EMNA "ዝበዛሕና ደቂ ዓባይ ድስቲ፡ ኣሕሊፍና ኣይንወሃሃብን ኢና። ንሻዕብያ ድማ ዝበዝሕ ሸነኹ ተኪእናዮ ኢና " ተጋ ተኸስተ ወደ'ባይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 5 ก.พ. 2025
- EMNA "ዝበዛሕና ደቂ ዓባይ ድስቲ፡ ኣሕሊፍና ኣይንወሃሃብን ኢና። ንሻዕብያ ድማ ዝበዝሕ ሸነኹ ተኪእናዮ ኢና" ተጋ ተኸስተ ወደ'ባይ
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news
ማሽኣላህ ታሪክና ዘይምነው ዘይ ድገሙ ጀጋኑ አያታትና ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም አብዚኣ አስሚረላ በጃኩም ታሪኩም አዘትው ።ኢፊ ሐውና ብሉጽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጅግና ወደባይ ብጣሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ጀጋኑ ክሳብ ክሳብ ሕጅውን ጅግነት ዝፍትጽሙ ዘለዉ ክብርን ሞጎስን ንክሉኹም ዕድመን ጥናን ይሃብኩም ክብርን ሞጎስን ንሰማአታት ኤርትራ ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ወዲ ኣባይ ጅግና መሳጢ ውዕሎኹም ውዕሎ ጀጋኑ ዘካፈልካና ነመስግነካ፣ ንዘይከኣል ከምዝከኣል ንዓለም ዘእመንኩም ዘይትድገሙ ኣርካናት ገድልና ክብርን መጎስን ይሃብኩም። ኤፋር ክብረት ይሃበልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።❤❤❤❤❤❤
❤ ሓው ኤፍሬም ከምዚ ጌርካ፡ ካብ ባሕሪ ብማንካ ታሪኽና ዝብርብሩ እሞ ክኣ ጀጋኑ ሰብ ውዕሎ ከም ብዓል ወደ'ባይ ምቕራብካ ደስ ኢሉኒ ቀጽሎ በጃኻ። ኤፉ ሓወይ ኣርካናት ከይከዱና ተቐዳደም፡።
ወደባይ ነቲ ዝሃብካዮ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪኽ ብዓቢ ሓበን የመጉሰካ። ምኽንያቱ በቲ ዝገለጽካዮ ታሪኽ ስለዝሓለፍኩ። ነዛ ሕጂ እትነብረላ ዘ
ምቕሉል ጅግና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ።
He is amazing person!
So charming happy face I am so proud of him God be with him ❤
መርሓባ እፍሬም ግደ ወዲ ኣባይ ኩሉኩም ጀጋኑ ኤርትራ ብጣዕሚ ነመስግነኩም ታሪኩም ክንሰምዕ ሃንቀው ንብል ብኡ ድማ ንሕበን ቀፅልዎ ድካምኩም ከይፀብፀብኩም ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩቡር ሓርበኛ ኣይና ገዲም ተጋዳላይ ተከስተ ኣባይ፡ የቀንየልና ስለ እቲ ምቅሉል ኣጋላልጻ ነቲ ኩሉ ድሓለፍክሞ መስገደል ታርክ ፡ ደኪምና ከይ በልኩ ስጋዕ ሕጂ ነቅ ከበልኩ ካብ መትከልኩም ፡ ክብርን መጎስን ንሰማታትና ንስኩላትናን🙏❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
EMNA tekrbwo zelekum medeb btaemi xbuq alo thanks more Eritrea 🇪🇷 hager jeganu 💪 selam rahwan n hagerna Eritrea 🇪🇷
ብልክዕ ወደባይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘዕበየካ እይርሳዕን እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ መወዳእታ ዘሕለፍካያ መልእኽቲ ብዛዕባ ምስናድ ታሪኽ። እሳ እያ እታ ነጥቢ ካልእ መመላእታ እዩ።
ካብ ታሪክ ምስናድ ዝዓቢ መልእክቲ እንታይ ደሊካ ?
Welcome 🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉ደቂ እቶም ዘይድገሙ!!
ኩሉ ድሕራ ሃገር ኢሎም ኩቡር ሂወቶም ኣካላቶም ዘወፈዩ ጀጋኑ ኤርትራ ወትሩ ኣብ ልብና ኢኹም🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወደባይ ጅግና ታሪኻውን ገድላው ዕላልካ ጥዑም ንዓኻ ዝረኸበት ሲ ዕድለኜኛ እያ ክትስሕ ትውዕል ትኸውን።❤❤❤❤❤
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣንበሳ ወዲ ኤረይ ጽቡቕ መግለጽን መብርህን ውዱን ክበር ንበር ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
Btaemi des zbl jigna tegadalay Eritrea 🇪🇷
ዘይምኖ ታሪኽ ጀግንነት ኤርትራዊ ቅሰን በሎ። ኣቅረብቲ ደኺምና ከይበልኩም በርብርዎ እዚ ታሪኽ ጅግንነት ተቀዲሑ ዘይውዳእ ዩ ታሪኽና።
Selam wedi ereyy❤🇪🇷💐
Our Hero. Thank you for your service to our country 🙏 ❤️
Welcome deqi eri Jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷
I am really impressed with his interview. Thank you for sharing your experience.
Wedi Abay jegna sehak watru zayflyo❤❤🎉🎉
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ደቂ ዓባይ ድስቲ ማለት ቀዳሞት ተካእቲ ፍረ ሰውራ ።:
Amabemane
Akika Akika
Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷
Thanks a lot, Wedi 🇪🇷 God bless you and your family! Chento Ani!
❤❤❤❤❤❤
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks brothers for everything you do. 😂Wedi Bay my brother you killed me about the letters. Thanks deki abay disti we couldn't judged by the 20% sold outs. 90% of Betimhrti Sewra are Shaebia🇪🇷✊️
Tanks my hero
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
Merhaba Deki Eri Rezin 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Mennet
"War heroes leave behind not just a legacy of valor, but also a testament to the enduring strength of the human spirit in the face of adversity."🕌⛪️🇪🇷❤️🐪
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
✊️✊️✊️🦁🦁🦁❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉🎉🎉❤. ❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኤፍሬም ግደ አነ ሚኒስትሪ ምክልኻል እጃሙ የልዕል የለን ቦኺሩ ንኹለን አሃዱታት ተጋደልቲ ዋላ ብሰሚናር ደረጃ ታሪኽና ክስነድ አለዎ ዋላ ንሕጂ ብዓቅሚ ክጽሓፍ እንተዘይከአለ ግን ተሰኒዱ ጸኒሑ አብ ቀጻሊ ክሕተም ይከአል እዩ ኤፍሬም ግደ ምስ ሚኒስትሪ ምክልኻል ርክብ ብምግባር ባዕልኻ ክትውድባ እምሕጸነካ
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉
👌👌👌👌
እፈርዮም በጃካ ንወደባይ ቀጻሊ ኣምጻኣዮ
መርሓባ ወዲ ኣባይ ብ/ጽቡቅ ገሊጽካዪ ብዙሕ ተማሂርና ኣለለና ብዛዕባ ካብ መስመሮም ዝወጹ ረብሓ ኮይንዎም ምስ ተወድኣ ረብሓ ክምለሱ ኢዮም ገለ ዉን ድንግርግር ዝበሉ መሲልዎም እቲ ብርሃን ዝተከዎሎም ይምለሱ ኣለዉ ይበርሃሎም ኣሎ እቲ ሓቂ ሰብ ዕላማ ሃገር ንምፍራስ ዝተበገሱ ኣለዉ ከም ነፋሒቶ እንዳተቀያየሩ ዝመጹ ስለዚ ነዚኦም ምጥንቃቅ የድሊ ኣብዚ ድማ ሓላፍነትካ ኢዩ ወደባይ ሊዕሌካ ከመሓላልፍ ዝክእል ታሪክ ስለ ዘየሎ ሕጂ ዉን ኣባካ ኢዩ እቲ ጾር ከቢድ ናብ ካልእ ኣይትሃባ ብጾትና ክጽሕፉ ኣለዉ ኣይትበል ጀሚርካዮ ኣለካ ቀጽሎ እታ መጽሓፍካ እዉን ቀጽለላ ሓንቲ ኮይና ሓብታ ወስከላ ኢካ እዚ ወድሓንካ
ኤፋር ድማ ጽብቅ ስራሕ ቀጽሎ ኣለዉካ ኣብ ጎንካ ሰብ ታሪክ ገዛ ከፈተ ቤት ኤርትራ ታሪክ ኢዩ ካሕኩሓዮ ኣጆካ እዚ ሓወይ ርሑቅ ኣይኮነን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብ ሓደ መኣዲ ኮፍ ንብለሉ ትስፉዉ ግዜ ይመጻና ኣሎ ዓወት ንሓፋሽ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉
N/ Doctor Belaynesh eba interview guberula Efrem?
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Anbesa Eritrawi edmen tinan yihabka.
🇪🇷🙏🐪❤️🇪🇷🐪🙏❤️🇪🇷🐪🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ ብሓቂ ህ.ግ.ሓ.ኤ ማለት ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ኣፍ ኣራዊት ባዕዳውያን ኣውጽኡ ነጻን ሕፍርትን ኤርትራ ፈጡሩን ደኪመ ከይበሉ መስረትን መራሕትን ኣባላትን እዚ ዋሕስ ሃገርን ህዝብን ኤርትራ ዝኮነ ውድብ ኣብ ምህናጽን ምዕቃብ ልኡላውነትን ሃገርና ኤርትራ ብዓቢ ናህሪ ይሰርሕን የማሓላልፍን ኣሎ ክብሪ ነቶም ንስለ ኤርትራን ህዝብን ሂወቶም በጃ ዝክፈሉ ጀጋኑ ሰማእታትና ይከኣሎ ዋርሳይን መንደላይን ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤርትራ ነቲ መንነትናን ሓርነትናን ዝሃቡና ሓላፍነታትን መብጽዓታትን ክትሕዝ ኣብ ዝቕጽል ወለዶ ሓርበኛታት ሕጽረት ፈጺማ ኣይክትህልዋን ኢያ::
ኤርትራ ድማ ወትሩ ኣብ ልዕሊ ኩሎም ተጻባእቲ ክትስዕር እያ።💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
በቲ ወስላት ተግባራትካ ነዚ ንጹህ ተጋዳላይ ኣብዘይፈልጡ ሕቶ ኣእቲኻ,ንኽሕሱ ትግድዶ
✊🏿🇪🇷🐪
Xebuk medeb kexilewo.
Ewa ezi tarik wedbay zekrebo btami sehabi mehari eu gn ato efrem awhidkuma tekewihina kem gele gberu eber wihidna ezi kulu tarik hizu zhalf zelos kemy eu kgber brgz gziyen bajetn yedli eu etie meshem sellam nakum ehiwat
Kulukumo
Arekanate
Sabia tezarebu
Nigeruomo
Gelezulunaitomo
Abeuozeneberu
Zerehjukumo
Walanetomozihdemenahkitememe
Kiberizebelo
Nigeriomo
ኤፍሬም ግደ.. ከምኡ ወዲ ዓባይ ምስጋና ይኹንኩም
ሓደ ዘሕጉስ ዜና ሎሚ ሰምዔ..
G7..ምግለጽ ብዛዕባ ራያ
1, disputed territory እዩ tdf ክወጹ. ኣዚዛ
2, Tdf disarm ክኸውን ኣለዎ.. ብቅልጡፍ
USA and EU.. Tplf.. አብ ከቢድ ሓደጋ ከምዘተዎም . ኻብ ethnic federalism ከምኡ ኩናት 98 ethio er.. ኤርትራ ን አትዮጵያን.. ቀርን ኣፍሪቃን... ከምዝከስሩ.. ብስንኪ.. Tplf ን... ጌጋ policy ከምዝሓዙ. ተርድዎም.. ተጋጊና ይብሉ አለው
ወያኔ.. Disarm እንተኾይና... ኻብ ትግራይ ዝመጽእ ዝስግእ የለን!!!
ኢሰያስ ስርናይ ሩስያ ክልምን እንዳወዓለ ሲ,ሃገርና ብርእሰ ምርኮሳ ንናበር ትብል?ሰራቂ.
ኤፍሬም ግደ ምስ እዚ ኣብ ደገ ደሎ ናይ ዓሌት ምትእኽኻብ ቤት ምኽሪ ስራየ ንጡፍ ኣባል እዩ.ድኾነ ሰብ ከይዳናገር
ለኻ ኤርትራ እልካ ዲኻ ተጋዲልካ
❤❤❤❤❤❤