ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጅግና ኢዩ ፡ኔሩ ፡ከጸልምዎ ስለ ዝደለዩ ኢዮም ንሪኦም ጥራይ ኢዮም
ብጣዓሚ ነመስግን ወዲ ኤረ
ልቢያ ሕጂ ኣበይ ኣላ ድሕሪ ጅግና ቃዛፊ ኣብ ሲኦል ይሰሓንዋ ድኣ ህዝቢ ልብያ
Thank you brother very good 👍job continue
ካብ መራሕቲ ኣፍሪቃ እቲ እንኮ ዝፈትዎ መራሒ ሞዓመር ገዳፊ 🦁🦁🦁RIp
መራሒ ሩዋንዳ ኢዩ ክድነቕ ዝግብኦ!
@@ኣዱሊስወልደሂወት እዝጊ ኣፍለጠካ
ድሕሪ ቀዛፊ ልብያ ኣይጥዓማ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣይጥዓማ ።
Ja 😔😔😔
@@mylifeis2810 0
ብሓቂ ተሓማሚሳ
ኣንታ ገሊኹምስ ዶምበርከ ትዛረብዎ ትፈልጡ ኢኹም፡ ቀዛፊ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጠረን ኣምሲልካዮ።
@@PhilmonGiggs11 ኣብ ኣብ ሓደ ኣህጉር ሓደ ንፉዕ መራሒ እንተሃልዩ መይትካ ኣይትመዉትን ኢኻ።ትም ኢልካ ኣምቢብካ ዘይትሓልፍ ከ
it's good news.contnue
welcome 🇪🇷😍😍😍😍😍
ቀጽሎ ጀግና ሰኒይ ሰኒይ አመበሳ
God bless you brother 🙏
Thank you 😊
እዚ ኣቀራርባ'ዚ ኣይግድን እዩ። ኩሉ ምንጩ ካብቲ ንቓዛፊ ንምኽፋእ ተባሂሉ ስዝነድ ዝነበረ ምንጭታት ዝተኣከበን ምንም መሰረት ዘይብሉን እዩ። እዚ ናይ ምዕራባውያን ናይ ምጽላምን ምሽይጣንን ጠቐነ ኣብ ልዕሊ እቶም ክጻብኡዎምን ብህዝቦም ክጽልኡ ዝድለዩ መራሕቲ ንክኻየድ ተባሂሉ ኮነ ኢልካ ዝእለም ዝነበረ ዝተዋሃሃደ ናይ ስለያ ስርሒት እዩ። ካብ ከምዚታት ምንጪ ዝርከብ ሓበሬታታት ብግርህና ንብዙሕ ዘጋጊ ስለዝኾነ ያዕ ምባሉ ይምረጽ።
Jesus coming soon 🙏
REVELATION 16:16 please I invite you to read
U r doing so well, I appreciate you
GEZAFI mishalefe 🌍 africa ayteaman Gezafi sebay
Thank you bro
Although he had a very bright vision for Africa, he was a great dictator as well .
L, ko) $$CeceliaIs anThat is the
ህዝቢ ልብያ ካብ ዝገበሮ ዝዓበየ ጌጋ ን ቀዛፊ ምቅታሎም ኢዩ።
Bzaeba nay wedi kezafy eba amxialna pliss
I feel sorry for gedaffi but they’re deserve it people of Libya 🇱🇾
Gedafi is one of from few African heroes ::
Ah cruel world. .
How do you found this info . I think this is inproved.
Tnx ✌️🤙
💪💪💪💪💪
1985አብ ኢትዮጵያ መሐድ ገዳፊ ምስ ጋርዱ ምስ ሽጉጦም ክአትው ደልዮም እቶም ናይ ደርጊ ናይጸጥታ ድማ አይትአትውን ኢኹም ዕጥቅኹም እንተ ዘይፈቲሕኩም ኢሎም ከልኪሎሞም ሽዑ መሐመድ ገዳፊ ጠን ይበል አነ እኳ ምስ ሐምሳ ጋውና ተአኪበስ ኢሉ ከይ አተወ ካብ ዴገ ተመሊሱ ንዓዱ።
ደናግል ምኳኖም ከመይ ፈሊጥካ
ስለም ድንግል እንተ ዘይኮይና ክትሰርሕ እትኽእልን እያ ምኽንያቱ ድማ በቲ ድንግልንኣ ዝወስዶ ሰብ ክትሕሰብ ስለ ትኽእል፡ ቀዛፊ ቀሊል መራሒ ኣይነበረን።
ዛራውያን ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ
Sorry eza merweyi simieit zibelkaya.mincha tetinegrena xibuk neru wala bcommnet gerka.mikniyatu ab mexnaetina komieu zibl ayrekebnan,wala eta gardu zinebert tigelxo kalieu.bro shelel keytibla eza hito
ቀዛፊ ንቀርኒ ኣፍሪቃ እዩ ጠፊእዋ ካብ ሕማቁ ጽቡቁ ይበዝሕ
ገለ እስከ ጥቀስ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብም ጥፍኡ ዝጎደለ?
ዝበዝሐ ትሕዝቶ አዛ ኣርአስቲ ኣብ ጽልኢ ቀዳፊ ዝተሞርከሰ አዩ ምንጪ ካበይ ትወስድ ምፍላጥን ምጽናዕን ከድልየካ አዩ ምስ ይቅረትኡ ።
Articulate thanks 👌
Ab Eritrea mis mexe ke kemey nebere eten halewtu mis nay Iseyas entry tebahahalu
I miss him
Nayi usmabildi ke ☆
Ata hawey kulen deki Libya eyann n deke kaleeee hager aykonen bejakiiii..... kabey ekaaa temxeooo zeleka.... alewa ekoo kaleee meteyek zegebreaaa ..... kulaaa deki adu eyannn zeykewn aytezarebbb
ብሓቂ መዕገርገርቲ ኢየን፡ኣብ ኤርትራ ውን ኣብ 2006 ከተማ ዓሰብ ቀዛፊ ኣብ ዝመጸሉ ግዜ፡ንሓደ ኤርትራዊ ወትሃደር ብሰደፍ ገይረን መንጋግኡ ሰይሮሞ ኢየን፡ናይ ብሓቂ ዛራዊያን ቀጽልዎ።
እቲ ወትሃደር ኤርትራ ዘንጊዑ ናብተን ዝሓልፋ ዝነበራ መካይን ከላሹን ኣቅኒዑዋ ስለዝነበረ ኢዩ።
Kemey zbela sebabat eyen bejaka amena dea gele kahsa ayhatetn
እወ 70ሽሕ ናቅፋ + ተጣይሱ ካብ ውትህድርና።
@@semirabdu970 እሞ ጠቂመንኦ ክክክክክ
መችም እስኹም ብጣሚ ካብ ኩሉ ኣብ ፈይስ ቡክ ዘሎ ተጠቃማይ ሰብ እቶም ኣዝየ ዝፈትወኩም ስድራ እኩምምክንያቱ ካኣ ኣብ ክንዲ ትግራይ ትዕወት እናበሉ ወርቃዊ ግዜኦም ዘባኹኑ ዘለዉ ሰነፋት ናትኩም ግን ምስ ላብረሪ አንዋልኩም ናይ ምርምር ግዜኹም ተጥፈዎ ዘልኩም ብጣሚ ኣብኹም ክብሪ ኣሎኒ. ንዓኹም ፈሊጥኩም ንወገንኩም ስለ ተፍሉጡ ዘልኩም. ኮርዕዳታት ይብለኩም ዓለምና ብፍልጠት ጥራይ ኢኻ ተሽንፋ ኖንዶ ኣብ ጽርግያ ጠንቀላዕላእ ክትብል አንዳዋዓልካ.
Men belekia kemu kem zinebra nab amlakum gida zeytimlesu
ያ ቀዛፊ ሰብኣይ ኢዩ ኣበይ ሞ ሊብያ ድሕሪ ቀዛፊ ከፊእዋ፡ ኣታ እዚ ናትና ኸ ምስ ምንታይ ኢዩ ክቁጸር ጊንጢ።
Awald zeydewere dika delika ginti tblo zeleka
Jigna
Malkom x --kkkk Malcom X.????hangolka hangol Hamema.... Tire elka HATFTEF
ዛራዉያን ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም
Amaxi hxanat
mebzahtiu tiblo zeleka gegayu!!!! tseadu zitsehafwo aytenbib .
@@Yoni_Gere what are you tolking about ?intatie nizerie alena !!!!
he shoulde have strong millitary
Ab Eritrea nehda nwtina harimno ab asab ab kambo sudan
Bizaeba wedi qezafi eba amixealna
ab Asseb wn kia gieren nieren.
Rikib ente zihiliwo kemzi geren aymihalewon
Eway jegna eyu neru bfilay halewti adnkeyen
Eti ti keybelna África gezafi kolon hiji nraya nahar abu alo eti melsi
ኢዚ መርወዪ ስሚዕት ዝብልካዮ ሓሶት ኢዩ
Dictator
Hanti heto alateni bejka asha galu kale weludat awaled aleweo do tegdska melsley pls nehewty kab zgdsni sele zekone
ja aleweo
መዓመር ገዳፊ መግለጺ ኣይነበሮን ፍሉይ ሰብ'ዩ ኔሩ ብኩሉ ተግባሩ ዝገርም መራሒ
look at northkorea iran no body mess with them
እዚ በጋሚንዶ ኢሰያስ ሲ ' ሞ ' ካብኣተን ኣጥዒምዎ አዩ ንሊብያ ጥዊይ ሚልስ ዚቢል ነሩ።
Xbuq medeb eu qexlo:(wedi Aforki)dea hanti dngl hizu hadiru ykewn eu 😂😂
Kezafi shikor yake
Kezafi sebay eyu ab neratu yemwet
Denagel mukhanen fetinkayen dekha
😅
ስቅ ኢልካ ጸኣዱ ዝበሉዎ ቅዳሕ ምቅራብ ናትኻ ዝኾነ ወላ ሓደ ፍልጠት ከም ዝይብልካ እዩ ዘርኢ::
Hhhhh
Hawona tsubuk nay kezafi kea hzkalna mtsae ab zksil
Kazafi N Afrika u tefiewa
kezafi ab eritrea udet ab zgeberelu ewan ab asab hade wetahader eritrea bezen gard kem ztehareme ynger eyu
ቀዛፊ ጅግናን ወሳንን ኔርካ እንታይ እሞ ህዝብካ እንዶ ኣግዲዕካ እምበር ረኪብዋ ከኣ መስጣኻ
ምንጪ ትንተናኻ እንታይ'ዩ። ምኽንያቱ ክትኣምኖ ዘጸግም ቤላ ቤለው ወይ ሃለውለው ወሲኽካሉ። ነተን ናይ ጋዳፊ ሓለውቲ ዝነበራ ብኣነዋሪ ዝኾነ መግለጺ ኢኻ ትገልጸን ዘለኻ። ስለዚ መወከሲኻ ወይ እንታይ ጭብጢ ኣሎካ። ነዚ ጭብጢ እንተድኣ ዘየቕሪብካ ነቲ ብድሕሪ ሕጂ ተቕርቦ ትንተናታት ክሃስየካ ኢዩ። Where is the beef?
ናይ ኤርትራ ረስዕካ እብ2002 ፥2003 ብ ዓሰብ ዘኣተወሉ ቀዳማይ እግሩ ቀዛፊ ኪመጽ ኢዩ ተባሂሉ ኩላ ሰራዊት ኤርትራ ኩላ ከተማ ዓሰብ ብ ሓለዋ ድንቀሳቀስ ሰብ የለን ኣገታሚ መጺኡ ሰራዊት ኤርትራ ኩላ ከተማ ዓሰብ ካብ መንካዕካዕ ኪሳብ ወደብ ዘሎ ተር ኢሉ ኪነሱ ቀዛፊ ከሓልፍ ከሎ ሰላምታ ብረት ኢና ኒገብር ነርና ካቡኡ ሓደ ዶንጊዩ ብረት ሰላምታ ኪገብር ካብተን ዚበልካየን ደቂ ኣንስቲዮ ብ ጁዶ ኣቲያቶ ወዲ ፈንቲ ኣቲዩ ካቡኡ ሪሕቅ ሚስ በላ ሕክምና ወሲዶሞ ኒብላካ ሶ ብጣዕሚ ኢዩ ዚገርመካ ናይ ቀዛፊ በቲ ሃደ ከኣ ለጋስ ኢዩ ነሩ ተንክዩ ዘኣርከይ👍👍
Haha 😂 begedo ateyato ilka alo zereba emo bihem zebel niru do kkkkk
Abey kihlu abti gize himaq Iwan iyu neru bro
ሃጠው ቀጦው
anta hasawi kabey eka akibkayo ezi tzarebo zeleka zeynatu yhbo aleka
*EVIL MAN!!!*
ጻኒሒት እንታይ ማለት እዩ
Mtri Maletu hkot
@@warsaywedieri1859 oyyyyy motiku ata xeyki mukan xbikti melisi eya
@@warsaywedieri1859 እስኻዉን ወዲ ኾማሪት ዲኻ ውሽማ ኣዴኻ ኣይቀጻዓካን ወድዛ ኣንጺፋ ቁልጭ ነቲሕ ዋሕድ
@@ሙኩሕኤርትራዊ nedadi haba abet xerfi
@@senait9742 nbalki xeyki Galza xbkti
ኣብኣ ዝነበርካ ትመስል
ጅግና ኢዩ ፡ኔሩ ፡ከጸልምዎ ስለ ዝደለዩ ኢዮም ንሪኦም ጥራይ ኢዮም
ብጣዓሚ ነመስግን ወዲ ኤረ
ልቢያ ሕጂ ኣበይ ኣላ ድሕሪ ጅግና ቃዛፊ ኣብ ሲኦል ይሰሓንዋ ድኣ ህዝቢ ልብያ
Thank you brother very good 👍job continue
ካብ መራሕቲ ኣፍሪቃ እቲ እንኮ ዝፈትዎ መራሒ ሞዓመር ገዳፊ 🦁🦁🦁RIp
መራሒ ሩዋንዳ ኢዩ ክድነቕ ዝግብኦ!
@@ኣዱሊስወልደሂወት እዝጊ ኣፍለጠካ
ድሕሪ ቀዛፊ ልብያ ኣይጥዓማ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣይጥዓማ ።
Ja 😔😔😔
@@mylifeis2810 0
ብሓቂ ተሓማሚሳ
ኣንታ ገሊኹምስ ዶምበርከ ትዛረብዎ ትፈልጡ ኢኹም፡ ቀዛፊ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዝፈጠረን ኣምሲልካዮ።
@@PhilmonGiggs11 ኣብ ኣብ ሓደ ኣህጉር ሓደ ንፉዕ መራሒ እንተሃልዩ መይትካ ኣይትመዉትን ኢኻ።ትም ኢልካ ኣምቢብካ ዘይትሓልፍ ከ
it's good news.contnue
welcome 🇪🇷😍😍😍😍😍
ቀጽሎ ጀግና ሰኒይ ሰኒይ አመበሳ
God bless you brother 🙏
Thank you 😊
እዚ ኣቀራርባ'ዚ ኣይግድን እዩ። ኩሉ ምንጩ ካብቲ ንቓዛፊ ንምኽፋእ ተባሂሉ ስዝነድ ዝነበረ ምንጭታት ዝተኣከበን ምንም መሰረት ዘይብሉን እዩ። እዚ ናይ ምዕራባውያን ናይ ምጽላምን ምሽይጣንን ጠቐነ ኣብ ልዕሊ እቶም ክጻብኡዎምን ብህዝቦም ክጽልኡ ዝድለዩ መራሕቲ ንክኻየድ ተባሂሉ ኮነ ኢልካ ዝእለም ዝነበረ ዝተዋሃሃደ ናይ ስለያ ስርሒት እዩ። ካብ ከምዚታት ምንጪ ዝርከብ ሓበሬታታት ብግርህና ንብዙሕ ዘጋጊ ስለዝኾነ ያዕ ምባሉ ይምረጽ።
Jesus coming soon 🙏
REVELATION 16:16 please I invite you to read
U r doing so well, I appreciate you
GEZAFI mishalefe 🌍 africa ayteaman Gezafi sebay
Thank you bro
Although he had a very bright vision for Africa, he was a great dictator as well .
L, ko) $$Cecelia
Is an
That is the
ህዝቢ ልብያ ካብ ዝገበሮ ዝዓበየ ጌጋ ን ቀዛፊ ምቅታሎም ኢዩ።
Bzaeba nay wedi kezafy eba amxialna pliss
I feel sorry for gedaffi but they’re deserve it people of Libya 🇱🇾
Gedafi is one of from few African heroes ::
Ah cruel world
. .
How do you found this info . I think this is inproved.
Tnx ✌️🤙
💪💪💪💪💪
1985አብ ኢትዮጵያ መሐድ ገዳፊ ምስ ጋርዱ ምስ ሽጉጦም ክአትው ደልዮም እቶም ናይ ደርጊ ናይጸጥታ ድማ አይትአትውን ኢኹም ዕጥቅኹም እንተ ዘይፈቲሕኩም ኢሎም ከልኪሎሞም ሽዑ መሐመድ ገዳፊ ጠን ይበል አነ እኳ ምስ ሐምሳ ጋውና ተአኪበስ ኢሉ ከይ አተወ ካብ ዴገ ተመሊሱ ንዓዱ።
ደናግል ምኳኖም ከመይ ፈሊጥካ
ስለም ድንግል እንተ ዘይኮይና ክትሰርሕ እትኽእልን እያ ምኽንያቱ ድማ በቲ ድንግልንኣ ዝወስዶ ሰብ ክትሕሰብ ስለ ትኽእል፡ ቀዛፊ ቀሊል መራሒ ኣይነበረን።
ዛራውያን ቀጽልዎ ጽቡቅ ስራሕ
Sorry eza merweyi simieit zibelkaya.mincha tetinegrena xibuk neru wala bcommnet gerka.mikniyatu ab mexnaetina komieu zibl ayrekebnan,wala eta gardu zinebert tigelxo kalieu.bro shelel keytibla eza hito
ቀዛፊ ንቀርኒ ኣፍሪቃ እዩ ጠፊእዋ ካብ ሕማቁ ጽቡቁ ይበዝሕ
ገለ እስከ ጥቀስ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ብም ጥፍኡ ዝጎደለ?
ዝበዝሐ ትሕዝቶ አዛ ኣርአስቲ ኣብ ጽልኢ ቀዳፊ ዝተሞርከሰ አዩ ምንጪ ካበይ ትወስድ ምፍላጥን ምጽናዕን ከድልየካ አዩ ምስ ይቅረትኡ ።
Articulate thanks 👌
Ab Eritrea mis mexe ke kemey nebere eten halewtu mis nay Iseyas entry tebahahalu
I miss him
Nayi usmabildi ke ☆
Ata hawey kulen deki Libya eyann n deke kaleeee hager aykonen bejakiiii..... kabey ekaaa temxeooo zeleka.... alewa ekoo kaleee meteyek zegebreaaa ..... kulaaa deki adu eyannn zeykewn aytezarebbb
ብሓቂ መዕገርገርቲ ኢየን፡ኣብ ኤርትራ ውን ኣብ 2006 ከተማ ዓሰብ ቀዛፊ ኣብ ዝመጸሉ ግዜ፡ንሓደ ኤርትራዊ ወትሃደር ብሰደፍ ገይረን መንጋግኡ ሰይሮሞ ኢየን፡ናይ ብሓቂ ዛራዊያን ቀጽልዎ።
እቲ ወትሃደር ኤርትራ ዘንጊዑ ናብተን ዝሓልፋ ዝነበራ መካይን ከላሹን ኣቅኒዑዋ ስለዝነበረ ኢዩ።
Kemey zbela sebabat eyen bejaka amena dea gele kahsa ayhatetn
እወ 70ሽሕ ናቅፋ + ተጣይሱ ካብ ውትህድርና።
@@semirabdu970 እሞ ጠቂመንኦ ክክክክክ
መችም እስኹም ብጣሚ ካብ ኩሉ ኣብ ፈይስ ቡክ ዘሎ ተጠቃማይ ሰብ እቶም ኣዝየ ዝፈትወኩም ስድራ እኩም
ምክንያቱ ካኣ ኣብ ክንዲ ትግራይ ትዕወት እናበሉ ወርቃዊ ግዜኦም ዘባኹኑ ዘለዉ ሰነፋት ናትኩም ግን ምስ ላብረሪ አንዋልኩም ናይ ምርምር ግዜኹም ተጥፈዎ ዘልኩም ብጣሚ ኣብኹም ክብሪ ኣሎኒ. ንዓኹም ፈሊጥኩም ንወገንኩም ስለ ተፍሉጡ ዘልኩም. ኮርዕዳታት ይብለኩም ዓለምና ብፍልጠት ጥራይ ኢኻ ተሽንፋ ኖንዶ ኣብ ጽርግያ ጠንቀላዕላእ ክትብል አንዳዋዓልካ.
Men belekia kemu kem zinebra nab amlakum gida zeytimlesu
ያ ቀዛፊ ሰብኣይ ኢዩ ኣበይ ሞ ሊብያ ድሕሪ ቀዛፊ ከፊእዋ፡ ኣታ እዚ ናትና ኸ ምስ ምንታይ ኢዩ ክቁጸር ጊንጢ።
Awald zeydewere dika delika ginti tblo zeleka
Jigna
Malkom x --kkkk Malcom X.????hangolka hangol Hamema.... Tire elka HATFTEF
ዛራዉያን ኣብ ስራሕኩም ዓወት ይምነየልኩም
Amaxi hxanat
mebzahtiu tiblo zeleka gegayu!!!! tseadu zitsehafwo aytenbib .
@@Yoni_Gere what are you tolking about ?intatie nizerie alena !!!!
he shoulde have strong millitary
Ab Eritrea nehda nwtina harimno ab asab ab kambo sudan
Bizaeba wedi qezafi eba amixealna
ab Asseb wn kia gieren nieren.
Rikib ente zihiliwo kemzi geren aymihalewon
Eway jegna eyu neru bfilay halewti adnkeyen
Eti ti keybelna África gezafi kolon hiji nraya nahar abu alo eti melsi
ኢዚ መርወዪ ስሚዕት ዝብልካዮ ሓሶት ኢዩ
Dictator
Hanti heto alateni bejka asha galu kale weludat awaled aleweo
do tegdska melsley pls nehewty kab zgdsni sele zekone