ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ካብ መጀመርታ ክሳብ መፈጸምታ ነዚኣ ዛንታ ክሰምዕ ዕድመ ዝሃብካኒ ኣምላኸይ ኣመስግነካ ከምኡ ውን ደራሲ ኢብራሂም ኣንባቢ ኣስመሮም ናይ ብሓቂ ምስጋናይ ካብ ልቢ ናብ ልብኹም ተቐበሉኒ ከምዛ ዛንታ ዝመሰጠትኒ ዛንታ የላን ኣስሜ ኤቢ ኣምላኽ ዘመንኩም የጸብቐልኩም ምሉእ ጥዕናን ሂቡ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኩም።የቐንየለይ
ጽብቕቲ ዛንታ ቀጽሎ ኢብራሂም።ኣስመሮም ከኣ ዝነኣድ ኣናብባ። Thank you both.
ውውውውው ጽብቅ ኣድንቀኩም
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ዩ.ቀጽልዎ ኣጆኹም።
Wwwwwwwwwwኢብራሂም ኪርቢት ባሓቂ ከርቢት ልብና ቃልቃል ኣቢልካ ሕጂ ማይ ደፊካሉ wwwwthank you god ፍቃርን ዓቃልን ምካን እዚ ውጺኢት ኢዩ ሞሳኡ በ ሓቂ። thank you ኣንባቢ ኣስመሮም ኣነ ኣድኒቀ እንዲየ ዘይጸግበካ ንስካ ከሉ ግዜ ንልቢ ወለድ ምንባብ ተዝከውን ስራሕካ እተን ኣእዛናይ ፍውሲ ምረከባ ባሓቂ ካብዚ ሕማም መንሽሮ ዝኮነ ፖሎቲካ ኣፍሪቃ ድማ ኣእዛና መዕረፍበቲ ኮይኑ በቲ ግንዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይሃብኩም ንሕና እንዳ መርቅናን እንዳ ስማዕናን። ንስኩም ድማ ጽቡቅ ናብ እዝንና ዝበጽሕ ድምጺ እና ሃብኩም ኣየሳእነና ኣምላክ። ኣጆኩም ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራና ዓበይቲ ስብ ሞያ ክትኮኑ ኢኩም
ካብ ዶ/ር ኣቢ /እስያስ ወጺኤ ብዛዕባ ፍቅሪ ካብ ዘይ ስተማቅር 5ዓመት ኮይኑ ጆሆ ተታሒዘ ሕጂ ግን ፍቲሕካኒ።
ብስንኪ እዛ ፍኑስ እዚኣ ንጋልይ ፍኑስ ክብላ ኢየ ክርቢት /ኣስመሮም። ሮዛን ስሊየን ዘኪረ በዛ ልቢ ወለድ ዘንታ
እውይ😱 ገለ ዓይነት ዛንታ ፈቃር ሰብ ኩሉ ግዜ ይብደል መጨረሻ ግን ንሱ እዩ ዕውት
የእኛም መጨረሻችን ያማረ ይሆናል የኔ ውዴ
❤❤❤
@@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ ኣሜን ኣሜን ኣሜን የኔ ምርጥ
ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ዛንታ ናይ ብኡነት ክገልጻ ኣይከልኩ ደራሲ ኣብሃም {ክርቢት} ኣጆኻ ቀጽሎ። ዛራ ፍልጠት ከኣ ብልቢ ኢየ ዝመስግነኩም በቲ መሃርን ኣዛናጋዕን ዝኮነ ትሕዝቶታትኹም። ኣነ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኩም ኢየ ኣብ ዝኮነ ትሕዝቶኩም ከይመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ኣጆኩም ቀጽልዎ ደኺምና ከበልኩም። ድምጺ {ኣስመሮም በርሀ} እቲ ካናሪ ድምጽኻ ብጣዕሚ ኢዩ ጥዑም ንዓኻ"ውን ከመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ፈጣሪ።
Ebrahim kerbit Naybehaki anbesa eka Qexilo ajoka abgenika alena 100% Thanks you very much
100#
Thank you Asmerom berhe please kulu gize nsika akirba zikene zanta 😌
ኢብራሂም ኪርብት ካብ ኤርትራ እየ ዝከታተለካ ነረ ንስካ ናይ ሕብረተ ሰብ ኮኾብ ኢካ
Naybehaki xubuk aleka anbesa eyu
ናይ ብሓቂ ምሃሪትን መሳጢትን ዝኮነት ዛንታ ካብ ልቢ ምስጋና የቅርበልኩን ንክሉኩም ኣዳለውትን ኣንበብትን ደረስትን i like it
Thanks zarawyan kemey dikum tekeyfuni kexlwo yehwat
waw! it's really amazing story!!!!! i am proud of you guys keep gonig.
I am proud of youካብ መጀመርታ ክሳብ መፈጸምታ ነዚኣ ዛንታ ክሰምዕ ዕድመ ዝሃብካኒ ኣምላኸይ ኣመስግነካ ከምኡ ውን ደራሲ ኢብራሂም ኣንባቢ ኣስመሮም ናይ ብሓቂ ምስጋናይ ካብ ልቢ ተቐበሉኒ.
Wawwwwwwwwwwwww, It was very amazing and exciting story. Keep going *@Zara Fltet*
Thanks my brother Dembe fltet
ያ ጀምዓት ሎሚ ቅነ ብዙሕ ግዜ ኣብ ኣመንዝራታት ዝተሞርኮሰ ዛንታታት ክሰሚዕ ቀንየ ኣለኩ አሞ ድማ ሓለይቲን ፈቃራትን ይኮና አተን ደቂ ገዛ ድማ ብኣንጻሩ ስለዚ ሲ i want one amenzra really
Waw that is so amazing story.Iam never heard like that.Good start and finishing. Well done author of this story and also the reader.
Bejakum mes derasi alalyuna
በሓቂ መሳጢት ዛንታ ብተኣሚ ነመስግነኩም Thanks
Wawwwwwwww ብሓቂ መሳጢት ዛንታ ኣስሞሮም ጅግና ካናሪ ድምጺ ኣለካ ከመስግነካ ይደሊ tanks
Tack så mycket grabbar
Nay bhaqi xbuqti lbi weled and xbuq nbab tanks bro
ዋዉ ናይ ብሓቂ መሳጢት ዛንታ
ካናሪ ድምጺ ደኣ ናትካ ኢዩ ሓወይ ድምጽኻ ክምስጠኒ ብጽሞና ኢየ ዝከታተለካ ኣዙ ደስ ደብል ማሃሪ ዛንታ ብሕጂ ብካልእ ዛንታ ተመለሰና የቀንየልና Thanks
Wow mtami ena nemesgnekum ya jema kulakum tehagegezti eber tebalesti aykonan ezi tgebrwo zelekum btami eu zhgzena yehwatey ✊✊✊
Amazing story keep it up
ዋው ብጣዓሚ ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ልብወለድ እብራሂም ከምኡ ውን ኣስመሮም ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሓኩም ዓወትን ኣሳልጦ ይምነየልኩም
Bitmi timt zanta mihartin bilibe nemesgin we love you deki Eriayy ❤❤❤♥️👉🇪🇷🥰😍🙏
Thank you Zara fltet amazing story 👌
ዋውውውውው በሓቂ ደብዳቤ ፍቅሪ ብሰላም ደምዲምኩማ ቀጺለ ክብሎ ዘለኒ ሰላምታ ይብጻሓኩም ዛራ ፍልጠት ።በሓቂ ቀጽልዎ ጥራይ ቴድሮስ ዘይኮነ ኩላትና ኢና ንመሃር ዘለና ።በሓቂ ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ኣለኩም።
ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ። ብተመስጦ ኢየ ተኸታቲለያ ነዛ ዛንታ። ብጣዕሚ ሰሓቢትን መሃሪትን ኮይና ድማ ረኺበያ። ክንጽበ ኢና ብካልእ ትሕዝቶ ክሳብ ትመጸና ከም ቃልካ ማለት ኢዩ።
Nay behaki des tebl zanta ,Thank you bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks you guys meharitin azenagaiwtin dirset qexlwo.
ዋውውው ገለ ዓይነት ዛንታ ክርቢት ብሓቂ መሳጢት ፍቅራዊት ኣጆካ ቀጽሎ ብካልእ ክንጽበየካ ኢና ተንኪው ዛራውያን
ብመጀመርታ ፥ደራሲ ሂብራሂም (ክርቢት) ብምቅጻል ኣምባቢ ኣስመሮም ናይ ብሃቂ ደስ ደብል ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ማሃርን፥መሳጥን።ብፍላይ ንሓቀኛ ኣፍቃሪ ተንብዕ ዛንታይ ኢዩ 'ሞ ከምዚ ገርኩም መንሰያት ምንቃሕኩ ከይመስገንኩም ክሓልፍ ኣይ ደልን ብድኮነ ካልእ ሓድሽ ኣይትደንጉና ምስ ናይ ይቅረቱኡ።
ወወወወወወወ ናይ በሓቂ መሃሪት ዛንታ
Thanks. More. Btami. Desdbl. Lbi weled kexlwo. Ahwat.
ዋው ካብትጅምር ክሳዕ ትውድእ ተኻታቲለያ ብጣዕሚ መሳጢት ታሪኽ።
Btami znead srah .godelo zeyblu aserarha, so keep it up gays.
Wow amazing story thank you
Betami dese zebel zanta kexlewo ahwatey kemza romantic zanta dese zeblntiy yelan
Abet story thanx bro
ኣሰይይይ ደስ ክትብል ዛንታ ቀጽሎ ዛሓወይ
Just wow HBU hawey natey ms kulom mesarhtka 🥰🥰😭
Xebuq seraH nay beHaqi. Meharit mesatitt keliu zemalet Zanta. Good job guys. Qexeleweio. We will wait more from you. 🙏
Wawwww bitami ebrahim hawey zeytimunon zanta mehaaritin zanta kexilo ebrahim bro
I love it I hope ur story continues. Thank you
ብጣዕሚ ።
ሰላም ዛራ ፍልተት ብታኣሚ መሳቲ ዝኮነ ዛንታ ፍታሪ ኣምሪ ኣፍያ ይሃብኩም ደራሲ አብራሂም ምስ ኣስሜ
Wawww ገለ ዓዩንት ዛአንታ ባሓቂ መሳጢት አምለክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም
Wonderful story ❤
Asmerom hawey btaemi xbkti zanta ajoka msaka alena
ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ
Fantastic good love story and good ending.
Dankeschön Brüdi
ኢብራሂም ክርቢት 100% ብፍላይ መዛዘሚ ኣዝያ መስጣትኒ thanks
Wawwwwwww fantastisk eventyr godt arbejde og god velsinedig.
Wawwwwww Wawwwwww thanks habibi kerbit behaki.....
ሰላም ኣዳለውቲ ዛራ ፍልጠት ሓደ ነገር ክሓተኩም ፡ ብዙሕ ግዜ ብዛዓባ ኢብራሂም ክርቢት ዝሰረሖም ስነ ጥበባዊ ስራሓት ሪእና ኣለና እሞ ፡ ሓደ ማዓልቲ ብዛዓባ ስነጥበባዊ ስራሓቱ ኢንተርቪው ተትገብሩልና ጽቡቅ ኔሩ፡፡
Wawww very good job guys keep going
Well done thank you very much really l appreciate you bro l hope next time with new story
Wow beautiful libi weled ❤️🙏🏽
It's really great history, keep it up bro 👏
waww amazing story thaks bro
Btami xbkti zanta btami knead zelewo srah eu
Lebey zetenkefet zanta ❤kexelo👍
Thank you behaki amazing story
ሰላም ዛራውያን ከመይ ቀኒኩም መደባትኩም በብቁሩብ ጀሚረዮስ እንዳመሰጠኒ ምስከደ በቃ ቀፃሊ ተካታታሊትኩም ኮይነለኩ ኢብራሂም ብጣእሚ ዝምስጥ ድርሰትዩ ብጣእሚ ትድነቅ ሰብካ ኮምኡውን ኣንባቢ ኣስመሮም ደስ ዝብል ድምፂ ኩሉ ኣበሃህላ ነናቱ ኣመፃፅኣ ድምፂ ይበልዩ ኣይኮነንዶ ንደቀንስትዮ ንደቂ ተባእትዮ ዝማርክዩ ድምፅካ ዘጀመርኩምና ኣይትክልኡና በጃኩም ቀፅልዎ ብድርሰት ብፍላይ አይትጥፉእና ኣህጉስኩምና ዋላ ኣብ ምዝዛማ ብጣእሚ የመስግን
Waw
Kulu semei yo eye emo temahire kea thanks yehewat
thanks more bro conitan
Omg I am in love with the reader 🥰 amazing job
Waw kef zelewa zanta dmxi mo ybel kanari edmen tenan yhabkum fetari deki eri kulukum
Btaemi hehazit zanta (lbiweld) kelwo thanks
Thanks more Ibrahim krbit and Asmerom berhe bteami yium n mesatin anabba gn pls abza Chanel zqerb baelka ente tenbbo kindey meabeyet niera yrdeani eyu erefti kem zedlyeka gn ane bzey qelealem abza Chanel bzeyka natka nay kalie aysemien eye hade wey klte nayta haftna mesarhtka eti hawna gn dmxu bteami eyu zrbsheni msnay yqreta
Waww perfekt des zbl zanta ❤❤❤
wawo በቃ ቃላት የብለይን wawo
Wawww gemira ksab twda mesatit zanta yeqenyelna 😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
Nay bhaki fanus fanus I LOVE you so MUCH Thank you
Weww betmey mesatet 👍👍👍
Wow btaemi mesatit lbi weled zanta Btaemi nfue eka mo keslo
Thanks brother, keep it up 😍😍😍😍😍
Selam nakum yekun izea zanta gen keme mejenberta ayfaxmkuman gen tegagey hiwetika zebalshwe hiwete kitbalshe gega eu
wawa great love story thank u so much
Wawww amazing story, thanks
Www nay behaki adnikeka I hope you will come back again
Waw thanks
Asey btami des tbel
Waww its amazing so thanks very much
Naybehaki libi zitinkif zanta bteami ye zemesgineka nqexali kitqixilelna bhankewta nixibe 💖😍😘
Awwwww kaneri demxi & mesateti zanita thank u ibrahmi hawye
btami des tble zanta eya emo keslo my god pls u
Nay bhaki xbuk srah jemirkum mwdaekum tray ekul eyu nice history
ብርዕካ ትሰስን ሓወይ
Awyyyyyyy naybahaki zanta niayyyy zeytgebreleyyy
Waw Gele Aynet Zanta
ፖው ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳኣታ ጎዶላ ዘይብላ መመሊሳ ትምስጠካ ጽብቅቲ ዛንታ 💯💯💯😘
Wowww btami btami dess tbl zanta kexulu kbru hawna
tankes more bro
Wawww batami des tabal zanta ajokum kexlawo
Asye asey asey enqa hageskum ruhus gama yegbrlkum fetarey 💐💐💐❤️❤️❤️❤️🎈👩❤️👨👩❤️👨👨👩👦👨👩👦👨👩👦👨👩👦
ካብ መጀመርታ ክሳብ መፈጸምታ ነዚኣ ዛንታ ክሰምዕ ዕድመ ዝሃብካኒ ኣምላኸይ ኣመስግነካ ከምኡ ውን ደራሲ ኢብራሂም ኣንባቢ ኣስመሮም ናይ ብሓቂ ምስጋናይ ካብ ልቢ ናብ ልብኹም ተቐበሉኒ ከምዛ ዛንታ ዝመሰጠትኒ ዛንታ የላን ኣስሜ ኤቢ ኣምላኽ ዘመንኩም የጸብቐልኩም ምሉእ ጥዕናን ሂቡ ዕድመ ማቱሳላ ይሃብኩም።የቐንየለይ
ጽብቕቲ ዛንታ ቀጽሎ ኢብራሂም።
ኣስመሮም ከኣ ዝነኣድ ኣናብባ።
Thank you both.
ውውውውው ጽብቅ ኣድንቀኩም
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ዩ.ቀጽልዎ ኣጆኹም።
Wwwwwwwwwwኢብራሂም ኪርቢት ባሓቂ ከርቢት ልብና ቃልቃል ኣቢልካ ሕጂ ማይ ደፊካሉ wwwwthank you god ፍቃርን ዓቃልን ምካን እዚ ውጺኢት ኢዩ ሞሳኡ በ ሓቂ። thank you ኣንባቢ ኣስመሮም ኣነ ኣድኒቀ እንዲየ ዘይጸግበካ ንስካ ከሉ ግዜ ንልቢ ወለድ ምንባብ ተዝከውን ስራሕካ እተን ኣእዛናይ ፍውሲ ምረከባ ባሓቂ ካብዚ ሕማም መንሽሮ ዝኮነ ፖሎቲካ ኣፍሪቃ ድማ ኣእዛና መዕረፍበቲ ኮይኑ በቲ ግንዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ይሃብኩም ንሕና እንዳ መርቅናን እንዳ ስማዕናን። ንስኩም ድማ ጽቡቅ ናብ እዝንና ዝበጽሕ ድምጺ እና ሃብኩም ኣየሳእነና ኣምላክ። ኣጆኩም ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራና ዓበይቲ ስብ ሞያ ክትኮኑ ኢኩም
ካብ ዶ/ር ኣቢ /እስያስ ወጺኤ ብዛዕባ ፍቅሪ ካብ ዘይ ስተማቅር 5ዓመት ኮይኑ ጆሆ ተታሒዘ ሕጂ ግን ፍቲሕካኒ።
ብስንኪ እዛ ፍኑስ እዚኣ ንጋልይ ፍኑስ ክብላ ኢየ ክርቢት /ኣስመሮም። ሮዛን ስሊየን ዘኪረ በዛ ልቢ ወለድ ዘንታ
እውይ😱 ገለ ዓይነት ዛንታ ፈቃር ሰብ ኩሉ ግዜ ይብደል መጨረሻ ግን ንሱ እዩ ዕውት
የእኛም መጨረሻችን ያማረ ይሆናል የኔ ውዴ
❤❤❤
@@እናቴህይወቴ-ኀ9ጘ ኣሜን ኣሜን ኣሜን የኔ ምርጥ
ናይ ብሓቂ ጥዕምቲ ዛንታ ናይ ብኡነት ክገልጻ ኣይከልኩ ደራሲ ኣብሃም {ክርቢት} ኣጆኻ ቀጽሎ። ዛራ ፍልጠት ከኣ ብልቢ ኢየ ዝመስግነኩም በቲ መሃርን ኣዛናጋዕን ዝኮነ ትሕዝቶታትኹም። ኣነ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኩም ኢየ ኣብ ዝኮነ ትሕዝቶኩም ከይመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ኣጆኩም ቀጽልዎ ደኺምና ከበልኩም። ድምጺ {ኣስመሮም በርሀ} እቲ ካናሪ ድምጽኻ ብጣዕሚ ኢዩ ጥዑም ንዓኻ"ውን ከመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም ፈጣሪ።
Ebrahim kerbit
Naybehaki anbesa eka
Qexilo ajoka abgenika alena 100%
Thanks you very much
100#
Thank you Asmerom berhe please kulu gize nsika akirba zikene zanta 😌
ኢብራሂም ኪርብት ካብ ኤርትራ እየ ዝከታተለካ ነረ ንስካ ናይ ሕብረተ ሰብ ኮኾብ ኢካ
Naybehaki xubuk aleka anbesa eyu
ናይ ብሓቂ ምሃሪትን መሳጢትን ዝኮነት ዛንታ ካብ ልቢ ምስጋና የቅርበልኩን ንክሉኩም ኣዳለውትን ኣንበብትን ደረስትን i like it
Thanks zarawyan kemey dikum tekeyfuni kexlwo yehwat
waw! it's really amazing story!!!!! i am proud of you guys keep gonig.
I am proud of you
ካብ መጀመርታ ክሳብ መፈጸምታ ነዚኣ ዛንታ ክሰምዕ ዕድመ ዝሃብካኒ ኣምላኸይ ኣመስግነካ ከምኡ ውን ደራሲ ኢብራሂም ኣንባቢ ኣስመሮም ናይ ብሓቂ ምስጋናይ ካብ ልቢ ተቐበሉኒ.
Wawwwwwwwwwwwww, It was very amazing and exciting story. Keep going *@Zara Fltet*
Thanks my brother Dembe fltet
ያ ጀምዓት ሎሚ ቅነ ብዙሕ ግዜ ኣብ ኣመንዝራታት ዝተሞርኮሰ ዛንታታት ክሰሚዕ ቀንየ ኣለኩ አሞ ድማ ሓለይቲን ፈቃራትን ይኮና አተን ደቂ ገዛ ድማ ብኣንጻሩ ስለዚ ሲ i want one amenzra really
Waw that is so amazing story.
Iam never heard like that.Good start and finishing. Well done author of this story and also the reader.
Bejakum mes derasi alalyuna
በሓቂ መሳጢት ዛንታ ብተኣሚ ነመስግነኩም Thanks
Wawwwwwwww ብሓቂ መሳጢት ዛንታ ኣስሞሮም ጅግና ካናሪ ድምጺ ኣለካ ከመስግነካ ይደሊ tanks
Tack så mycket grabbar
Nay bhaqi xbuqti lbi weled and xbuq nbab tanks bro
ዋዉ ናይ ብሓቂ መሳጢት ዛንታ
ካናሪ ድምጺ ደኣ ናትካ ኢዩ ሓወይ ድምጽኻ ክምስጠኒ ብጽሞና ኢየ ዝከታተለካ ኣዙ ደስ ደብል ማሃሪ ዛንታ ብሕጂ ብካልእ ዛንታ ተመለሰና የቀንየልና Thanks
Wow mtami ena nemesgnekum ya jema kulakum tehagegezti eber tebalesti aykonan ezi tgebrwo zelekum btami eu zhgzena yehwatey ✊✊✊
Amazing story keep it up
ዋው ብጣዓሚ ሰሚዕካ ዘይ ትምኖ ልብወለድ እብራሂም ከምኡ ውን ኣስመሮም ብልቢ ኢና ነመስግነኩም ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሓኩም ዓወትን ኣሳልጦ ይምነየልኩም
Bitmi timt zanta mihartin bilibe nemesgin we love you deki Eriayy ❤❤❤♥️👉🇪🇷🥰😍🙏
Thank you Zara fltet amazing story 👌
ዋውውውውው በሓቂ ደብዳቤ ፍቅሪ ብሰላም ደምዲምኩማ ቀጺለ ክብሎ ዘለኒ ሰላምታ ይብጻሓኩም ዛራ ፍልጠት ።በሓቂ ቀጽልዎ ጥራይ ቴድሮስ ዘይኮነ ኩላትና ኢና ንመሃር ዘለና ።በሓቂ ካናሪ ዝኮነ ድምጺ ኣለኩም።
ብሓቂ ዝድነቕ ስራሕ። ብተመስጦ ኢየ ተኸታቲለያ ነዛ ዛንታ። ብጣዕሚ ሰሓቢትን መሃሪትን ኮይና ድማ ረኺበያ። ክንጽበ ኢና ብካልእ ትሕዝቶ ክሳብ ትመጸና ከም ቃልካ ማለት ኢዩ።
Nay behaki des tebl zanta ,Thank you bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks you guys meharitin azenagaiwtin dirset qexlwo.
ዋውውው ገለ ዓይነት ዛንታ ክርቢት ብሓቂ መሳጢት ፍቅራዊት ኣጆካ ቀጽሎ ብካልእ ክንጽበየካ ኢና ተንኪው ዛራውያን
ብመጀመርታ ፥ደራሲ ሂብራሂም (ክርቢት) ብምቅጻል ኣምባቢ ኣስመሮም ናይ ብሃቂ ደስ ደብል ልቢ ዝትንክፍ ዛንታ ማሃርን፥መሳጥን።ብፍላይ ንሓቀኛ ኣፍቃሪ ተንብዕ ዛንታይ ኢዩ 'ሞ ከምዚ ገርኩም መንሰያት ምንቃሕኩ ከይመስገንኩም ክሓልፍ ኣይ ደልን ብድኮነ ካልእ ሓድሽ ኣይትደንጉና ምስ ናይ ይቅረቱኡ።
ወወወወወወወ ናይ በሓቂ መሃሪት ዛንታ
Thanks. More. Btami. Desdbl. Lbi weled kexlwo. Ahwat.
ዋው ካብትጅምር ክሳዕ ትውድእ ተኻታቲለያ ብጣዕሚ መሳጢት ታሪኽ።
Btami znead srah .godelo zeyblu aserarha, so keep it up gays.
Wow amazing story thank you
Betami dese zebel zanta kexlewo ahwatey kemza romantic zanta dese zeblntiy yelan
Abet story thanx bro
ኣሰይይይ ደስ ክትብል ዛንታ ቀጽሎ ዛሓወይ
Just wow HBU hawey natey ms kulom mesarhtka 🥰🥰😭
Xebuq seraH nay beHaqi. Meharit mesatitt keliu zemalet Zanta. Good job guys. Qexeleweio. We will wait more from you. 🙏
Wawwww bitami ebrahim hawey zeytimunon zanta mehaaritin zanta kexilo ebrahim bro
I love it I hope ur story continues. Thank you
ብጣዕሚ ።
ሰላም ዛራ ፍልተት ብታኣሚ መሳቲ ዝኮነ ዛንታ ፍታሪ ኣምሪ ኣፍያ ይሃብኩም ደራሲ አብራሂም ምስ ኣስሜ
Wawww ገለ ዓዩንት ዛአንታ ባሓቂ መሳጢት አምለክ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም
Wonderful story ❤
Asmerom hawey btaemi xbkti zanta ajoka msaka alena
ሰላምካ ይብዛሕ ሓወይ
Fantastic good love story and good ending.
Dankeschön Brüdi
ኢብራሂም ክርቢት 100% ብፍላይ መዛዘሚ ኣዝያ መስጣትኒ thanks
Wawwwwwww fantastisk eventyr godt arbejde og god velsinedig.
Wawwwwww Wawwwwww thanks habibi kerbit behaki.....
ሰላም ኣዳለውቲ ዛራ ፍልጠት ሓደ ነገር ክሓተኩም ፡ ብዙሕ ግዜ ብዛዓባ ኢብራሂም ክርቢት ዝሰረሖም ስነ ጥበባዊ ስራሓት ሪእና ኣለና እሞ ፡ ሓደ ማዓልቲ ብዛዓባ ስነጥበባዊ ስራሓቱ ኢንተርቪው ተትገብሩልና ጽቡቅ ኔሩ፡፡
Wawww very good job guys keep going
Well done thank you very much really l appreciate you bro l hope next time with new story
Wow beautiful libi weled ❤️🙏🏽
It's really great history, keep it up bro 👏
waww amazing story thaks bro
Btami xbkti zanta btami knead zelewo srah eu
Lebey zetenkefet zanta ❤kexelo👍
Thank you behaki amazing story
ሰላም ዛራውያን ከመይ ቀኒኩም መደባትኩም በብቁሩብ ጀሚረዮስ እንዳመሰጠኒ ምስከደ በቃ ቀፃሊ ተካታታሊትኩም ኮይነለኩ ኢብራሂም ብጣእሚ ዝምስጥ ድርሰትዩ ብጣእሚ ትድነቅ ሰብካ ኮምኡውን ኣንባቢ ኣስመሮም ደስ ዝብል ድምፂ ኩሉ ኣበሃህላ ነናቱ ኣመፃፅኣ ድምፂ ይበልዩ ኣይኮነንዶ ንደቀንስትዮ ንደቂ ተባእትዮ ዝማርክዩ ድምፅካ ዘጀመርኩምና ኣይትክልኡና በጃኩም ቀፅልዎ ብድርሰት ብፍላይ አይትጥፉእና ኣህጉስኩምና ዋላ ኣብ ምዝዛማ ብጣእሚ የመስግን
Waw
Kulu semei yo eye emo temahire kea thanks yehewat
thanks more bro conitan
Omg I am in love with the reader 🥰 amazing job
Waw kef zelewa zanta dmxi mo ybel kanari edmen tenan yhabkum fetari deki eri kulukum
Btaemi hehazit zanta (lbiweld) kelwo thanks
Thanks more Ibrahim krbit and Asmerom berhe bteami yium n mesatin anabba gn pls abza Chanel zqerb baelka ente tenbbo kindey meabeyet niera yrdeani eyu erefti kem zedlyeka gn ane bzey qelealem abza Chanel bzeyka natka nay kalie aysemien eye hade wey klte nayta haftna mesarhtka eti hawna gn dmxu bteami eyu zrbsheni msnay yqreta
Waww perfekt des zbl zanta ❤❤❤
wawo በቃ ቃላት የብለይን wawo
Wawww gemira ksab twda mesatit zanta yeqenyelna 😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍
Nay bhaki fanus fanus I LOVE you so MUCH Thank you
Weww betmey mesatet 👍👍👍
Wow btaemi mesatit lbi weled zanta
Btaemi nfue eka mo keslo