ኣብ እግራ ወዲቐ ይቅርታ ሓቲተያ ኣርቲስት ሸዊት መዝገቦ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @HintsaHailay
    @HintsaHailay 3 หลายเดือนก่อน +172

    በረከት ወልዱ ይቅረበልና ትብሉ ላይክ ግጨዪ

    • @Seul-vy1vq
      @Seul-vy1vq 3 หลายเดือนก่อน +2

      ኣብ ወዲ ሮሚጥ ቀሪቡ ነይሩ በቀደማይ

    • @user-sj2wn8pn7m
      @user-sj2wn8pn7m 3 หลายเดือนก่อน +3

      ትኽክል በረኸት ወልዱን ዮሴፍ ዪሕደጎ (ጆሲ)ን ይቕረቡልና

    • @DaniZer-n9z
      @DaniZer-n9z 3 หลายเดือนก่อน +3

      በረኸት ወልዱ ጎበዝ እዩ ግን ኩለን ንሱ ዝስርሐን ደርፍታት ሓደ ዓይነት እየን እንደውም ይቅርታ ግበረለይ እምበር ገና 1 ደቒቓ ከይፀንሐ ምድራብ ዝብሃል ካበየናይ ናይ ትግርኛ ጥበብ ከም ዝምፅኦ ይገርመኒ ባህልና ይቕትሎ አሎ ። ምልስ ኢልኩም ስምዕዎ ናይቶም ናይ ሙዚቃ ዶክትር ዝብሃሉ ኪሮስ አለማየሁ፡ እያሱ በርሀ፡ ገ\ፃዲቕ ወዘተ ...

    • @AmonHumera
      @AmonHumera 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@DaniZer-n9zትፈልጦ የብልካን እቲ ቀልጢፍካ ምድራብ በረከት ዘይኮነ ዘመን እዩ መጀመርያ ጀሚርዎ

    • @HappyLargeTree-zn7cl
      @HappyLargeTree-zn7cl 3 หลายเดือนก่อน

      Ja du hast ritig gesagt​@@DaniZer-n9z

  • @bilaljaefer
    @bilaljaefer 3 หลายเดือนก่อน +39

    ሸዊት ስርቂ ግደፊ ዘይናትኪ ናተይ ኣይትበሊ (ሰላም ክብለኪ ሰላም) ናትኪ ኣይኾነትን ደርፊ ።

    • @hawashaitsawa1442
      @hawashaitsawa1442 3 หลายเดือนก่อน +5

      ክትክሰስ ዘለዋ ሰራቂት ደርፊ

    • @HelenWeldeslase
      @HelenWeldeslase 3 หลายเดือนก่อน +1

      ናይዞም ኣርካናትና ኣይትተንክፊ ግደፊ ንመን ኣፍቂድኪ ትደርፍዮ ኣለኺ ስለዚ plz ግደፊ

    • @numberone6038
      @numberone6038 3 หลายเดือนก่อน +1

      We should report to TH-cam

    • @gueshweldegerima1485
      @gueshweldegerima1485 2 หลายเดือนก่อน

      መዓዝ እያ ናተይ ኢላ?Improvization ድማ ኣብ ኩሉ ዓለም ዘሎ እዩ::እቶም ናይ ቀደም ደረፍትኹም ናይኒ ገ/ፃድቕ ገ/ዮሃንስ ደርፍታት ወሲዶም እንትደርፉ ከምኡ ዘይትብሉ?

    • @BettyG271
      @BettyG271 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@gueshweldegerima1485ናተይ እንተዘይትብሎ ኣብ album የትያቶ ኣላ፡ ንሕና ንፈልጥ ኣልበም ዝሕተም ኩሉ ኦሪጂናል ደርፊ እዩ፡ ካልእ ከኣ ነቲ ዋና ደርፊ ስሙ ጠቂሳ ናይ እከለ ደርፊ ደጊመያ ትብል እምበር ከምዛ ዝገበረታ ዘይፈልጥ ሰብ ናታ እዩ ክመስሎ

  • @ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት
    @ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት 3 หลายเดือนก่อน +33

    በስመ ኣብ ኣብ ክንዳኺ ሓፊረ ዋላ እታ ጋዜጠኛ ትሓታ ዘላ ከመይ ጌራ ጠሚታታ ገሪሙዋ ብሓቅን ብግብርን ተፋቀሩ ንሰብ ዘሐስሮ ስርቅን ሓሶትን ኢዩ እዛ ሰላም ክብለኪ ሰላም ናይ ኣልኣሚን ዓብደል ለጢፍ ኢያ ስለምንታይ ከም ኣርቲስት ክብሪ ዘይትህብዮ እሞ ካኣ ህዝቢ ምሉኡ ዝዕዘበኪ ብጣዓሚ ተሐዝኒ መን ክሓፍረልኪ ኢዩ ብሂወት የለን ኢልኪስ ትሕስዊ ይቅሬታ ውን ክትሓቲ ይግብኣኪ ንህዝቢ ንዓኪ ክጥዕመኪ ኣብክንዳኺ ሓፊረ ብሓቂ።ንነብስኺ እንታይ ሒዝክላ ሓፍተይ ሓቂ ዘረባ ሰነ ጥበብ ዓቢ መምህር ኢዩ ክሳብ ሎሚ ካኣ ይዝከሩ ከም ባዓል ኪሮስ ኣለማዮ ኣብራሃም ኣፈወርቂ የማነ ባርያ ሒዘሞ ከይዶም

    • @bibahoney
      @bibahoney 3 หลายเดือนก่อน +3

      @@ፍቅሪይኹንመዝሙርናእምነት ክምልኣልኪ እዛ ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ ትብል ከምቲ ዝተገልጸ ኮይኑ ካለኣይቲ ድማ ኣያ በየነ ትብል ደርፊ ሰሪቃታ እያ ዘላ ደራፊታ ካሊእ እያ ስለዚ ትምኒት እንታይ ሓቂ ስለዝሓዘት እያ ደፊራ ቃለ መሕትት ጌራ ገሪሙኒ፡ ኣብክንድኣ ንሕና ሓፊርና። ከምቶም ኩብራት ኣያታትኪ ብዘይቀንጠብጠብ እንተትደርፊ ፈተውትኪ ምበዝሑ ሕጂ ግን ጸላእቲ ባዕልኪ ኣፍሪኪ ኣለክሞ ቀልጢፍኪ ይቅሬታ ሕተቲ ጥራየ ክብል ዝደሊ

    • @AmanRussom
      @AmanRussom 3 หลายเดือนก่อน +3

      nay tareqe gebrihwet 2 derfi alamin kulu d ztesereqe

    • @yodita2013
      @yodita2013 3 หลายเดือนก่อน

      Nai kulom Eritriawian derefti thserk , hntai ainet artist thbahali??No copyright? Just stealing, no shame???

    • @simretandat
      @simretandat 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kulu drfa nay Eritrean eyu bekmey eya derft ktbabl eway

  • @HkOk-nq4gu
    @HkOk-nq4gu 3 หลายเดือนก่อน +59

    ኣለመይ ልዕሊ ኹሉ ሲ ኣከዳድናኺ ኣቀባብላኺ ደስ ክብል ን ኣለም ልፎቲ like ግጨውታ ❤

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሸም#አለም #ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

    • @frehiwettesfay8337
      @frehiwettesfay8337 3 หลายเดือนก่อน +1

      🙏❤️😍😍💕

  • @saramm8772
    @saramm8772 3 หลายเดือนก่อน +29

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሸኮራት ደቂ ትግራይ😍😍😍

  • @realityturth1975
    @realityturth1975 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። እዛ ሰብ እዚኣ ናይ ሰብ ክትሰርቅ ከላ ጽባሕ ውን ናታ ክስረቅ ምካኑ ክታምን ኣለዋ። እንተ ኮነ ግን ክስረቅ ዝክእል ብቅዓት ዘለዎ ናታ ዓቅሚ ከርኢ ዝክእል ውልቃዊ ደርፊ ከተፍሪ ከም ዘይትክእል ስለ ትኣምን ብዛዕባ ጽባሕ ክስረቃ ዝክእል ፍርያት ክህልዋ ከም ዘይክእል ስለ ዝኣመነት እያ ከምዚ ደፋር ስርቂ ትሰርቅ።

  • @Eritrea-d1g
    @Eritrea-d1g 3 หลายเดือนก่อน +20

    Zey Natiki derif Natey ay Tibeli Seraqit Lekibat Nay Alamin Abudu Letif eya Eziya selam kibleki selam Tibel dirgi ❤🎉

  • @biniasli4331
    @biniasli4331 3 หลายเดือนก่อน +6

    ሸዊት መጀመርታ ክረዲት ክትህብዮም ኣለኪ እንደገና ብዘይ ደርፍኪ ክንድዚ ዘጃህር የብልክን ኣብታ ሲዲ ካኣ ብጀካ እተን ክልተ ናይ ኤርተራ ግጥምን ዜማን ዝሓወስክለን ኩለን ጉሓፋት እየን በጃኪ ስርቂ ፁቡቅ ኣይኮነን ተኪኢልኪ ፂኢርኪ ተፈለጢ 😢😢😢

  • @muzetekle7297
    @muzetekle7297 3 หลายเดือนก่อน +49

    ሸዊት ሓፍትና ብሓቂ እንኾርዓልኪ ስነጥበባዊት ኢኺ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ በልለይ ሓወይ🎉

    • @FihbHhjj
      @FihbHhjj 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደሚረኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @N.at.79
      @N.at.79 3 หลายเดือนก่อน +4

      አይናታንዮ ሰሪቃቶያ ካብ ኤርትራ ብሙሉኡ

    • @bibahoney
      @bibahoney 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@muzetekle7297 ምድናቅኪ ጽብቅ እካ እንተኮን ግን ብናይ ካልኦት ደርፊ ምድናቅኪ ግን ከየጣዕሰኪ፡ ንትምኒት ግን ብዘይነጸላኻ ወለል ንማንም ኣይጠቀመን ይብላ።

    • @Yayu-c1t
      @Yayu-c1t 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንዝስርቅ ኣይተተባብኢ ነውሪ

  • @MAEGERNA
    @MAEGERNA 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ ሸዊት መዝገቦ ዝብልዋ ጓል ካብ ሑሉፍ ጌግአ ምስ ታረቐ ተስፋሂወት ዘጋጠመ ከይተምሃረት ሕጂ ድማ ናይ ነብሲሄር ኣቦና ፒተረ ፖሳ ደርፍን ናይ ኣልኣሚኒ ኣብደለጢፍ ደርፊ ሰላም ክብለኪ ሰላም ርሚክስ ጌርዮ ከይበልት ደርፈይ ኣብ ኣልቡመይ ዘሎ ክብል ቑርብ ሰነ ልቦና ናይ ኣርቲስት ዘይብላ ዘይበሰለት ባዶ ሓንጎል ምኳና ትርዳእ እዛ ሰላም ኣልሞ ትብል ኣቅራቢት ክአ ዘይናቶም ከቅርቡ ከለዉ መብርሂ ክትገብር ናይቲ ሒዛቶ ዘላ ሕጋዊ ሓላፍነት ዝጠልም ሞያ ጋዜጠኝነት እዩ እሞ ዓገብ ክንብል ንፈቱ ኣርቲስት ፍቅሪ ዝዘርእ ኣብ ሞንጎ ኣህዛብ እምበር ንሰሊዲ ኢሉ ኣህዛብ ዛናቁት ኣይኮነን

  • @sam_Sam1255
    @sam_Sam1255 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሸዊት ብጣዕሚ ጥዕም ድምጺ ኣሎኪ እንታይ ሞ ገሪሙንስ ክመውት ዘይናትካ ደርፊ ቁሩብ ከማን ስክፍ አይትብልን ከምናትኪ ገርኪ ክትዛረቢ ፡ሸዊት ቁሩብ ሕልና ይሀልኪ እዛ ናይ አቦና አልአሚን ዓብዱልለጢፍ ደርፊ ተበዘሐ 25 ዓመት እያ ገይራ ምናልባት ቅድሚ 80 ወይ 100 ዓመት ተደርፈት ደርፊ ተትኸዉን ነይራ እስከ ዳሓን ኢልና ሸለል ምበልናያ እዛ ደርፊግን ናይ ትማሊ እያ ስለዚ
    ክይሓፈርኪ ዓይኒኺ ብጨዉ ሓጺብኪ ክምስራሓትኪ ገርኪ ክትገልጽዬ ምስ ሰማዕኩኺ ብሓቂ ሽዊት ከክንዳኺ ሓፊረ ፡ አብ መወዳእታ ሸዊት ሕልና ትብል ናይ አብራሃም አፈወርቂ ይጋብዘኪ ሕልና ይህልኺ ደርፊ ፈቲኻዬ ምድጋም ብኣኺ አይተጀመረን ግን ንዋና ደርፊ አፍልጦ ምሀብ ልቦና እዩ።

  • @Ørthodox-q9p
    @Ørthodox-q9p 3 หลายเดือนก่อน +11

    ራሄል ሃይለ ኣቅርብልና 🤲

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 3 หลายเดือนก่อน +15

    ኣከዳድናኽን ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ምስ ባህልን ኣከዳድናን ናይ ትግራይና ምኽዳንክን በዚ ኣጋጣሚ እውን ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይኹነልክን🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 3 หลายเดือนก่อน +1

      ብሸም#ሕድሸ ዓመት #በልለይ

  • @fevenfeven-dv7xc
    @fevenfeven-dv7xc 3 หลายเดือนก่อน +11

    ሸዊታ ኮኾብ ጋል ትግራይ ፅብቅቲ ደስዝብል ሰንበት ❤ ድሕሪ ሸዊት ራሄል ሃይለ ኣቅርብልና ፕሊስ ❤

  • @ABIPRODAUCTION
    @ABIPRODAUCTION 3 หลายเดือนก่อน +4

    ብመጀመርታ ሰላም
    ሸዊት መዝገቦ ንፍዕቲ ተዉህቦ ድምጺ ዘለኪ ኢኪ እንተኮነ ግን ኣብ ቡዙሕ ስራሓትኪ ግጥምን ዜማን ትግሪና ቀናጢብኪ ወዲእክዮ ዝባን ስነጥበብ
    ሕጂ እሞ ሰላም ክብለኪ ሰላም ስላም እትብል ስራሕ ናይ ኣልኣሚን ኣብደል ለጢፍ ናትኪ ስራሕ ገርኪ ኣምጺክልና ጌጋ ዘይ ናትካ
    ስርቂ ግደፊ

  • @sarassss5088
    @sarassss5088 3 หลายเดือนก่อน +29

    ሸዊተይ ደምፀ መረዋሕ❤ ኣልሞዋይ ንራሄል ሃይለ ኣምፅእልና ሕድሪ❤

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 3 หลายเดือนก่อน

      #ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤

  • @wedilampen4798
    @wedilampen4798 3 หลายเดือนก่อน +28

    ኣንታ ቁሩብ ሕፍረት ዘይብላ ክንደይ ከ ክትደፍር ኢያ እቲ ዘመናዊ ደርፊ ትብሎ ዘላ " ሰላም ክብለኪ ሰላም " ዝብል ደርፊ ናይ ኤርትራዊ ክቡር ኣቦና ስነ-ጥበባዊ ኣልኣሚን - ዓብደለጢ ደርፉ ሲ ዘይናታ ናተይ ኢላ ክትዛረብ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝን ከመይ ዝበልዋ ረሳሕ ሰራቂት ኢያ ? ኣንታ እዞም ዓጋመ ከመይ ዝበልዎም ሰረቅቲ ኢዮም ብዘይደኸሙሉ ስራሕ ሲ ከም ናቶም ጌሮም ይዛረብ ። ሰራቂት ሓሳዊት ፈገር

    • @Princess_Rozi
      @Princess_Rozi 3 หลายเดือนก่อน

      እሰይ ትበል ታይ ይምልከተካ እሞ ረሳሕ ጋዕጋዕ ሰራቒ እባ ንስኻ ወድዛ ቆርማድ ጨናዊ ሕርር በል😏😏😏😏😏😏

    • @wedilampen4798
      @wedilampen4798 3 หลายเดือนก่อน +7

      @@Princess_Rozi ሰሪቅካ ምንባር ባህላዊ ስርሓኩም ሙኻኑ ድኣ እቲ ዝሞተ ከዳሚ መራሒኹም መለስ - ዜናዊ ኮ ነጊርኩም ኢዩ ። ዘይናትካ ዘይሰራሕካሉን ዘይደኸምካሉን ስራሕ ናተይ ኢዩ ኢልካ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምዝራብ ካብዚ ዝኸፍእ ሕፍረትን ዉርደትን የለን ። ንሕና ሰረቅቲ ሙኻንኩም ከም ጻዕዳ ኢድና ጽቡቅ ጌርና ንፈልጠኩም ኢና ። ንዝኾነ ህዝቢ ተታልልዎ የለን ። ሓሰዉቲ ሰረቅቲ ተረፍ ድሮናት

    • @edon7537
      @edon7537 3 หลายเดือนก่อน

      ንሱካ እኬ ሕሹዊ 😂

    • @kidusgirma7909
      @kidusgirma7909 3 หลายเดือนก่อน

      ደርፊ ትኾእሉ ዲኹም ደፈርቲ ሰረቅቲ ድስቲ 🤮

    • @kidusgirma7909
      @kidusgirma7909 3 หลายเดือนก่อน

      ኤሪጥሪን ደፈርቲ በጊዕ ቅሩብ ተሪፋ አላ መአልቲኹም ተጸበዩ !👌 ደቅዛ ጥሙያት

  • @LetushTube
    @LetushTube 3 หลายเดือนก่อน +14

    ተጋሩዎይ መፃኢ ዘመን ናይ ሰላም ይኹለንልና ❤❤❤❤

  • @MolayJan
    @MolayJan 3 หลายเดือนก่อน +16

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሸዊት ዝንፈትዋ ሙዝቃኛ ሩሑሰ ሓድሸ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሓላል

    • @Neshenesh-sow1619
      @Neshenesh-sow1619 3 หลายเดือนก่อน

      #ሳብስክራይብ በልለይ ኣይክፈልን

    • @N.at.79
      @N.at.79 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሰራቂትያ አይናታንዮ ደርፊ

  • @ሰላም2112
    @ሰላም2112 3 หลายเดือนก่อน +28

    ሸዊተይ ዝፈትዋ ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ዓደይ ሰላም ንትግራይ ዓደይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 3 หลายเดือนก่อน +19

    Ane zigeremeni zey nata derfi natey mibala kidmi hiji mis tareke tesahahiba neyre hiji kea nay alamin derfi natey eyu tibil ala btami tigerm seb eya ane beza bwegeney ayfeltan eye gn nay selam humum eye n selam kiri eile eza serakit kea mexiya key feteku kea wedieya selamay 🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Londonuk2285
      @Londonuk2285 3 หลายเดือนก่อน +6

      Thank you srakiet eya eza gul zemian getiman eyah abea kelia (selam kibleki selam aythazey) alamin abedrhim

    • @tirhasweldu1337
      @tirhasweldu1337 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ygermeka eyu ane wnn kemuu kibil xenihe

  • @N.at.79
    @N.at.79 3 หลายเดือนก่อน +18

    ኡይይይ ደርፊ ኣልኣሚን ዓብደልጢፍ ሰሪቅኪ ናተይ ትብሊ ሕፈሪ ። እታ ደርፊ *ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ
    በደለይ ኩሉ ኩሉ ሰርዝዬ*ትብል ብኣልኣሚን ዓብደልጢፍ ዝተደረፍትያ ኣብ ዩቲብ ኣሎ።ሓሳዊት ዘመናዊት ሰሪቂት።ንኩሉ
    ዘቅረብክዬ ናትናዮ አቲ ሰራቂት ተጸበይና በሊ።

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሉዋይ ራሄል ሃይለ ኣምፅእልና❤
    ፈተዉቲ ራኪ ትምፃእ ትብሉ like❤

  • @zerishg688
    @zerishg688 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣልሞ ሾው ለ ኣመራርፃ ዕዱማት ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ቀፅልሉ

  • @fidleytube
    @fidleytube 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሸዊተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፂ ብጣሚ ሙዚቃኺ ሰሚየ ዘይፅገብ 🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤

  • @gshhdh5051
    @gshhdh5051 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሸዊታ ጽብቅቲ ዝፈትወኪ መዓረይ😘❤
    ኾላይ ኣልሚዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ወለላይ😘❤

  • @Asmara-Entertaiment
    @Asmara-Entertaiment 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኩሉ ደርፍታትኪ ሸዊት ናትኪ ክብል እኮ ኣይደፍርን እየ ፡ ግን credit ምሃብ ከኣ ጽቡቅ ኢዩ. ...ናይ ኣልኣሚን ደርፊ ሰላም ሰላም ናተይ ኢዩ ዲኪ ዝበልኪ ፡ ኣትዮ ኣትዮ ውን ዋና ኣለዎ. .......ብናትኪ ደርፊ ምጽና ስርቂ ግደፊ

  • @MmMm-j5h2n
    @MmMm-j5h2n 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሸዊተይ ድምፀ መረዋሕ እንኳዕ ሰላም መፃእኺ❤❤

  • @tsehaygalraya
    @tsehaygalraya 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሽውተይ ድምፀ ምረዋ ዝፍትዋ ኣርት ኣለመይ ውን ናሕማመይ ሽናሕ በላ ተጋሩዋይ ኣካዳድናኽን ክዓ ደስ ክብለካ እዝዋት👌🎉❤❤❤

  • @zemaryamboy6794
    @zemaryamboy6794 3 หลายเดือนก่อน +8

    እወወወ ሸዊተይ ዋዕሮ ድምፂ መረዋሕ ዝገርም ክእለት ካብ ዝወነና ተጋሩ ሓንቲ ኢኺ ብጣዕሚ ንፈትወኪ ነኽብረኪ ብፍላይ ቤተይ እትብል ስራሕኺ ትግራዋይ ከም ትግራዋይ ዓለም ብምልኡ ሓደ ዝገበረት ደርፍኺ እያ❤❤❤ የቐንየልና ዝሓፍትና ኣብ ስራሕኺ ጥዕናኺ ሰናይ ይምነየልኪ❤❤

    • @N.at.79
      @N.at.79 3 หลายเดือนก่อน

      @@zemaryamboy6794 ሰራቂት በልዋ ናይ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ሰሪቃ ከይሓፈረት ናተይ ትብል

  • @GuraAdey
    @GuraAdey 3 หลายเดือนก่อน +12

    ሸዊትሰላም ክብለኪ ሰላም
    ናይ መምህር ዑስማን ኣብደለጢፍ ደርፊ ኢያ Copy right
    ናይ ሽሞም ክትጠቅሲ ውን ይሰምዓኪ የለኹን::
    ንግስቲ ሓየሎም Copy right ራያ ብሰብለ ተወሲዳ ፅቡቅ ኣይኮነን ብሕጊ ውን የሕትት ኢዩ::

    • @Hayle7676
      @Hayle7676 3 หลายเดือนก่อน

      Osman zykones alamin eyu

  • @የቅድስሚካኤልልጅነኝ
    @የቅድስሚካኤልልጅነኝ 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሸዊተይ ምቅረቲ ❤❤ እን ብጣዕማ እየ ዝፍተወኪ ❤❤❤

  • @Adulisawi
    @Adulisawi 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሸዊት ሙዑዝ ድምጻ፡ ህድኣትኪ፡ ቑመናኪ ደስ ክትብሊ። Am ur big fun wedi eri❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 3 หลายเดือนก่อน +15

    ያኪ ዛምቅርቲ ቆልዓ ነዕብየላ ሳብስክራይብ ንግበረላ ሸር ንበሎ ናብ ኩሉ የሕዋተይ

  • @FiliGebreyesus
    @FiliGebreyesus 3 หลายเดือนก่อน +12

    Eza gual nay Vitorrio bossi and Alamin abdeletif derfi tserko ala

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊት ሓፍትና ብጣዕሚ ጎበዝ ድምፃዊት ወናኒት ጡዑም ኢኺ ሞ ንኾርዐልኪ ነድንቀኪ ኢና ኣለሞ ሾው ውን ብጣዕሚ ንፈትወኪ ኢና ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ ቀፅልሉ❤️❤️❤️

  • @wedilampen4798
    @wedilampen4798 3 หลายเดือนก่อน +10

    ሸዊት መዝገቦ ሓሳዊትን ሰራቂትን ኣይትኹኒ ። እቲ ዘመናዊ ደርፊ " ሰላም ክብለኪ ሰላም " ዝብል ናትኪ ደርፊ ኣይኮነን ። እዚ ዘመናዊ ደርፊ ናይ ኤርትራዊ ስነ-ጥበባዊ ኣቦና ኣልኣሚን-ዓብደለጢፍ ደርፊ ኢዩ ። ብዘይ ናትኪ ስራሕ ናተይ ስራሕ ኢዩ ኢልኪ ኣይትሓስዊ ብዘይ ፍቃድ ዋና እቲ ስራሕ ሰሪቅኪ ደሪፍኪ ከም ናትኪ ኣምሲልኪ ንህዝቢ ኣይተደናግሪ ሰራቂት ሎቅማጽ ።

    • @edon7537
      @edon7537 3 หลายเดือนก่อน

      ናቱኩሙ ኩተተ ዘይዉድአ 😂

    • @ኣነምስኣነ
      @ኣነምስኣነ 3 หลายเดือนก่อน +3

      የቀንየለይ ሓወይ ምዓረይ ፡ጉድ ተረኪቡ ብዘይ ናትካ ወለል አዩ ንገሩ

    • @GetnetKahsay-g2u
      @GetnetKahsay-g2u 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንስኻ ሓሳዊ ወዲ ሓሳዊ መሰረትካ ሓሳዊ 🫣🫣🫣🫣🫣

    • @kidusgirma7909
      @kidusgirma7909 3 หลายเดือนก่อน

      @@ኣነምስኣነደፈርቲ በጊዕ ደርፊ ትክእሉ ዳኹም

    • @kesetesemere6572
      @kesetesemere6572 3 หลายเดือนก่อน

      Kemey dahan eto artist tbahilasi kemzi kitbll zehfr ❤

  • @ፍቕሪ-8
    @ፍቕሪ-8 3 หลายเดือนก่อน +7

    ደቂ ዓደይ ሩሑሽ ሓዱሽ ዓመት
    ናይ ሰላምን ፍቕርን ይኺነልና❤

  • @24Reem
    @24Reem 3 หลายเดือนก่อน +2

    አምሺ ሰራቂት ናይ ኡሱታዝ አልአሚን ሰሪቂ ደሪፍክስ ናተይ እዩ ትብሊ

  • @MeseleKinfe
    @MeseleKinfe 3 หลายเดือนก่อน +4

    መረዋ ኣይባህልን ።መረዋሕ እዩ ዝባሃል ብትግርኛ

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሸዊት ባዕልቲ ጥዕም ድምፂ ♥🎉እንኳን ኣብፀሐና 2017💚🌻 ሰላም ጥዕናን ንህዝብና🌻🌻🌻

  • @ጉድባሕሪ
    @ጉድባሕሪ 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊት ድምጽኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዩ ንምንታይ ኢኺ ግን ናይ ሰብ ደርፋ ትሰርቂ ናይ ባዕልኺ ሒዝኪ ዘይትመጺ ?

  • @AaaSss-tt8ym
    @AaaSss-tt8ym 3 หลายเดือนก่อน +10

    ትምኒት ወልዳይ ዘመን ኣለምሰገድ በረኸት መኮነነ (ቀዝሓታ )ማህሌት ገብረጀወርግጽ
    ኤደን ገብረስላስየ ራሄል ሃይለን ኣምፅኤልና

  • @WediMazu
    @WediMazu 3 หลายเดือนก่อน +5

    ንፍዕቲ ድምጻዊት ኢኺ ንኻልኣይ ጊዜ ይዕዘበኪ ኣለኹ ናይ ታረቀ & ኣልኣሚን ደጊምኪ ግን ክረዲት ክትህብዮም ኣይሰማዕኩን ከምናትኪ ጌርኪ ኢኺ ትዕልልሉ ድኻም ጻዕሪ ናይ ኣርት ይርዳኣኪ ዩ ስለዚ ክረዲት ሃብሉ ጽቡቅ ኣይኮነን

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 3 หลายเดือนก่อน

      ሌባ እሞ ድማ ዝለመደ ዶ ክርዲት ይህብዩ እዚኣ ሱቅ ስለዝተባሃለት ስርቂ መቂርዋ እዩ ቮይስ ኦፍ ኣመሪካ ኳ ምስ ታረቀ ላይፍ ብተሌፎን ኣራኪቦማ ኒርሮም ሰራዊት ሙካና ስለዝፈለጡ ታረቀ ባዕሉ ሓፊሩላ

  • @NgeruleyNetazfkra
    @NgeruleyNetazfkra 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቱም ሰባት ስነ ጥበብ ኣብ ትግራይ ከመይ ድዩ ካብ ሓቂ ምርሓቅ ማለት ድዩ
    ዘይ ናትካ ናተይ ተይልካ ድዩ ዝንጭብጨበልካ
    ዓገብ ዝብል ዘየለ ሙካን ኩሉ ህዝቢ ሰራቂ ተኮይኑ መን ትጋገ ኣለካ ክብለካ

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 3 หลายเดือนก่อน

      እወ ዘይናትካ ፍቃድ ከይሓተትካ ኣፍልጦ ከይሃብካ ናይ ሰብ ደርፊ ምስራቅ ኣመልዩ ንሳ ጥራይ ኣይኮነትን ብዙሓትዮም እዚኣ እሞ ድማ ደጋጊማቶያ ናይ ታረቀ ናይ ቪቶርዮ ናይ ኣልኣሚን እሞ ድማ ገዲም ዝኮነ ደርፍታት ደፋር ጉሒላ

  • @user-sj2wn8pn7m
    @user-sj2wn8pn7m 3 หลายเดือนก่อน +15

    ዮሴፍ መን እዩ ብዙሓት ዮሴፍ እዮም ዘለዉ ፅቡቕ ጌርኪ ሽሙ ዘይትፅውዕዮ ተወሓደ ሽም ኣቦ ኣለዎ ትግርኛ ደርፊቲ ነቶም ድሕሪ ካሜራ ዘለዉ ከየንቲ ከትኽብርዎም ይግባእ ብዝተረፈ ካብተን ዘድንቐን ደርፍትና ሓንቲ ምኻንኪ ክገልፀልኪ ይፎቱ ቐጽላሉ ❤

    • @EdomYeshegerua
      @EdomYeshegerua 3 หลายเดือนก่อน +4

      Yosef yihdego

    • @N.at.79
      @N.at.79 3 หลายเดือนก่อน

      @@user-sj2wn8pn7m ሰራቂት በላ ናይ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ሰሪቃ ናተይ ትብለ ሕፈሪ በልዋ

  • @kahasegereziher6448
    @kahasegereziher6448 3 หลายเดือนก่อน +6

    ወይከ ፍንክች=ወይከ ፈተኽ
    ድምፀ መረዋ= ድመፂ መረዋሕ

  • @amlakamen
    @amlakamen 3 หลายเดือนก่อน +7

    Eritrea:Vittorio Bossi's Traditional Guayla Song(Aya Beyene)

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ታረቀውን ሰሪቃ እያ

    • @yodita2013
      @yodita2013 3 หลายเดือนก่อน

      nai kulom serika, deithafr. Nai alamin keman serika! She need to be reported , it is not fair that she steal other artist’s work and she take credit for it!!!
      what kind of artist is she?😂

  • @Fsahakahase6275
    @Fsahakahase6275 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ሸዊት ድምፂ እኮ ይፍለ ካናሪ ❤❤❤

  • @tefayeenkuslassie7696
    @tefayeenkuslassie7696 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ፅቡቅ ድምፂ ብሃቂ ድምፃዊት ናይ ቀደም ደርፊ ንፅበ ኢና

  • @amlakamen
    @amlakamen 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ክብለኪ ሰላም ትብል ደርፊ ናይ መህር ኣልኣምን አብደል ለጥፍ ደርፊ እያ, ሰረቅቲ ክንደይ ከ ትደፍር እያ ለባ

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሸዊተይ ንግስቲ 😍

  • @تتتاا-ج2ض
    @تتتاا-ج2ض 3 หลายเดือนก่อน +12

    ንራሄል ሃይለ ኣቅርብልና ወለላይ❤❤

  • @maiconiall3955
    @maiconiall3955 3 หลายเดือนก่อน +3

    Derfi natki aykonen defar lekbat Eritrea music Alamin 🇪🇷💪

  • @Tgray-welelo
    @Tgray-welelo 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ቀፃሊ ሃለዋት ሓጉስ ንፅበ ❤

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 14 วันที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛ ኸኣ ብጣዕሚ እኺ ተሕፍሪ። ዕዮ ገዛኺ ኣጻሪኺ ዘይትመጺ ዘይደርፋ ደርፈይ ክትብል ኣየሕፍረክን

  • @poulosgirmay5287
    @poulosgirmay5287 3 หลายเดือนก่อน +5

    Shewit you have amazing voice but selam kibleki selam is original Alamin Abdeletif.and aya Beyene belongs originaly to umberto Bossi .you can sing it but reconise the original owner.

  • @mussiehabtom5163
    @mussiehabtom5163 3 หลายเดือนก่อน +3

    ያ ቁሩብ ሕልና የብልኩምን ዲዩ credit ሃቡ ንሓቀኛ ደራፋይ ,,,ናደገምክዮስ ናተይ ትብሊ ናይ እስታዝ ኣልኣሚን ዓብደለጢቭ ናደረፍኪስ ናተይ,,ቅድሚ ሕጂ ናይ ታረቀ ተስፋሂወት ክደግሚ ርኤኪ,,ናተይ ትብሎ እኮ ግጥምን ዜማን ናትካ ምዝኸውን ኢዩ,,,ዘይናትኪ ናተይ ትብሊ ናደገምኪ ቁሩብ እባ respect ይሃልኪ

  •  3 หลายเดือนก่อน

    Multitalented ሸዊት መዝገቦ 👍great singer, music writer & composer Kusher Kumare could use you as his playback singer. You’re as good as Lata Mangeshkar ( ለታይ መንገሻ😊)

  • @MeryamGEREZIHER
    @MeryamGEREZIHER 3 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ተጋሩዋይ አብ መላእ ዓለም ትርከቡ ንኩሉኩም ሰናይ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ናይ ራህዋን ቅሳነትን ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና 🙏❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 3 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ትጋሩዋይ ሸዊተይ ባዓልቲ ጥዑም ድምፂ❤❤❤❤

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊተይ ዝፈትወኪ መረዋሕ ድምፃ ጋዜጠኛ ውን ኣድናቒትክን ናይኩሉ ግዘ ተኻታታሊት እየ ምቁራተይይ❤❤

  • @AzebBerhe-k6g
    @AzebBerhe-k6g 3 หลายเดือนก่อน +1

    አነቲ ክንደይ ከ ተደርቂ ሰራቂት ናይ ከምናትኪ ገይርኪ ተዕልሊ ናይ አልአሚን ኤርትራዊ እንድያ ብጣዕሚ ምሕፈር ኢኪ

  • @ራሄል-ረ9ጨ
    @ራሄል-ረ9ጨ 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሸዊታ ጥዕምቲ ድምፂ❤🎉

  • @gdu5557
    @gdu5557 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቀፃል አዱ ትቅረበልና ናይ ክቡር አርትስት አብርሃም ገብረመድህን ብዓልት ቤቱ❤❤❤

  • @zaidhaftu3064
    @zaidhaftu3064 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሸዊት ከምዚ ዓይነት ተኣምረኛ ድምፂ ከምለለዋ አይፈልጥይ ነይረ wow አፈይ ኢኺ አኽፊትክኒ ሸዊተይ❤❤❤❤

  • @efremtesfai1743
    @efremtesfai1743 3 หลายเดือนก่อน

    ስርቂ ብተጋሩ ስርሕ ስለዝኾነ ኣይገርመናን ኢዩ።ከምዚኣ ሰራቒት ኣብ ማስ ሜድያ ብዘይ ሕፍረት ትዛረብ ግን ኣይገጠመንን።

  • @YuelSamuel-sy5mt
    @YuelSamuel-sy5mt 3 หลายเดือนก่อน +3

    😂😂😂😂😂😂😂 ትግራዋይ ተሰረቐን ፡ተሓሰወን ኣይደንቀንንን ኢዩ ናይ ኣቦኦም ኣዲኦም ስለዝኾነ ፡ትግራዋይ ዕሉል ሰራቒ ናይ ዓለምና ኢዩ ፎእ ኣቱም ቆማላት ሕፍር እስከ በሉ ዘይናትካ ኣየቕይሓካ ኣየህጥረካ 😂😂😂😂😂😂😂😂 ፎእ

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኰመንት ብደንግላ ሸዊታ😍😍😍

  • @MaergHans
    @MaergHans 3 หลายเดือนก่อน

    ሸዊት ሓፍትና ብጣዕሚ ኢኪ ጎበዝ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቡዙሕ ኢና ካዓ ንፅበ ከባኪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @furtunatewelde8469
    @furtunatewelde8469 3 หลายเดือนก่อน +2

    Shewit seraqit bzey natki derfi kulu nay Eritrea eyu , nay alamin ,nay viktorio ,nay tareke tesfahiwet seriqi natey Album kea tbli nmntay bzey natki

  • @amlakamen
    @amlakamen 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዓወት ን ሸዊት ካብ ኤርትረኣውያን ደርፊ ምስራቅ እዩ

  • @ፊልማዊትፊልማዊት
    @ፊልማዊትፊልማዊት 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሸዊት ሽኮር ኣነ ሓን ካብተን ኣዝየ ዘድነቀኪ ተሳታፍት ተሳታፍት ሙዝቃኪ'የ።
    ግን ሓንቲ ቅሪ እላትን ካብተን ዘመናዊ ምዝቃይ ኣዝየ ዝፈትዋ ዝበልክያ ( ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቀድለይ ብደለይ'ኩሉ ኩሉ ሕደግለይ ትብል ደርፊ ዋናኣ ዝፈለጥኪዮ ኣይመስለንን። ንምፍላጥ ግን ናይ ኩብር ኣቦና ዑስማን ዓብደለጢፍ'ዩ። ቁሩብ ኣብዚኣ መኤረምታ ንህዝቢ ይግባእ።

    • @elizabethelilta2663
      @elizabethelilta2663 3 หลายเดือนก่อน

      ኖ ኣልኣሚን ዓብደልለጢፍ

  • @awettesfom3473
    @awettesfom3473 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ክብለኪ ሰላም !
    ድምጻዊ ስነ ጥበባዊ
    ኣቦና ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ
    ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቐድለይ
    ሰላም ክብለኪ ሰላም ሰላም ፍቐድለይ
    በደለይ ኩሉ ኩሉ ዝርእዮ ዋ.. ኣሃ,,,,
    ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ
    ጌጋ ምውዓል'ዩ ክብድል ንዓኺ
    ስሕታን ምውዓል'ዩ እዚ ክፈድየኪ
    ከምኡ ኣይነበረን መሓላይ ኣብ ልዕሌኺ
    ሎምስ ተጣዒሰ ይቕረ በልለይ ኢኺ ዋ.. ኣሃ,,,,
    ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ
    ሰላም ክብለኪ ሰላም ፍቐድለይ
    ሰላም ክብለኪ ሰላም ሰላም ፍቐድለይ
    በደለይ ኩሉ ኩሉ ዝርእዮ ዋ.. ኣሃ,,,,
    ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ
    ጎዶሎ ምስትውዓል ፎኪስ ሓሳብ ጌረ
    ብዘይ በደልክኒ ንስምኪ ኣምሪረ
    ንመዓር ጠባይኪ ናብ ዕረ ቀይረ
    ዝፈጸምክዎ በደል ግበርሉ ይቕረ ዋ.. ኣሃ,,,,
    ኣይትሓዝለይ ኢኺ ይቕረ በልለይ
    ዘይናትካ ምውሳድ ስርቂ'ዩ
    'ሞ ድማ ንዋና ፍቓድ ከይሓተትካ
    'ዛ ደርፊ ኣብ ዩቱብ ካብ ትጽዓን 18 ዓመት
    ይሕሊፋ'ላ ርኢኹም እመኑ

  • @TEBERHE1
    @TEBERHE1 3 หลายเดือนก่อน +5

    Selam Selam Shkoratna, EnQuae n'Haddish amet 2017 abxeHekn .❤❤❤❤

  • @ፋነይ
    @ፋነይ 3 หลายเดือนก่อน

    ሙቁራተይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና 😍😍❤❤🎉🎉

  • @Asmara-oneEri
    @Asmara-oneEri 3 หลายเดือนก่อน +4

    Credit Habi Srqki ab derfi moyakum endyu...Selam Kbleki selam Natki aykonen:: Zemenawi derfi kulu nay Eretrawiyan eyu

  • @Yorkabeley
    @Yorkabeley 3 หลายเดือนก่อน

    Shewit ኣዝየ እንድየ ዘድቐኪ❤ነዛ ናይ ኣልኣሚን ዓብደለጢፍ ናተይ ዝበልክያ ስራሕ ግን ኣርምያ ኣይናትክን😢

  • @Yayu-c1t
    @Yayu-c1t 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሽዊት ስነ ጥበብ ከይትረግመኪ ናተይ ትብልዬ ስርሒ ናይ ኣላኣሚን ዓብደለጢፍ ጉድ ተረኺቡ

  • @MidiamAsmerom
    @MidiamAsmerom 3 หลายเดือนก่อน +1

    ስርቂ ስራሕ እዩ ተተታሒዝካ ገበን እዩ መቸም ደፋር ኢኪ ቁሩብ ከ ኣይትሓፍርን

  • @Fugfui
    @Fugfui 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደሰ ክትብላ ተጋሩዋይ ማዓረይ ብአነት ብዙሕ ተማህሪ ሸዊተይ ማዓረይ 💋💋❤❤

  • @ኣስኮል
    @ኣስኮል 3 หลายเดือนก่อน +7

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት❤ህዝብና ዘዐሪፈሉ ደቂ መዳም እዉን ስደትና ዛሓፅረሉ ዓመት ይግበረልና ❤እሞሲ ተጋሩዋይ ፁሩያት#ሳብክራይብ#ተበልኹምለይ ታይ ይመስለኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @zerishg688
    @zerishg688 3 หลายเดือนก่อน

    ሸዊታ ብጣዕሚ ልፎተኪ አርቲስት ኢኪ ደጋጊምኪ ደኣ ልቐቕልና ንስክስ ዳሕና አዕሪፉ ቀንዩ ነይሩ እዝንና ❤

  • @yoni_tantan6885
    @yoni_tantan6885 3 หลายเดือนก่อน +1

    Eza selam kbleka Selam gin nay alamin abdelatif koyna tsemiatni

  • @roziyordanos1968
    @roziyordanos1968 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ እስታዝ ኣልኣሚን ኣይተባላሽውዬ በጃኺ

  • @abadihadish8083
    @abadihadish8083 3 หลายเดือนก่อน +2

    Derfi nay Eritrea Seriqa wediato 🙈 🙈 🙈 🙈

  • @mesijfgjvjcfzf6426
    @mesijfgjvjcfzf6426 3 หลายเดือนก่อน

    ሽዊተይ ጥዕምቲ ድምፂ እንኳዕ ብዳሓን መጻኪ❤❤❤❤

  • @SalamA-dp8dg
    @SalamA-dp8dg 3 หลายเดือนก่อน +4

    ሸዊት ሸኮሪ❤❤❤❤🎉🎉

  • @kbromhabte9475
    @kbromhabte9475 3 หลายเดือนก่อน +2

    Serakit nay kbur sne tbebawi ALAMIN ABDELETIF IYA

  • @GGKi-es7yi
    @GGKi-es7yi 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊታ ካብ ብሉፃት ብሉፅቲ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 14 วันที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛ ዲኺስ ዋላ ባዕላ እያ ቖጺራትኪ ልክዕ ከም ኣዝማሪ።

  • @nsiebhotube8255
    @nsiebhotube8255 14 วันที่ผ่านมา

    ግን ምዃን ከምቲ ዝብሉኪስ ብጥልመት ሰባትን ብገለን ኢኺ ኣብዚ ደረጃ በጺሕኪ። ስለዚ ከይሓፈርኪ ስራሕ ናይ ሰባት ምስራቕኪ ዘገርም ኣይኮነን። ሰራቒት።

  • @amlakamen
    @amlakamen 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣትዮ ኣትዮ ዝብል ናይ ቪቶሪዮ ቡስ ደርፊ እዩ ለባ ትግራዋይ ሲ ኮይንዎ ድዩ አብ ስርቅን ሓሶትን ክነብር ፎእ

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem หลายเดือนก่อน

    😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ቤተይ ናይ ኩሉ ግዜ ሰማዐ ከይ ነባዕኩ ዘይውድኣ ሙዝቃ ወይስ መዝሙር🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪🙏🙏💪💪💪💪💪🙏🙏😍😍😍🙏🙏💪💪💪😭😭😭😭💪💪😭✋💪💪💪🙏🙏🙏😍😍😍😍😍

  • @AbdelkadierAbdelwasie
    @AbdelkadierAbdelwasie 2 หลายเดือนก่อน

    ዘየናትኪ ደርፊ ዒብ ዓለይኪ ያኽ መንጢላ።

  • @ሃገረይኣዝየእየዝፈትዎ
    @ሃገረይኣዝየእየዝፈትዎ 3 หลายเดือนก่อน +3

    Resbkt almin Abdul latif ertrean musik

  • @fiseha11
    @fiseha11 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቂ ሸዊት።

  • @Kal_MK
    @Kal_MK 3 หลายเดือนก่อน

    ሸዊተይ❤❤❤❤❤ ኣለም ግን በቃ ብጣዕሚ እየ ልፎትየኪ🎉

  • @bibahoney
    @bibahoney 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሸዊት ካብቶም ትግራይ ዘፍረዮቶም ድምጻውያን ዘድንቀኪ ሰብ እየ፡ ነገር ግን ኣብ ቃለ መሕትትኪ ሰላም ክብለካ ሰላም ፍቀደለይ እትብል ዜማ ካብ ኣንስታዊ ጾታ ናብ ተባዕታዊ ጾታ ስለዝቀየርክያ ጥራይ ናተይ ኢልኪ ክትዛረቢ ማዕረ ክንደይ ንክብረትኪ ዝትንክፍ እዩ እሞ ሕሰብሉ፡ ምልንያቱ ካብ ኣድነቅትኪ ናይ ነብስሄር ኣላሚን ዓብደልለጢፍ ምካና እንተፈሊጦም እቲ ክሳራ ንዓኪ እዩ፡ እቶም በዚ ደርፊ ዝዓበና ግን ኣይንሽወድን ኢና፡ ከምዚ እንተኮይኑ ናይ ደርፊ ሃንግ ተጀሚሩ ጥራይ ኢልና ክንሓልፎ። ንሳ ጥራይ ኣይኮነትን ዝተሰርቀት ኣያ በየነ ትብል እውን ናይ ኤረትራዊት ደራፊት እዩ፡ ንምንታይ ግን?