ጀነራል ታደሰ ንደብረፅዮንን ጌታቸውን ኣጠንቂቑ/ዋና ከተማ ተኸቢባ/ከቢድ ኲናት እናተኻየደ እዩ/መንገዲታት ተዓፃፅዮም!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 30

  • @Ggff-m5r
    @Ggff-m5r 2 หลายเดือนก่อน +2

    ከምዚ ዝበለ ምውጣጥ ቨለቲካ ንሃገርና ጹቡቕ ከኾነ ይክእል እዩ ምክንያቱ ጠንካራ ውድብ ክፈጥር ስለ ይክእል ዩ❤❤❤❤❤❤❤

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    Tigary.......... Hozion........ MedIa........Tg........ Citly...... Country

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 2 หลายเดือนก่อน

    ዶንግዩ ዝበጽሓና ወረ ጀነራል ጻድቃን ቅንጸላ ተካይድሎም ሎሚ ኣምስኡ ካብዛ ዓለም ብ ሞት ተፋንዮም ኣለዉ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኤድ ከምዘለዎ ፍልፍላትና ኻብ መቐለ ይሕብራ ጌታቸው ረዳ ዉን ክድገም አዩ ይብላ ፍልፍላትና ::

  • @GidayNayzgi
    @GidayNayzgi 2 หลายเดือนก่อน

    ኡፍፍፍነጎዳ

  • @GebradhanaGebrewahd
    @GebradhanaGebrewahd 2 หลายเดือนก่อน

    አንትንንህላወንክብርንህዝቢትግራይኣካልንንሂወትክንዝኸፈልክናቡርኣሸንዳዘበፃሕናናክብሪይግበአክን።

  • @BereketKiflu-y6z
    @BereketKiflu-y6z 2 หลายเดือนก่อน +3

    ጌታቸዉ ናይ ተስፉ ምቁራጽ ሐደጋ ከይገብር ምጥንቃቅ አገዳሲ እዮ

    • @amine4019
      @amine4019 2 หลายเดือนก่อน

      Hasabit alatka do maletey ab sltan men ms zhlu yu hzbi tgray kab kunat nexa zkewn debrxn seabtun welas getaxhew n seabtun?

  • @GenetWsillasie
    @GenetWsillasie 2 หลายเดือนก่อน

    ሃተፍተፍ እትብሉ ዘለኹም ሪኢቶ ዋሃብቲ መን ሃቂ ከምዘለዎ ንፈልጥ ኢና ፈጣሪ ምስ ጌታቸውን ፃድቃንን ይኹን ዝተረፈ ገደሉ ይእቶ ውዱቡ ሒዙ

  • @teshemekidane2302
    @teshemekidane2302 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ናይ ወዲ ወረደ መግለጺ ነቲ ህልው ኩነታት አብ መርየት ዘሎ ዘብርህን ዝሕግዝን የቡሉን።ኩሉ ክልላዊ ንጥፈታት ደስኪሉ ኢዩ ዘሎ?

  • @kahsuberhanugebreslasie7299
    @kahsuberhanugebreslasie7299 2 หลายเดือนก่อน

    ንርኢ ጉጅለ ግዝያዊ መንግስቲ ከፍርስ ጀሚሩ እንዳሃለየ ስኽ ኢልኻ ሸለል ኣሎ ብዝኾነ ብልዝብ ዝፍታሕ ፖሎቲካ ሐዚ የለይ እዚ ግልፂ ኣብዝኾኖሉ

  • @kMGG-p7f
    @kMGG-p7f 2 หลายเดือนก่อน

    "ከቢድ ኵናት አናተኻየደ እዩ" ናይ ኣምሓርኛ direct translation ይመስል። ብትግርኛ " ከቢድ ኵናት ይካየድ ኣሎ።"መሐሸ ነይሩ። ብዝተረፈ ግን ይበል ኣናብባ፣ ይበል ኣናልይስስ።

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 2 หลายเดือนก่อน

    ባንዴራ ትግራይ ትቀየር ብህዝቢ ዝተመረጸት ትኹን፣ እዚአ ናይ ህወሓት ባንዴራ ኮይና ናይ ሾሻሊት ዘለዋ አርማ እያ ስለዝኾነት ድማ ምስ ናይ ዓለም ህዝብታት
    አይተቃድወናን እያ፣ ተትሕሰበላ ዝሓሸ ይኸውን።

    • @tesfayegebre7706
      @tesfayegebre7706 2 หลายเดือนก่อน

      እንድሕር ብቅንዕና ኾንካ ትሓትት ዘለኻ መጀመሪያ ሞ ንረጋጋእ:: ባንዲራ ምቅያር ሐዚ ግዜኡ ኣይኮነን::

  • @Tekleaxmite
    @Tekleaxmite 2 หลายเดือนก่อน

    H

  • @NMra.2023
    @NMra.2023 2 หลายเดือนก่อน

    Why your heading and the content are different? Why you trick us?

  • @Fekadualene-f3f
    @Fekadualene-f3f 2 หลายเดือนก่อน

    BEZA KULU TIGRAWAY KOYNEN AKALATEN ZIGEBERA KONAJU waEROTat...

  • @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
    @GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 หลายเดือนก่อน

    ብኮሚተ ናብዘይዓቕሙ ስልጣን ስለ ዝደየበ በቶም ኣብጥቕኡ ዘለዉ ሰባት ምኽንያት ንህወሓት ከምኢህወደግ ከፍርስ ወንጣሕጣሕ እናበለ ተሸጊሩ ኣሎ ዘይርደአካ ኩነታት ግን ፃድቃን ስለምንታይ ንደብረፅየን ከምዝጸልኦ እዩ ። ክኸውን ዝግበኦ ግን ኣጀንዳኹም ህዝቢ እንተዝኸውን ኣብ ዘይኮነ ውጥጥ ኣይመኣተኹምን ።

  • @AksumawianTRUTHPOWER
    @AksumawianTRUTHPOWER 2 หลายเดือนก่อน

    ወለድና ታብ 200000 ካሬ ሜትር ንላዕሊ ናይ ሕርሻ ቦተኦም ደቅኹም ኣብ ወጻእ አለውኹም ኢሎም መንጠልዎም።
    ወዲ 98 አመት ወላዲ ተጸጊኡ ዝሕገዝ ነበረ ዘመድ ንኽጋደል ጸውኣዮ ወይ ኣምጽኣዮ ተባሂልና ኢና ኢሎም ኻድረ ወያነ ን2 ሰሞን አሲሮም ኽሞቱ ምስ በሉ ኣብ ደጋኣፌት ገዛ ደብሪዮሞም ኸዱ።
    ሐዳር ተሓሰምዎም ቤተሰብ አዚሮም በዙይን ከምዙይን እንዳበሉ ናብ እስር ቤትን፣ ኻብ ሥራሕን እነዳባረሩ ድማ ግፍኢ ይሰርሑ ነበሩ።
    ሽም ታብ ምጽራሕ ተቆጢብና ዘለና ዝለባም ትግራዋይ ህዝብና ዳሓን 'ሓውና ናብ ኣላቡና' ይጽናሕ ስለዝበለና ንኽብሩ ነጽንሖ አለና! ይቅጽል

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 2 หลายเดือนก่อน

    ናይ ትግራይ ኢሳት ሐዊ ነዝሕኻ ምንዳድ ዶ አብካ ተመሃር ህዝቢ ትግራይ ለባም እዩ

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    ዐድዋ ቭስ ተንበን ኣዮካ ናይና

    • @hakieye5649
      @hakieye5649 2 หลายเดือนก่อน

      Shabia leave us alone we are all Tegaru same origin temporary political turmoil will be solved soon by us Tegaru.

  • @RaDd-z7u
    @RaDd-z7u 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት ጠጠው ኣብሉ

  • @GirmayGidey-vn2hk
    @GirmayGidey-vn2hk 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት እዩ

  • @kemal4775
    @kemal4775 2 หลายเดือนก่อน

    ግጭት ኣርእስተኹምን ትሕዝቶን ዜናኹም ንፖለቲካ ውግንናኹም ኹልዕ ኣቢሉ ኣቃሊዕኩም። ኦሞ ድማስ ገለልተኛ ሰብሞያታት ኢና ትብሉና። መሕፈሮ።

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጻድቃን ሰነፍ መለስ ዘናዊ ዶ ኣባሪርዎ ኣይነበረን ከዳዕ እንድርታዊ ሕዚውን ኣባርርዎ እዙይ ናይ ኣቡይ ባንዳ

  • @toyotaw2500
    @toyotaw2500 2 หลายเดือนก่อน

    Tigray horizon ግርም ዜና አድልው ዘይብሉ ሐቀታት ንናይ ሕዝቢ ትግራይ ሕቶታት ዝምወል እዩ.ይኹን ዳአምበሪ ትግራይ ካብ ጃንዳ አድዋ ማለሊት Communist ናብ Capitalism system አሜርካ ሳላ ጀነራል ጻድቃን President ግይቶኦም ረዳ ካሕሳይ ትግራይ ንዘመናት ብ ጭፍራ ውሑዳት ዘመድ አዝማድ ሚልዮን & ሚልዮን ዶላር ተላግጽ ዝነበረት ሕዝቢ ትግራይ ናብ ጎደና ሰላምን ራሕዋን ትኸይድ ካብ ትማሊ ጽባሕ ካብ ጽባሕ መድረኽ ብመድረኽ መሳናክል ማለሊት ክስገር እዩ.

  • @ukbayc
    @ukbayc 2 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ ጽቡቕ ገይሩ በታቲንኩም እዩ
    ክልል ራያ ክልል ተንቤን ብጻድዋንን ገታቸውን ክእወጅ ይሻባሸቡ እዮም ዘለዉ

  • @brhanetewold9767
    @brhanetewold9767 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገታቾው ተዋዳዲሩ ተሳዒሩ ዋና ካንሱር ግን ጻድቃን ምዄኑ ወይካኣ ሞንሽሮ