Rich dad poor dad part 7, ወዲ ሃብታምን ወዲ ድኻን.
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- ንተወሳኺ ፍልጠት ናይ እስቶክ ማርኬት 👇
www.eriinvesti...
RICH DAD POOR DAD.ወዲ ሃብታምን ወዲ ድኻን. Part 7.
ዝበለጸት መጽሓፍ ናይ ነፍሰ-ፋይናንስ ኩሉ ሰብ ከንብባ ዘለዎ.
እዛ ቪድዮ እንተድኣ ፈቲኹማ 👍 subscribe ግበርዎ
✍✍✍ ሕቶን ርኢቶን ኣይትሕመቑ፧ Comments
ኣብ Canada ዘለኹም ብ Questrade account ክትከፍቱ ምስ ትደልዩ $50 ( 10 )stock free commotion 👇 Click the first link below 👇
www.questrade....
Open Wealthsimple today and get 2 free stocks.
my.wealthsimpl...
ትምህርቲ ብዛዖባ እስቶክ ማርከት ንኹሉ ሓበሻ. • ትምህርቲ ብዛዖባ እስቶክ ማርከት ...
ሕቶን መልስን ብዛዕባ Stock Market. • ሕቶን መልስን ብዛዕባ Stock Ma...
ገርና ናይ Questrade Account ናይ Investment ክትከፍት ከም ትኸእል step by step ኣዳለያ ኣለኹ.
• Video
ከመይ ገርካ ኣብ stock Market ገንዘብካ ተዋፍር;. How to Start Investing in the Stock Market.
• ከመይ ገርካ ኣብ stock Marke...
ጌጋ ርደኢት ናይ Investing in Stock Market Habesha. 6 Misconception Investing in the Stock Market.
• 6 ጌጋ ርደኢት ናይ ወፍሪ ኣብ እስ...
7 ሕግታት ናይ ገንዘብ ኪንፈልጦም እንተኪእልና፣ ብቕልል ዝበለ መገዲ ገንዘብ ከነዋህልል . The 7 Rules of Money.
• 7 ሕግታት ናይ ገንዘብ . The ...
ቕድሚ ገንዘብና ምውፋርና ክንፈልቶ ዝግበኣና. How to read Stocks quote?
• ቕድሚ ገንዘብና ምውፋርና ክንፈልቶ ...
Bond and Stock እቶም 2 ዓበይቲ ኣሰት ናይ ስቶክ ማርከት ኢዮም :: ንኽልኦም ፈሊጥና ናብ ረብሓና ከነውዕሎም ይግባአ።
• ገንዘብካ ተዋፍረሉ ኣሰድ ? W...
Compund interest አቲ ቐንዲ ዓንዲ ሕቆ ናይ አስቶክ ማርከት ወይ ናይ ኢንቨስትመት ኢዩ። $1000 ናብ ሚልዮናት ክቕይር ዝኽአል • Compund interest አቲ ቐን...
Is stock market Risk or Not?
• Is stock market Risk o...
Subscribe to my Channel.
/ @eriinvesting
Facebook.
/ maekele.abrham
Thank you for your support,
''''''''''Disclaimer/ መጠንቀቕታ፣''''''''''
ኩሉ ኣብዛ Channel ዘቕርቦ መደብ ዕላምኡ ንሓበሬታን መምሃርን አንብር ኣነ ናይ ዝኾነ ይኹን ኣማኻር ( financial advisor) ኣይኮንኩን። ቕድሚ ዝኾነ ውሳነ ምውሳድ ወይ ገንዘብካ ምውፋር ናይ ገዛአ ርአስኻ መጽናዕቲ ክትገብር የተሓሳስብ.
This content is for education and entertainment purposes only.
I am not a financial advisor. You (and only you) are responsible for your financial decisions. always do your own research.
Thank you for watching''
ስለ ምትብባዕኩም ደገፍኩምን ርእይቶኹምን፣ ብልቢ የመስግነኩም፡ ናብ ካልኦት ሰባት ክባጻሕ #Share በልዎ please
ቀደምነት ከይ ኣመስገንኩካ ኣይሓልፍን ኢየ።ነዛ ወዲ ሃፍታም ወዲ ድካን ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ተካታተሊት፥' ተትገብራ ከመይ ይመስለካ ምስ ግዘካ ረኣካ """""" ምስ ሕውነታዊ ሰላምታ "
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣቃራርባ ዝሓወይ ጽቡቅ ንማሃር ኣለና ።
ኣብዛ ናይ ለማዓንቲ ግን ኣብቲ መወዳእታ ኣታዓጻጽዋ እንተትማሓየሽ ።
Thanks 😊
የቀንየልና🙏🙏🙏🙏♥♥♥ገንዘብ ከመይ ከምዝተሓዝ ብዘይ ምፍላጥና ኣብ ድኽነት ወድቅና እና ናይ ብሓቅ ብሉፅ መንእሰይ♥♥
ፅቡቕ ትምህርቲ 🤙
Thank you bro
ዋው ጽቡቅ ትምህርቲ ማእከለ መታዓቢቲ
Thank you Adu habibi
Waw nice bro.good advice for us
Fantastic are you gonna
ብቀዳምነት ከምስግነካ ይደሊ. አዛ መፅሓፍ ብአንግሊዘኛ ኣንቢበያ ኔረ ሕጂ ውን ኣብ'ዚ ናትካ ገፅ ብድምጺ ይሰምዓ ኣለኹ. ኣብታ ኣርአስታ ግና ሃብታም ኣቦ ድኻ ኣቦ አያ አንበር: ወዲ ሃፍታም ወዲ ድኻን ኣይኮነትን:: ዋላ ኣብ ውሽጣዊ ትሑዝታኣ አቲ ሃብታም ኣቦይን ድኻ ኣቦይን አዩ ድብል... ተተጋግየ ኣርመኒ 🙏🙏
መዓልታዊ ወይ ድማ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ተተቅርባ ዝሓሸ መስለኒ
Welcome bro
I really appreciate u bro
Thank you hawey🙏🏾
Thank you brother
Thanks for sharing bro
Belih seb Kabu zbelhu ykotsr. Wellcom broooo👍
Welcome dear bro..
Willkommen Bro 🤝🤝👍👍👍⏰
❤❤❤
100℅
ከምዚ ብምዝርጋሕካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ❤❤❤
Thanks for the support! If you liked the video, please share it. Every bit helps! 🙏