ዋልታ ሓርማዝ - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 33 | Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 33)
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
- ዋልታ ሓርማዝ - ተኸታታሊት ፊልም - ክፋል 33| Eritrean Drama - Walta Harmaz (Part 33) - August 03, 2024 - ERi-TV #Eritrea, #Eri-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on facebook: / dendenmedia
For additional access point for ERi-TV TH-cam postings join our channel on Telegram t.me/DendenMedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedi...
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
/ @dimtsihafash-official...
ብተክኒካዊ ጸገማት ምኽንያት መበል 32 ክፋል ዶንጒና ምዝርጋሕና ይቕሬታ ንሓትት።
th-cam.com/video/yGq92vDeO44/w-d-xo.html
ኣጆካ ቅጽሎም መደብካ ✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ያ 32 ክፋል ኣበይ ኣላ ኣታ ከይተባላሽዉና ብስምዒት ኢና ንሪኣ ዘለና ኡይይይይይይይይ 32 ኣዉርድዋ ኣነ ክጽለል ኢየ
😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂@@HANIBALMERHAWI-kp3ie
ኣነ ዝገርመኒ ኣብዚ ተከተታሊ ፊልምታት ናይ ሃገርና ኣብ ስምዒት እሞ ይእትዉካ ሽዑ ፈርከሽከሽ የብሉዎ ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ከምዚ ኣጋጢሙኒ ኣሎ ብጣዓሚ ተጋጊኩም ውይ ኣቀዲምኩም ምሓበርኩም
32 ብሃንቀውታ ኢና ክንጽበያ ቀኒና በጃኩም 33 ሕጂ ምርኣይ ሰንስ የብሉን 32 ስደዱልና ምስ ናይ ይቅሬታ ❤❤❤❤❤❤
ሰላም ኣቕረብቲ እዛ መደብ ዋልታ ሓርማዝ መበል 32 ክፋል ሰሙን ሙሉእ ክንጽበያ ቀኒና እንተኾነ ግን 33 ክፋል እያ ወሪዳ ዘላ እንተኾነ ግን ኣብ መፈጸምታ መበል 31 ዝረአናዮን ሕጂ ኣብ መጀመርታ መበል 33 መእተዊ ዝረአናዮን ምትእስሳር ኣቢና እሞ 32 ክፋል እንተላ ስደዱልና እንተዘየላ ኸኣ ቁሩብ ነዚ ተዓዛቢ መብርሂ እንተትገብርሉ ጽቡቕ ምኾነ ይብል የቐንየለይ።
መበል 32 ክፋል ግና ኣይረኸብናያን🎉
ሒቶ ኩልና ዩ
Hito Ayfkedin eyu Ab Eri TV eka zeleka Sik elka ztefenewe amen elka Sik bel
Wala ane delye eko sineya baaa
32??????????
Agreed 32
We don’t know
32 እንታይ ኣግኒዋ ድኣ ላውዚ ተበልኩ ላውዚ ከግንያ የኽኣልኩይ😂
@@sheba-291 ahahahah
ሰላም ሰላም ደቂ ኤርይ ጸዓዳ ኢዚኣ ዋልታ ሓርማዝ ብሃቀውታ ኢናንጽበያ 32 ክፋል ከይወረደት 33 ክፋል ወሪዳ ሙድና ሰቢርኩሞ ይቅሬታ❤❤❤❤❤
Selam Eri tv 32 Ayweredetn ktsedulna bthtna nhatt 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ዋእ ERITV and Denden Media ኸመይ ድአ 32 ተዘሊላ? ሕሰቡላ ድኣ እንበር መቀረት ሲእናላ 33 ምስ ሰናይ ይቅሬታ!!!!!❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 kels tebzhwe alkum sory gn deki rimy❤❤❤❤
EriTv, respect your followers.
መርሓባ ደቂ ኤሬይይ ጸዓዳ እንኳዕ ብሰላም መጸኩም 32 ክፋል ኣበይ ኣላ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wegihu entay gernaka 32 kfal keyreana 33 tewuxealna zelekha woy aqarxa wey tuey gerka arieyena pls bae klte semun texebina 33 temxealna ageb wegihu hawey pls ayti dgema bejakhe ❤❤❤
32 ከይ መጸት ከላ
33 ትሰድዋ ካብ ስምዒት ኣውጺኩምና❤❤❤❤
ብጣአሚ ዝናኣድ ኣቦርክቶ ኢዩ፡ ልዕሊ 500 ክፋላት ክርኢ ተፋ ኣሎኒ ።
Danke das war echt cool.........
Ya 32 kfal ayreanayan 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
32 please ❤❤❤
32 abey ala bejakum sdedwa ❤❤❤❤
ጀምዓ ካብ 32 ኢልኩም ኣድማ ትወጹ 32 ክሳብ ዝዝርጉሕዋ ምርኣይ ኣቃርጽዎ ሓቢርና ከምዝፑስቱትዋ ንግበሮም😂
Melsi mehabe & yekreta mehtate feletu deki erey pls with much respect.
32 btami eikum tehfru
Ane ydelya aleku halifatni keytkewun part32😮
Part 32 ba sdedulna
Ufff hemam ata korixikuma smitna part 32 keblka part33 🥹🤦🏻
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉Ajoku ❤❤❤❤❤❤ Athahzwo complein aitebzhu morsl nhab balkum alagbwo nhna aka knri zteshegernas Nsatom da kndey yhlfu hsb mbal ainzenga kutsri ayo tegagiom ❤❤❤❤
Aytketatelan eka malet eu
Kuxri kemzeykone felitka aleka
Tehawawisa eya
32 ክፋል በጃኹም 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Deqi Erey ❤❤❤
WOW! AMAZING!!
32 kitten kifal abey ala and abzia 33 kifal wun aygdin bial wedi weynay kmay geyrom hizemom kemau wun bial xegade kmy elu eu tetahizu bejakum bsmat seb aytxawetu amehayshewo thank you ❤
ኣቦ ጽላልዳይ 😢😢😢
😢😢😢
Selam 32 yelan❤
Amxwa 32
Mebel 32 kefal ayranayan deqi rimey 🎉🎉🎉❤❤❤❤
Eri tv seberal kefi 32 koritkuma alekumi
መበል 32 የላን ጻዓንሉና
ለካ ማይ ናብ ሩቡኡ
ዕንዳይ ናበቡኡ
ዝተባህለ ምስላስ ከምዚ እዩ ንብለኩም ኣቦ ጓል ሲ ቦጓል ኣቦይ ልጃም ሓፊሩ ዓጀብ ጓሉ ጉድ ከምዚሰረሐቶ ከይፈለጠ እዚ ኹሉ እዋን ምስ ጸገደ ዝነበረ ምትህልላኽ ኣብዚ ኣኽቲሙ ጸገደ ኣቡኡ ረኺቡ ሰበይቱ ረኺቡ ተዓዋቲ ኮይኑ ወጺኡ ሽግር ንቁሩብ ጊዜ ጥራዩ ጻሓዩ መሊኣ በሪቃ ጸገደ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉!!!
Zey rana alena 32 nxbe 😢😢
ስምዒት ፊልም ሴርኩምልና😢😢😢32? ? ?
❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉
32 ኣበይ ተሰዊራትኒ?
ጽቡቕ ስራሕ ቐጽልዎ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣታ ኡይይይይ 32ትብሃል ጠፍአ ኣሕሕ ✌️
32 ayweredetn Deqi Eri❤🇪🇷🙏
32 ኣይሰደድኩማን ዝሓለፈ ቀዳም ስደደዋ ሕጂ ፕሊስ ቅድሚ ምርኣይና እዚኣ
ያ ቡጾት ጠባይ ይባ 32 ኣምጹኡልና ክንጽበያ አኢና
Part 32 ሪከርድ ከይገበርዋ ሓሊፋቶም ደንደን ሜድያ ክትሓፍሩ ይግበኣኩም ይቅሬታ የለ ሓብሬታ የለ ኣስቅጥ በቃ
😂😂😂 ዕረ ትቪ ደኣ ጌና ወረ
@@Selemawi-t1 ደንደን ሜድያ እቲ ካብ ኤሪ ቲቪ ትቀቢሉ ኣብ ዩትዩብ ዝዝርግሕ ናቱ ጸገም እዩ ኮ ሙኻን ናይ ኣድጊ ስእሊ ጌርካ ኣበይ ክርደኣካ ቴክኖሎጂን ብኸመይ ይሰርሕ ኣበይ ኢልክሞ ዓጋመ 😅😅
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉32 gn
32 ንምንታይ ዘይተጻዕነት ኣዳለውቲ እዚ መደብ መብርሂ ክትህቡ ከም'ኡ ውን ኣብ ናይ ዩቱብ ሕጊ ጸገማት ዝፈጥር ክፋል ሃልዩዋ ተኾይኑ ንሱ ኣሊኻ ክትጽዕንዋ ይላቦ🇪🇷
Atum sebat 2 gize eye zxhf zeleku bejakum 32 sdedulna
😂😂😂
መርሓባ የሕዋት❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Welcome Deki Eri❤❤🎉🎉
Waaaw kief alewo ezi bahlawi film qexlwo
ክቡራት ኤሪ ቲቨ ፊሊም ዋልታ ሓርማዝ ብጣዕሚ ሳሓቢትን ብልጽቲ ፊሊም ግን አብ ምዝርጋሕ ሩኡይ ድካም ጌጋታት ይፍጸም አሎ መበል 30 ክልተ ጊዘ ተደጊሙ መበል 32 ዝሓለፈ ሰሙን ካይተዘርግሐት ሎሚ 33 ክፋል ዘርጊሑኩም ሰለምንታይ›? ክንደይ ድካምን ጻዕርን ዝፈሶሶ ስራሕ ብሰንኪ ጌጋታት ምዝርጋሕ አብ ዩቲብ ነታ ፊሊም መቀረት ኣግዲልዎ ንሕና አብ ደገ ኤርውፓ አመሪካ ንቅመጥ ተካታተልቲ ብጣዕሚ ኢና ንካታተሎ please be care full .
Ja hah ilna kenxbe kenina fahh aytblulna plz 😢
ኣበላሽኩምና እዚ ኩሉ ትጽቢት ነዚ ዩ በጃኩም 32 ዘርጉሑዋ😢
32 ke ay erutivi Meas ekum teuye keteserehu 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ግን መን'ዩ እባ ክምልሰልና 32 ኣበይ ኣእቲኹማ ሓዙና እባ ደቂ ጽብቕቲ።
Ya 32 part zeytezergehet si 33 nua ba aytlagexulna pls😢
በጃኺምኢባ ባርቲ 32 ኣርኡይና ነጢርኩማኮ ስራሕ ኣይተባላሽዉ ።
ተረወእቲ ኣምጽዋ 32 ናዓል ኣቡክ ብስሚዒት ሰብ ይጻወቱ ይኣከ ባዕ ህኮት
እዛ ፊልም ማራ የ ዝከታተላ ግን ፋሕ ኣቢልኩሙልና ከምዞም ደቂ ዓድና ዩቱበራት 32 ክፋል ኣበይ ተሸርበት።
32🙏
Please 32
beqedemu eri tv entay xebuq keytserhu hewuket 😢😢😢
Eza felim betaemi eya temti nementay gene part 32 zeyemexakuma????????
ከመይ ከመይ ትገብርዋ ኣለኹም እዛ ፊልም፧ 32 ከይበልካስ 33፧
32 ኣበይ ኣላ
32 ዘይተሪኢና ትኮላልፉና
32 ke abey ala abey knerekba nkiel❤❤❤pls wey kaa ay zerigahanayan beluna knqesin❤😊
እንታይ ኮንኩም ኢኩም ነጢርኩማ ክፋል-32 ገለ ካ መግለጺ ኣይትህቡላን😢😢መበል-32 ክፋል ከይመጸት ኣብዚ ላይክ ኣይንገብር ዋላ ብሕጂ ዝመጽእ ኣይንከታተሎ😢ቁሩብ ስሚዒትና ኣይርዳኣኩምን እንድዩ?
ንሕና ካኣ እታ ዝበለጸት ናይዚ ዓመት ፍልም ዋልታ ሓርማዝ ኢልና ምዉራይና ይገድድ
ብኸምዚ ኢና ናይ ሃገርና ፊልሚ ምክትታል ሰንስ ዘይህበና ዞሎ 32 ከይዘርጋሓካ 33 ነዚ ሰብ ብስምዕቱ ትጻወቱ ብሃንቀውታ እናተጸበየ🤔
Yeah kemey aynet flim u ezi mud nay seb halwu please 32 nemntay gedifkuma
32 please
ኣንታ በጃኹም ባ 32 ኣሙጹኡልና እንዶ
Please aytekatswa
Respect your followers please where is part 32
Kmzie zebel yelen ab eritrea
32 ኣበይ ኣትያ በጃኹም እባ ሓቡሩኒ መእተዊኣ
32 ደኣ ማኣስ ሪኢናዮ ካብ ዝሓለፈ ትብሉና 😂😂😂
Ehidea antirkuma yentrkum,,, keff zeyblu
Part 32
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 thank you so much🎉🎉🎉❤❤❤
32. Bejakum sdedwa please
32 ክፋል ግና ኣውርድዋ
Welcome bezhu texbykum marra be hankewta zexbya movie eya gin part 32 kesab hiji ay werdeten please send 😊😊😊❤
32 kfal dea nabey abila please bsmietna aytlagexu bzkone xbuk srah
ተረወእቲ 32 ክፋል ኣበይ ኣላ ብስሚዒት ሰባት ትጻወቱ
ያ ግደፍ ሕማቅ ቃል መግለጺካ ዩ😢😂
@@user-sb9eo8gv1tብልክዕ ትግራዋይ ይኸውን
@@user-rt9pe4ci9x 😂😂❤
32 ክፋል ኣሞ ኽኣ ኣብቲ ዝመቐረ ኣምጽዋ በጃኹም
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
Felama enko bselam mexaekum emo nab thou kjemri part 32 keyreana nab part 33 ablkumna alekum kmy gera eu walata harmaz ktrdiana eba
Please part 32 first 🙏
Welcommmmmm
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Ata kemey ekum😢32 abey alo
ክፋል 32 ከይረኣናያ ናይ መበል33 ክፋል ኣሳጋጊርኩምና መቀረት ከሊኣትንስ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ በጃኩም ስደዱልና ምስ ተናይ ይቅሬታ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ያጀማዓ ሓቲሙ ናብ ዩቱብ ዝድርቢ እንበር ሕቶን ሪኢቶን ህዝቢ ዝምልሳ ስነ ጥበባዊ የለን፡ ብዙሕ ግዜ ሕቶን ሪኢቶን ጺሒፈ ኣለኹ ግና ዝምልስ የለን፡ ክንደይ ሰብ ሪኤሞዮም ዝሪኡ እንበር ኮመንት ኣይንብብዎንዮም፡ ዝለዚዮም ከኣ ክሳብ ሕጂ ክእርምዎ ዘይከኣሉ ዘለዉ
Wehere is part 32 guys❤
ኣበይ ኣሎ መበል 32 ክፋል ሕውስውስ እኮ ኢሉና በጃኩም ኣይተባላሽውዋ