ፃንሒት ምስ መዘክር ኣባዲ ዘሞ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
  • ፃንሒት ምስ መዘክር ኣባዲ ዘሞ
    #LazaTigrigna #TigrignaNews #ላዛትግርኛ
    © Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
    This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this TH-cam Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    Laza Tigrigna Media & Communications
    Email- lazatigrigna@gmail.com
    Mobile- +251962190971
    Selam City Center Building 6th Floor
    Mekelle - Tigrai -Ethiopia
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    / lazatigrigna
    / lazatigrigna
    www.tiktok.com...
    www.lazatigrign...
    / lazatigrigna
    / kezahta
    / lazacinema
    / lazaidol
    / lazarecords

ความคิดเห็น • 177

  • @tesfabrieh4237
    @tesfabrieh4237 3 วันที่ผ่านมา +3

    ምስኦም ዓብዩ፤ ግን ድማ ንሶም ዘይሰርሕዎ፥ ብናይ ባዕሉ ፍልጠትን ኣመለኻኽታን ምስ ወድዓዊ ኩነት ንዓርሱ ዝሰርሐ ብሉፅ ጅግና ወዲ።
    ነኽብረካ🙏

  • @MekonnenKahsay-k3d
    @MekonnenKahsay-k3d 5 วันที่ผ่านมา +6

    ጀግናና ኢኻ መዘክር ሓውና ቀፅለሉ ብዙሕ ዝተደናገረ ስለዘሎ

  • @mekelleshikor2368
    @mekelleshikor2368 5 วันที่ผ่านมา +8

    መዘክር ጀግና ትግራዋይ የቀነልና ሰማይግራቱ

  • @Jhon863
    @Jhon863 5 วันที่ผ่านมา +7

    ሰብዓዊ ሰብ ማለት ዝወጸሉ መደብ ጠንጢኑ ንሓቂ ጠጠው ዝብል እዩ። መዘክር ድማ ሀደ እዩ።

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
    @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 5 วันที่ผ่านมา +8

    የቀንየልና ነጋ መዘኪሪ ኣጀኺ ንዚታሪክ ክትምስኪሪ እካ ተሪፊካ ካብዚ ኩሉ መንእሰይ ትግራይ እና ኩሉ ኣቃሎዕ🙏

  • @MichaelGGebre
    @MichaelGGebre 5 วันที่ผ่านมา +6

    Mezekir Abadi, jigna wedi jigna. I am proud of you!

  • @ፍትሒንተጋሩ
    @ፍትሒንተጋሩ 5 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks Zeru & Mezekir , so interesting

  • @teferigebremedhin9969
    @teferigebremedhin9969 5 วันที่ผ่านมา +21

    Great man! ኣብቲ ጉጅል ድሕረት ዓቢካ ፤ኣንፀር አቲ ጉጅለ ድሕረት ምቅላስካ ነድንቅ፤፤ አቲ ድሕረት ግን ኣብ ክልቲኡ ጉጅለታት ህወሓት ስለዘሎ ከከም ብፅ ሒቶም ተተቃልዖም ፅ ቡቅ ነይሩ፤፤

  • @johnalemayo2122
    @johnalemayo2122 5 วันที่ผ่านมา +4

    Well done ❤❤❤❤❤mezker

  • @GereTsegay-v1l
    @GereTsegay-v1l 5 วันที่ผ่านมา +5

    ግልሕ ልሕ ኣቢካዮ ኩሉ እትናኦም መዘክረይ ሉል ትግራይ።

  • @brightfeature89
    @brightfeature89 3 วันที่ผ่านมา +1

    እዚኦም ርኹሳት ብዙሕ መማረፂ ምተጠቀሙ ነይሮም ግን ውሽጦም ዘይተአማመኑ ንጥቅሚ ንስልጣን ብዓሌት ዝመራረፁ ፀረ ህዝቢ ናይ ጥፍኣት ምንጪ እዮም።

  • @michealkebede950
    @michealkebede950 5 วันที่ผ่านมา +3

    ጽቡቕ ርድኢትን ርዕዮትን ናይዚ ወለዶ ትስፍው መንእሰይ

  • @Azme-w4x
    @Azme-w4x 5 วันที่ผ่านมา +3

    Thanks you so much mezeke

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 5 วันที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ደሕና መጻእካ ልባም ሐቀኛ መንእሰይ ተ/ይ መዘክር አባዲ ዘሞ

  • @عععع-م8ل
    @عععع-م8ل 4 วันที่ผ่านมา +2

    ግን ከምቲ ኣብ facebook ትገልፆ ዘለኻ ተትገልፆ ወዲ ዘሞ ጀግና❤❤❤❤❤

  • @Abraham-zy7df
    @Abraham-zy7df 5 วันที่ผ่านมา +3

    ...courageous, analytical, eloquent, influencial... and well-informed.

  • @gerehaile2737
    @gerehaile2737 4 วันที่ผ่านมา +1

    thanks LAZA and Mezeker

  • @AsmeEndertawi
    @AsmeEndertawi 5 วันที่ผ่านมา +11

    ፀለመይ ጠቀነይ ለየህስሶ ብሉፅ ተቃላሲ!! መዘክር ኣባዲ ዘሞ

  • @KbromAfera-dx7rp
    @KbromAfera-dx7rp 4 วันที่ผ่านมา +1

    Our hero, Go ahead!!

  • @MRato-v8u
    @MRato-v8u 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሐፂሩ አንውሐዬ

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 5 วันที่ผ่านมา +8

    ረዚን እምቆት ዘለዎ ካብ ፕሮፖጋንዳ ነፃ ዝኾነ ሓቀኛ ታሪኻዊ ትንታነ ኸብረት ይሓበልና ጅግና ሓውና ተጋዳላይ መዘክር ዓባዲ ዘሞ ሓዉና ነጋ ዘርዑዉን የቅንየልና ይልመድካ ደጊምካ ደጋጊምካ እንተተቅርቦ ከም ለበዋ ሰሙናዊ መደብ ምሰ ወዲ መረሳ እንተተዳልዉ መዘክር ታሪኽ ትቅይር ሰለዘለኻ ኹርዐት ይሰማእኻ ❤❤

  • @GhaweryakmaryamAmaha
    @GhaweryakmaryamAmaha 5 วันที่ผ่านมา +15

    መዘክር ብሉፅ መስተውዓሊ ፀረ ጉጅለ ድሕረት

  • @SamKiros-c9r
    @SamKiros-c9r 5 วันที่ผ่านมา +1

    very informative

  • @a.k.2052
    @a.k.2052 5 วันที่ผ่านมา +3

    መዜ❤

  • @abrahamtd9563
    @abrahamtd9563 5 วันที่ผ่านมา +3

    Jegna nay jegna

  • @Lullllt
    @Lullllt 5 วันที่ผ่านมา +12

    ከም መዘክር ንትግራይ የድልይዋ እዮም ቀጽለሉ

  • @eyasumearg2051
    @eyasumearg2051 4 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks mezekir for your information

  • @AbebaYared
    @AbebaYared 5 วันที่ผ่านมา +1

    በርቱዑ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 5 วันที่ผ่านมา +2

    እትሰርሕዎ ዘለኹም ስራሕቲ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ እዩ ቀጽልሉ።

  • @TedrosTilahun-c1i
    @TedrosTilahun-c1i วันที่ผ่านมา

    መዘክር ኣባዲ ልዕሊ ጅግና እዩ ኣቦ ሸሞንተ ሚልዮን ድምፂ ተጋሩ እዩ። ዘይስኩን ዘይስልችዎ መሪርን ተሪርን ተቓላሳይ much respect.

  • @senaitmebrahtu912
    @senaitmebrahtu912 5 วันที่ผ่านมา +2

    #Brave#Heart !!!!

  • @TedrosTilahun-c1i
    @TedrosTilahun-c1i วันที่ผ่านมา

    ነጋ ዘርኡ sorry to say this ሕቶታትካን ንምሕታት እትጥቀመሉ methdology ብጣዕሚ ዝወረደ እዩ።

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 5 วันที่ผ่านมา +11

    ዕሱባት ሹዋ ሕሩራት ኢትዮጵያውያን ሹዋውያን ተጋሩ ምስ ካሓዲት ሃገር ኢትዮጵያ ኮይኖም ፀረ ትግራይ ኮይኖም እዮም ትግራይ ዘብልዑዋ እዮም

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous Shabia sympathizer doesn't have a shame at all, the majority of tegaru are sick and tired of you narrow minded old fashioned few tplf seniors Clowns corrupted

  • @KflomGereziher
    @KflomGereziher 5 วันที่ผ่านมา +4

    መዘክር ብሉፅ ተቃላሳይ ናይዚ ወለዶ💞💊💊💊

  • @DashaAsfaha
    @DashaAsfaha วันที่ผ่านมา

    👌👌👌

  • @tekleweyni-w1r
    @tekleweyni-w1r 5 วันที่ผ่านมา +2

    መዘክር ንፉዕን ትጉህን መንእሰይ ትግራይ ካባኻ ብዙሕ ትፅበ!!

  • @alemtesfay-g3t
    @alemtesfay-g3t 5 วันที่ผ่านมา +3

    ታደሰ ወረደ ተመን ብሕዝቢ ትግራይ ቁሟር ይጻወት ኣሎ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 5 วันที่ผ่านมา +2

    ናይዚኦም ድኹማት ጉድ ዘርዚርካ ኣይውዳእን። ቀጽለሉ መዘክር ህዝብና ክነቅሕ ኣለዎ። ኣብ ባዶ ሜዳ ኣዮኻ ናይና ምባል ምእንቲ ደው ከብል።

  • @Merebet-l3t
    @Merebet-l3t 5 วันที่ผ่านมา +4

    እቲ ህወሓት መዋእሉ ጨቋኒ ዝባሃል ውድብ፡ እኒ ኣባዲ ዘሞ ዘምፅእዋ ውድብ እዩ፡ ሕጂ ድማ ወዲ ኣባዲ ዘሞ ኮለል የብለና ሎ። ንሕና እባ እንታይ ገበርና?

    • @Tombe-uy8mr
      @Tombe-uy8mr 5 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @abduselamsalih-b4k
    @abduselamsalih-b4k 5 วันที่ผ่านมา +5

    ነጋ ዘርኡ በርትዕ ምንም ዘፍርሕ የብልካን።ከምዚኦም ዝበሉ ዝበሰሉ መናእሰይ ሓሳቦም ክገልፁ ምግባር ቀፅለሉ።

  • @Atiytheman
    @Atiytheman 5 วันที่ผ่านมา +1

    Laza tigrigna Gobez

  • @AbdullaHadeed-s3o
    @AbdullaHadeed-s3o 5 วันที่ผ่านมา +1

    Hero...mezeker

  • @MRato-v8u
    @MRato-v8u 5 วันที่ผ่านมา

    ካልአይ ክፋል

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 วันที่ผ่านมา +5

    ነዚ ሲአይኤ ናይ ብልፅግና አምፂእኹሙና ገፁ ትርሐቕ

  • @danielwoldemichael9977
    @danielwoldemichael9977 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሓሲኹም ዶላር ሓቂ ሒዝኩም ናተይ ብር ይሕሸኩም።
    ኣካውንትኹም ልኣኸለይ።
    ስጋ ብፆት ዝከኣለኒ ክልእኸልኩምየ።

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 4 วันที่ผ่านมา

    👍

  • @michaelgerea8341
    @michaelgerea8341 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @MRato-v8u
    @MRato-v8u 5 วันที่ผ่านมา

    ካልአየ ክፋል

  • @dargealem
    @dargealem 5 วันที่ผ่านมา +4

    እንታይ ወርቃዊ ታርኽ እዩ?
    ወርቃዊ ወለዶ ዝወዳእናሉ'ምበር!

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 5 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዝገርም ዘደምም እዩ
    plc እዩ ኾይኑ ሸዊዱና

  • @natynaty5053
    @natynaty5053 5 วันที่ผ่านมา +2

    ወጊድ ንዓሌታውነት

  • @rezenetesfay7568
    @rezenetesfay7568 5 วันที่ผ่านมา

    መዘክር፣ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ዝተሓንሸሸ እኮ ክሕደት ዘለዉ ተጋሩ ከይኮነስ ክሕደት እቶም ስውአትን ጉዳኣትን እዩ፡፡

  • @afeworkidesta
    @afeworkidesta 5 วันที่ผ่านมา +1

    ጎጎሓፍኩም ትዛረብላ ሚዲያ ካብ መዳለዊኹም ጀሚሩ ክሳብ ሓሳብኩመም ጎሓፋት

  • @danielhalefom5922
    @danielhalefom5922 5 วันที่ผ่านมา +1

    Come on guys what is happening in Tigray on the ground is enough to blame TPLF leadership? Tplf is the one leading ?
    And millions of Tigrainans are in danger.
    We need change. History is history we need to live today.

  • @gebremedhingenet8363
    @gebremedhingenet8363 5 วันที่ผ่านมา +3

    መዘክር ጀግና በርትዕ

  • @ZewediArefaine
    @ZewediArefaine 5 วันที่ผ่านมา +11

    መዘከር አባዲ ናይ ጌተቸው ተመዋሊ ንሓድነት ትግራይ ዘምር አቦኻ አንፃር ጭቆና ኢዱ ብጎጆሞ አካሉ ዝጎደለ ንሰኻ መለእዮ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 วันที่ผ่านมา

      You sound sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered self-righteous mouth piece, the majority of tegaru are sick and tired of you, your narcissistic dogmatic, fanatic, communist, ideology,

  • @GoshuBerhaneWeleabzgi
    @GoshuBerhaneWeleabzgi 4 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ትግራይ እናተዘከርካ ክትነብር እኻ።በርትዕ

  • @MRato-v8u
    @MRato-v8u 5 วันที่ผ่านมา

    ካልአይ ክፋፋል

  • @mebrahtutsehay9536
    @mebrahtutsehay9536 5 วันที่ผ่านมา

    በርትዕ ጅግና ኢኻ መዘኽር ጉድ ዘብል ገበን ኣብ ዝባኖም ስለዘሎ ኻብ ስልጣን ኽወርዱ ዘይደልዩ ዘለው ንገበኖም ኽሽፉኑ ኽብሉ ናይ ጆኖሳይድ ገበነኛታት ብዓለም ለኸ ንኸይህተቱ ኣፅዮሞ ተሪፎም ህዝቢ ትግራይ ኣይሰደኩምን :: የቀንየልና ነጋ በርትዕ!

  • @SisWeldu
    @SisWeldu 5 วันที่ผ่านมา +6

    ለምንታይ ግን ካብቲ ሓደ ጉጀል ዝይተምፅ ኩሉ ጊዜ ካብ ናይ ጌታቸው ብቻ

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 5 วันที่ผ่านมา +1

      እዚ ናይ ጌታቸው ጫርቃን 😂😂ሚዲያ ምካኑ አይፈለጥኪ

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 วันที่ผ่านมา

      Who in the world supports sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish communist, Shabia sympathizer unless you are one of them ,the majority of tegaru are sick and tired of those old fashioned few tplf seniors Clowns corrupted

  • @Brhanutesfay-y8q
    @Brhanutesfay-y8q วันที่ผ่านมา

    ወዲ አባዲ ንሰላም ዘምር ነቲ ህዝቢ ትግራይ ሕሰበሉ

  • @abiythelegend9532
    @abiythelegend9532 5 วันที่ผ่านมา +5

    Mezeker is a disgrace to us

    • @befairbalance7507
      @befairbalance7507 5 วันที่ผ่านมา

      No sibhatawian corrupted group guhilatat billioner and millioner selfish self-centered are who disgrace us not this gentleman

  • @negasihaile5860
    @negasihaile5860 3 วันที่ผ่านมา

    ደፋር ተቃላሳይ እካ በርትዕ

  • @girumgebre1546
    @girumgebre1546 4 วันที่ผ่านมา

    ንስካ ናይ ትእምት ገንዘብ ዘየብላዕኩኒ እዩ ቂምታካ እምበር ናትካ ሓሳብ
    ንገጽካ እዩ ዝመስል ጐባጥ

  • @TigrayCommunityRefugees
    @TigrayCommunityRefugees 5 วันที่ผ่านมา

    ብዙሕ ጊዜ እቲ ዜሮ ኣበርክቶ ዘለዎን እቲ ደምበ ዕስለ ደጋፍን ብናጻ ሓሳቦም ንዝገልጹ ግዱሳት ተጋሩ ባንዳ እንዳበለ ክጻረፍ ትዕዘብ።

  • @rezenetesfay7568
    @rezenetesfay7568 5 วันที่ผ่านมา

    መዘክር፣ ምልኪን ጭካነን ሕወሓት ዝጅምር ካብ ጊዜ ዶ/ር ኣረጋዊ በርሀ ጀሚሩ ኣብ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ዝውዳእ ዘሎ እዩ፡፡

  • @kidebrhane
    @kidebrhane 4 วันที่ผ่านมา

    amedam

  • @HelenHelen-d5c
    @HelenHelen-d5c 5 วันที่ผ่านมา +2

    ሺሺ ሻሻ

  • @aflachannel
    @aflachannel 4 วันที่ผ่านมา

    መዘክር ጨውጫው ኣቢልካያ ዓዲ

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 5 วันที่ผ่านมา

    መንእሰይ መዘክር ኣባዲ ዘሞ; ሕሊና ንዘለዎ ሰብ ኣብዚ ዘበን እዚ ብጣዕሚ መሕፈርቲ ኮይና ካብ ሰብነት ንታሕቲ ወሪድና ኣለና:: እሞ ኣብ ቅኑዕ መስመር ኢኻ ዘለኻ ኣብኣ ርገፅ!!!

  • @senaitmebrahtu912
    @senaitmebrahtu912 5 วันที่ผ่านมา +3

    ሐደ ክንድ'ሺሕ በይንኻ አብ ክልተ ዓመት ጣጥ..ጣጥ... አቢልካዮም ኛር ኢሎም በኺዮም!! kikik🤣 ከምአ ኢላ ትቀጽል.
    ክልተ ከማኻ ዝበሉ በለሕቲ ምሃለዉና መንእሰይ ሰላሙ ምረኸበ ነይሩዩ ብቻ ንወለድኻን ነተዓባቢያኻ ነድንቅGo go ንኺድ ጥራሕ

  • @Resilience3
    @Resilience3 5 วันที่ผ่านมา +4

    ትግራይ የልጆች መጫወቻ በሆኗ በጣም አዝናለሁ💔ይህን ማየት እና ማዳመጥ መደናቆር ነው።

    • @KMWART
      @KMWART 4 วันที่ผ่านมา

      😢😢😢በማያገባህ ጉዳይ #ጥልቅ ማለቱን አቁም።

    • @MuluHailu-zd4tm
      @MuluHailu-zd4tm 4 วันที่ผ่านมา

      Kkk

    • @Resilience3
      @Resilience3 4 วันที่ผ่านมา +1

      @@KMWART አንተም ገና ያልበሰልክ ሰለሆንክ ላንተ መልስ መስጠት መወረድ ሰለሆነ አልመልስም። ሰለትግራይ እንዲሁም ህዝብ በደንብ ያገባኛል። Buzz off!

    • @krischam801
      @krischam801 4 วันที่ผ่านมา

      የኣሮጌዎች መጫወቻ ናት

    • @Resilience3
      @Resilience3 4 วันที่ผ่านมา

      @@krischam801 ከመጠጥከ፣ከሺሻ ፣ከጫት እንዲሁም ከትግራይ ራስ ውረድ።

  • @Kidanemariamyihdego
    @Kidanemariamyihdego 5 วันที่ผ่านมา +9

    ካፍቶም ምስ ጸላእቲ ሓቢሮም ጸረ-ትግራይ ዝቃለሱ ሓደ ንስኻ ኢኻ።

  • @gaydigets7061
    @gaydigets7061 5 วันที่ผ่านมา

    ምትክካእ ማለት ከምዚ እዩ ነቂፀካ አይተረፈን በቃ ምስ ግዜ ዘከይድ እዩ ዘድለይ

  • @mamitgebrehiwot6083
    @mamitgebrehiwot6083 5 วันที่ผ่านมา +5

    ገፅካ ይጥፋእ

  • @G.Ge-m8v
    @G.Ge-m8v 5 วันที่ผ่านมา +9

    ትሚሊ ስልጣን ኣብኡ ተጠቒሙ ብዊስኪ ዝሕፀብ ዝነበረ ሰብ ሎሚ ቅዱስ መሲሉ ይዛረብ

  • @ygyz5428
    @ygyz5428 5 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝ ዘሐለፈ ላተዛረብካ ምትቻው ዝቀለለ እዩ። ልሳኻ ላያቦኻ ስልጣን ከተግንይ ደጊም አይከአልን። ልሳኻትኩም ዝመሰሉ ምኽንያት ህዝቢ ትግራይ ዋጋ ከፊሉ።

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 4 วันที่ผ่านมา

    ዱሁላት ሌቤ መዘክር ሰሩቅ ወደ ስራቄ ህዝብ ትግራይ መጭወት ቆማራ ጌሪኩማ ክወግሕ እዩ ዝፀልመተ ክይወገሕ እይተርፍን ክልቴኩሙ ንክብደኩሙ ዝተገዛኹም ሽይጥት ዐዴ ባንዳታት ንብዕት ትግራይ እብ ልዕለኹም ክማይ ፍሉሑ ይፍስስ ህዝብ ብገንዘብ ትሸጡ ንርእስኹም ተሽይጥኹም ንህዝብ ትግራይ ሐስረ መክራ ክረክብ ፍትሕ ክይነግስ ብገንዘብ ተገዜእኹም ቀትርን ለይትን ህዝብኹም ክታብርሱ ትስርሑ
    መሕፍርቴ ዱሁላት እግዚአብሔር ልባና ያሃብኹም

  • @aregaiw
    @aregaiw 5 วันที่ผ่านมา +1

    Okay, there was no preparation, so what?
    Are you saying Tigray could have prevented or defended the genocidal war?
    This is nonesense analysis.You are saying Debretsion had a plan to surrender othe TPLF leaders and generals to Abiy

  • @egzabihertalaknew3508
    @egzabihertalaknew3508 5 วันที่ผ่านมา +5

    Banda nkebdu werada dedeb mehaym 👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @shanqonaina3558
    @shanqonaina3558 5 วันที่ผ่านมา

    Mezekir
    I encourage you to write a book. You have massive insider information. It would be a great benefit to Tigray and its history in general. Then only can your amazing recollection of facts be quoted and referenced in history books. Though still useful and critical, your social media engagements and contributions cannot be taken as "authentic" reference materials. Strict protocols of professional academic writing prohibit referencing popular literature, more so social media postings.

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 5 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ወዲትግራይ ወዲ ሕብርቲ መቀለ!

  • @abu.binadam6530
    @abu.binadam6530 วันที่ผ่านมา

    በቃ መንገዲ ከስተኻኽል ዝፈተነ ሰብ ስም ናለጠፍካ ምዉጋድ?!!!
    ኣታ ክንደይ በላሕቲን ሙሁራት ሰባትን እኮ ስኢና ኢና

  • @kibromyikun-yr6xi
    @kibromyikun-yr6xi 5 วันที่ผ่านมา +3

    መባእ ትግራይ ርጉም ለካ የለፋልፍ ወይ ፈጣሪ

  • @hadishanan695
    @hadishanan695 5 วันที่ผ่านมา

    abaykoynu eyu enterviw zegber zelo abadi zemo

  • @tekeratv7312
    @tekeratv7312 5 วันที่ผ่านมา +2

    እዋይ ኣባዲ ዞሞ ጽቡቅ ኢካ ትመሰኒ ኔርካ ወዮ እስካ በላዒ ሰብ ትመስል

  • @fkreayele3056
    @fkreayele3056 5 วันที่ผ่านมา

    ካባኩም ዘይሐይሽ እዚ ታይ ክነግረኩም

  • @arayakifluberhe972
    @arayakifluberhe972 5 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ዘረባ ወዲ ተጋዳላይ ኣባዲ ዘሞ የቐንየልና ።ብዙሕ ምስጢራትን መፃኢ ዕድል መናእሰይ ብኸመይ ክቃለስ ከምዝግብኦ ሜላታት ሂብካናለኻ። ቀፅለሉ ምሳኻ ኢና❗️

  • @GereGebrhawaryat
    @GereGebrhawaryat 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛ ነጋዘርኡ ነዚብጫት ዝደከኸረተሰብ ሕማቅ ገፁይርሓቅ

  • @Yah4918
    @Yah4918 5 วันที่ผ่านมา +3

    ወዲ ሓዊ (ሓሙኽሽቲ ክበሃል እንከሎ ከምዙይ እዩ መዘክር ኣባዲ😢😢😢) 😮የሕዝነካ ዝወዲ ንህዝቡ ሙሉጭ ኣቢሉ ኪሒዱ ኣብ ኣ.ኣ. ንሃፋትም ጥዑያት ኣሕዋት ተጋሩ ገንዘብ ሃቡኒ ወይ ከእስረኩም እየ እናበለ ኣብ ባንኪ ውጋገንን ኣብ ንግዲ ባንክን መኻይን እናቀያየረ ካብ ተጋሩ ቅርሺ እናሕደገ ይውዕል Any way❤Laza Tigrigna❤

  • @tesfaygirmay2281
    @tesfaygirmay2281 5 วันที่ผ่านมา +1

    ፅቡቅ መደብ ሰሪሕኹም !

  • @FirdexHaile
    @FirdexHaile 5 วันที่ผ่านมา +1

    መዘክር ጀግና ወዲ ህዝብ,, መዳሃኒት ድሕሪት,,💪💪💪💪

  • @teklitberhe8738
    @teklitberhe8738 5 วันที่ผ่านมา

    ዝርኽርኽ ዘብሎ ደሞ ዕድል ረኺቡ?

  • @DestaYbrah-tj5kf
    @DestaYbrah-tj5kf 5 วันที่ผ่านมา

    That's why afford g/l kenfe dajew, you are tight mezeker,

  • @abrehaabreha1222
    @abrehaabreha1222 5 วันที่ผ่านมา

    ቁርሲ ምሳሕ ድራር ትበልዕ፣ ኣብ ፍርናሽ ትድቅስ ኔረ'ልካ። እንታይ ኮይንካ ብረት ሒዝካ ዘይተጋደልካ? ውዲ ኣምባሳደር ስለዝኾንካ? በቦኻ ጌርካ ደብረጽዮንን፣ ጌታቸውን ስለዝፍልጡኻ? ኣያ ዘለዎ ኣራፊዱ ይመውት ድዩ ዝባሃል? ሕጂኸ ትፈልጦን ዘይትፈልጦን ሚስጥር ሃተፍተፍ ንምንታይ ዕላማ? ጌናኮ እቲ ኲናት ኣይተወደአን።

  • @brhanemeles1150
    @brhanemeles1150 5 วันที่ผ่านมา +1

    መረጃ ወሃቢ ናይ ኣብይ ኣሕመድ ካሕዳም

    • @mekelleshikor2368
      @mekelleshikor2368 5 วันที่ผ่านมา

      ጉድኹም ስለ ዘጋለፅኩም ድዩ ስብሃታውያ ኣብቂኹም::

  • @zemenAbrha-yc6ys
    @zemenAbrha-yc6ys 5 วันที่ผ่านมา +7

    አብኡ ንትግራይ ግሂፁ በሊዑ ዋዎዲእዋስ እንደገና ወዱ ፃዲቀኛ መሲሉ ይመፅእ አሎ።

    • @tekleweyni-w1r
      @tekleweyni-w1r 5 วันที่ผ่านมา

      ናይ ኣቡኡ ነቡኡ ይምልከት ብናይ ኣቡኡ ክሓጢ ኣይክእልን!!!

  • @mizantesfay4259
    @mizantesfay4259 5 วันที่ผ่านมา +3

    Anta hawey eziwedi ENTAY KEM ZEZAREB ZELO YEREDEAKUM ALO. WEY KOLEL MEHRET YEWREDELKA.😂😂😂

  • @ye36873
    @ye36873 5 วันที่ผ่านมา +1

    zufan weledka nimmlas eyu kalska

  • @tade-ef4ew
    @tade-ef4ew 5 วันที่ผ่านมา +3

    ናይ መዝከር አድናቂ አዩ ግን ናይ ወለቀ ታረክ በተደጋጋሚ ማስማዕ የፅለኡ አያ አዚ ፖረግርም ደበራ አያ