ሰልጠነ፡ ነጠብጣብ ኣቺዶ ...!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 284

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤❤❤❤ክልተ ጀጋኑ ኣያታትና ❤❤ንዓኹም ዘየኽብር ገመድ ሰቒሉ ሸቀቕ ይበል ኣያኒ ❤❤❤❤❤ዓቢ ሰብን ዓቢ ገረብን ጽላል እዮም ዝኾኑኻ ❤❤❤❤

    • @gogohimbasa
      @gogohimbasa 6 หลายเดือนก่อน

      ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን እኮ ተባሂልኹም። ብርሃነ ክብረኣብ ኻብ ናይ ሓሶት ዜና ሓሊፍካ ዝገበርካዮ ኣይራናን፡ ሰራዊት ኢርትራ እዚ ኣብቲ ተደምሲሱ፡ ተደፊኡ፡ ኹላ እታ ዝነበርት ናይ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን፡ ድልየት መዝሚካ፡ ሓሶት ምልኻዕ ካልእ፡እንታይ ቑምነገር ኣሎካ።ረድእ ዳማ ካብ ኢርትራ ጀሚሩ እቲ ናይ ምትላል ፡ ኣመልካ ምዝጉብ'ዩ ኣብዚ ንሰልጠነ ምጽላምን ካብ ገበናትካ ነጻ ኣይገብረካን'ዩ።
      ቁሩብ ኣይትሓፍሩን፡ሕራይ ንሰልጠነ እሞ ጽልእዎ ኣብ ምንታይ'ኩም ዘወዓለ ህዝቢ'ዩ ተጸልምዎ፡
      ብርሃነ መዘርባዕ ከኣ ብምጽላም፡ከምታ ዝበልካያ ህቡቡነት ክትረክብ ማለት ዘበት'ዩ።እዛ ማሕበር መስተማስልቲ ዝመርሑዎ ዘሎ፡ቀንጸልቲ
      1፡ተመስገንን ካሓስይ
      2።ሚኪኢለ ዕንዳይ
      3፡ብርሃነ መዘርባዕ
      4፡ረድእ መሓሪ

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 6 หลายเดือนก่อน +1

      መን ኤረትራዊያን ገሩክም ምስ ደቂ ባት ክትዋዳደሪ ደቂ ዝረጋብረ ዓባቅ አምሓሩን ተጋሩን ኢኩም 2 ኩም ስለጠነ ኣቃአ ተፈርሕ ረስሓት ዓባቃአት ሰልጠነ ቆልዓ ኣዩ ዝረኤልኩም ስብ የለን ሕረ በሉ ሓሳዳት

    • @Habesha-1942
      @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน

      @@selamgeber5688 ክክክክ ተገጥምኪ ፋራ...ኩርክር ገብራይ ስልጣንያ ኢኺ 🤣እዘን ኮራኹር ፍሉጣት ኢኽን ኣቦኽን ስልጣንያ ክጽረፍ ከሎ ዉሕ ዉሕ ኢኽን ትብላ 🤣🤣🤣

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน

      Sektene​@@selamgeber5688seltene sheytan Radio Rwanda

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน +1

      ደንቆሮ ዓበይይቲ ስለዝኾኑ ለባማት ማለት ኣይኮኑን ።ብፍላይ ዚ ኣለና ሜድያ ፎእ ኣረጊት መደናገሪ

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 6 หลายเดือนก่อน +9

    ኢዞም ኣቦይ ብርሃነ ትባሃሉ ከኣ ብሓሶት ኪትምስኪሩ መጺኩም ክሊተኹም ጸላእቲ ሰልጠነ ስለ ዝኮንኩም ተሳማሚዕኩም ትገርሙ ኢኩም ሓቃ ኢንድዩ ኢዛ ኤርትራ ሃገርና ከይሓልፈላ ከማኹም ስለ ዘለዎ ካባኹም ሰልጠነ ኣጸቢቁ ይሓይሽ ኣይፈልይን ኢዩ ከኣ ንመን ከተዳናግሩ ኢኩም መን ኢሞ ኪኣምነኩም ሓሰውቲ ዐበይቲ ሰብኡት ኣብዚ መጺኩም ሰብ ከተባእሱ ሕፈሩ ንባዕልኹም ሕማም ርእሲ ስሚ ጥማዕ ይግደፍ ኢኩም ኣቦይ ብርሃነ ከኣ ኪበሩ ነቦይ ረዲእ ከተሕጉሱ ኣይትዛረቡ ፕልስ ዕበዩ ስብ ኣፋቅሩ ማዐዱ ማሀሩ ኦስኹም ግን ተባአሱ ትፈላልዩ ኢዋይ ውርደት ኢቶም ዐበይቲ ገዲድኩም ኣቱም ሰባት

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 6 หลายเดือนก่อน +5

    It would have been beneficial if all of you seat and solve your problems as civilized people

  • @hadishyowhans7417
    @hadishyowhans7417 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣጻሉኡና እዩ ነገሩ ጋሻ ምስ ኣቶ ብርሃነ ስለ ዘይተሰማምዑ ረድኢ ክኣ ኣጻልኣኒ እልካ ምዕዳም ዝሰየብኪም ዝኣረኩም ክትዓርቁ እንበር ክትፈላልዩ መጺኩም ንስኩምስ ምዓረቁም ሰልጠነ ንዓኩም ወድኩም እዩ ዝከውን የፍኣልና ዶ ይከውን እልኩም ሓሲብኩም ምመጻኩም ግን ከምቲ ዕድመኩም በጃኩም ሕሰቡ

  • @tesfalemtsaeda176
    @tesfalemtsaeda176 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልጠነ ሓቀኛ ሚድያ ኢዩ ንስኩም ኢኩም ሓሰውቲ ረድእ ገንዘብ ናይሰብ ምለስ ዓገብ ዓገብ ሓሰውቲ

  • @zerayabrhahabtemichael
    @zerayabrhahabtemichael 6 หลายเดือนก่อน +2

    ነዚ ህዝቢ ካብ ሸንኮለል ዘይተድሕንዎ

  • @tesfalemtsaeda176
    @tesfalemtsaeda176 6 หลายเดือนก่อน +1

    ትሕዙኑ ኢኩም ረድእን ብሪሃነን እታይ ወሪዱኩም ሰብ ክትሓምዩ መጺኩም ውድቀትኩም አቃላጥፍኩም ክድሪብዒ ሰልጠነ አትምጹኡን ሰልጠነ ጅግና ኢዩ ሰልጠነ አበሳ ኢዩ ብሪሃነ አበይ ዓዱ ዓዱ ዘይፍለጥ ድሪባይ ቀናት ኢኩም ነስኩም

  • @AmanuelHagos-hl2gg
    @AmanuelHagos-hl2gg 5 หลายเดือนก่อน +1

    Etom.2.tenkalo.hasewititefelitikum.birihane.koray.bidem.meniesey.telagets.tirah.kenae🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @mesfingebremedhin7922
    @mesfingebremedhin7922 6 หลายเดือนก่อน +10

    Shameful, እንታይ ወሪድኩም? ንሓደ ሰብ ሚድያ ከም ጸላኢ ሰሪዕኩም ከተጸልሙ፡ ሓሲርኩም፡ ክብረትኩም መሬት ዘቢጡ፡ኣለና ናብ ከምዚ ምውራድካ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      Kid Awragawi

    • @nataneley
      @nataneley 6 หลายเดือนก่อน +1

      ህዝቢ ኤርትራ ብሓቂ ወዱቕ ህዝቢ

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 6 หลายเดือนก่อน +10

    ዑሱብ ንዑሱብ ፣ ዓፈል ንዓፈል ኢኹም ። ኩላ ንሳንቲምኩም ኢኹም ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +1

      እስኻ ሓደ ጸቢብ ኣውራጃዊ ባርያ ሰልጠነ ስዲ ኢኻ ስዲ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@tsegaygebru9534 nay haki

    • @eritrea63
      @eritrea63 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኩሉኹም ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም ኣይትሕሽዎ ኣይትሓምቁዎ።ሕጂ በኣኻትኩምን ከማኹምን ዝደናገር ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስከንን።

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቱም መሕፈራት ክልተ ጸጉሪ ኣቢቁክኩም ሲ ሰልጠነ ኮ ብዕድመ ውድኹም ኢዪ ዝኸውን ።ድኹማት ፍጥረት

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንሰልጠነ ንምሕማይ ፡ ተራኺብኩም፡ ተሕፍሩ።

  • @alenamediatv7443
    @alenamediatv7443  5 หลายเดือนก่อน

    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ክንዲ እምባ ዝኸውን ሃገራዊ ጉዳይና ኣወንዚፍና ናብ ከምዚ ዝአመሰለ ቆይቊን ምጥቕቓዕን ክንአቱ ዘሕፍር ኢዩ። ክቡራት! ኣነ ካብ ነገር እሃድም፡ ንሱ ከአ ዘቑጸልጸለ ኣርእስቲ እና አምጽአ ንምጽላመይ ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብ ፍጻሜ ናይዚ ኲናት እዚ፡ መን ኢዩ ክዕወት ግዜ ክምልሶ ኢዩ። ካብ ቲፎዞነት ወጺእኩም ሓቀኛታት ፈራዱ ኩኑ!! ንሽምግልና ወትሩ ድሉው እየ።

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +8

    Awrajawyan ekum felaleyti 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +2

      Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @haleqadebtera4289
    @haleqadebtera4289 6 หลายเดือนก่อน +6

    ሰላም ንኹሉ
    ኣነ ወዲ ሓማሴን ኢየ ንስለ ሓቅን ፍትሕን ድማ ሓቁ ሓቁ ክዛረብ ኢየ፣ ኣቶ ረድኢ ነዚ ሰልጠነ እንታይ ግበር ኢኻ ትብሎ ዘለኻ ናዓ እባ ነዚ ሰብ ኣስራሓዮ። ሰልጠነ ካብዘን ናይ ኤርትራውያን መራኸቢ ቡዙሓን እቲ ዘሐብን ዝበለጸ ሰብ ኢዩ ፍቶ ጽላእ፣ ሰልጠነ ቀሺ ግርማይ በሊሕ ተባዕ ፍትሓዊ ኣድማዒ መንእሰይ ኢዩ፣ ኣችዶ በል በረኪና በል ብብቕዓት ብተግባር ንሰልጠነ ዝወዳደር ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ኤርትራውያን የለን። ኣቶ ረድኢ መሓሪ ንስኻ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ቅድሚ ሰልጠነ ጀሚርካ ሎሚ ግና ደረጃ ሰልጠነን ረድእን ማዕረ ዲዩ፣ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ካብቲ ኣቐዲምካ ዝፈጸምካዮ ቶንኮልን ሽርሕን ኣንጻር ሰልጠነ ዝገደደ ተጻቦኦ ትፍጽም ኣለኻ እዚ ድማ ኣዚኻ ቀናእ ሓንኳሊ ተጻባኢ ሙዃንካ ኢዩ ዝገልጽ።
    ኣቶ ረድኢ ክንደይ ፈላጣት ሙሁራት ሰብ ቶሞኩሮ ኤርትራውያን ዘሎው ኣይመስለካን ኢዩ ዝብል ግምት ኣለኒ፣ ንነብስኻ ከም ፉጹም ፈላጥ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ጌርካ ኢኻ ትኣምነላ፣ ድሕሪ እቲ ምስሃከራት ውዕል ክትፍርም ዘነውር ዘሐፍር ዝበርዓነ ፈተነኻ ኣብዚ ዩትዩብ ክትምለስ ኣይነበረካን፣ ሰልጠነ መንእሰይ ኢዩ ታሪኽ ድማ ይሰርሕ ኣሎ ንዕዘበካ ኣለና ተብዝሖ ስለዘለኻ ህዝቢ ይፍንፍነካ ኣሎ። እዚ ሰባት ወወዲብካ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ዚሮ ባዶ ውጺኢት ኢኻ ከተመዝግብ። ኣቶ ብርሃነ ክብረኣብ ውን ሕማቕ ማዓልቲ ውዒልካ ኣነ ኣነ ኣነ ንሰልጠ እዚ ጌረሉ ሰልጠነ ናይ ዕላማ ኣይኮነን ዩትዩብ ምንጪ እቶቱ ኢዩ ምባል ዓይኑ ዘፍጠጠ ቅንኢ ኢዩ ሓሳዳት። ግርም እባ ሓታትን ተሓታትን ኣምሲልካ ንሰልጠነ ምውንጃል። ዝበልኩም እንተበልኩም ወደባቀሺ ፈጣሪኡን ሓቅን ቅንዕናን ትብዓትን ሒዙ ተዓዋቲ ኢዩ ኣብ ቅድሚኡ ደው ዝብል የለን ዓወትን ክብረትን ምስጋናን ንሰልጠነ ቀሺ ግርማይ።

    • @almazmehari4160
      @almazmehari4160 6 หลายเดือนก่อน +1

      Ata xbuk hlna aleka kexilo iziom 2t kenat eyom😢😢

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @tsegaygebre7635
    @tsegaygebre7635 6 หลายเดือนก่อน +2

    Lieli redie menagerie alo dyu

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 6 หลายเดือนก่อน +2

    Fight the dictator not seltena regardless

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +1

    Nskatkum awrajawyan ekin 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @zafuberhe4511
    @zafuberhe4511 6 หลายเดือนก่อน +2

    Aregtot sebat xelekum ketruyuna ketmtsu mara tehznu

  • @simonmichael8489
    @simonmichael8489 6 หลายเดือนก่อน +6

    Reda mahari what hapen with you men this is shame full and who this guy

  • @yesno5335
    @yesno5335 6 หลายเดือนก่อน +10

    ኣድዮ ክልተ ዓጥራሳት ከኣ ናብ ሰልጠነ ቱታ ክብላ መጽየን ረድኢ ቀዲምካ አተን ገንዘብ ምለሰን ኣፍካ ከፊትካ ክትዛረብ ኣቦይ ብርሃነ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል ሓንካስ ብሙርኩስ መጺክን ንሰልጠነ ነቅ ከተብለኦ ኣይትኽእላን ሰልጠነ ጎቦ አዩ ነዓኽን አያ ረድኢ ከኣ አተን ገንዘብ እሞ ምለሰሉ ነዚ ሓውና ሎቅማጽ

    • @Habesha-1942
      @Habesha-1942 6 หลายเดือนก่อน +2

      ተገምጠል እስከ ዓሌታዊ...ኩሉ ኣካይዳኩም ፈሊጥናዮ ኢና....ኣውራጃዉያን ስለ ዝኾንኩም ኢኹም ሰለጠነ ሰብ ከጸልም ስቕ ኢልኩም ትርይዎም....ዓሌታዉያን

    • @yesno5335
      @yesno5335 6 หลายเดือนก่อน +3

      @@Habesha-1942 ሕጂ ውን ክደግመልካ ሓንካስ ብሙርኩስ ተጎቲቶም ንሰልጠነ ክንቅንቅዎ ኣይክእሉን ሰልጠነ እምባ አዩ ይብለካ ኣለኹ ሎሚ ምቅብጣር የለን በጃ ምልዮን ዝበሃል ቃልሲ የለን አያኻ ረድኢ አተን ገንዘብ ምለሰን በሎ ንሸያቦ ከኣ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል በሎ ናይ ሓሶት ዜና ኣዳሉ በሎ ጌና ከነጽርየክን ኢና

    • @yesno5335
      @yesno5335 6 หลายเดือนก่อน +2

      ታይ ማለት አዩ ዓሌታውያን ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ስለ ዝበልና ድዩ ዓሌታውያን ዘብለና ኣቱም ሰባት ገንዘብ ሰብ ሎቅሚጽካ ደላይ ፍትሒ አየ ዝበሃል ኣየድልየናን አዩ ንሕና ንዓመጽ ደይንቅበል ኢና ሕጂ ውን ኣፈቸለነት ግደፎ ረድኢ መሓሪ ምለሰን አዘን ገንዘብ ውጹዕ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ክንድርብየካ ኢና ሎቅማጽ መን ምኻና ኣይፈለጥካናን

    • @Driver2724
      @Driver2724 6 หลายเดือนก่อน

      Two flip flop entities. Looserss. Tail of society

    • @yesno5335
      @yesno5335 6 หลายเดือนก่อน +2

      @@Habesha-1942 ክኽክክክክክክ ናይ ምንታይ ጸለመ ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ምባል ድዩ ጸለመ ጸለመ ከይትብሎ ረድኢ መሓሪ ውን ብቃሉ ኣሚንሉ አዩ ዶ ወላስ ደላይ ፍትሒ ስለ ዝኾነ ኣይትበልዎ አዩ ኣይትሕሰቦ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ከነፍኩሶ ኢና ናይ መን ሎቅማጽ ምለሰን አዘን ገንዘብ ንፈልጥ ኢና ናብ እንዳ ህግደፍ መአከብ ጎሓፍ ኢኽን ክትሃድማ ዕሪብ በላ ነዓና ውን ይጥዕመና ኣልጊብና ንድስቀክን ረድኢ መዓሪ ካብቶም ዘኽብሮ ዝነበርኩ አዩ ገንዘብ ሰብ በሊዕካ ግን ሸለል የለን ሕጂ ውን ዝምረካ የለን ሎቅማጽ ኣብ ደምበ ፍትሒ ከምኡ ዝበሃል የለን

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +5

    Wekaru sebut ymeslu sikbel medanageri eka 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @bahri1415
    @bahri1415 5 หลายเดือนก่อน

    ክልተኩም ሰረቅቲ
    ረዲኢ ማሓሪ 1000 ጊዘ ቀይሕ መሰመር ዘረገፀካ አለካ እነዶ ፈገር ሓሳዊ ከም ሰብ ንእሸተይ ሕልና ዘይብለካ ሙካን ሰብ አየትመሰለንን ደያበሎሰ ሸየጣን እካ ለክባጥ
    ነባሪ ታሪክ እነበር ነባሪ ሆወት የለን

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน +1

    የቐንየለይ ክደልያ እየ ጸኒሐ።

  • @davidDavid-kn2dq
    @davidDavid-kn2dq 6 หลายเดือนก่อน +1

    Alena Kia tible aytehalu kedea

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 6 หลายเดือนก่อน

    ኦይ ንስኻትኩም ክልተ ጉንጏ ድኣ በየናይ ተራኺብኩም:: ረድኢ መሓሪ እንታይ ድኣ ተረክበ ወያነ ኣብ ኢድካዶ ሞይታትካ ንምኳኑኸ ንስኻ ካብቶም ክትውርዝየሎም ትፍትን ዘለኻ ብምንታይ ትሓይሽ ረሲዕካዮ ዲኻ ከምዚሎሚ ከይኮነ ንይ ህወሓት ጋዘጠኛ ተቀይርካ ከለኻ ብዓይንኻ ዘይረኣኻዮ ብሓሶት ክትምስክር "ኣራዊት ሰራዊት ኢሰያስ ኣብ ማህጸን ደቀንስትዮ ትግራይ ቁርጽራጽ ሓጻውን ኣእቲዮሙላ "እናበልካን ክትምስክርን ነቶም እንተስ ብውዲ እንተስ ብግዲ ከምቲ ንስኻ ወተሃደር ከለኻ ትእዛዝ ሓለፍትኻ ትፍጽም ዝነበርካ ነዞም ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ዝኣክሉ ህጻናት ነቲተገዲዶም ዝኣተውዎ ኪናት ሃፍ ህወሓት ብምኳን ኣራዊት ሰራዊት ኢሰያስ ኣብ ትግራይ ጆነሳይድ ፈጺሙ እናበልካ ኣእዛን ሰማዕቲ ከተጽምም ብዝኾነ ግን ንኹሉ ግዜ ኢዩ ዘምጽኦን ዝወስዶን እሞ እንቋዕ እዚ ኣርኣየካ:: እንተ ናይቲ ምሳኻ ዘሎ ድዱዕ ክሺነ ግንሕልሚ ዓባይ ትግራይን ተስፋ ታንክታት ወያነ ተሰቂልካ ኣስመራ ምእታው ስለ ዘይተኻእለ ሎሚ መልሓሱን ቃንኡን ቀይሩ ጥንሲ ኣግኣዝያን በርዒኑ ተስፋ ምስ ቆረጸ ክልተሓደ ተራኺብኩም "ሕሩጭ'ሲ ንሓሞኩሽቲስ ደቂቅካ ኢሉ ይስሕቆ"ኢለ ክሓልፎ::

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 6 หลายเดือนก่อน

    ዋይይይይ ኣያና ረድኢ ኣብ ከምዚ ወዲቅኩም ቶባእእእ ብዉልቅኹም ዝጸላእኩሞ ሲ ብዉልቅኹም ብዉሽጢ ዘይትራዳድኡ ዋይ ፎኾስኮስ ክልተ ጽጉሪ ኣዉጺእኩምስ

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk Aboy Berhan emo Jalba endiya
    Tehilatkum
    Leke tefishka eka
    Kab gizeka eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +4

    Two of my favourite people ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @HailatGhebre
    @HailatGhebre 6 หลายเดือนก่อน +1

    You are the worst than Seltene

  • @abrahatesfamicael2788
    @abrahatesfamicael2788 6 หลายเดือนก่อน +7

    ደስ ዘቢል መደባት 2ኒኽሊጠኮም ኣገናዓ!👍👍

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 6 หลายเดือนก่อน +15

    መደናገርቲ ሃከር ቆጺርካ መድያ ከተዕኑ ናይ ሰልጠነ፡ ባዕሉ ሃከር ድማ ኣቃሊዑካ ሎቅማጽ ፡ ከምኡ ድማ ብርሃነ .

  • @MFish7980
    @MFish7980 5 หลายเดือนก่อน

    Please keep this things behind door and focus on our common National problem, the brutal Higdef !!

  • @mestes4158
    @mestes4158 5 หลายเดือนก่อน

    I don’t think Tefetawi only abut money ( he takes said with reset than hero Henok) all birget nihamedu stand with Henok and this guy

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 6 หลายเดือนก่อน +1

    Seltena don’t answer them carry on working against one enemy the dictator::

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +4

    Hgdef ekum klitekum telamat ekum
    hxab Selten aytbkuen ekum 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @bdbhsyeh6246
    @bdbhsyeh6246 6 หลายเดือนก่อน +5

    Nay behaki himaqeate sebate ekim bezaba hgdife mizerab aymehashen

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 6 หลายเดือนก่อน +5

    shame on you boss, Seltene is a HERO try to be like him!!

    • @ldettecle
      @ldettecle 28 วันที่ผ่านมา

      Selten is NOBODY , he is Anti Eritreans , he is here to make $$$$$ by reporting fake and fabricating news.

  • @goitomabraha588
    @goitomabraha588 21 วันที่ผ่านมา

    ane zigermni.nseltne.ksab.kindz.abi.deal.mahbkum.wala.henti.ziflto.yelen.donkoro.eyu

  • @SeyoumBerhe-q5l
    @SeyoumBerhe-q5l 4 หลายเดือนก่อน

    አይተ ብርሃነ ክብረአብ ሓሳባትካ አገዳሲን እዋናውን እዩ።

  • @dymendteklab9752
    @dymendteklab9752 6 หลายเดือนก่อน +11

    አታ አይትሐፍሩንዲኹም ስብ 2 ጨጉሪ ንዚ ሒዝኩም ክትመፅኡ ይአክል ንተቃላሳይ ምቅላስ

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +2

      Awragawian reshat

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 6 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂

  • @abrahamberihanes9589
    @abrahamberihanes9589 6 หลายเดือนก่อน +7

    Klte xeguri zbqolkum kemzi aynet chibti zeyblu xeleme zehfr eyu.

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +2

      Nay seltene korakur nay drug 100 endahab comment yeshfekum

  • @arsemabiniam8900
    @arsemabiniam8900 5 หลายเดือนก่อน

    ሓደ ዓይነት comment ናይ ሰልጠነ ልኡኻት 😂😂😂😂

  • @muhurgebrehannes7651
    @muhurgebrehannes7651 6 หลายเดือนก่อน +11

    ዋይይይይ ኣያና ረድኢ ኣብ ከምዚ ወዲቅኩም ቶባእእእ ብዉልቅኹም ዝጸላእኩሞ ሲ ብዉልቅኹም ብዉሽጢ ዘይትራዳድኡ ዋይ ፎኾስኮስ ክልተ ጽጉሪ ኣዉጺእኩምስ

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 6 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂😂😂
      Fechech embey

  • @tzehaitupaulos1438
    @tzehaitupaulos1438 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ገጸካ ርኤና አጆካ ዝሰርሕ ይጋገ እዚ ሰሑል ካራ ገይሩ የዉጽእካ ሰብ ብጽቡቅ ጊዜ አይዓብን እዩ አምላክ ጥራይ እዩ ፍጹም አጆካ እንኳዕ ብደሐን ተመለሰካ

  • @zerayabrhahabtemichael
    @zerayabrhahabtemichael 6 หลายเดือนก่อน

    ረድእስ መኣስ ኢካ ትልብም ኣይንስካ እንድካ ሕማም ርእሲ ህዝቢ ኤረትራ።

  • @elilta70
    @elilta70 6 หลายเดือนก่อน +3

    አታ ቆሩብ ዘይተሐፍሩ ብአኹም ዝደናገር መንእሰይ የለን ጽቡቅ ጌይሩ ፈሊጥኩም አሎ ንሰልጠነ ከተዕንው ዲኹም ክትሐሚዩ ተራኺብኩም ተባእ ሐመይቲ::

  • @gogohimbasa
    @gogohimbasa 6 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቤት ክትበክዩ።ጠስጣት

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      Gojo go to job centre. We have to report you to job centre

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +6

    Seltene ist the best hero

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +2

      Teftawi show Radio Rwanda

  • @mussielegese8072
    @mussielegese8072 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዳት ክክክ

  • @dansen1965
    @dansen1965 6 หลายเดือนก่อน

    Giega Mahari Redi 😮😮
    Ageb ageb, mis idmiyecan mis harbgnatca zeykeyd aytigiber.

  • @brhanehaile5997
    @brhanehaile5997 6 หลายเดือนก่อน +1

    Anezigermeni kem Zerai Brhane Haile 3awraja tirah wesenti Eritra zikhonu ane aykibelon,haøowlow eyu.

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tewesaki wegenena aletena eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @elilta70
    @elilta70 6 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ክፍአት ናትኩም ክትራኸቡ ምኻንኩም ታሪኺኩም ዝነግሮ ኢዩ በጃኹም ግደፍዎ ኢዚ መንእሰይ ቤቴክርስታንኩም ኪዱ::

  • @JhohnGere
    @JhohnGere 4 หลายเดือนก่อน

    Ab qlesi wured deybe nay gden alo ajokum kulna n fethi nqales

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +2

    Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk

  • @EritreaisfarEritreansእሪትራ
    @EritreaisfarEritreansእሪትራ 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኩሉኹም ሰራቅት እኹም
    ዛኣምነኩም ሰብ የለን

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 6 หลายเดือนก่อน

    ሕልሚ እዩ !!100/100

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 6 หลายเดือนก่อน

    መደናገርቲ ሃከር ቆጺርካ መድያ ከተዕኑ ናይ ሰልጠነ፡ ባዕሉ ሃከር ድማ ኣቃሊዑካ ሎቅማጽ ፡ ከምኡ ድማ ብርሃነ .

  • @Berhekibrom
    @Berhekibrom 6 หลายเดือนก่อน

    ክልተ ኣችደ ኢኩም

  • @biniamsebhatu2817
    @biniamsebhatu2817 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክልተ ሸያባት ልቢ ዝሓፀሮም ገዋኑ 🙈🙈🙈🙈🙈🌶🌶🌶ሚጥሚጣ ኣብታ !!!!!!

  • @khtt8663
    @khtt8663 6 หลายเดือนก่อน

    Redei mahari beja ertra kid ertra aytfeltan eka aythalyelun eka

  • @mulugetahailay7604
    @mulugetahailay7604 6 หลายเดือนก่อน

    MUSHMUSHAT MEDIA

  • @diwtesfalem2391
    @diwtesfalem2391 5 หลายเดือนก่อน +3

    መጀመርያ ገንዘብ ሰብ እሞ ምለስ ብዛዕባ ካሊእ ክትዛረብ?

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 6 หลายเดือนก่อน +4

    ክልቴኹም ፍሹላት ኢኹም :: ንሰልጠነ ብምንም ተኣምር ከተውድቅዎ አይትኽእሉን ኢኹም ! ካልእ ስራሕ ድለዩ ::

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      Haha Awragawian

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@selinaalena4453ኣነ ሕጂ ጓል ሰራየ ኢየ ንሰልጠነ ብሓቅነቱ ይስዕቦ ትውዳእ ጎሓፈት ብሽም ደቂ ሰራየ እፍሊ ዘይረብሑ ቆልዓ ዘይሓስቦ እንዳሓሰቡ ኣይስዕቦምን የ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@semharkahsay1946 gohaf haswait neseki, ayana Redie wedi hamasyen eu. Gual Akele eya kemzi tebel. Serayen hamasenen agebab alena

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትምህርቲ ምስ ኩሉ ጌጋኩም ጽቡቅ ትገልጽዎ ኣለኩም ቀጽልዎ ነብስኩም ድማ ኣርሙ እኩም።

  • @paulosghebrekristos6933
    @paulosghebrekristos6933 6 หลายเดือนก่อน +5

    2+ fushulat 😂

  • @zaidbein4946
    @zaidbein4946 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብቲ ሓደ ን እንኮን ጸላኢና እነተነተኲር ከመይ ምተመርጸ። ሓደ ተጋግዩ ኢልካ ደድሕሪኡ ምኻድ ኣይከርብሓናን ዩ።

  • @tesfalememun681
    @tesfalememun681 6 หลายเดือนก่อน +3

    Hasewi wdikat ekum funfunat,🙊🙊🙊🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈🙈

  • @bereketsibhatu2707
    @bereketsibhatu2707 6 หลายเดือนก่อน +3

    ልበ ም ልበ ም ካብ ምፅዋት ገዲፍ ናይ ስልጠነ ትብሎ አቺዶ ኢልካ ምፅራፍ የዕድሜኹ ዘይምጥን በለካ ብለኒ ውይ ጉድ ናይ ግልኹም ፅልኢ ናብ ህዝብ ተቅርብዎ ሓባል በላ ከይትቅድመካ ጌርኩሞ ኩልሳ ብውታራዊ ካምምሳ 1ድፍዕ2ድፉዕ ካብ ምባል ናይ አቦታትና አቦጉታትና ንስብ ምዝንጣል ጭብጥ ኸይሓዝካ ፅዩፍ እዩ ብፍላይ አፀቢቅኩም ትፈልጥ ኢኹም ታይ ዝገበረ ህዝቢ ትም ከአሉ ተወሳኺ መንደዓት አይትኩንዎ

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน

      Kidu reshat Awragawian

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +3

    achaysh kidu nab betekristyankum 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน

      Tefetawi talk show radio Rwanda

  • @ቦንድ
    @ቦንድ 6 หลายเดือนก่อน +1

    መለሳ ቆስጣ ሳላጣ !!!😂 ኣዮኹም ናይና !!!😂

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน

      መለሳ ቆሎ ጡጡቆ ዘይኮነን ደኣ😅😅😅😅

  • @WediNega
    @WediNega 6 หลายเดือนก่อน +3

    ነዚ ህዝቢ ካብ ሸንኮለል ምባል ዘይትምሕርዎ:መልእኽተይ ናብ ኣያና ረዲእ ምሓሪ ኣባኻ ክብሪ ኣለኒ:እንተ ኣብ ብርሃነ ክብርኣብ ግን መጠኑ ዝሓለፈ 0% እዩ እምነተይ ተቃላሳይ ኣይኮነን ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን ብጀካ ካብን ናብን ምባል ሕሉፍ ቃላቱ ምስክር ስለ ዝኾኑ:ብሓቂ ነቲ ዝብል ዝነበረን ዘሎን'ከ ብኸመይ ኢኻ ክትኣምነሉን ክትጽግዖን መሪጽካ ክርድኣኒ ካብ ዘይክኣለ እዩ።ስለዚ ኣያና ረዲእ ምስ ሰልጠነ ዘለኩም ውልቃዊ ጉዳይኩም ብቀጥታ ክትፈትሕዎ ኣለኩም እንተ እዚ ብርሃነ ክብርኣብ ግን መኻይዲ ኣይኮነን ሻሂ መሳትይቲ ዝበቅዕ ሰብ ስለ ዘይኮነ ኣስተውዕል ክብለካ ይደሊ ወድሓንካ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน

      Seltene is going to court

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +2

    Sikbel medanageri Agazyan eka anta lokmax eka 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @satelliteview4991
    @satelliteview4991 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ztefeshu Sheraton ekom nskum

  • @legessenegusse5569
    @legessenegusse5569 5 หลายเดือนก่อน +2

    ለኻብጥ ዋሕድ ተሕፍሩ በሓቂ ክልተ ጨጉሪ ኣብቑልኩም ትህስዉ ሓስውቲ ዘይውርዙያት

  • @negassitesfai6311
    @negassitesfai6311 6 หลายเดือนก่อน +2

    ተደንግጹ

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +3

    Lebamat Ayatena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EMH91
    @EMH91 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ተሕፍሩ ናይብሓቒ ክልቲኩም ኣርጋቶት ስራሕ ድኹም ሲአንኩም

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 6 หลายเดือนก่อน

    ሕጂ ግርም ምልከት ብሓደ ሰብ ተቐንጺላ፡ ኢሳያስውን ክድፈርዩ ደጊም ተስፋሎና። ግዳ ንመምህር ተመስገን ድኣ ምሳኹም ዘየቕረብኩም ብዝኸበደ መከራን ውርደትን ዝወረዶ እንድዩ።
    ካብ ሃገርና ብኢሳያስ ሃዲምናስ ብሰልጠነ ድማ ህድማ ኣብ ስደት ተጸሪፍና ተቐጺልና እናበልኩም ከም ኣብነት ዓይነታ ምሕረትኣብ ሃዲሙሎ ከዕርፍ ኢሉ እዚስ ንቓልሲ ክሳርዶ ስይኮኑን፧ ሕጂ ግን ጽቡቕ ጅማሮ ናይ ብሓቂ ብኸምዚ እዮም ከም ብዓል ሰልጠነን ስዓብቱን ዝእረሙ ወይ ድማ ዝጉሓፉ እዚ ሰብዚ ሓደ ሰራም ነውራም ገበነኛ ኣንጻር ኩለን ኣውራጃታትና እዩ፡ ብዓል ፌቨንን ኤልሳ ጭሩምንውን ምህዳም ኣብየንኦ እምበር ዝገደፈ የብሉን ኣዴታቱኳ ዘይንሕፍ ጉደኛ፡ ባዕሉ ብሰላሕታ ይጸርፍ ወይ ድማ ብዓያሹ ከም ብዓል ጆን ብላክ የጽርፍ ። እንታይ ገዲፉ ነዊሕ ኣታሊሉና እዩ ግዜ ወሲድና ክንርድኦ ብዝኾነ ከምቲ ሓሶትን ስንቅን እናሓደረ ኢዩ ዝፈኩስ ኮይኑ ሕጅስ ተቓሊዑ ኢዩ ንቓልሲሞ ዝገደፈሉ የብሉን ብዝተኻእሎ ንድሕሪት ጎቲቱና እዩ።
    ናይዚ ጉድሲ ተነጊሩ ዘይውዳእዩ እናሓደረ እዩ ዝኸፍእ ኣብ ትግራይ ክቃለሱ ዝወረዱ ንቡዙሓት ኣቕቲሉ ኢዩ ይብሉና ኣሎው እዚ ብግቡእ ክጻረ እዩ ዝግባእ ሓደራ ኣይትሕመቑ ኲዒትኩም ሓቂ ኣውጺእኩም ግለጽሉና።

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน +3

    Waaaw anta ezen Achaweish kstelima eyen mesleni nab Hgdef eden kihba 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 6 หลายเดือนก่อน

      qunqa qa tezareb 😂😂😂

  • @systemyouarethebestchecker6102
    @systemyouarethebestchecker6102 6 หลายเดือนก่อน

    Sorry my brothers , why we don't spend all our energy on essays afewerki. Do not worry what Seltene would say

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน +1

      Seltene is the cause of all divisions. Radio Rwanda

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@selinaalena4453እንታዩ ጌሩ ኣጥሓነት ዘዝበለቶ ክትብሉ ሰልጠነ እንታይ ዓቅሚ ኣለዉ ክኸፋፍል ።ንሰልጠን ንህዝቢ ትግራይ ሰለዝሓገዘ ኢኹም ትጸልእዎ።እምበርከ ረድዬ ርዋንዳ ትፈልጣ ዲኻ 😅😅😅😅

  • @fp6521
    @fp6521 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ato redei abmintay hashewye atika

  • @solomontadese7918
    @solomontadese7918 6 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ብርሃነ ሓሳዊ ነዚ ጀጋኑ ዝክፈሎ ዘሎ ብርጌድ ንሓመዱ ንምህራም ምካኑ ጉዑዞካ ፈሊ ጥካ እዩ ህዝቢ ኤርትራ ንስኩም ድማ ለክባጣት ጌሌኩም ሉኡካት ህግደፍ ጌሌኩም ቅልውላው ማንነት ዘለኩም ሎሚ እክልን ጉርድን ዝፍለየሉ ግዜ እዩ እሞ ተፈሊጥኩም አ0አኩም።

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሓው ረድእ መሓሪ ኣብ ትቕድም ከም ተቓላሳይ ጽቡቕ ኣቓልቦ ህዝቢ ሲሒብካ ነርካ ሒጂ ግን ኣይግድን ሒጂውን ኩሉ ሓይልኻን ኣቓልቦኻን ናብቲ ናይ ሓባር ጸላኢና ዝኾነ ህግደፍ እንተተውዕሎ ምሕሸ ይብል። ሚድያታት ከከም ኣቕመን ኣንጻር'ቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ቃልሲ የበርክታ ኣለዋ ግን ክስርሓ ከለዋ ጌጋ ኣይገብራን ኣይብልን ግን ጸለመታትን ጎስጋስን ኣብ ልዕሊ ተቓለስቲ ዘናጻጸረ ንህግደፍ ዘማሳስልን ዝሑጉስን ኢዩ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 6 หลายเดือนก่อน

      Seltene tekalasye aykonen

  • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
    @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 6 หลายเดือนก่อน +4

    ሰልጠነ ሬድዬ ሩዋንዳ ኢዬ 🇪🇷🇪🇷

  • @samsonsemere2145
    @samsonsemere2145 6 หลายเดือนก่อน

    ኢዋይ ኣቦይ ረዲእ ሲ ሓላፍነት ሰብ ኢካ ገንዘብ ዘጣፋፋእካዮም ግን ዘይትመልሰሎም ዐገብ ክልተ ጸጉሪ ዘብቆልኩም ሲ ኪትምንጭቱ መጺኩም ፎእ

  • @kaleabbayanu8869
    @kaleabbayanu8869 6 หลายเดือนก่อน +8

    ዓገብ ዓገብ በልዎም ነዝኦም ዓበይቲ ክንሶም ናይ ቁልዑ ዝዛረቡ

    • @nataneley
      @nataneley 6 หลายเดือนก่อน

      ዘሕፍርዩ መርኣያ ውድቀትናዩ ከም ህዝቢ የሕዝን

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 6 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼

  • @brhanehaile5997
    @brhanehaile5997 6 หลายเดือนก่อน +2

    Hawey Redie,ane Eritrawi eye nay Elf gedig tegadalay eye yekhbreka. Ginnekefeta hanazi ykibelo ane wedi metahit eye.

  • @danielkessette4242
    @danielkessette4242 6 หลายเดือนก่อน +3

    Hasawi Mehari 🐕🐕🐖🐖😊

  • @yohanneshaile8904
    @yohanneshaile8904 6 หลายเดือนก่อน +1

    Gugile yuotob gugile tebelalae.

  • @tesfalememun681
    @tesfalememun681 6 หลายเดือนก่อน +3

    Kilte wekaru funfunat

  • @hjhfdd
    @hjhfdd 6 หลายเดือนก่อน +2

    Ata kndey thamku 😢 kabakum abotatna kemzi texebina aynfeltn

  • @legessenegusse5569
    @legessenegusse5569 5 หลายเดือนก่อน +2

    ብሓቒ ብሓቂ ንስኩም ኢኩም ኣቺዶ ናይዛ ሃገር ንዕዘብ ኢና ኮ ዘለና ሓስውቲ ለኻብጥ ረዲኢ ዋላ ብርሃነ ኣጃውስ ዋሕድ