DW International ትግርኛ ዜና ሰዓት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 10

  • @TsegaTsegaGerezihar
    @TsegaTsegaGerezihar 3 หลายเดือนก่อน

    Egzabiher amlak ykonekum ybelokum wegenatna amen

  • @hanaabraha7062
    @hanaabraha7062 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 3 หลายเดือนก่อน

    እዚይ ከይርሳዓ!!!

  • @LamLam-ch6pm
    @LamLam-ch6pm 3 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰

  • @alembrihantafesse1050
    @alembrihantafesse1050 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዛዕባ ድወት ስምዒተይ ዝኾነ መብርሂ ንምሃብ ብሓቂ ምግለፂ የብለይን ፡፡ አነ ምስማእ ጀመርኩ 1976 እዩ ነይሩ ክቃለስ ዓዲማትኒውን እያ ንሳ ናይ 40 ዓመት ደንበኛ ናይ ቃልሲ ስምዒት ፤ ህዝባዊ ፍቕሪ፤ ክእለት ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብል ገይራትኒ እያ ። ቀፃላይ ስትራተጂካዊ ትልሚ ናብ ደረጃ ቢቢሲ፡ ሲኤንኤን ኣምብ ምብጻሕ ኣድላዪ እዩ ይብል።

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 3 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ትግራይ ርእሲ ኣለውም ደ

  • @TesfayKahsay-n7e
    @TesfayKahsay-n7e 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፍትሒ ነዙ የዋህን ጅግናን ህዝቢ ትግራይ ኢትየጵያ አብ ህዝቢ ትግራይ ተዉሩዶ ዘላ ዘይዛሪ ሞትን መከራን ጠጠው ተብል ንህዝቢ ትግራይ እዙይ አይግቦኦን ይአክል ካብ ህዝብናን ካብ ዐድናን ወንጀልን ጆኖሳይድን ዝፍፅም ዘሎው አካላት ናብ ፍርዲ ይቅሮቡ ???

  • @habtuhaile1104
    @habtuhaile1104 3 หลายเดือนก่อน

    "44 " ብኣንፃን ዙሪያ ኣቆፃፅራ ስዓት ክሽክርከር ይግባእ ድኣምበር ብግልባጥ ገፁ : ብቕድሚት እምበር ብድሕሪት ኣይንበብን::

  • @tesfayguolay6562
    @tesfayguolay6562 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ፈልሲ ምትካልስ ገ ጋ ዘለዎ ይመስል እሱ እንታይ እዩ እቲ ተኽሊ ኣብ ፀግዒ ጎቦታት ክትከል እናተገበኦ ኣብ ሕርሻ ቦታ ዝትከል ዘሎ ይመስል ሞ ኣብ ቲ ናይ ሕርሻ ምንኣስ ኣይጎድእንዶ። ??

  • @destaAman-xn7td
    @destaAman-xn7td 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ህዝቢ ዶ ይብደል ብሱርክ ትቪ ይሪኡ እቶም ምረሓቲ