ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤❤❤❤
🙏❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
Xbuq medeb ajoka qexlo
ትድንጉዩ ኣለኹም እዛ ዛንታ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኣቢልኩም ዘርግሑልና።ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ
Haxira
ምስ ኣባ ኢሳቅ 1987 ካብ ሂምቦል ናብ ሕሽክብ ኣብ ሓንቲ መኪና ተሳፊርና ንመጀመርያ ርእየዮም ብጻየይ ኣማኒኤል እዞኦን ኣባ ኢሳቅ እዮም ዝበሃሉ ፈላሲ እዮም ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ሕሽክብ እዩ መደቦም ኢልኒማሪቆሳይ ወይኒ ምስ ሕንባሻይዝደረሱ እዝኦም እዮም ወሲኹፈላሲ ብዕድመ ዝደፍኡ ምስ ዕድመ ተጋዳላይ ኣዛሚደ ኣተኪረ ጠሚተዮም 1988 ማሪቆሳይ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ምራራ እንዳ ዜና ዝነበርዋ ጋዛ እያ እዛ መጽሓፍ ረኪበ ብተመስጦ ኣንበያ ግንጽል ከብላ ካብ ሂምቦል ናብ ሕሽክብ ምስ ደራሲ ዝተሳፈርኩላ ጉዕዞ ምስሊ ኣባ ኢሳቅ እናተቀጀለኒ ኣንቢበ ወዲኤያእታ መጽሓፍ ኣብ ቦርሳይ ብጥንቃቀ ሒዘያ ኣብ ሜዳ ንረክቦ ዝነበርና ጽሑፋትን ኣጠማምታና እካ ምስ እዛ መጽሓፍ ዘይሳነ እንተነበረ ፈትየያ ዓቂበያ እውን ድሕሪ ናደው ጸላኢ ብማዕሚደ ሰሊኩ ሳንጣኩም ንብረትኩም ገዲፍኩም ኣፍዓበት ተረከቡ ስለ ዝተበሃልና ማሪቆሳይ ዝሓዘት ቦርሳይ ገዲፈ ኣፍዓበት ኣቲና ንግሆ ሓለፍትና ተዛንዮም ውራይ ምግብና ክንገብር ሓቢሮም ብድምጺ ሓፋሽ ጸላኢ ተሓምሽሹ ንዕኡ ዝመርሐ ጀነራል ተመስገን ገመቹ ተቀቲሉ ዝብል ዜና ምስ ሰማዕና ሓጎስብድሕሪ ነጻነት ካብ ደቀምሓረ ናብ ኣስመራ ክገይሽ ኣብ ኣውቶቡስ ኮፍ መበሊ ሒዘ ኣባ ኢሳቅ ናብ ዝነበርክዋ መኪና ተሰቀሉ ተመቅሊለ ተሲኤ ምሳይ ኮፍ ክብሉ ብክብሪ ዓዲመ ካብ ደቀምሓረ ኣስመራ ብዛዕባ ኩሉ ዘዕለሉኒ ግዜ የብለይን ኣባ ኢሳቅ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ዘበርከትዎ ዝግበኦም ሞሳን ክብርን ዝረከቡ ኣይመስለንን ክቡር መምህር መኮነን ዝሓለፈ ተላቢየካ ነይረ ክደግማ ጽቡቅ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኣባ ኢሳቅ ዘለዎም ሰባት ዓዲምካ ታሪኮምን ኣበርክቶኦምን ንእሽቶ ወለዶ ክፈልጦ ክትገብር እላቦወካነዛ ዛንታ ንኹሉ እናዘከርኩ ብተመስጦ ካብ ዝከታተልዋ ሐደ ምኻነይ ይሕብረካ ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ኣብ ኩሉ ንእሽቶ ወለዶ ኣቦታቱ ብሕጊ ተቀይዶም ዝናበሩ ዓመጽ ዝጽየፉ ፍርሃትእዝግኣብሄርን ሕግን ዝበበሮም ዝወለድዎ ምኻኖም ባህልን ወግዕን ንሓዘንን ሓጎስን ዝነበሮም ምኻኖም ዝምህር ብምካኑ ብገንዘብ ዘይትመን እዩ ብቀደሙ መምህር ንገንዘብ ዘይኮነ ሰብ ምስ ፈለጠ ምስ ተቀየረ እዩ ደሞዙ ኣነ ድማ ካብ ገድሊ ክሳብ ሕጂ መምህር እየ ነይረ ኣጆካ በርትዕዝተሰበረ ሓሳብ ኣመዓራሪኻ ሓሳብ ወሲድካ ክትርድኣኒ ይትስፎ
❤❤❤
🎉❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤
🙏❤️
❤❤❤🎉🎉🎉
Xbuq medeb ajoka qexlo
ትድንጉዩ ኣለኹም እዛ ዛንታ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኣቢልኩም ዘርግሑልና።ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ
Haxira
ምስ ኣባ ኢሳቅ 1987 ካብ ሂምቦል ናብ ሕሽክብ ኣብ ሓንቲ መኪና ተሳፊርና ንመጀመርያ ርእየዮም
ብጻየይ ኣማኒኤል እዞኦን ኣባ ኢሳቅ እዮም ዝበሃሉ ፈላሲ እዮም ኣብ ቤት ጽሕፈት ምምሕዳር ሕሽክብ እዩ መደቦም ኢልኒ
ማሪቆሳይ ወይኒ ምስ ሕንባሻይዝደረሱ እዝኦም እዮም ወሲኹ
ፈላሲ ብዕድመ ዝደፍኡ ምስ ዕድመ ተጋዳላይ ኣዛሚደ ኣተኪረ ጠሚተዮም
1988 ማሪቆሳይ ኣብ ሰሜናዊ ባሕሪ ምራራ እንዳ ዜና ዝነበርዋ ጋዛ እያ እዛ መጽሓፍ ረኪበ ብተመስጦ ኣንበያ
ግንጽል ከብላ ካብ ሂምቦል ናብ ሕሽክብ ምስ ደራሲ ዝተሳፈርኩላ ጉዕዞ ምስሊ ኣባ ኢሳቅ እናተቀጀለኒ ኣንቢበ ወዲኤያ
እታ መጽሓፍ ኣብ ቦርሳይ ብጥንቃቀ ሒዘያ
ኣብ ሜዳ ንረክቦ ዝነበርና ጽሑፋትን ኣጠማምታና እካ ምስ እዛ መጽሓፍ ዘይሳነ እንተነበረ ፈትየያ ዓቂበያ እውን
ድሕሪ ናደው ጸላኢ ብማዕሚደ ሰሊኩ ሳንጣኩም ንብረትኩም ገዲፍኩም ኣፍዓበት ተረከቡ ስለ ዝተበሃልና ማሪቆሳይ ዝሓዘት ቦርሳይ ገዲፈ ኣፍዓበት ኣቲና
ንግሆ ሓለፍትና ተዛንዮም ውራይ ምግብና ክንገብር ሓቢሮም ብድምጺ ሓፋሽ ጸላኢ ተሓምሽሹ ንዕኡ ዝመርሐ ጀነራል ተመስገን ገመቹ ተቀቲሉ ዝብል ዜና ምስ ሰማዕና ሓጎስ
ብድሕሪ ነጻነት ካብ ደቀምሓረ ናብ ኣስመራ ክገይሽ ኣብ ኣውቶቡስ ኮፍ መበሊ ሒዘ ኣባ ኢሳቅ ናብ ዝነበርክዋ መኪና ተሰቀሉ ተመቅሊለ ተሲኤ ምሳይ ኮፍ ክብሉ ብክብሪ ዓዲመ ካብ ደቀምሓረ ኣስመራ ብዛዕባ ኩሉ ዘዕለሉኒ ግዜ የብለይን
ኣባ ኢሳቅ ኣብ ስነ ጽሑፍ ትግርኛ ዘበርከትዎ ዝግበኦም ሞሳን ክብርን ዝረከቡ ኣይመስለንን
ክቡር መምህር መኮነን ዝሓለፈ ተላቢየካ ነይረ ክደግማ ጽቡቅ ኣፍልጦ ብዛዕባ ኣባ ኢሳቅ ዘለዎም ሰባት ዓዲምካ ታሪኮምን ኣበርክቶኦምን ንእሽቶ ወለዶ ክፈልጦ ክትገብር እላቦወካ
ነዛ ዛንታ ንኹሉ እናዘከርኩ ብተመስጦ ካብ ዝከታተልዋ ሐደ ምኻነይ ይሕብረካ
ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ኣብ ኩሉ ንእሽቶ ወለዶ ኣቦታቱ ብሕጊ ተቀይዶም ዝናበሩ ዓመጽ ዝጽየፉ ፍርሃትእዝግኣብሄርን ሕግን ዝበበሮም ዝወለድዎ ምኻኖም
ባህልን ወግዕን ንሓዘንን ሓጎስን ዝነበሮም ምኻኖም ዝምህር ብምካኑ ብገንዘብ ዘይትመን እዩ
ብቀደሙ መምህር ንገንዘብ ዘይኮነ ሰብ ምስ ፈለጠ ምስ ተቀየረ እዩ ደሞዙ ኣነ ድማ ካብ ገድሊ ክሳብ ሕጂ መምህር እየ ነይረ ኣጆካ በርትዕ
ዝተሰበረ ሓሳብ ኣመዓራሪኻ ሓሳብ ወሲድካ ክትርድኣኒ ይትስፎ
❤❤❤
🎉❤❤🎉
❤❤❤