ሰልጠነ፡ ነጠብጣብ ኣቺዶ ...!
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 31 มี.ค. 2024
- Join this channel to get access to perks:
/ @alenamediatv7443
ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
alenamedia.org/product/tlmi-n...
#TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia
❤❤❤❤❤❤❤ክልተ ጀጋኑ ኣያታትና ❤❤ንዓኹም ዘየኽብር ገመድ ሰቒሉ ሸቀቕ ይበል ኣያኒ ❤❤❤❤❤ዓቢ ሰብን ዓቢ ገረብን ጽላል እዮም ዝኾኑኻ ❤❤❤❤
ተጋዳላይ ይኣርግ እምበር ኣይልብምን እኮ ተባሂልኹም። ብርሃነ ክብረኣብ ኻብ ናይ ሓሶት ዜና ሓሊፍካ ዝገበርካዮ ኣይራናን፡ ሰራዊት ኢርትራ እዚ ኣብቲ ተደምሲሱ፡ ተደፊኡ፡ ኹላ እታ ዝነበርት ናይ ተጋሩን ፈተውቲ ተጋሩን፡ ድልየት መዝሚካ፡ ሓሶት ምልኻዕ ካልእ፡እንታይ ቑምነገር ኣሎካ።ረድእ ዳማ ካብ ኢርትራ ጀሚሩ እቲ ናይ ምትላል ፡ ኣመልካ ምዝጉብ'ዩ ኣብዚ ንሰልጠነ ምጽላምን ካብ ገበናትካ ነጻ ኣይገብረካን'ዩ።
ቁሩብ ኣይትሓፍሩን፡ሕራይ ንሰልጠነ እሞ ጽልእዎ ኣብ ምንታይ'ኩም ዘወዓለ ህዝቢ'ዩ ተጸልምዎ፡
ብርሃነ መዘርባዕ ከኣ ብምጽላም፡ከምታ ዝበልካያ ህቡቡነት ክትረክብ ማለት ዘበት'ዩ።እዛ ማሕበር መስተማስልቲ ዝመርሑዎ ዘሎ፡ቀንጸልቲ
1፡ተመስገንን ካሓስይ
2።ሚኪኢለ ዕንዳይ
3፡ብርሃነ መዘርባዕ
4፡ረድእ መሓሪ
መን ኤረትራዊያን ገሩክም ምስ ደቂ ባት ክትዋዳደሪ ደቂ ዝረጋብረ ዓባቅ አምሓሩን ተጋሩን ኢኩም 2 ኩም ስለጠነ ኣቃአ ተፈርሕ ረስሓት ዓባቃአት ሰልጠነ ቆልዓ ኣዩ ዝረኤልኩም ስብ የለን ሕረ በሉ ሓሳዳት
@@selamgeber5688 ክክክክ ተገጥምኪ ፋራ...ኩርክር ገብራይ ስልጣንያ ኢኺ 🤣እዘን ኮራኹር ፍሉጣት ኢኽን ኣቦኽን ስልጣንያ ክጽረፍ ከሎ ዉሕ ዉሕ ኢኽን ትብላ 🤣🤣🤣
Sektene@@selamgeber5688seltene sheytan Radio Rwanda
ደንቆሮ ዓበይይቲ ስለዝኾኑ ለባማት ማለት ኣይኮኑን ።ብፍላይ ዚ ኣለና ሜድያ ፎእ ኣረጊት መደናገሪ
It would have been beneficial if all of you seat and solve your problems as civilized people
ኢዞም ኣቦይ ብርሃነ ትባሃሉ ከኣ ብሓሶት ኪትምስኪሩ መጺኩም ክሊተኹም ጸላእቲ ሰልጠነ ስለ ዝኮንኩም ተሳማሚዕኩም ትገርሙ ኢኩም ሓቃ ኢንድዩ ኢዛ ኤርትራ ሃገርና ከይሓልፈላ ከማኹም ስለ ዘለዎ ካባኹም ሰልጠነ ኣጸቢቁ ይሓይሽ ኣይፈልይን ኢዩ ከኣ ንመን ከተዳናግሩ ኢኩም መን ኢሞ ኪኣምነኩም ሓሰውቲ ዐበይቲ ሰብኡት ኣብዚ መጺኩም ሰብ ከተባእሱ ሕፈሩ ንባዕልኹም ሕማም ርእሲ ስሚ ጥማዕ ይግደፍ ኢኩም ኣቦይ ብርሃነ ከኣ ኪበሩ ነቦይ ረዲእ ከተሕጉሱ ኣይትዛረቡ ፕልስ ዕበዩ ስብ ኣፋቅሩ ማዐዱ ማሀሩ ኦስኹም ግን ተባአሱ ትፈላልዩ ኢዋይ ውርደት ኢቶም ዐበይቲ ገዲድኩም ኣቱም ሰባት
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደስ ዘቢል መደባት 2ኒኽሊጠኮም ኣገናዓ!👍👍
Giega Mahari Redi 😮😮
Ageb ageb, mis idmiyecan mis harbgnatca zeykeyd aytigiber.
Fight the dictator not seltena regardless
የቐንየለይ ክደልያ እየ ጸኒሐ።
Seltena don’t answer them carry on working against one enemy the dictator::
ኣጻሉኡና እዩ ነገሩ ጋሻ ምስ ኣቶ ብርሃነ ስለ ዘይተሰማምዑ ረድኢ ክኣ ኣጻልኣኒ እልካ ምዕዳም ዝሰየብኪም ዝኣረኩም ክትዓርቁ እንበር ክትፈላልዩ መጺኩም ንስኩምስ ምዓረቁም ሰልጠነ ንዓኩም ወድኩም እዩ ዝከውን የፍኣልና ዶ ይከውን እልኩም ሓሲብኩም ምመጻኩም ግን ከምቲ ዕድመኩም በጃኩም ሕሰቡ
Two of my favourite people ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ 💕 ♥️ 💙 💖 💜 ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Alena Kia tible aytehalu kedea
shame on you boss, Seltene is a HERO try to be like him!!
Please keep this things behind door and focus on our common National problem, the brutal Higdef !!
Lieli redie menagerie alo dyu
I don’t think Tefetawi only abut money ( he takes said with reset than hero Henok) all birget nihamedu stand with Henok and this guy
Aregtot sebat xelekum ketruyuna ketmtsu mara tehznu
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ክንዲ እምባ ዝኸውን ሃገራዊ ጉዳይና ኣወንዚፍና ናብ ከምዚ ዝአመሰለ ቆይቊን ምጥቕቓዕን ክንአቱ ዘሕፍር ኢዩ። ክቡራት! ኣነ ካብ ነገር እሃድም፡ ንሱ ከአ ዘቑጸልጸለ ኣርእስቲ እና አምጽአ ንምጽላመይ ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብ ፍጻሜ ናይዚ ኲናት እዚ፡ መን ኢዩ ክዕወት ግዜ ክምልሶ ኢዩ። ካብ ቲፎዞነት ወጺእኩም ሓቀኛታት ፈራዱ ኩኑ!! ንሽምግልና ወትሩ ድሉው እየ።
Gugile yuotob gugile tebelalae.
ኣንቱም መሕፈራት ክልተ ጸጉሪ ኣቢቁክኩም ሲ ሰልጠነ ኮ ብዕድመ ውድኹም ኢዪ ዝኸውን ።ድኹማት ፍጥረት
Ztefeshu Sheraton ekom nskum
Nay behaki himaqeate sebate ekim bezaba hgdife mizerab aymehashen
ንሰልጠነ ንምሕማይ ፡ ተራኺብኩም፡ ተሕፍሩ።
Shame on you!
Shame on you Awragawian
Awragawian
ሰልጠነ ሓደ ዕሱብ ሕብእቲ ሰልፊ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ እዩ፡ እዚኦም ጀጋኑ ኢዮም ቀደም ይጽሕፈሉ ነይረ ኣነ ምስኩለን ኣውራጃታት ተባኢስካ ኣብ ሓደጋ ክትኣቱ ኢኻ ኢለዮ ከም ወዲ ኣውራጅኡ። ንፌቨን ኣዋሪዱ ንጓል ኣንስተይቲ ዘይንሕፍ ኣዲኡ ዝደፍር ከምኡ ነቲ ዓቢ ሰብኣይ ኢንጀነር ፍጹምን መምህር ተመስገን ንፍናን ድማ ንምንታይ ንወዲ ዓንዳይ ተቕርቦ ይብሎ የነውሮ ነይሩ ፈላላይ ኣንጻር መሰል ደቂ ሰብ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ከም ኢሳያስ ወይ ባርያ ስለ ዝኾነ ኢዩ።
@@tsegaygebru9534 lebam zerba. Injera alem blae
ስኑፍ ባርኡ ኮንካ ጸቢብ ኣውራጃዊ ከምኡ እምበር እዚ ግሁድዩ ሕሜት ኣይኮነን።
Awrajawyan ekum felaleyti 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
2 Resahat serekti Hasawi men kesmaka
Seltene ist the best hero
Teftawi show Radio Rwanda
Redei mahari beja ertra kid ertra aytfeltan eka aythalyelun eka
ክልተኩም ሰረቅቲ
ረዲኢ ማሓሪ 1000 ጊዘ ቀይሕ መሰመር ዘረገፀካ አለካ እነዶ ፈገር ሓሳዊ ከም ሰብ ንእሸተይ ሕልና ዘይብለካ ሙካን ሰብ አየትመሰለንን ደያበሎሰ ሸየጣን እካ ለክባጥ
ነባሪ ታሪክ እነበር ነባሪ ሆወት የለን
Wekaru sebut ymeslu sikbel medanageri eka 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
Reda mahari what hapen with you men this is shame full and who this guy
Ezi sebiay ksenf
ሕልሚ እዩ !!100/100
ነዚ ህዝቢ ካብ ሸንኮለል ዘይተድሕንዎ
Eritra nELF bhigi zgizio Christian Islam hade hizbi ❤❤
Wedi mahri❤❤
MUSHMUSHAT MEDIA
Kulukum sheet
Anezigermeni kem Zerai Brhane Haile 3awraja tirah wesenti Eritra zikhonu ane aykibelon,haøowlow eyu.
Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk
ሓሳዳት ክክክ
btami ikum tehfru n Seltene kthamiyu mimxaekum abeyti tmeslu,, seb hangol alewo, nmen ketemunu ikum?hafirelkum. Natkum zeytgebru?
Sorry my brothers , why we don't spend all our energy on essays afewerki. Do not worry what Seltene would say
Seltene is the cause of all divisions. Radio Rwanda
@@selinaalena4453እንታዩ ጌሩ ኣጥሓነት ዘዝበለቶ ክትብሉ ሰልጠነ እንታይ ዓቅሚ ኣለዉ ክኸፋፍል ።ንሰልጠን ንህዝቢ ትግራይ ሰለዝሓገዘ ኢኹም ትጸልእዎ።እምበርከ ረድዬ ርዋንዳ ትፈልጣ ዲኻ 😅😅😅😅
Lebamat Ayatena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እንኳዕ ገጸካ ርኤና አጆካ ዝሰርሕ ይጋገ እዚ ሰሑል ካራ ገይሩ የዉጽእካ ሰብ ብጽቡቅ ጊዜ አይዓብን እዩ አምላክ ጥራይ እዩ ፍጹም አጆካ እንኳዕ ብደሐን ተመለሰካ
😂😂😂 ኣድጊ ሓርድካለይ ባዕልኻ ሓኔታ ነቲ ናታስ ንሓማታ 💚 ኣብ መንገዲ ከረን ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ ዝባሃል ባንጻሩ ኮይኑ ዲሕሪ ናጽነት ዝመጸ ባሕርታት ኡሱር ቤት የለን ተባህሉ ባንጻሩ ኮይኑ ኢኳድኣ ገድዱ ባህሪታት ተለምዱ 🌹👍👍👍
Seltene jigna eyu❤🎉
Tewesaki wegenena aletena eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
2+ fushulat 😂
ትሕዙኑ ኢኩም ረድእን ብሪሃነን እታይ ወሪዱኩም ሰብ ክትሓምዩ መጺኩም ውድቀትኩም አቃላጥፍኩም ክድሪብዒ ሰልጠነ አትምጹኡን ሰልጠነ ጅግና ኢዩ ሰልጠነ አበሳ ኢዩ ብሪሃነ አበይ ዓዱ ዓዱ ዘይፍለጥ ድሪባይ ቀናት ኢኩም ነስኩም
ሜሮን ድማ ካብ ካልእ ኣውራ ይኸውን ዝሕተት ዘሎ።
The dictator is a lucky man denkoro hazbi
Nmintay Sebhit Barka Sahil. Zeytikesi.
Lezeyti
ብጣዕሚ ተሕፍሩ ናይብሓቒ ክልቲኩም ኣርጋቶት ስራሕ ድኹም ሲአንኩም
አይተ ብርሃነ ክብረአብ ሓሳባትካ አገዳሲን እዋናውን እዩ።
Hawey Redie,ane Eritrawi eye nay Elf gedig tegadalay eye yekhbreka. Ginnekefeta hanazi ykibelo ane wedi metahit eye.
መለሳ ቆስጣ ሳላጣ !!!😂 ኣዮኹም ናይና !!!😂
መለሳ ቆሎ ጡጡቆ ዘይኮነን ደኣ😅😅😅😅
Gudayu awadkana yibahal ezis.
Ab qlesi wured deybe nay gden alo ajokum kulna n fethi nqales
Shameful, እንታይ ወሪድኩም? ንሓደ ሰብ ሚድያ ከም ጸላኢ ሰሪዕኩም ከተጸልሙ፡ ሓሲርኩም፡ ክብረትኩም መሬት ዘቢጡ፡ኣለና ናብ ከምዚ ምውራድካ ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ።
Kid Awragawi
ህዝቢ ኤርትራ ብሓቂ ወዱቕ ህዝቢ
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
ሰልጠነ ሬድዬ ሩዋንዳ ኢዬ 🇪🇷🇪🇷
ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ዝተጠቀመሉ መንግስቲ ኤርትራ ንህዝቢ ዝሃንጻ ሜዳታት ዓጽዩ ፥ንዑኡ ዝውድሳን ብሓሶት ንህዝቢ ከእምን ሰሪሑ ንትብሎ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ዝገርም ኣገላልጻ።
Shameful
Talk on facts
ንሰልጠነ ንምሕማይ ፡ ተራኺብኩም፡ ተሕፍሩ።
ብርሂን ዊዒጊን ወድ ኽልል ትግራይ😂
Ayatatna jeganu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Etom.2.tenkalo.hasewititefelitikum.birihane.koray.bidem.meniesey.telagets.tirah.kenae🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
መደናገርቲ ሃከር ቆጺርካ መድያ ከተዕኑ ናይ ሰልጠነ፡ ባዕሉ ሃከር ድማ ኣቃሊዑካ ሎቅማጽ ፡ ከምኡ ድማ ብርሃነ .
Huletachu. Tiru. Hilina. Alachu
Berhane end Redie tehznu 2 aregtot men kiamnekum😢😢
Xibuk medeb ❤❤
ሓደ ዓይነት comment ናይ ሰልጠነ ልኡኻት 😂😂😂😂
መጀመርያ ገንዘብ ሰብ እሞ ምለስ ብዛዕባ ካሊእ ክትዛረብ?
ሰላም ንኹሉ
ኣነ ወዲ ሓማሴን ኢየ ንስለ ሓቅን ፍትሕን ድማ ሓቁ ሓቁ ክዛረብ ኢየ፣ ኣቶ ረድኢ ነዚ ሰልጠነ እንታይ ግበር ኢኻ ትብሎ ዘለኻ ናዓ እባ ነዚ ሰብ ኣስራሓዮ። ሰልጠነ ካብዘን ናይ ኤርትራውያን መራኸቢ ቡዙሓን እቲ ዘሐብን ዝበለጸ ሰብ ኢዩ ፍቶ ጽላእ፣ ሰልጠነ ቀሺ ግርማይ በሊሕ ተባዕ ፍትሓዊ ኣድማዒ መንእሰይ ኢዩ፣ ኣችዶ በል በረኪና በል ብብቕዓት ብተግባር ንሰልጠነ ዝወዳደር ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ኤርትራውያን የለን። ኣቶ ረድኢ መሓሪ ንስኻ ኣብ መራኸቢ ቡዙሓን ቅድሚ ሰልጠነ ጀሚርካ ሎሚ ግና ደረጃ ሰልጠነን ረድእን ማዕረ ዲዩ፣ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ካብቲ ኣቐዲምካ ዝፈጸምካዮ ቶንኮልን ሽርሕን ኣንጻር ሰልጠነ ዝገደደ ተጻቦኦ ትፍጽም ኣለኻ እዚ ድማ ኣዚኻ ቀናእ ሓንኳሊ ተጻባኢ ሙዃንካ ኢዩ ዝገልጽ።
ኣቶ ረድኢ ክንደይ ፈላጣት ሙሁራት ሰብ ቶሞኩሮ ኤርትራውያን ዘሎው ኣይመስለካን ኢዩ ዝብል ግምት ኣለኒ፣ ንነብስኻ ከም ፉጹም ፈላጥ ተወዳዳሪ ዘይብሉ ጌርካ ኢኻ ትኣምነላ፣ ድሕሪ እቲ ምስሃከራት ውዕል ክትፍርም ዘነውር ዘሐፍር ዝበርዓነ ፈተነኻ ኣብዚ ዩትዩብ ክትምለስ ኣይነበረካን፣ ሰልጠነ መንእሰይ ኢዩ ታሪኽ ድማ ይሰርሕ ኣሎ ንዕዘበካ ኣለና ተብዝሖ ስለዘለኻ ህዝቢ ይፍንፍነካ ኣሎ። እዚ ሰባት ወወዲብካ ተደጋጋሚ መጥቃዕቲ ዚሮ ባዶ ውጺኢት ኢኻ ከተመዝግብ። ኣቶ ብርሃነ ክብረኣብ ውን ሕማቕ ማዓልቲ ውዒልካ ኣነ ኣነ ኣነ ንሰልጠ እዚ ጌረሉ ሰልጠነ ናይ ዕላማ ኣይኮነን ዩትዩብ ምንጪ እቶቱ ኢዩ ምባል ዓይኑ ዘፍጠጠ ቅንኢ ኢዩ ሓሳዳት። ግርም እባ ሓታትን ተሓታትን ኣምሲልካ ንሰልጠነ ምውንጃል። ዝበልኩም እንተበልኩም ወደባቀሺ ፈጣሪኡን ሓቅን ቅንዕናን ትብዓትን ሒዙ ተዓዋቲ ኢዩ ኣብ ቅድሚኡ ደው ዝብል የለን ዓወትን ክብረትን ምስጋናን ንሰልጠነ ቀሺ ግርማይ።
Ata xbuk hlna aleka kexilo iziom 2t kenat eyom😢😢
Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America
achaysh kidu nab betekristyankum 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
Tefetawi talk show radio Rwanda
Eritrean etifakaru ab wulkeseb kisab kindeynay dukumat mukankum eu zerei
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waaaw Ezin achawsh Selten kbla kehadra eyen 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
Ato redei abmintay hashewye atika
SELTANA DONKEY RADIO RWANDA.
ዑሱብ ንዑሱብ ፣ ዓፈል ንዓፈል ኢኹም ። ኩላ ንሳንቲምኩም ኢኹም ።
እስኻ ሓደ ጸቢብ ኣውራጃዊ ባርያ ሰልጠነ ስዲ ኢኻ ስዲ።
@@tsegaygebru9534 nay haki
ኩሉኹም ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢኹም ኣይትሕሽዎ ኣይትሓምቁዎ።ሕጂ በኣኻትኩምን ከማኹምን ዝደናገር ኤርትራዊ ዘሎ ኣይመስከንን።
ኩሉኹም ሰራቅት እኹም
ዛኣምነኩም ሰብ የለን
ኣድዮ ክልተ ዓጥራሳት ከኣ ናብ ሰልጠነ ቱታ ክብላ መጽየን ረድኢ ቀዲምካ አተን ገንዘብ ምለሰን ኣፍካ ከፊትካ ክትዛረብ ኣቦይ ብርሃነ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል ሓንካስ ብሙርኩስ መጺክን ንሰልጠነ ነቅ ከተብለኦ ኣይትኽእላን ሰልጠነ ጎቦ አዩ ነዓኽን አያ ረድኢ ከኣ አተን ገንዘብ እሞ ምለሰሉ ነዚ ሓውና ሎቅማጽ
ተገምጠል እስከ ዓሌታዊ...ኩሉ ኣካይዳኩም ፈሊጥናዮ ኢና....ኣውራጃዉያን ስለ ዝኾንኩም ኢኹም ሰለጠነ ሰብ ከጸልም ስቕ ኢልኩም ትርይዎም....ዓሌታዉያን
@@Habesha-1942 ሕጂ ውን ክደግመልካ ሓንካስ ብሙርኩስ ተጎቲቶም ንሰልጠነ ክንቅንቅዎ ኣይክእሉን ሰልጠነ እምባ አዩ ይብለካ ኣለኹ ሎሚ ምቅብጣር የለን በጃ ምልዮን ዝበሃል ቃልሲ የለን አያኻ ረድኢ አተን ገንዘብ ምለሰን በሎ ንሸያቦ ከኣ ከምታ ቀደምካ ትግራይ ትግርኛ በል በሎ ናይ ሓሶት ዜና ኣዳሉ በሎ ጌና ከነጽርየክን ኢና
ታይ ማለት አዩ ዓሌታውያን ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ስለ ዝበልና ድዩ ዓሌታውያን ዘብለና ኣቱም ሰባት ገንዘብ ሰብ ሎቅሚጽካ ደላይ ፍትሒ አየ ዝበሃል ኣየድልየናን አዩ ንሕና ንዓመጽ ደይንቅበል ኢና ሕጂ ውን ኣፈቸለነት ግደፎ ረድኢ መሓሪ ምለሰን አዘን ገንዘብ ውጹዕ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ክንድርብየካ ኢና ሎቅማጽ መን ምኻና ኣይፈለጥካናን
Two flip flop entities. Looserss. Tail of society
@@Habesha-1942 ክኽክክክክክክ ናይ ምንታይ ጸለመ ረድኢ መሓሪ ገንዘቡ ምለሰሉ ምባል ድዩ ጸለመ ጸለመ ከይትብሎ ረድኢ መሓሪ ውን ብቃሉ ኣሚንሉ አዩ ዶ ወላስ ደላይ ፍትሒ ስለ ዝኾነ ኣይትበልዎ አዩ ኣይትሕሰቦ ሕጂ ውን ከም ፌስታል ከነፍኩሶ ኢና ናይ መን ሎቅማጽ ምለሰን አዘን ገንዘብ ንፈልጥ ኢና ናብ እንዳ ህግደፍ መአከብ ጎሓፍ ኢኽን ክትሃድማ ዕሪብ በላ ነዓና ውን ይጥዕመና ኣልጊብና ንድስቀክን ረድኢ መዓሪ ካብቶም ዘኽብሮ ዝነበርኩ አዩ ገንዘብ ሰብ በሊዕካ ግን ሸለል የለን ሕጂ ውን ዝምረካ የለን ሎቅማጽ ኣብ ደምበ ፍትሒ ከምኡ ዝበሃል የለን
ምሐፈራት ኢኩም😢
Aye nay scheqet poltika aya redi nabtinaykedmka ente temles memarglka
Hgdef ekum klitekum telamat ekum
hxab Selten aytbkuen ekum 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
ብሓቒ ብሓቂ ንስኩም ኢኩም ኣቺዶ ናይዛ ሃገር ንዕዘብ ኢና ኮ ዘለና ሓስውቲ ለኻብጥ ረዲኢ ዋላ ብርሃነ ኣጃውስ ዋሕድ
Kulukum lekmax nay rebha ekum Alena,tefetawi ,dhay meneseyat.
Tefetawi nay SEB gega kideli Ryu ziwiel,Awrajawi eyu wn.
ሰልጠነ ጹቡቕ መጻረዪ ከዳዓት ማለት እዩ
Kudu Awragawian reshat
@@selinaalena4453 ተጋጊኺ ኣይፈለጥክንን፡
Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk Aboy Berhan emo Jalba endiya
Tehilatkum
Leke tefishka eka
Kab gizeka eu 👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼👎🏼
ጽቡቅ ትምህርቲ ምስ ኩሉ ጌጋኩም ጽቡቅ ትገልጽዎ ኣለኩም ቀጽልዎ ነብስኩም ድማ ኣርሙ እኩም።
ፍትሒ ቀቢሩስ ዲሞክራስን ፍትሕን ይብል ዝገርም ኢዩ ፥ባዓልተፈታዊን ባዓል ሶሎ ሜዳን ድማ ወረስቲ ተተኪኦም ንናይ ኢሳያስ ኡኩይ ተግባር።
Enty aynet zereba EU ? Kexlaka poletica yzarebu , hanxe aykonen tezarebuo zelekum .
Nsukhum ab hawawiw tikalesu ekhum.
አቶ ብርሃነ (ዳሃይመናእሰይ)ቅድሚ6ዓመት ንአማኒኤ (አሰና)ብአሉታ ክሰምዮ ሰሚዐዮ ቀናእንሓ ሳድንሰብ እዩ::እዚባህርያ ትእዚድ ማፈፂሙ ክገድፎአ ይካአለን እሞምሕረት የውርደሉ::አለና ዓሩኪ አይረኸብካን???
ለኻብጥ ዋሕድ ተሕፍሩ በሓቂ ክልተ ጨጉሪ ኣብቑልኩም ትህስዉ ሓስውቲ ዘይውርዙያት
ተደንግጹ
ኣቤት ክትበክዩ።ጠስጣት
Gojo go to job centre. We have to report you to job centre
Huletachu hulugze mabraria. Citun