"ጻህያይ ንኽሕደታዊ ትምህርቲ" 27 ክፋል ፡ስእሊ ሥላሴ ፡ መአረምታ፡ ዘይሰምዐ ይስማዕ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 93

  • @almazhaile77
    @almazhaile77 3 ปีที่แล้ว +3

    Thank you so much, Aboy Qeshi Mariqos, very educational and enriching. God bless you.

  • @snitmedia2030
    @snitmedia2030 2 ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቦና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጽፉፍን ጽሩይ ምህሮ ኣቦታትና ከምዚ እናገበርኩም ኣስተምህሩና።

  • @teamearaya8158
    @teamearaya8158 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦና፥ እዚኦም ፈሊጦም ዝጽይቁ በሃማት ሕልኖኦም ዝሸጡ እዮም። የቀንየሌና፤

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 2 ปีที่แล้ว

    ኩቡር መምሕርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሓቦም

  • @elsaniraya6745
    @elsaniraya6745 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አቦና እድመን ጥእናን ያሀብኩም ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ፡ አቱም ምባል ዋላ ንትጸልኦ ሰብ ንባእልካ ክብረት እዩ ባህልናውን እዩ፡ 🙏🙏🙏💒💒💒

  • @filisemir2984
    @filisemir2984 2 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 abona ❤️❤️❤️

  • @tesfaitecle1705
    @tesfaitecle1705 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ፡ ቀጻሊ ንዓና ክትምህሩን ንስለ ሓቂን ንእትገብርዎ ኣድካሚ ጻዕርን ኣዚየ የመስግነኩም። ክብረት ይሃበልና።

  • @danealgebre552
    @danealgebre552 2 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ቀሺ ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም ኢቲ ሉኡል ፈጣሪ።

  • @asterghebre5248
    @asterghebre5248 3 ปีที่แล้ว +2

    Wey gud egziabiher amlak baelu yrdeana ember entay kinble. Kabseri matu yedhnena!

  • @sarahaile3078
    @sarahaile3078 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you father

  • @elsaberhane1370
    @elsaberhane1370 2 ปีที่แล้ว

    Gud endiyu terekibu nab ziteweiwo zitiwe zeyemezazin hizbi rekibom kem dilayom tigebriwo alewu amlak mihret yewridelna . Eti libu zitedefne tinfer ember teliya zibil libu yebrihalu netom bihikinan kinuenan tegelgilu kiseniu libom yitenkef 🙏🙏🙏🙏 abona keshi Marikos amlak nay agelgilotkum zeben yibarik.

  • @desbelkidane4885
    @desbelkidane4885 3 ปีที่แล้ว

    Thanks aby qeshi

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +2

    ኦግዝኦ.... ኦግዚኦ.... ብሓቂ ጻህያይ ዘድልዮ እዩ: ኣባ ጎይታ ጸጋኡ ይብዝሓልኩም 🙏🙏

  • @fremhret5643
    @fremhret5643 3 ปีที่แล้ว +2

    ቀሺ ዝበለካ ግበር ቀሺ ዝገበሮ ኣይትግበር ዝብል ሕማቅ ምስላ ጸኒሕና ስኣን ኣንቢብካ ምፍላጥ እዞም ኣቅሽሽቲ ናይ ተዋህዶ ነዚ ኣማኒ ሕዝቢ ኣንፈቱ እጥፊኦምሉ ፈጣሪ ምሕረትካ ሃበና።

    • @amgwedikebesa3613
      @amgwedikebesa3613 3 ปีที่แล้ว +3

      ኣጆካ/ኣጅኪ ኣብቲ ናይ ኣቦክን ኣቦሓጎታትካን ጽናዕ/ጽንዒ

    • @mehariatoshim1207
      @mehariatoshim1207 3 ปีที่แล้ว

      Tikikiel patriyark teasirom men kimihirom zerkebe yimerhom.

  • @jaky1447
    @jaky1447 2 ปีที่แล้ว

    Edme yhabka aba keshi 🦁❤️‍🔥

  • @muludesta1912
    @muludesta1912 3 ปีที่แล้ว +14

    እግዚአብሔር ኣምለክ ምስተዊዓሊ ይሃበኩም እቱም ቃለ ህይወት ይስመዐልና እተበሉ ዘለኩም ኣሕዋተይ እንተይ ስመዐኩም እኩም እቱም ስባት ልቢ ግበሩ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      ሓወል ልቦም ዝተኸፈቱ እዮም ኣምየን ዝብሉ ዘለዉ እሞ ልብኻ ይኽፈተልካ

    • @muludesta1912
      @muludesta1912 3 ปีที่แล้ว +3

      መን ምክኑ እቲ ስባኣይ ተፍለጥ ዶ ኣስተዉዐልካ እም ስመዐዮ ክቡር ሓዉይ መንፈቅ እዩ ሕዘካ ናብ መንተይ ከም ዘኣቱ ዘሎ መረመሩ እዚ ዘይክነ ትምህርቲ እንግበረ ስብ ዘስሐት ዘሎ ዓይኒ ለበነኡ ይክፍተሉ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว +1

      @@muludesta1912
      ሙሉእ ሓወይ ልቢን ኣእምሮን ምስ ገበርካ ካብ ድቃስካ ምስ ነቐሕካ ኩሉ ዝሓለፍካዮ ዕሽነት ከሕዝነካ እዩ

    • @amgwedikebesa3613
      @amgwedikebesa3613 3 ปีที่แล้ว +1

      ብራቮ ብሓቂ ሙሉ ይሃብካ።

    • @merihhabte9006
      @merihhabte9006 3 ปีที่แล้ว

      ኣንታ እምበር'ዶ ዝሓስብ ኣእምሮ ፡ ዝመሚ ርእሲ ኣለካ እዩ ፧ ነቶም ኣሜን ዝበሉ ከመልኩም ክትብል እሞ ዚኣመንካዮ ደኣ ክንኣምን ?? ይበልጸናን ፈረቓን እዩ ንዓና እዚ ትምርቲ ኣባ ቀሺ ማርቆስ

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 3 ปีที่แล้ว +1

    Abona Egziabher Amlak Edmen tienan yihabkum

  • @efhremmirach4488
    @efhremmirach4488 3 ปีที่แล้ว +1

    Aboi keshi markos egziabihier memelisu mstiru ygleselkum. Eti tbatkum eti tewefainetkum kab amlak eu keslwo. Nkulu selemen hasotn serkum ab kbri kemtbeshu zeteratr yelon. Nhzbkum haki keteredu etgebrwo agelglot nemesgn. Amlak memelisu Segau yebzhalkum.

  • @danielsamiel9731
    @danielsamiel9731 3 ปีที่แล้ว

    belux hasab aboy keshi aemro yhabena goyta

  • @ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
    @ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ 3 ปีที่แล้ว +1

    _ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦ ቀሺ ✝️_
    *እታ ናይ መእተዊ መዝሙር እባ ኣበይ ትርከብ ብጣዕሚ እያ ትምስጠኒ*

  • @tesfahanesokbagabr3419
    @tesfahanesokbagabr3419 3 ปีที่แล้ว +1

    Egzeabher amlak asbukum yekfelkum aboy keshi markos

  • @behappy2421
    @behappy2421 3 ปีที่แล้ว

    Atum kale hiwet yesmealna tblu keydkum abat nefskum htetu. Ezi egziabhier abo u zbl seli ke alo dyu ab biete krstyana bzeyyka nay slasie hadnetom selestnotomn mstir zhazae. Nska kea seb aytdenagr Egziabhier frhat yhalka.

  • @lucheagirmatsion6350
    @lucheagirmatsion6350 3 ปีที่แล้ว

    ኣቦይ ቀሺ አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብሽዋ ዘተጠንቆለ ዝሰምዖት እዝኒ ንዚ ቁዱስ ዘረባኩም ኣይክሰምዖን እዩ ምክንያት ካብ ናይ ቁዱሳን ኣቦታትና ዝገደፉልና መጽሓፊቲ ምንባብ አብ እግሪ ጠንቆልቲ ፈልጥቲ ኮፍ ምባል ስለዝመረጽና. አብ ኤርትራ ዘሎ ኦርቶዶክስ ዘይኮነስ ፍርቁ ኮተሊክ ፍርቁ ይሁዳውያን እምነት እዩ ዘሎ. እዚ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን አሜን ምባል ጥራሕ እዩ ዝፈልጥ ህዝብና. አምላክ ንዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት አብ ዓድና ዝስበከሉ ግዜ የምጽአልና አሜን 🙏🙏🙏

  • @user-ps1lo3gp8u
    @user-ps1lo3gp8u 3 ปีที่แล้ว +1

    Kubur abona edmen
    tienan yhabelna amlak

  • @semerehadish6304
    @semerehadish6304 3 ปีที่แล้ว +6

    ንስካ እንድዒ እምበር ንሕና ክንመሃር ኮለና ብሪጋ እና ተማህርና ብ2000 ዓመተ ምህረት ዲቁና ጀምርና ዝተማርናሉ መጽሃፍ ውን ካብ በስም ኣብ ክሳብ መልክዓ ኢዮሱስ ትክክል ብዘይ ተረፍ ሪጉኡ ዝሃለወ መጽሃፍ ገርና ኢና ተማህርና 2002 ትብሎ ዘለካ ግን ካበይ ኣምጺካዮ እንድዒ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว +1

      ሓወይ ሰመረ ተማሂርካ ክትከውን ትኽእል ኢኻ ግን 22 ዓመት ከየስተውዓልካዮ ዕሸል ምኻንካ ኣሕዚንኒ

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 3 ปีที่แล้ว

    🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️

  • @Krstos100Hiwetey
    @Krstos100Hiwetey 3 ปีที่แล้ว

    እምቅደመ ሰማይ ወምድር ሃልወትኪ
    ጸሓይ ወወርህ ይትለኣኩኪ
    መላእክተ ሰማይ ይተለኣኩኪ
    ቅድሚ ሰማይን ምድርን ኔርኪ
    ጸሓይን ወርሕን ኣይቀደምኹን
    መላእኽቲ ሰማይ ይለኣኹኺ ኢያ ትብል ዘላ ኔሮም ትብል የብላን ኣባ ቀሺ ምስናይ ይቕሬታ እዚ ድማ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ነበርና ትብል ፍፍልልይ የብላን።

  • @efremgebreyonas5093
    @efremgebreyonas5093 2 ปีที่แล้ว

    Tehadso ekum xahyay felitnakum alena etom zeyfeletkum yfletkum

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 3 ปีที่แล้ว +7

    እንቋዕ ደሓን መጻኩም ኣቦይ ቀሺ፡ ቃለ ህይወት የስመዓልና። በረከትን ረድኤትን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም የካፍለና፡ኣሕዋት ኣነ ዝተዓዘብክዎ ነገር ኣሎ፡ ግብጻውያን ንቅድስት ድንግል ማርያም ብልቦም ኢዮም ዘፍቅርዋ ውጽኢቱ ከኣ እንሆ ኩሉ ግዜ ብግልጺ ትግለጸሎም፡ ኣብዚ ናትና ክርእዮ ከለኩ ግን እተን ዓበይቲ ኣዴታትና ኳ ቅሩብ ይሕሻ ብልበን ዘፍቅርኣ እንበር እዞም ዘለና ወለዶ መምሃራናን ምእመናናን ብኣፍና ጥራይ ኢና እነፍቅራን ኣደይ ኣደይ ንብላን ንሕናን ኢትዮጵያን ማለተይ ኢየ፡ ሕሉፍ ሓሊፍና ብስማ ዝሽቅጡ ብዙሓት ኣለዉና፡ ስለዚ ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣደይ ኣደይ ምባል ኣይኮነን ሓቀኛ ፍቅሪ እንታይ ደኣ ከም ግብጻውያን ትእዛዝ ኣምላክ ምክባር፡ ሓድሕድ ምፍቃር፡ ንስሓ ምእታው፡ ቅዱስ ቁርባን ምቁራብ፡ ኢዩ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ፡ ንሕና ግን ዘይንፋቀር ክንስና ኣብ ቅዳሴ ዝበዝሕ ህዝብና ዘይቆርብ ክንሱ ብኣፉ ጥራይ ግን ይመጻደቅ፡ ሓደ እዋንሲ ፓትርያርክ ኣቡነ ሺኖዳ ናብ ኤርትራ መጽዮም ይበሃል፡ ደሓር ምሉእ ለይቲ ብማህሌትን ውዳሴን እቶም ካህናትን ህዝብን ንኣምላክ ከመስግኑ ምስ ረኣዩ ብጣዕሚ ተገሪሞም፡ ነቶም ኤርትራዊ ጳጳስ ምሉእ ለይቲ ከተመስግኑ ትሓድሩ ደኣ ኣዴና ድንግል ማርያም ትግለጸልኩም ኢያ ማለት ኢዩ፧ ኢሎም ሓቲቶሞም፡ እቶም ጳጳስ ከኣ ኣይትግለጸልናን ኢያ ኢሎም መሊሶምሎም፡ ሽዑ ኣቡነ ሺኖዳ እሞ ጸገም ኣለኩም ማለት ኢዩ ኢሎሞም ይበሃል።
    ናይ ብሓቂ ከኣ ጸገም ኣለና ኣብቲ ምሉእ ለይቲ ዝሕደር ማህሌት እቶም ሊቃውንቲ ንብዙሕ ዓመታት ተቀያይሞም እንከለዉ ኢዮም ንፋቀር ኢሎም ዝዝምሩ፡ እቲ ህዝቢ ውን ከምኡ ከይነጽሀ ኢዩ ጸሎት ክገብር ዝሓድር፡ ቅዱስ ቁርባን ኣይቅበልን ኢዩ፡ ኣይፋቀርን ውን ኢዩ፡ ብልብና ከይነጻሃና ኢና ብኣፍና ንመጻደቅ፡ ስለዚ ካብ ግብጻውያን ብዙሕ ኢና ንድሕሪት ተጎሲስና ዘለና እሞ ካብ ኩሉ ንፋቀር ከምቲ ጎይታና ዝኣዘዘና ኣሕዋት፡ ካብ ግብጻውያን ንመሃር። ኣሕዋት ንሕና ኮ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝቀረበትልና ናይ ጎይታ ቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን ኣይንደልን ኢልና ዝኣበና ህዝቢ ኢና፡ ግብጻውያን ግን ኣብ ቅዳሴ ዝተሳተፈ ኩሉ ኢዩ ቅዱስ ቁርባን ዝቅበል፡ ስለዚ ኣዲኡ ዝቀረበትሉ ዝበልዕ ድዩ ወይስ ዘይበልዕ ኢዩ ንኣዲኡ ዘፍቅር፧ መልሲ ንጹር ኢዩ፡ ስለዚ ብኣፍና ዘይኮነ ብተግባር ንኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ነፍቅራ።

    • @agtes216
      @agtes216 3 ปีที่แล้ว +2

      ናይ ብሓቂ ኣብዚ ዘሎኽዎ ቦታ ኣለዉ ግብጻውያን ብጣዕሚ እዮም ዘቕኑእኻ ቅዱስ ቅንኢ ማለተ'የ።

  • @temesghenghebre9029
    @temesghenghebre9029 3 ปีที่แล้ว

    Amlak Tsegau yebzhalkum abona behaki nezi haki kitnegruna amlak tibatu zihabekum amlak yimesgen.

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @yosefokbai6742
    @yosefokbai6742 3 ปีที่แล้ว +2

    abona God bless you for the truth

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @yosefokbai6742
    @yosefokbai6742 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you Father 🙏

  • @ምስጽጌናይ
    @ምስጽጌናይ 3 ปีที่แล้ว +1

    Sahyyeom da Abona wengel zeymiflat hizbna ytefe alo !

  • @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም
    @ንዘይትረኽቦምንፋቕክሓስም 2 ปีที่แล้ว

    ስብሐት ለኣብ ...... ኣብ 2003 ኣይኮነን ኣትዩ ። ሕትመት ይፈላለ እዩ ። ኣብ ካልእ ብዙሕ ውዳሴ ማርያምን ዳዊትን ኔሩ ዩ ቀሺ ሓቢቢ ። የመስግን

  • @nazeratehagos4279
    @nazeratehagos4279 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለሂወት የስማዐልና አቦና እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ምስኩልና አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌺🌺🌺🕊🕊🕊✝️🕯✝️🕯✝️🕯

  • @gebresequar6311
    @gebresequar6311 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay ewunet berhan Egziabher kulushab kebrehalkum niana nimemenan dema kitebrehulna Amlak kulushab mesakum kikhon nilemen! ! !
    Yisebah Egziabher sebuha ! !zetesebeha ! ! !

  • @hossana842
    @hossana842 3 ปีที่แล้ว +3

    ስለምንታይ ብስመ ስላሴ ዝለምንዎ ስለዚ ኣርእስቲ ዝኮነ ኣካል ኣብ youtube ዝነጥፍ ንከየልዕሎ ፡ ምኽንያቱ ብዓበይቲ ኣቦታት እንዳ ተራእየ ኢዩ ዘሎ። ከምኡ ስለ ዝኮነ ከኣ እተን ኣካታዕቲ ዝኮና ቪድዮታት ካብ ዮቱብ ተኣልየን ይቅረ ፡ ይቅረ ተበሃሂሎም ስለ ምእመናንን ቤተክርስትያንን ከኣ ሰላምን ፍቕርን ኢሎም ኢዮም።
    መናፍቕ ማርቆስ ደባስ ለበዋ ከማን ከተጽንዕ ኣይከኣልካን፡ ተመሊስካ ኩርካሕ ትኮና ኣለኻ ነዚ ተዋሕዶ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን።
    ይቕረ ይበለና።

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቡና ቀሺ ማርቆስ ኣምላክ ዓዕዚዙ ይባርኽኩም ዝሰምዕ እዝንን ዘስተውዕል ልቦናን ይሃበና

  • @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ
    @ሕልናቅኑዕፈራዲኢዩ 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣቦይ ቀሺ ንባዕልኹም ልቢ ግበሩ ትብልዎ ዘለኹም ዘረባ ኣስተውዕልሉ። እቶም ዝሓለፉ ሊቃውንቲ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተጋጊዮም ኢዮም ምባል፡ ንነብስኹም ልዕሊኦም ትገብሩዋ ከም ዘለኹም ኢዩ። እዚ ድማ ልክዕ ከም'ቲ አቦ ሓሶት ሳጥናኤል ኣብ ዓለመ መላእክት አነ ኢየ ፈጣሪኹም ምባል ኢዩ። ስለ'ዚ ንሕና ነኣምን ቅዱሳን ኣቦው መንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ቅዱሳን መጻሕፍት ከም ዝጸሓፉ ኢና ነኣምን። ንስኹም ግን ነዚ ጌጋ ኢዩ፡ክትብሉ ከለኹም ንነፍሳኩም መርምሩ ጥራይ ኢየ ዝብለኩም አቦይ ቀሺ።

    • @amgwedikebesa3613
      @amgwedikebesa3613 3 ปีที่แล้ว

      እግዚኦ ኦ ኦ ኦ ማሓረና ክርስቶስ ። ኣዴና/ ኣደ ኩሉን እንድያ።ዓገብ

    • @mehariatoshim1207
      @mehariatoshim1207 3 ปีที่แล้ว +1

      Aboy keshi xibuk alekum kulu kimirmer alewu, bijeka kudus mexhaf kalie yelen.

    • @muludesta1912
      @muludesta1912 3 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ

    • @muludesta1912
      @muludesta1912 3 ปีที่แล้ว

      እንበረከስ ቃሺ ደዩም ብስመኣብ ቃሺ ዶ ክነደዘይ ክሕደትን ሓስቱን ልቢ ይሃበኩም / እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @gebrielakidane9973
    @gebrielakidane9973 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🙏🙏🇪🇷💗Enka dahan mxakum aby Keshi 👍👍👍🙏👍🙏💗💗💗

  • @kudusgebremarim
    @kudusgebremarim 3 ปีที่แล้ว +1

    Aboy keshi
    Xubuk timhrt kexlwo

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ መጽሓፍ ቅዱስ ንፈለጥ ድንግል ማርያም " ኣነ ባርያ እግዚኣብሄር እየ" ዝበለ ::

  • @massawino4ever939
    @massawino4ever939 3 ปีที่แล้ว +2

    Aboy keshi hto aleni, tegediskum melusley bejakum, adey Mariam diya temald weys Jesus? B bible meseret thank you 🙏

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      ሓወይ ኢየሱስ ክርስቶስ ሎሚ እናወደቐ እናተሰአ ይልምን ኣሎ ሕጂ ኣይንብልን ግን እቲ ኣብ ቀራንዮ ዝለመኖ ልመና ግን ንደቂ ሰባት ህያው ኮይኑ እዩ ዝነብር
      ናይ ኣደና ማርያም ከኣ እቶም ብሂወተ ነፍሲ ዘለዉ ነቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ ከም ዝኸሱን ከም ዝፅልዩን መፅሓፍ ቅዱሳዊ ቃል እዩ ድንግል ማርያም ድማ ካብቶም ብህይወተ ነፍስ ኣብ ሰማል ዘላ ኻና መጠን ትልምን ምባል መፅሓፍ ቅድሳዊ ምህሮ እዩ

    • @massawino4ever939
      @massawino4ever939 3 ปีที่แล้ว

      @@keshimarkosdebas9872 thank you b lbi eye zemesgn, gele ጥቅሲ wes tetubluni gn des mbeleni mknyatu adey Mariam tlmn eya zbl ksab hji ab bible ayrekebkun ane

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      @@massawino4ever939
      ሓወይ ኣብ ሰማይ ዘለዉ ቅዱሳን ከም ዝኸሱን ከም ዝልሙንን ተተገንዚብካ ድንግል ማርያም ከኣ ካብቶም ኣብ ሰማይ ዘለዉ ቅዱሳን ምክኻና ተፈሊጥካ እቲ ኣብኡ ክትረኽቦ ኢኻ

    • @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ
      @ቅድስትድሜናገዳምኤርትራ 3 ปีที่แล้ว

      @@keshimarkosdebas9872 አቦይ ቀሺ ።።ናተይ ህቶ አብጻዳ እምባ ገዳም ካርታ ኤርትራ አላ ።።።ብዛባ እዚ ተአምር እንታይ ሪኢቶ አለኩም ።።አኔ ከምዝርዳአኔ ኤርትራ ብፍቃድ አምላክ ዝመጸት ሀገር ኢያ ንስኩምስ እንታይ ትብሉ ?

    • @massawino4ever939
      @massawino4ever939 3 ปีที่แล้ว

      @@hsqielmiki8394 aytgage hawey weyni ab adena Mariam aykonen tewahibu, nsa hatitato n weda, nsu kea kemzeymlketa negirwa slezi aytgage anbbo

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 3 ปีที่แล้ว +1

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @bbnaam9220
    @bbnaam9220 3 ปีที่แล้ว

    Aboy keshi izi iyu keterediwo zgbai
    ሆሴእ 4 (Hosea)
    6፤ ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ። iti haki znegro sinu nab Poëtica indakedkum ageb izi kulu indafeletkum ygerm iyu ketslwo bal nskatkum intezeynegerkmo MEN iyu knegr TBUK MEGLETSI

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣባ ቀሺ❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹

  • @letinaweldemariam3297
    @letinaweldemariam3297 3 ปีที่แล้ว +2

    አቦይ ቐሺ ስለ እቲ ኹሉ ጻዕሩኹን ድኻምኩምን አምላኽ ይባርኽኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሳላኹም ዘይንፈልጦ ሓቒ ፈሊጥና ቡዙሕ ድኻምን ጻዕርን ከምዘለዎ የርዳአኒ እዩ ጸግኡ የብዛሓልኩም
    አሜን አሜን አሜን

  • @eduyohannes5004
    @eduyohannes5004 3 ปีที่แล้ว +1

    Aboy Keshi 🙏🙏

  • @debesayafewerki4331
    @debesayafewerki4331 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቱም ኣቦታት በጃኹም ነዞም ህዝብኹም ሕሰብሎም እዛ ምድሪ ንስኹም ክትካሡ ህዝቢ ብሓጣትና ተዋሪዳ እምበር ኣምላኽ ሲ ኣምላኽ አዩ።

  • @dashimetayshow
    @dashimetayshow 3 ปีที่แล้ว +2

    ነቲ ውዳሴ ማርያም ምስ ጸሎት ዘዘወትር ብመጽሓፍ ጽሒፉ ዝዝርግሕ ዝነበረ ተስፋዬ ገብረስላሴ ወዲ ሽዋ ብሔረ ቡልጋ ኢዩ። እዛ ስብሓት ለኣብ ክሳብ 2002 ኣይነበረትን ዝበልኩማ ጌጋ ዘለዋ ይመስለኒ። ምኽንያቱ እተን ናእሽቱ ጸሎት ዘዘወትር ፊደላትን ኣሃዛትን መልእክተ ዮውሓንስን ዝሓዘትን ነይራ። 1995 ዓምፈ ኣነ ይማሃር ነይረ። እታ መጽሓፍ ነይራትኒ። ስለዚ ስብሓት ለኣብ ቅድሚ 2002 ምንባሩ ኣነ ምስክር ኢየ። ግን ቅኑዕ ኡ ይብል ይብል የለኹን። እቲ ዝበልኩሞ እኹል ትምህርቲ ኢዩ።
    ሽዋ እንታይ ዘየእተዉዎ ኣሎ እዞም ጠንቆልቲ።

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      ፍው ሓወይ ኣነ ዝበልኩ ቤት ማሕተም ማሕበረ ሃዋርያ ዝተሓተመ እየ ዝበልኩ

  • @helensamuel6952
    @helensamuel6952 3 ปีที่แล้ว +2

    Welcome Abona 🙏

  • @hadishgebre60
    @hadishgebre60 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓና ኣቦይ ቀሺ ቤተ ክርስቲያና ብሰንኪ እዞም ናይ ሸዋ ኣምሓራ ክንደይ ጉድ ኢዩ ወሪድዋ ህጂ ውን ንሶም ዝዘርእዎ ከም በዓል ኣማን ዝበሉ ሉኡካት ህግደፍ ኣቦታትና እና ጸረፉ የዋርድዋ ኣለዉ።እግዚኣብሔር ባዕሉ ሓራ የውጻኣያ እምበር።

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 3 ปีที่แล้ว +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦና

  • @yonasbereket5289
    @yonasbereket5289 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዝእትነ ማርያም ነበረት ፥ እምቅድመ ዓለም በሕሊና ኣምላክ ። መቅድመ ተኣምረ ማርያም ኣለኩም እንታይ ትትርጉምዎ በሉ እዚ ከ ደኣ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      ዮናስ ሓወይ ንስኻ እውን እኮ ነርካ ኢኻ ምንባርካ ኣይተረደኣካን እበር

    • @yonasbereket5289
      @yonasbereket5289 3 ปีที่แล้ว +1

      @@keshimarkosdebas9872
      እሱ ሃቅኩም ነገር ግን ድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ተባሂላ እያ ተሃሲባ እንታይ ዘመጣጥን ኣለዎ

    • @keshimarkosdebas9872
      @keshimarkosdebas9872  3 ปีที่แล้ว

      @@yonasbereket5289
      ዮናስ ሓወይ እንቋዕ ከም ዝነበርካ ኣመንካ ክትምርምር ጀሚርካ ማለት እዩ እሞ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣብ ሕልና ኣምላኽ ምንባራን ንስኻ እውን ኣብ ሕልና ኣምላኽ ምንባርካን ኣይኮነን ዘሳሓሕብ ዘሎ እሞ እቲ ሞገተ ብብስለት ጠምቶ

  • @letinak4559
    @letinak4559 3 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢ ብዘይ ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ :: ቅኑዓት ኣቦታት ሉጓም ሓዙ ሃይማኖት ተደባሊቁ ዘይ ምስሉ ሒዙ ከይሓቅቅ::

  • @ኪንዮውጸላምብርሃንኣሎ
    @ኪንዮውጸላምብርሃንኣሎ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣዛ መዝሙር ኣባ ስደዱልና ክንደይ ትጥዕም

  • @mahilove1682
    @mahilove1682 3 ปีที่แล้ว +5

    ከማኹም ዝበሉ አቦታት የብዝሓልና አምላኽ🙏🙏

    • @mizankeshi4276
      @mizankeshi4276 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣብዚ ዓለም ካብዚ መጠምጠምያኡ ዝዓብዮ መርገታየ ብሃሊ ዝደፍር ሰብ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን ምሕረት የውርደሉ ? ኣቦና

  • @channelsetting6325
    @channelsetting6325 2 ปีที่แล้ว

    Bezaba seli selasye negerena eti sely haki deyou hasot yedely deyou ayedelen eti seli nay selase negerena

  • @merihhabte9006
    @merihhabte9006 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ድፍረት!!!!!! ከም ወዮ ዝብልክሞ ደኣሉ እምበር ፡ ተማሃራይ ንመምህሩ እዩ ዝመስል ኢልኩም ኔርኩም ኣቦይ ቀሺ ማርቆስ ፡ ብዝኾነ ጻህያይ ሲ ንጽሃዮ ደኣ ክንደይ እካ ኣዋህሊልና ብሳላኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    በቦና ኣባ ማቃርዮስ ምስ ክንደይ ዘይተተናኸፍና ክንደይ ዓንጃል ታሪኽ ዘይትፈልጥ መናፍቕ ክብሉ ፡ ኣብ ቅድሚ ዓይንና ካን ከማን ምጻር ሲኢናዮ ኣባ ቀሺ

  • @user-Pc-1132
    @user-Pc-1132 2 ปีที่แล้ว

    ወዲ መቃርስ መናፍቅ ፖለቲካያ ናትካ።