤል ካብ ናይ ትግራይ ኢድካ ሰሓብ ። ገንዘብ ተኸፊሉካ ድዩ 😮😮 ኢድካ ሰሓብ
እነታይ ኣእቲኳ
ንበረልና ክቡር ሓውና ኣማኑኤል ናይቁርፅ ኢዋን
ኣማንኤል እቲ ብሚድያኻ እተመሓላልፎ ሓበሬታ ርጡብ ክኸውን ኣለዎ። ኣብዚ እዋን እዙይ ካብ ክልተ ሸነኻት ዝወሃቡ ሓበሬታታት ናይ ውልቆም ስምዒት ዘንፀባርቁ እዮም። እዚ እተሕልፎ ዘለኻ ሓበሬታ ካብ ባዕሎም ሓይልታት ትግራይ ክወሃብ ኣለዎ። ወይ ድማ ብግልፂ ወገንነትካ ምስ ኣየናይ ምዃኑ ኣነፅር።
Antum sebat asena tv kabtwnin zeyteregagetse zena endakrebka nza asena zeyro atrfuwe.hansab kaliay tigage .ane tekatateli asena neyre higi gin atsliatn
It will the right thing to do . If it is true?
Amanuel ms tplf weginka kedemu wn aytbrhann nerka
Begaka erefti wused riesika ewun tsbuk zeleka aymeslenin
Nay bihaki xbuk wisane selam zifetir eyu
You yourself have to learn from this message.
እሞ እዚ ደኣ መኣዝ "ውሳነ ሓይልታት ፀጥታ" ኮይኑ
ውሳነ ደብረፅንተት (ህወሓት) እዩ ዝበሃል ።
ብሓፂሩ ንስኹም ደገፍቲ ወዲ ሓውኩም ኢኹም ።
😂😂😂😂😂😂😂
EZIAS ZENA AYKONETIN HATEWKETEW
TDF መፈንቅለ መንግስቲ ገይሩ ዲኻትብል ዘለኻ?፦እተን ትብለን ዘለኻ ናብ ሓደወገን ፀግዒ ሒዙ ከምዘሉ ንሱውን ናብከባቢነት ተሸጊጡ ከመዝኣተወ የረጋግፅ
አብአ ትረክባ በትሪ TDF
ናይ ህግደፍ ፖዘቲቭ ዶግ ወፃኢ መፅዩ የዕገርግር
Yekeni yelna Amanuel thabere taka
ኩልኹም ኤትራውያን ናጽነት ናይ ሂወትኩምን ህዝብኹምን ጸውዑ ኣብ ሃገርኩም ,God wanted to hear your voice if you want to serve the dictator you need to be quite,
God wants to change our history,
Jesus Christ is Lord,
እሙም እንታይ አለዎ ኩሉ ከማካ ቅኒዕ እንተዝኮን
ሓሶት ናይ ሓሰና
ሚሐ
አባይ ዜና ምናዳ አወፃእ ንዘለና
እዚ ማለት ምስ ጉጅለ ደብረጽዮን ወጊኖም ማለት ድዩ
No with people of tigray that we need free country
TDF Walter hager
ኣዚ ኣዩ ኣቲ ሕቂ ክምዚ ንሓይልታት አርትራ ንምንይ
ኤማ በጃካ ህውሓት ዝባሃል ሕጋዊ ውድብ ዘየለስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ህወሓት በጃካ ትዛረቦ ምስ ሕጊ እንዳገናዘብካ ተዛረብ? ንምሳሌ ጉባኤ ዘይሕጋዊ እንተኮይኑ በዚ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዘውፀኦ ኩሉ ነገር ሕጋውነት የብሉን።
እዞም ተጋሩ ዘሕለፍዎ ሂወት ከመይሎም ይርሰዕዎ ብሰንኪ አምሐራ ዓድኹም ገዲፍኩም ኤርትራ ተሰዲድኩም ንኽትኀብሩ ዓረብያ እናደፋእኩም እናረፋዕኩምን ንዘዝኾነ አታ ዓጋመ ዘይትጽውዕ እናተባሃልኩም ሳላ መሰዋእቲ ጀጋኑ ህወሐት ዓድኹም አቃልቦ ዓለም ረኺብኩም ደርጊ ጸሪጎም ወያ ትግራይ ወፍጮምር እንታይ አለዋ ዝተባሃልኩም አነ ማለት ገዲፍኩም ንሕናልኩም ዓድኹም መፍቶ ውልቀ መላኺ አይትግበሩዋ አየ መለሰ ነዚ ዲኻ ተሰዊእካ ሰውአት መዓል ሐየሎም አርአያ መቃብሮም ከየንቀጥቅጥ ክንዲ አነ ንሕና በሉ
ችድ ቆማል ወዲ ገይ 🇪🇷🌈🌈🌈🌈
አየተራስን ይዓኪ
ክኸውን ኣለዎ፡ ተጋሩ ካብ ኤርትራውያን ተመሃሩ ስጠሙ፡ ብጐኒ ኣትዮም ንጥፍኣትኩም ንዝውጥኑ ባይታ ኣይትሃብዎም፡ ኢሳይያስ ቀደም እንተዝነቕሕሉ ዝኹሉ ተጋዳላይ ኣማሕቡስ ኣይምሓቐቐን
now ur got some business.