ቃል ስዉእ ተጋዳላይ ነገስ ኣብርሃ ም/ኣዛዚ ክ/ሰራዊት ስዩም ነዚ ወለዶ ምምራሕ ዕድል እዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 7

  • @teweldegidey5007
    @teweldegidey5007 หลายเดือนก่อน +2

    ኩቡር ጅግናና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለካ::

  • @Wedi.22haile.weyanay
    @Wedi.22haile.weyanay หลายเดือนก่อน

    ክቡር አያ ንፈትወካኢና ብሠላም እረፍ😢

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 หลายเดือนก่อน

    Be selam. Eiyreff 😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏

  • @Ktekle
    @Ktekle หลายเดือนก่อน

    R.I..P our hero, the product of mighty TPLF and great Tigray. You will remain stamped in our hearts. 💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey หลายเดือนก่อน +2

    ፈጣሪ ተቐቢሉ ኣብ ገነት የብረልና ጀጋኑ ኣያታትናን ኣሕዋትናን💔 ዘለኣለም ኣብ ልብና ኢኹም፡ ሎሚ ሽግራት በዚሖምና ምሳኹም ኣካሎም ዝጎደሉ ኣሕዋትና ውን ክንንከባኸብ ኣይከኣልናን፡ ረሲዕናኩም ግን ኣይኮነን፡ ዘለኣለም ኣብ ልብና ኢኹም ትግራይ ዘለኣለም ክተኽብረኩም ስድራኹም ክትንከባኸብ ጅግነነትኩም፡ ህዝብኹም ክተድሕኑ ዝኸፈልኩሞ ዋጋ ክትዝክር እያ።

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ አይ ተጋራዎት ክንደ ኢና በሊዓትና ኢዛ መሬት??😭😭😭

  • @user-kp9jy8ne9m
    @user-kp9jy8ne9m หลายเดือนก่อน

    ብፃይ ያሬድ ብፉሉይ ኢና ነመስግን ከምክ/ስዩምን ኮር 2