መዝሙር ትንሳኤ ብ መዘመራን ትምህርቲ ሰንበት ን/ሃ/ስ/ን/ኔዘርላንድስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 30

  • @danielyosef4951
    @danielyosef4951 3 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልአክቲ የስማአልን።

  • @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ
    @ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ጽግኡ የብዝሓልኩም ኣምላክ።

  • @tsegagerensea6904
    @tsegagerensea6904 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyyy burukat yehwatey amien (((((3))))zmare melakti yesmNa egzabihier amlkna nay agelgulot zemenkum ybark burukatey

  • @kidanezgta9665
    @kidanezgta9665 2 ปีที่แล้ว +1

    ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና።ኣሰይ ናይ ቀደም ጉባኤ ኣዘካኪርኩምኒ ብሓቂ ደስ ይብል እሞ ቀጽልዎ።ሰኣላይ ከኣ ብሓቂ ንፉዕ ኣምላክ ሓይሉ ይሃብካ ዝለዓለ ስራሕ።

  • @yebioberhe6118
    @yebioberhe6118 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና። ርሑስ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና። ኣምላኽ ከም ብዝሒ ሓጢኣትና ዘይኮነስ፡ በቲ ዘይውዳእ ምሕረቱ ርእዩ ፡ ነዚ ወሪዱና ዘሎ መዓት ካባና ከርሕቐልና ቅዱስ ፍቓዱ ይኹነልና። ንዓለም ምሉእ ይምሓረና።

  • @semerefishaye5668
    @semerefishaye5668 4 ปีที่แล้ว +1

    ዚማረ መላእክት የስማዓልና አምላክ ቅዱሳን ምሳኩም ይኩን

  • @ክብሪንኣምላክ
    @ክብሪንኣምላክ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብሩኻት ኣሕዋተይ ብሩኽ ዳግማይ ትንሳኤ ይግበረልና። እዚ ሕማማ ኣርሒቒ ጎይታ ኣጎልጉሎትኩምን ጉባኤኹምን ክትቅጽልዎ ብሃንቀውታ ንጽበየኩም። ዋላ ምሳኩም ኣይንሃሉ ብጣዕሚ ኢና ብሃረርታ ምጽበየኩም።

  • @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ
    @ድንግልማርያምኣደይዋ-ዸ5ለ 4 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen zmare melaekti yesmealna fuqurat ahwatey

  • @zebibftwi1801
    @zebibftwi1801 4 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melakti yesmealna ,Egzabhier nay agelglot zebenkum ybark kburat abotat kahnatn yewatn

  • @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም
    @ናብቲክፍጽመለይዝክእልኣም 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም እንኳዕ ናብ ብርሃን ትንሳኤኡ ብስላም ኣብጸሓና

  • @fevenyemane301
    @fevenyemane301 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen zemare melakti yesmealna yhwat🙏🏼❤❤❤

  • @merhawihagos7668
    @merhawihagos7668 4 ปีที่แล้ว +1

    Ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll ellllllllllllllllll aseyyyyyy Egziabiher ymesgen zmare melaekti yesmealna fkurat ahwatey

  • @amanueltesfuweldemichael3973
    @amanueltesfuweldemichael3973 ปีที่แล้ว +2

    ዘትንሳኤ*
    1. ጸርሓት ሲኦል ወትቤ /2/
    ሰማይዊ ዝስኩ ዘለኪፈቶ ኢይክል /2/
    2. በደሙ ክቡር (2)ቤዘወነ(2)
    ኣኮ በወርቅ ኃላፊ ዘተሳየጠነ(2)
    3. ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ/2/
    ተሐፂባ በደመ ክርስቶስ/2/
    ___________//___________
    4.ክርስቶስ ተንስአ እሙታን(2)
    በዐብይ ኃይል ወሥልጣን(2)
    5. ትንሳኤከ ለእለ ኣመነ/2/
    ብርሃንከ ፈኑ ዲበነ/2
    6. ኣማን በኣማን ኣማን በኣማን(2)
    ተንስአ እሙነ ሙታን(3)
    ___________//_________
    7. ሠላም ሠላም /2/
    እምይእዜሰ ይኩን ሠላም /2/
    8.ሠርዐ ለነ ሰንበተ ለእረፍተ ዚኣነ /2/
    ፍስሓ ወሰላም ለእለኣመነ /2/
    9.ጸጋ ነሣእነ ወሕይወተ ረከብነ በኃይለ መስቀሉ ለኢየሱስ ክርስቶስ ብኃይለ መስቀሉ(2)
    ኪያከ እግዚኦ ነኣኩት ወንሴብሐከ እግዚኣብሔር(2)
    10. ኣንስት ኣንከራ (2)
    ትንሳኤሁ ነገራ ኣንስት ኣንከራ (2)
    11. ሰበካ ትንሳኤ (2)
    ኣዋልዲሃ (2) ለፅዮን (2)
    12. እም እቶነ እሳት ዘይነድድ ኣንገፈነ(2)
    ብርሃናት ዘይትዐፀፍ ተንስኣ ለነ (2)
    13. ኣምላኪየ ኄር ኣንስኣኒ በትንሳኤከ (2)
    መሐሪ ወትረ ስቡሕ ስምከ (2)
    _____________//______________
    ወስብሐት ለእግዚኣብሔር ልዑል
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን!

  • @ትግራይዓደይሰላምኪይብዛሕ
    @ትግራይዓደይሰላምኪይብዛሕ 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልል ለዝማሬ መላእክት የስመእልና እንካእ ናብ ክብረ ባዓለ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፅሓኩም

  • @efremtekeste4054
    @efremtekeste4054 3 ปีที่แล้ว +1

    Zmare melak yesmalna

  • @zebibhagos1922
    @zebibhagos1922 4 ปีที่แล้ว +1

    Kale hiwet yesmalnn asey Ellllllllllllllll

  • @bettytes5322
    @bettytes5322 4 ปีที่แล้ว +1

    Elilillllllllllllll❤ zemarie Melaekt yesmealna 🙏

  • @Halefom0719
    @Halefom0719 7 หลายเดือนก่อน

    ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን (፬)
    በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን (፬)
    Krstos tensA emutan (4)
    BeAbiy hayl weslThan (4)
    ***ክርስቶስ ብዓቢይ ሓይልን ስልጣንን ካብ ሙታን ተንሲኡ።
    ***Christ has risen from the dead in great power/glory and authority.

  • @letekidanmilash7827
    @letekidanmilash7827 4 ปีที่แล้ว +1

    Zemare melaiketi yesmalena 🙏🙏🙏

  • @Ruta0922
    @Ruta0922 4 ปีที่แล้ว +1

    Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll zmare melaekti yesmalna brukat

  • @hiaalanzi714
    @hiaalanzi714 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AdhanetWeldehiwet
    @AdhanetWeldehiwet 7 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll🙏🙏🙏

  • @t.g9576
    @t.g9576 2 ปีที่แล้ว +1

    ትንሣኤከ ለእለ አመነ፣ [2]
    ብርሃንከ ፈኑ ዲቤነ፣[2
    እም እቶነ እሳት ዘይነድድ ኣንገፈነ፥
    ብርሃናት ዘይትዐፀፍ ተንስኣ ለነ፥
    ሠርዐ ለነ ሰንበተ ለእረፍተ ዚኣነ፥[2]
    ፍስሓ ወሰላም ለእለኣመነ፥[ 2]
    ኣንስት ኣንከራ፥ 2]
    ትንሳኤሁ ነገራ ኣንስት ኣንከራ ፥ [2]
    በዐብይ ኃይል ወሥልጣን፥ [2]
    ክርስቶ ተንስኣ እሙታን፥[2]
    ሰበካ ትንሳኤ ፥[2]
    ኣዋልዲሃ ፥ [2] ለፅዮን፥[2]
    ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ፣ [2]
    ተሐፂባ በደመ ክርስቶስ። [2]

  • @Halefom0719
    @Halefom0719 3 ปีที่แล้ว +3

    ትንሳኤከ ለእለ አነ (2)
    ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ (4)
    ትንሳኤኻ ነቶም ዝኣመና (2)
    ብርሃንካ ፈንዎ ናባና (4)
    እም እቶነ እሳት ዘይነድድ ኣንገፈነ(2)
    ብርሃናተ ዘይትዓጸፍ ተንስኣ ለነ (4)
    ትርጉም: ካብ ዝነድድ ሓዊ (ሲኦል) ኣንጊፉና : ብርሃን ተጎናጺፉ ተንሲኡልና
    ሠርዐ ለነ ሰንበተ ለእረፍተ ዚኣነ( (2)
    ፍስሓ ወሰላም ለእለ ኣመነ (4)
    ትርጉም: ክንዕርፈላ ሰንበት ሰሪዑልና : ሓጎስን ሰላምን ነቶም እነኣምን
    ኣንስት ኣንከራ (4)
    ትንሳኤሁ ነገራ ኣንስት ኣንከራ (4)
    ትርጉም: ኣንስቲ ንትሳኤኡ ኣድኒቀንን ተናጊረረንን (መስኪረን)
    ክርስቶስ ተንስኣ እሙታን (2)
    በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን (4)
    ትርጉም: ክርስቶስ ብዓቢይ ሓይልን ስልጣንን ካብ ሙታን ተንሲኡ
    ሰበካ ትንሳኤ (4)
    ኣዋልዲሃ ኣዋልዲሃ ለጽዮን (4)
    ትርጉም: ደቂ ጽዮን ትንሳኤ ሰቢኻን (መስኪረን)
    ወምድርኒ ትገብር ፋሲካ (2)
    ተሓፂባ በደመ ክርስቶስ (4)
    ትርጉም: ምድሪ ብክርስቶስ ደም ተሓጺባ ብዓል ተብዕል

  • @senaitteclay6242
    @senaitteclay6242 3 ปีที่แล้ว

    እልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏

  • @Halefom0719
    @Halefom0719 7 หลายเดือนก่อน

    ሰበካ ትንሳኤ (፬)
    አዋልዲሃ አዋልዲሃ ለጽዮን (፬)
    Sebeka tnsaEa (4)
    Awalidiha awalidiha leTsion (4)
    ***ደቂ ጽዮን ትንሳኤ ጎይታ ሰቢኸን (መስኪረን)::
    ***The daughters of Zion preached the Lord’s Resurrection.

  • @SEMHARBAIRU
    @SEMHARBAIRU 7 หลายเดือนก่อน

    Aennnnny

  • @fiorikidane9279
    @fiorikidane9279 4 ปีที่แล้ว

    ሕ ኦኢ