Eritrean Comedy ብናትናኤል ሕልፉ N Xbah Eyu Natnael Hayleab Neshnesh Tv 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • #Eritreancomedy #Neshneshtv #ናትናኤልሕልፉ
    ሰላም ኣሕዋት ስለ ምክትታልኩም ብልቢ ነመስግን
    Thank you

ความคิดเห็น • 235

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  3 ปีที่แล้ว +114

    ሰላም ኣሕዋት፡ሃየ በሉ ኮሜዲ ኣምጺናልኩም ፡ንቐደም በሉ ፡ እቲ ሼር ላይክ ምሃብ ኣይትሕመቑ ።ሰናይ ምክትታል

    • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
      @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 3 ปีที่แล้ว +7

      ሰላም ነሹ ኣስሊ ሓንቲ ነገር እንዲየ ክብለካ ዴለ plz ባ ሓንቲ video ስራሕልና ባ ኣብ የመን ኣብ ስዑዲ ኣብ ጀዛን ብሓል ቦታ ዝሳቀዮ ይሕዋት ኣለና ሞ 40,000 ዝኮኑ ሰባት ኣብ ቤት መእስርቲ ትሃጊሩም ኣለዎ ገለ በል ነሹ ሰባኣዋነት ስለ ዝለካ ንስካ ተስፋ ኣለኒ ካኣ ኣብዚ ሓጸረ ግዜ ሓንቲ video ስራሕካ ክትሰዳ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ปีที่แล้ว +4

      @@Yonas_Wedi_Humera_Tigray ሰላም ሓወይ እወ እዚ ጉዳይ ካብ ዝርእዮ ነዊሕ ኮይኑ ኣሎ፡ግን መንግስቲ ክሳብ ሕጂ ፍታሕ ክገብረሎም ዝኮነ ክሕግዞም ይግባእ፡በዓል መርከብ ቦኒታ ትምኒት ወልዳይ ውን በዚ ጉዳይ ክዛረቡ ርእየዮም ፡ግን ሰለማዊ ሰልፊ ገለ ተዝግበር

    • @LoveYou-xb9hi
      @LoveYou-xb9hi 3 ปีที่แล้ว +3

      ነሽነሽ ጀማሪ ዩቱበር የ Promote ባ ግበረለይ ኣታ ፅሩይ

    • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
      @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 3 ปีที่แล้ว +1

      @@neshnesh_show እወ ጽቡቕ ኣለካ ግን ሓደ ነገር ክብለካ ደሌ ኣብ ዛ ናትካ ቻነል ኣስታት 100ሺሕ ገለ ዝኮኑ ሳኣቢታ ስለ ዝለውካ ኣጋጣሚ ግበርት ሰናይ ታሓለቅት ስደታኛታት ክሕልዉ ይኽእሉ ሞ ሓንቲ video ተታዝርገሕልና ብጣዕሚ ጽቡቕ ነሩ plz 🙏🏿

    • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
      @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 3 ปีที่แล้ว

      @tomi tomi ከምዚ ዓይነት ጽሕፊ ንቲ ዝጻሓፊ ግብረ መልሲ ሃቦ ኣነ ዋላ ሓደ ኣይፈልጣን እየ

  • @sara5880
    @sara5880 3 ปีที่แล้ว +18

    እዋይይይ ሲዚ ኒኖ ሓዉዱዩ ዝወዲ ከምጥ ኢሉ ዋላ ድምፁ።

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @ermisweety4895
    @ermisweety4895 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣታ ንብርሃነ ስክሪፕት ኣውሒድኩምሉ፡እሱ ሓያል ኮሜድያን ክከውን ኢዩ፡ኣዚዩ ሕዉስን መስሓቅን ሰብ ኢዩ፡ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 3 ปีที่แล้ว +11

    ክክክክ ሕልፉ ቀባጽ እንቛዕ ደሓን መጻኩም ደስ ዝብል ኮሜዲ

  • @canaanyaecob94
    @canaanyaecob94 3 ปีที่แล้ว +1

    Good job yehwat love u deki eri😘😘😘❤❤🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @destameseledesta7148
    @destameseledesta7148 3 ปีที่แล้ว +4

    I miss hlfu
    It’s been long time
    Good to see you

  • @samuelbeyin1315
    @samuelbeyin1315 3 ปีที่แล้ว +33

    ብስም ነሽ ነሽ ሓውና like ይእድየኩም ኣለኩ

  • @mathualemey3631
    @mathualemey3631 3 ปีที่แล้ว +3

    ናትናኤል ናትካ ኮሜዲ ማራ,ዩ ኬፍ ዘለዎ ቁሩብ ድኣ ትድንጉየና ኮንካ እምበር፡ኣጆኻ በርትዕ ሓድሽ ፈጠራ ዘለዎ ሒዝካ ክኣ ተመለሰና

  • @ara8066
    @ara8066 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣላ ዊንትሽ ኩሉ ትክእለሉ ብጣዕሚ ሓሪፍ ኮሚድያ እዩ ነሹ ለባም

  • @lionboy6133
    @lionboy6133 3 ปีที่แล้ว +13

    Bruk malti ygberelna deki eri Halalat 🇪🇷❤️❤️🇪🇷

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @johneblack6521
    @johneblack6521 3 ปีที่แล้ว +1

    Eway moyta Eko sihaq pls like kkkkkkkkkkk B sem helfu end Nshu

  • @negaarsenal5188
    @negaarsenal5188 3 ปีที่แล้ว +1

    ጽቡቕ ስራሕ ብሓፈሻ ፡ታይ ገበረኩም ኣንታ እዚ ብርሃነ ፡ጸፊዕኩም በርበረ ኣጉሲዕክሞ፡ ብኽያት ንብኽያት ፡

  • @habendawit7336
    @habendawit7336 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ሪእኩም ኣይትክዱ እታ ዓባይ ኣጻብዕቲ ረገጽሉ ንነሹ

  • @user-ev3qn4ox3z
    @user-ev3qn4ox3z 3 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ ንፍዕ ኮመዲ ከዓ ጀሚርካ ነሹ ፅሩይ ከም ወረቀት ኣጆኻ ኣብጎንካ ኣለና ዋላ ብናይሓማተይ subscribe kgebrelka eye neshuway

  • @merahani120
    @merahani120 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣታ ዛወዲ ሲዚኒኖ ዶ ኮይና ትስመዓካ

  • @adesador854
    @adesador854 3 ปีที่แล้ว

    Brhiney nebski rekibkya hlfu kea mexaei suzinino 😅😅😅😅😅😅👌👌👌❤❤❤🌷🌷🌷

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว +8

    ነሽዋይ ዓቢ ሰብ

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

    • @love-xg3ws
      @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว

      @@ERIINSPIRE እሺ

  • @user-sv5wl7pd3f
    @user-sv5wl7pd3f 8 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkkkk konkula eye emo beu katu eye haqu eu alem qedidu kwexe delilo

  • @tesfamhretgebrehiwet8363
    @tesfamhretgebrehiwet8363 3 ปีที่แล้ว +1

    Anes seb ebyet keri kelo btami eye zhgos xbuk comedi hlfu kokob comdi bhafesha blux srah neshu hawey thanks yala yehwat netbabayom

  • @yohaneshaile4050
    @yohaneshaile4050 3 ปีที่แล้ว +2

    መትሓዚን መጨበጥን ዘይብሉ ኮሜዲ።ፈጺሙ ኣይስሕቅ፡ኣይርደኣካ።

  • @Mm-hy3fk
    @Mm-hy3fk 3 ปีที่แล้ว +3

    ክክክክክክክክ ኮንኩላ እንድየ ኲዒተ ፉሒረ ብኡ ይኣቱ ክክክክክክ ክንፉ ሳሓቅ ብእውነት

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 3 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክ ጽብቅቲ ናይዚ ግዜ ገላጺት ኣጆኩም ቀጽልዎ

  • @rahwagebrihiwet4662
    @rahwagebrihiwet4662 3 ปีที่แล้ว +1

    Brhiney shikor good job, keep it up ma bro 😘😘😘

  • @abelkebid9435
    @abelkebid9435 ปีที่แล้ว

    ኣንቲ ሰበይቲ ጽንሒ እንዶ ዋ ኔርኪ ድዩ ከሙ ክክክክክክ

  • @mileynatey6286
    @mileynatey6286 3 ปีที่แล้ว

    Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri nfuat kexlwo deki eri bflay Winta shakor ab sdet koynki nay bhali msrahki. Love you deki eri ❤️❤️

  • @love-xg3ws
    @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว +4

    Kkkkkk ክንደይ ተዘንግዕ እያ

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @isaiasalem1761
    @isaiasalem1761 3 ปีที่แล้ว +1

    Brituu meksen

  • @eduedu730
    @eduedu730 3 ปีที่แล้ว +1

    ብርሂነይ ዝያዳ ክክክክክ ውሽማይይይ

  • @adhinwedi4414
    @adhinwedi4414 3 ปีที่แล้ว

    Helfu enka beselam mexaka

  • @nahomdawit3200
    @nahomdawit3200 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkk nice job

  • @omaxmas8865
    @omaxmas8865 3 ปีที่แล้ว +2

    Deqe Sheron adesen zegnen alkom do💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mogostesfu9553
    @mogostesfu9553 3 ปีที่แล้ว +1

    Hilfu meksen welcome back zarkeyy mareyy

    • @weldaymekonnen
      @weldaymekonnen 3 ปีที่แล้ว

      Hilfu meksen welcome back zarkeyy mareyy

  • @habtemariam9296
    @habtemariam9296 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkkkkk nay behaki sehak mete xbah kmlaka eye hhhhhhhhhh

  • @teklitwelday1861
    @teklitwelday1861 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkk eway brhin mehgol hji moyaka rekibkaya

  • @holyland7028
    @holyland7028 3 ปีที่แล้ว

    ዋዋዋዋ ቀጽሎ ጽቡቕ ምጅማር ይግብረልካ ነሹ። ብርሃነ ሓወይ (ካካ ) ክክክ ዋዋዋዋ ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ናይ ኮሜድያን ኣንፈት ኣለካ ቀጽሎ ። ንኩሉኩም ብሃፈሻ

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 3 ปีที่แล้ว

    😀😀😀 xbah kmlo eye Kkkk Hulfu meksen ❤❤❤❤

  • @gualorthodoxtewahdo8229
    @gualorthodoxtewahdo8229 3 ปีที่แล้ว

    Natuye yeak tefikana kenika welcome 😘👍👍 xbah kwdo eye ewe 😂😂😂😂xelot tesfa gber hakika

  • @filmonanbesajer4695
    @filmonanbesajer4695 3 ปีที่แล้ว

    ኣንኩላ ትራይ ብርሂነይ ክክክክክ ዉሹማ

  • @asmeretgebre570
    @asmeretgebre570 3 ปีที่แล้ว

    Deqi erey muqurat edmen tenan yhabkum & xubuk srah qexluwo ❣️❣️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @Abraham02
    @Abraham02 3 ปีที่แล้ว +1

    Brhin men kwskely 😀😀😀😀😀

  • @LoveYou-xb9hi
    @LoveYou-xb9hi 3 ปีที่แล้ว +29

    ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ሰላምን ጥዕናን ነዓካ ይኩን ዝረገጺካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኩነልካ ኣብ ስደት ዘለኩም ክዓ ስደትኩም የሕፅሮ
    ዩቱብ ኣለኒ ሞ ዛ ሽመይ ብምንካእ Subscribe ግበሩኒ

    • @love-xg3ws
      @love-xg3ws 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን

    • @hiyabokbamichael2560
      @hiyabokbamichael2560 3 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

    • @ametezghiteklsenbet3274
      @ametezghiteklsenbet3274 3 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @yosiefhadgu6602
    @yosiefhadgu6602 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkk berhin yaho keme derho bethti jemrwo eltka kkkkkkkkk

  • @sameltewelde1518
    @sameltewelde1518 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkk ata abey neru ezi helfu kefe alwu

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @tirhastisfankel1662
    @tirhastisfankel1662 3 ปีที่แล้ว +1

    Waww

  • @nanu-
    @nanu- 3 ปีที่แล้ว

    Comedy zbhal kemzi eyu fuluy neger 👏🏼

  • @robelkidane4344
    @robelkidane4344 3 ปีที่แล้ว +2

    Brhin habibi good to see you

  • @febufebu2830
    @febufebu2830 3 ปีที่แล้ว

    ኣቢተይ ምቅርቲ ክክክክክክ እሞ ትዓቅሮ ዲኻ ክክ

  • @rahelalula2928
    @rahelalula2928 3 ปีที่แล้ว

    helfu haaaa neshetey suzinino emo betami eikum nefuat emo abe sedet konka meserhe fere serahekum keterkbu amlke yehagezekum

  • @bereketweldesen2243
    @bereketweldesen2243 3 ปีที่แล้ว

    ነሹ ጅግና ኣይዞ ጥራሕ

  • @filmonmulubrhan3494
    @filmonmulubrhan3494 3 ปีที่แล้ว

    Natu hawey gele ayney keep it up bro....ab gonika alena

  • @user-wr1uc7mv1z
    @user-wr1uc7mv1z 3 ปีที่แล้ว

    ንፉዓት። ኮሚዲያን ብወገነይ ኣጆኽም ቀጽልዋ

  • @user-dq4sv6fy5e
    @user-dq4sv6fy5e 3 ปีที่แล้ว

    ክክክክክክክክ እዋይ ኣቱም ሰባት ቀልዲ ኣምሲሉ ርኡሱ ኩዒትዎ

  • @SEARE.
    @SEARE. 3 ปีที่แล้ว

    ክክክክ ኣንታ ክንደይ ክበኪ አዩ አዚ ወዶም

  • @xmwauzelekwobotamami1743
    @xmwauzelekwobotamami1743 3 ปีที่แล้ว

    Kef alekum hlfu arkey

  • @yohannesdawit5352
    @yohannesdawit5352 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseniii brhiney shkorrr sehaki amitkumna xibuk srahi edmen tienan yhabkum fetari

  • @Fun-td5tm
    @Fun-td5tm 3 ปีที่แล้ว

    😁😄🤣😂😂Nice comedy 🥰🥰

  • @ericoraley7854
    @ericoraley7854 3 ปีที่แล้ว

    ዋው ብጣዕሚ ተሰሪሓ

  • @gebrugilhe1155
    @gebrugilhe1155 3 ปีที่แล้ว

    Very nice work neshnesh good job brother

  • @awettesfagergis6819
    @awettesfagergis6819 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkk weshma so super job deqi erey❤️

  • @neamendebesay2973
    @neamendebesay2973 2 ปีที่แล้ว

    Helfex kkkkkkkkk

  • @legendnani1786
    @legendnani1786 3 ปีที่แล้ว +1

    ሕልፌክስ ኣበይ ጠፊአካ ኔርካ አንቃዕ ዳሓን መጻካ በል

  • @niyattesfazgi1975
    @niyattesfazgi1975 3 ปีที่แล้ว +1

    Berhin yeak kkkk🤣🤣🤣

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 3 ปีที่แล้ว +48

    ናይ ነሹ ቻነል እኮ ከይዳ በቃ ትሕንበብ ኣላ ኮመዲን ገለን ምዝርጋሕ ጀሚራ ጽባሕ ክኣ ፍሉጥ ሆልይዉድ ክዝርገሐልና እዩ።እዞም ኣብዚ መጺኩም ኩልሻዕ ትካታተሉ ግን ከስ ክሳብ ሕጂ ሳብስክራይብን ላይክን ዘይትገብሩ ግን ሕልና ግበሩ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ปีที่แล้ว +3

      Blbi ye zemesgn Thank you

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 3 ปีที่แล้ว

      @@neshnesh_show You're welcome neshu asli ajoka

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

    • @radiyaibrahim1684
      @radiyaibrahim1684 3 ปีที่แล้ว

      P)
      Ö
      .

  • @medaaraya3008
    @medaaraya3008 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkk menkeshkesh ክምነገር ገርካ ሕጂ

  • @danielmehretab5223
    @danielmehretab5223 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkk Ata mota Bel so Nic job 💯👌🇪🇷🙏💓

  • @mesizaki1535
    @mesizaki1535 3 ปีที่แล้ว

    Eway wedekoy xefiom enber Amitemo gunufat

  • @Habeshaculture
    @Habeshaculture 3 ปีที่แล้ว +6

    #ሓደራ_ነሽነሽ
    ግቡእ ክፍሊቶም ክፈሎም ብክኦም መዝሚዝካ ከይትጻወተሎም።
    ሓደራ ሓደራ

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  3 ปีที่แล้ว +8

      ኦይ ተዘርግሑና ከ ከምቲ ናይ ella tv ክክክ ከምኡ ዝበሃል የለን ሓወይ፡ሕሳብ ብሕሳብ ያ

  • @tesfalemtekle544
    @tesfalemtekle544 3 ปีที่แล้ว

    Helfu meshak

  • @noch5jahrezukunft326
    @noch5jahrezukunft326 3 ปีที่แล้ว +1

    Willkommen deki erey xbuk srah hlfu nfue kexlo

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @abelabi3665
    @abelabi3665 3 ปีที่แล้ว +1

    Brhin mehgol😅😂😅

  • @yohanesyemane8027
    @yohanesyemane8027 3 ปีที่แล้ว +1

    Brhin jigna kkkk wishma🤣🤣🤣

  • @legendfranklampard9064
    @legendfranklampard9064 3 ปีที่แล้ว

    *anes shikoria dea hamime keykewn 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 wushuma 😂😂🤣🤣🤣🤣

  • @abelabrha9893
    @abelabrha9893 3 ปีที่แล้ว

    Waw

  • @user-db6xm5ti9p
    @user-db6xm5ti9p 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcom ነሹ ኣይራኣከዋን ዘለኩ ፀኒሐ ከሪኣ አየ ዊንቲ ሸኮር አምወድሸ😍

  • @habumnbarfetenaeyu7879
    @habumnbarfetenaeyu7879 3 ปีที่แล้ว

    Hlfu ayney Natey

  • @fastmedia8549
    @fastmedia8549 3 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️Hlfun abi arkeyn mekaydti eikum ykexlelkum nice👍👍👍👍

  • @issayasatobrhan2062
    @issayasatobrhan2062 3 ปีที่แล้ว

    3:04 moyte😂😂😂😂

  • @Entertainment-fq1on
    @Entertainment-fq1on 3 ปีที่แล้ว

    Wawww thank you very much neshu for you bring us a nice comedy i enjoyed very well please continue delivery like this comedy it's very funny

  • @user-ys8qt6bi6v
    @user-ys8qt6bi6v 3 ปีที่แล้ว

    Kem gele. 😀😀😀😀💕💕💕

  • @bettyshuruba2831
    @bettyshuruba2831 3 ปีที่แล้ว

    Neshu hawey kexilelu

  • @legendfranklampard9064
    @legendfranklampard9064 3 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkkkk kenkula eye 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👌

  • @samimeron6905
    @samimeron6905 3 ปีที่แล้ว

    ሕልፉ ሓወይ ናዓኻ ዘይትኸውን ስደት ከድካ ።ኩሉ ግን ግዜ ኣለዎ ኣይትሕመቅ ጥራይ

    • @yirgalemabraha9562
      @yirgalemabraha9562 3 ปีที่แล้ว

      Eritrawyan beka sidet koynu nabrana 🤭🤭🤭🤭🤭

  • @ymharalobabeluley5980
    @ymharalobabeluley5980 3 ปีที่แล้ว

    Ata hulfu (wey) ezi wedkas xukul du elwo🤣🤣🤣

  • @legendfranklampard9064
    @legendfranklampard9064 3 ปีที่แล้ว +1

    *Anes meriruni eu father 😂🤣🤣🤣🤣🤣*

  • @samuelgebremichael5928
    @samuelgebremichael5928 3 ปีที่แล้ว +1

    Neshu za video dea abkali do chanel do ayreakuwan bzikone neshu bertiእ ajoka bro

  • @tesfazttf8662
    @tesfazttf8662 3 ปีที่แล้ว

    Hahhhh nati bro welcome

  • @KebronZeray-zm2tv
    @KebronZeray-zm2tv ปีที่แล้ว

    Ata anes Ezi wedi kexelileni eu kmy du kef zihbeni suzinino

  • @18_achile
    @18_achile 3 ปีที่แล้ว

    Helfuu

  • @andbrhanaregayhadgu9143
    @andbrhanaregayhadgu9143 3 ปีที่แล้ว

    Part 2 knxibe dna

  • @milikaleab302
    @milikaleab302 3 ปีที่แล้ว +1

    Wintu shkor

  • @user-wi1dh2pe5d
    @user-wi1dh2pe5d 3 ปีที่แล้ว

    Wawww Hlfu shkor

  • @user-is4nj8wm2f
    @user-is4nj8wm2f 3 ปีที่แล้ว +1

    Welcom deqi eri

  • @fickdichwelteritrawitafrik9393
    @fickdichwelteritrawitafrik9393 3 ปีที่แล้ว

    Hulfu Natey 🥰

  • @natnaelchasingdream7400
    @natnaelchasingdream7400 3 ปีที่แล้ว

    😂😂😂😂konkula eye

  • @wiztesfit7475
    @wiztesfit7475 3 ปีที่แล้ว

    Nice film🤣❤️👍

  • @user-bx6fj4zr1k
    @user-bx6fj4zr1k 3 ปีที่แล้ว +1

    kakkkkkkkk nxbah eya eko

  • @habenlove6170
    @habenlove6170 3 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkkkkkkkkሳሓቅ ሞይተ

    • @ERIINSPIRE
      @ERIINSPIRE 3 ปีที่แล้ว

      NEW ERITREAN SONG 2020-AKLILU KIDANE-መዳልያ ፍቅሪ -ኣኽሊሉ ኪዳነ-ኣነ ኣኽሊሉ ኪዳነ ሓውኹም ብ ሰንኪ ኩነታት ጥዕናይ ካብ ስነጥበብ ተ ኣልየ ጸኒሐ ነዛ ስራሕ ይዝርግሓ ኣለኩ : ምክንያቱ ድማ ነቲ ዘለኒ ናይ ፋይናንስ ጸገም ተሓገዘኒ ኢለ እየ እሞ ኩቡራት የሕዋት ፈተውተይ ኩሉኩም ደገፍተይ ነዛ ደርፈይ ሓገዝ ክኮነኒ ሼር ሳብስክራይብ ዳበልኩም ክትሕግዙኒ ብትሕትና ይሓተኩም ሓወኩም ኣኽሊሉ ኪዳነ !!

  • @galeri1838
    @galeri1838 3 ปีที่แล้ว

    Welcome Ata ezi wedi xefau weduwo 😂

  • @momema6072
    @momema6072 3 ปีที่แล้ว

    ውውውአ ዳስ ብህል

  • @saymonmekonen8010
    @saymonmekonen8010 3 ปีที่แล้ว +2

    እዚ ወዲ እንዳ ጠፋኣኣና ኮይኑ እንበር ማራ እዩ መስሃቅ