ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
I'm proud of you keep it up great job diki Eri God bless our country Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ የቀንየለይ ፀብቅ ስራሕ ብጣዖሚ ፀብቱ ፍልሚያ አርያም ሽኳር ምስ ረአኲዉን ብጣዖሚ ደስ እልኒ ንፊዐት ዝሚሕዋተይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷What A Lovely Eritrean movie ever, wonderful of family LIFE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
እዛ ፍሊም ብሉጻት ተዋሳእቲ እካ እንተሃለውዋ ስእሊ ግን ኣይግድን፡ተስፋ ይገብር ኣብቀጻሊ ከተመሓይሽዎ።
Sli zeyzkones editing eyu eti xegem koynu tesemi’uni 🧐
@@RBT._F ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ግን ስቕ ኢለ ክሓልፎ ኣይከኣልኩን፡ሃናጺ ርኢቶ ድማ ንዝሰርሕ ሓጋዚ እዩ፡ብዝኾነ ግን የቐንየለይ።
John Eri destiblu Amalalisaku niberluna
Filmin thzton 100%. Bella qexulu bteAmi des yebil. Mara ghin xelimittu, please
Happy Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐⭐⭐❤️❤️❤️👈
19:30 Tiwasae zela åde koyna btami niesa. And eti roll aymxaeto. Rrieto tray u n nice film 👌👍💖🍥
Reem Fesha arkey, eskas weregna eka timesil, bel keysemuka emo keytfathom suq mbal yihsheka z'arkey🤥😁😁😁
ጅግና ኣጽብሀት ዮውሃንስ፡ ኣላይት ፊልም ብሓቂ ብዘደንቕ ስራሕ “ሳይዳ ኣደ ስነ-ጥበብ ኤርትራ ኢለኪ ኣሎዂ!” ካብ ሕጂ ንደሓር ሳይዳ 🇪🇷👑ኣጽብሀት ኢለ ሰምየኪ ኣሎዂ። ብዘደንቕ ኣልያ ኣተኣላልይ፣ እንኮላይ ክሳብ ሕጻናት ብዝተገብረ ልዕሊ ደረስቲ - መሲጣትኒ'ላ ከይጀመረት ከላ። ዋላ ተዋስኦ ኣዋሳስኣኺ፡ ብፍላይ ናይ ኣደታትና ብተርእይዮ ንጥፈትት። ብሓቂ ትንኣዲ፤ ኣኸለ!
abet whlnet kalat adnikeka btsmi hawey😍😘😘😘😍😍
Wawwww
ጽቡቕ ስራሕ ፎርሳ ኤሪ ቲቪ ኣይተካእልኩምን ናይ ባሓቂ
እኻዕ ዳሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ ጽብቃት ግን ስአሊ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ ኣማሓይሽዎ በጃኩም እበር ተዋሳእቲ እሞ እቶም ንፍዓትን ዓበይትን ኢዮም ፍልሚ ካኣ ወርቂ ኢያ ጥራሕ ካሜር ኣዐርይዎ
ደቂ ኤረይ ሽኮር enka ድሓን መጻኩም 🇪🇷💯👌✌️🙏🕌⛪️
ሰላም ደቂ ኤረይ ንሕና ኤርትራውያን ብኣኹም ኣርቲስታትና ኩሩዓት ኢና። ሓንቲ ነገር ግን እቲ ኣብ ደገ ኮይኑ ዝዋሳእ ኩሉ ኣብ ጽቡቅ ሳሎን ኣብ ጽቡቅ ዓራት ኣብ ጽቡቅ ገዛ እንዳነበረ ኣፕኮነን ስድርኡ ዝሕግዝ። እዚ ናይደገ ናብራ ቁሩብ ይጋነን ይመስል ። ከም ሪኢቶ እያ
ጽቡቕ ስራሕ።
Aseyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋
እንቃዕ ብሰላም መጻኹም ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ግን ምስናይ ይቕሬታ መረጻ ተዋሳእቲ አይግድን ንአብነት እታ ዘቢብ ኮይና ዘላ ስለምንታይ ንሳን ጎላን አብ ተመሳሳሊ ዕድመ :እታ አብ ወጻኢ ሃገር ዘላ ምስ አዲአ ዘላ (አጽብሄት) አብ ተመሳሳሊ ዕድመ ገላቢጥኩመን ቁሩብ ተመስጦ ጌርካ ክትከታተላ ዘየኽእለካ እምበር ድርሰት ጽቡቕ ኔሩ ግን ሙሉእነት ከይህልዎ ዝገብር መረጻ ኾይኑ ካሜራ እሞ ዘረባ የብሉን ንጻረ ዘይብሉ ተዋሳእቲ ዘይተለልየሉ ስእሊ ኾይኑ እሞ ድማ አብዚ ግዜ ምስ ዲጂታል ካሜራ ይርድአና እዩ ምስኩሉ ጸገማትኩም ክትሰርሑ ግን ብዝተኻእለ ተዓዛባይ ንምዕጋብ ክሳብ ዝኾነ ስርሐትኩም ጉድለታት ዝወሐዶ ስራሕ ምስራሕ ተመራጺ እዩ እሞ አብ ቀጻሊ አማሐይሽኩሞ ክትመጹ ንጽበ ምስናይ ይቕሬታ ተኸታታሊኹም ካብ ሕቡራት መንግስታት አሜሪካ ሰላም ንዓኹም
Wawww
ጽቡቅ ኣጀማምራ ንፉዓት ተዋሳእቲ፡ ይቀጽለልኩም።
I love it Keep it up 👏♥️🇪🇷
ስእሊ ስእሊ ስእሊ'ባ ከይትደጉምና ከም'ዚኣ
መርሓባ መርሓባ መርሓባ
ኣሰይይይይ ደቂ ኤሩ ናተይ ሰላም ብሓበራ ብፍላይ ንተዋሳኣይ ካፒተን ብርሃነ ዝካርያስ ሰላም በሉለይ ካብ ንኡሽተይ ሓፍቱ 😍😍🙏🙏🙏
Welcome deki eri shikornatttttt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
I love ERi-TV🇪🇷
መርሓባእ! *"ኪዳን"* ደቂ ኤረይ።
🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ደቂ ኤሬይ ጻዕዳ love you so much❤ nice film እንቃዕ ናትኩም ኮንኩ ንዘልኣለም ንበሩልና 🙏🤲
*Ezom nay TikTok TikTok Abzi zey Mexu kimharu*
Welcome daqe Eri enka beselam mexakum
ጽቡቕ ፉልም ይቕሬታ ግን ስእሊ ሕማቕ ኣሎ
I love eritrea
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Well came deqi eriay
Nice job yehwat
Good job ERI-TV
እዛ ፊልም ብልጻት ተዋሳኣቲ እካ እንተሃለዋ ስእሊ ግን ኣይግድንን ኣን ቀጻሊ ከተማሓይሽዋ ተስፋ ንገብር
ድርሰትን ብቕዓት ተዋሳእትን ኣበትኡ ኸሎ ካሜራማን ግን ጩርማ ግደፍ::
THANK
Gele aynet film
Admen tanan yhabkum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷❤❤❤❤❤🌷🌷🌷🌷
woww biela abeyti akterat 🙏👍
Well come deqi ereyyy
🇪🇷❤✌
Wow
betame bulete srhia♥️♥️♥️🙏🏾💗💗
Asey enkae dehan mexakum 💖💖💖👍👍👍😍😍😍
እቶም ብሉጻት ተዋሳእቲ እዮም ግን ካሜራ ንጹር የለን
camera ziero ዋላ ሓደ ሰብ ኣየለለኩን ኣብ ክልቲአን ክፋል ከተመሓይሽዎ ተስፋ ንገብር
ጽቡቕ!
Good job but please camera hmak alo xelmat koynu
The bast Film Eritrea
Welcome dake eray
Nayza film derfi eba sdedulna please!
Meron estifanos
ጉዳይ ካሜራ በጃኹም ሕሰብሉ!!!
Waww xibkty film
Sieli bado
wawawawawawawawawaw
ኣብ wesaei ሃገር ብዘይካ አስትረስን ናይ ሓሶት መግብን ናይ ሓሶት ሰብን አንታይ ኣሎ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
አንቆዓ ብድሓን መጻኩም ቡሩካት ኣብዛ ናትይ subscribe ጠውቁ ቡሩኽ ሰንብት
nay bahaki atum burukat sdrabietey amlak msakum ykun amien
✌✌✌✌✌💯💯💯💯
ካሜራ ካሜራ ንፁር ኣይኮነን ክንደይ ዕብይ ዘበላ ተዋሳእቲ እናሃለዋሲ ኣናእሽቲ ኣረ ኣይምቹን
ስቕ በሊ ጽግዕተኛ ዓጋመ፡ እንታይ ክትገብሪ ኸ መጺኢኺ። ኣይምልከተክን ዩ ኣይትጸዋዕክን ውን፡ እዚ ገዛ ገዛ ኤርትራውያን ዩ።
@@naeberi3820 ኣታ ወጃብ ዳዕሽ ንባዕልካ ኣይምልከተካን ዪ እዚ ፊልም ናይ ትግርኞ ዪ ይምልከታ ዪ ንስካ ካብዚ ጥፋእ ዓካር
sami sami men adami giruka eyou nsa kemseb riyto kthb mesela eyou Eritreawi zkone seb gn ymlketo eyou
@@samigebreal568 ሓወይ እዛ ሰብ ሰሚዓ ርእይትኣ ክትህብ መሰላ ዪ ድሓር ኣየናይ ክፍእ ዘረባ ተዛሪባ ይጸርፋ ኣሎ ኣነ እዞም ከምዚኦም ዝበሉ ጽልኣት ትግርኞ እንበር ጽልኣት ትግራይ ኣይኮነን ዘጻርፎም ዘሎ ንክልቴና ትግርኞ ኣቃቲሎም ዕላምኦም ንምትግባር ዮም ዝጽዕሩ ዘለው ባርያሲ ሓጋዚኣ ተረኣየት መዲዳ ትሓብእ ንሓደ ሱዳናዊ ወይ ኣፍጋንስታናዊ ተትጸርፍ ንስካ ብጸርፊ ልብካ መጥፍእልካ ካብ ጽልኢ ብድዐን ወጺኩም ክትሓስቡ ፈትኑ ንሕና ዋላ ከም ገሬቤት መጠን ተከባቢርና ክንከይድ ኣይደልይናን ዮም ምስ ሱዳን ክንብኣስ ተኢልናዮም ግን ምስ ሱዳን ኮይኖም ንዓና መጥፍእና
sami sami ሃወይ መዓረይ ምስ ትግራይ ይኩን ምስ ሱዳን ባዕሲ የጥፍዕ ዕበር ዓየርብሕን እዩ ክነግርካ ዝደል ግን ንትግራይን ንዓና ሳልሳይ ወገን ኣባኢሱና ኣይፈልጥን እዪ ኣቢበ ይኩን ሰሚዔ ኣይፈልጥን እየ እንታይ ኣንቢበን ሰሚዔን ይይፈልጥ መስለካ ሻዕብያ ን ወያነን ኮይኖም ንጀብሃ ከምዘጥፍእዋ ካብዘንበብኩዎ ይኩን ካብዘርከብኩሉን ትግራይ ምሳና ካብቲ ፅቡቅ እቲ ህማቅ ይዕብልል እሞ ሃወይ መዓረይ ካብ ጌጋና ክንማሃር ፅቡቅ ይመስለኒ
Sebuk movie gen etan adetat nesen marei deken kunen
Kabtom nifat tewasati nay hagerina zelewa zifetiwo tewasa enka rakika
Eza bisrat koyna twasae zela ab jirom tibl film tewasiea do nera haqey?
ናኦድ ኣስመሮም haqika bro
Ane zgrmani ab nefsi wekef film hagrna naydege endablka neti hzbi kabta hager bahggka mwse eyo mslani elmom.please entekelkom si kemey geyro ado yamebl elkom mlekti ktmhllfo alkom.
Kemaka eya godiloma zelewu eza hager
ya bueunet kif zelewa filmi qexlwo belu deqi eireyyy
Mnalbash electric ayneberen ember sieli dege yxbq kkab ab wshti geza lchi ayneberen u dkewn
Ajokum hzawnti
Be Tom koleut teray wediomo eti seate zeyetehesebeka
Eza movie please fix the picture
Tmali mshet Tay geru dyu
Vss eten abyti miaashti keyromen eten naatshiti adetata keyremon baaaa
Mestan kelea kemey elen eye aditatat z kona kuru merxa tewseti 0 shewhatna axikumna bjakum ab mulen aden galn konen zelwa b taemi gega alewo
The director choose wrong actress they too young
💦📚🇪🇷🌹
Knwsdekum n wexai yblwom s ezi kali sdrabet ka ko zywesdkumna yblu ykonu
Nkdmit