እዋናዊ መግለፂ ኣማሓዳሪ ማእኸላይ ዞባ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
    Well Come To Berakhe Show TH-cam Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
    © Copyright:Berakhe Show
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    #Brakhe_Show
    #ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
    #brake_show
    #Berake_Show
    #Brake_Show
    #Medhin_Gebreslassie
    #ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
    #Amhara_criss
    #Ethiopian_criss
    #eritrean_community
    #Eritrean_Poletics
    #Tigiray_poletics
    #Yoseph_Gebrehiwot
    #ቃለ_መሕትት_ምስ_ዮሴፍ_ገብረህይዎት
    #Eritrean_Poletics
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #General_Tadese_Werede
    #ጀነራል_ታደሰ_ወረደ
    #ዳኒኤል_ብርሃነ
    #Daniel_Birhane
    #ጌታቸው_ኣረጋዊ
    #Getachew_Aregawi
    #Amaniel_sahle
    #ጋዜጠኛ_ኤርትራዊ_ኣማኒኤል_ሳህለ
    #Inrerview_With_Amaniel_Sahle
    #Alula_Solomon
    #ኣሉላ_ሶሎሞን
    #ጌታቸው_ረዳ
    #getachew_reda

ความคิดเห็น • 111

  • @amanuelberhe1809
    @amanuelberhe1809 วันที่ผ่านมา +8

    ከምዚ ዓይነት ተባዓት ተጋሩ ክበዝሑ አለዎም

  • @HADESHBERHANE-me9ox
    @HADESHBERHANE-me9ox วันที่ผ่านมา +6

    ፅቡቅ ሐሳብ አዮ
    መከተ ከገመገመ አለው
    ናይ ደያሰፓራ ገንዘብ ገምግም አለው

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 วันที่ผ่านมา +6

    ህወሓት ኣብክልተ ምምቓላ ፈረንጂ “A BLESSING IN DESGUISE” ከምዝብሉዎ እዩ። ካብ እዞም ኣብ ክለተ ተመቒሎም ዘለዉ ጉጅለታት ክልተ ተረርቲን ዓበይቲን ፓርትታት ክውለዳ ናይምግባር ዕድል ኣሎ። ስለዚ ህዝቢ ትግራይ ብቕንዕናን ብጥበብን ክሕዞ ይግባእ።

  • @tesfayberhane6716
    @tesfayberhane6716 วันที่ผ่านมา +6

    ጀጋኑ ኣሕዋትና ንቅድሚት

  • @kirosgidey4080
    @kirosgidey4080 วันที่ผ่านมา +5

    Bravo

  • @shanqonaina3558
    @shanqonaina3558 วันที่ผ่านมา +4

    After listening to the administrator of Central Tigray, I felt hopeful and proud of being a Tigrayan. The fact that he did not fall to the awrajawinet line boosted my hope. Tigray needs leaders like him.

  • @azebnerea937
    @azebnerea937 วันที่ผ่านมา +4

    wow wow satisfying

  • @InnocentCheetah-hx4ki
    @InnocentCheetah-hx4ki วันที่ผ่านมา +3

    ኣብ ስልጣን ሓደ ሰብ ጥራሕ ድዩ ክነብራ

  • @BelayHailu-k3r
    @BelayHailu-k3r วันที่ผ่านมา +2

    ኣሕዋት ሰራቒ፣ ሌባ፣ ሓሳዊ፣ ባንዳ፣ ዝበስበሰ፣ ገምበርኻ፣ ክሳድኻ፣ ስምኻ፣ መርዝኻ... ካብ ዝብሉ ቖሎ ጥጥቖ ሓሳብ ወፂእና ኩሎም መረዳእታታት ኣኪብና ተሓታትነት ዘንግስ ስርዓት ንምንጋስ ወግዕና ኣበ ቡሱል ሓሳብ ይኹን። እዙይ ከይገበርና እንተተሪፍና ንብተን፣ ብርሑቕ ዝጥመት ፀላኢ ዘይኾነ ዘጥቀዐናስ ባዕልና ንባዕልና ተባሊዕና ድኻም ግዳማዊ ፀላኢ ነቕልል። ምጥፍፋእ ፖለቲካ ስዒር ብሓሳብ ዝሰዓረ ሓሳብ ነኽብር፣ ብዓል ድልዱል ሓሳብ ክመርሕ ኩሉ ይቀበል፣ ኣነ ፈልጠልኻ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክቕበር እጃምና ነወፊ። ካብ ዝኾነ ፖለቲካዊ ውዳበ ህዝቢ ነቐድም፣ ህዝቢ ንምስማዕ ልቦናና ክፉት ይኹን፣ ንዉፍያት መናእሰይን ሙዑታት ሙሁራትን ዕድል። ንሃብ

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 วันที่ผ่านมา +1

    እናንተ ነዉአኞች ህዝብ አስፈጅታችሁ በህብ ሕይወት ታላግጣላችሁ ሁልሽም መጠረግሽ አይቀር ።

  • @Seb15
    @Seb15 วันที่ผ่านมา +1

    ሕጂ እዛ ለውጢ እንተቀጺላ ንትግራይ ዓብዪ ስጉምቲ ምዕባለ ክመጽእ'ዩ ናብ ዝነበረታ ናብቶም ዝነበሩ እንተተመሊሳ ግን ዝመጽእ ለውጢ ኣይህልዋን ህዝቢ ዘገም ኢሉ ሪኡ ንቅድሚት ክሓስብ ይግባእ ፖለቲካዊ ለውጢ እንተሃልዩ ሰለማዊ ምስግጋር እንተሃልዩ ዕብየት ናይ ሃንቲ ሃገር ይኩን ክልል ዕብየታ ቀጻሊ እዩ እንዳ ኣነ ጥራሕ እየ ዝፈልጠልኩም ግን ንድሕሪት እዩ ዝወስድ።

  • @KbGm-u9j
    @KbGm-u9j วันที่ผ่านมา +1

    እሄ ሰውዬ ግን ሰለሞን ነው አይደል 😅😅😅አይ ጊዜ

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰሎሞን ማዕሾ ሰላዪ ሻዕብያ ዝገድፈካ ሰብ የለን። ክንርሽነካ ኢና።

  • @bererahwaesu3179
    @bererahwaesu3179 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝቢ ትግራይ ንረብሓ ውሑዳት ክብሃል ክስርሓሉ ዝጸንሓ መናውራ ቅድም ንባዕሉ ኣልሚሱ ገና ክባላዕ ክገብሮ ዩ ፡ሕጂ ውን ኣየናይ መንግውዲ ዩ ከም ህዝቢ ከንብሮ ክሳብ ኣድቒቑ ዘይፈለጠ ፡ኩሉ መልሕሰኛ ክጽወተሉ ዩ ።

  • @asfishfikada371
    @asfishfikada371 วันที่ผ่านมา +5

    It is a shame that debretsion is thinking to lead tigray into destruction once again 😂😂 Bravo sele qetsilelu

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 วันที่ผ่านมา +1

    ነዉረኞች።

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ วันที่ผ่านมา +1

    እዛ "ንሓሰ ተመዝጊቡ" ትብል እኳ ግደፋ፤ ኣይተቐበልናዮን ኢሎም እዮም።
    ብዝዀነ፡ ተዓረቑ። ክትዕረቐኡ እንተዀይንኩም ድማ ሕማቓት ቃላት እናተጠቐምኩም ኣይትጠቓቕዑ።

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish วันที่ผ่านมา

      ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ግን ከምሓድሽ ፖርቲ ደብዳበ ተላኢኹሎም ተቐቢሎምዮም ክልወጥ ከይገበሩ ናብጉባኤ ብዘይተኣዛቢውን ጉባኤ ጌሮም ንቑፅፅር ኮምሽንውን ሕቶታቱ ጎስዮም እንታይ ትብል ኣለኻ ሓወይ።

  • @leulgebremariam3379
    @leulgebremariam3379 วันที่ผ่านมา +1

    Bi hizbi Tigray aytsawotu !

  • @kiduteklebrhane62
    @kiduteklebrhane62 วันที่ผ่านมา +1

    ደቂ ኣክሱም ናብ ገደል ዘፅደፉ፡ዝረሸኑ ወንጀለኛታት ብነፃ ሰዲድካ ።እዙይ ኣብ ህዝቢ ኣክሱም ዘለካ ንዕቐት ፍልይ ዝበለ እዩ።ኣታ ሃዳሚ ኪድ ናብ ማእኸላይ ጌታቸው ረዳ ኣብ ራያኻ ተሰብሰብ።ማእኸላይ ኮምቴ ጌታቸው ረዳ ኣብ ማእኸላይ ትግራይ ቦታ የብሉን።መቐለ ኮይንካ ኣክሱም ተመሪሕኻያ ንርኢ።

    • @BelayHailu-k3r
      @BelayHailu-k3r วันที่ผ่านมา

      @@kiduteklebrhane62 ንህዝቢ ማእኸላይ ዝወከልኻ ምዃንካ እንታይ መረጋገፂ ኣለካ? ትፀርፎ ዘለኻ ሰብ እንተስ ብህዝቢ ማእኸላይ ዝተመዘዘ ወይ በቲ ህዝቢ ዝተመዘዙ ዝተሓረየ ከምዝኸውን ጥርጥር የብሉን። ዘሕትት እንተልይዎውን ብመስሕ'ምበር ብጠራዕራዕ ዝኾን አይመስለንን። በቲ በለ በዚ ስልጣን ንህዝቢ ሂብና ኩልና ህዝቢ ኣብዝብሎ ምጥማር ድንቂ።

  • @Merir4077
    @Merir4077 วันที่ผ่านมา +8

    ዓቅልኹም ፀቢብኩም ኢዩ ህዝቢ መእኽላይ ክጉሕፈካ እዪ

  • @Seb15
    @Seb15 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራውያን ግን እንታይ እዩ የኢትዩዎም ነዚ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝጻረፍዎ ዘለዉ ዕላማ ስለዘለዎም እዩ ሓድሓደ ተጋሩ ኣይትሸወዱ ህዝቢ ትግራይ ንክልወጥ ለውጢ ክህሉ ንፍቶ ለውጢ ኩሉ ግዜ ብሓደ ኣካል ኣይኮነን ዝመጽእ ብሰላማዊ ምርክካብ እዩ ለውጢ ዝመጽእ ደግፉ ንቀፉ እምበር ምጽራፍ ለውጢ የብሉን እዩ

    • @lemlemmirach7838
      @lemlemmirach7838 วันที่ผ่านมา +1

      Ezom zexarefu zelewu enda egdef eyo ni Xadeqan entiriu ab seraom zeshenu eyom

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish วันที่ผ่านมา +1

      ሓሳብካ ፅቡቕ ኔሩ ግን ከም ኤርትራውያን ለውጢ ዝደሊ ኣሎድዩ? ለውጢ ዘይደልን ንግዝያዊ መንግስቲ ዝፃረፍን ህግደፍን ናቱ ደገፍትን ኔትዎርክ ትግራይን ጥራዮም።

    • @Seb15
      @Seb15 วันที่ผ่านมา +2

      @@kidanehaddish ትክክል ለውጢ ዝደልዩ ኣለው ይኩን እቶም ለውጢ ዝደልዩን እቶም ንትግራይ ዝሕምሱን መጸዊዒኦም ኤርትራ ስለዝኮነ እዩ ብኡ ክጽውዕ ተገዲደ እምበር ክንደይ ገበርቲ ሰናይ ናይትግራይ ሕማቅ ዘይደልዩ ኤርትራውያን ከምዘለዉ ውን ይኣምን እየ ዝሓወይ

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 วันที่ผ่านมา +3

    ህዝባችን የምትሉት ነዉ የማይገባኝ።
    ማን ነዉ የሰጣችሁ።
    ማንኛዉም ፖለቲከኛ ህዝባችን ሲሉ ነዉ የሚገርመዉ።ማንአባታችሁ ነዉ ህዝቡን የሰጣችሁ።

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish วันที่ผ่านมา

      ቦታኻ ኣልሽ ናይተጋሩን ትግርኛን ጥራዩ።

  • @htmhtm781
    @htmhtm781 วันที่ผ่านมา

    I heard nothing that makes me support his argument. To the contrary, I can think of a lot of counter arguments to show his is just listing excuses for failing to go to the Conference.

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish วันที่ผ่านมา

    እንዚኦም ሓቢእካስ ጫውጫው። ምምቃሎም ብቑዓት ናብ መድረኽ በቒዖም።

  • @wewe5688
    @wewe5688 วันที่ผ่านมา

    ትግራዎት ዓናጉል ኢሰያስ ጽቡቕ ገይሩ ፈልጡኹም ገና ኾሎ Game is over ኢሉኩም እዩ፡ ስጋብ ሕጂ አይተረዳአኩሙን ህዝቢ ለኪምኩም ወዲቕኩም ኢኩም 4።

  • @berhaneyebeyen5
    @berhaneyebeyen5 วันที่ผ่านมา

    ጋዜጠኛታት ኣብሞንጎ ክልተ ጉጅለ ዝሎ ኣፈላላይ ብቐንዱ ውዕል ፕሪቶሪያ ብቕልጡፍ ከይሳለጥን ተሸራሪፉ ክተርፍ መኒኦም ገይሮም ዝብል ተሪር ሕቶ እናቕረብኩም ውፅኢቱ ንህዝብኹም ግለፁ።ተዘይኮይኑ ናይህዝቢ ፀገም ንጎን ገዲፍኩም መሃያ ምስ ዝኸፍለኩም ተወጊንኩም ብታሪኽ ተሓተቲኢኹም ።

  • @Gufa4804
    @Gufa4804 วันที่ผ่านมา

    ካብ TPLF እኮ ፅቡቕ አይርከብን ግን ዘረብኡ ንእዝንኻ አይርብሺን

  • @AgameTigray
    @AgameTigray วันที่ผ่านมา

    አማሃዳሪ ምእከላ ዞባ ህውሓት ጀግናን ውጽኢታዊን ኢዩ ይብለና አሎ። ኢዚ አመሃዳሪ ሀደ ክድመር ሀደ ክንደይ ሙካኑ ፍይፈልጥ'ዶ ይከውን? አማሃዳሪ ሐንቲ ናይ ህውሓት ንትግራይ ዘማእከለት ፓሊሲ ጽርሐለይ? አበይ ኢዩ እቲ ናይ ህውሓት ጅንነት? ደም ተጋሩ አፍሲሳ መራህታ ስለ ዘድሓነት ድዩ?
    ህዝቢ ትግራይ ንህውሓት አሚኑ እንታይ ረኪቢ? ሐደሚልዮን ህዝቢ ጠፊኡ ፣ 140 ሽህ ደቂ አንስትዮ ብግፍዒ ተዓሚጸን ፡ መሰረተ ልምዓት ትግራይ ዓንዩ ፣ መናእሰይ ትግራይ ተበታኒኖም ፎቆዶ ሊብያ ማንም ዕረብ ይአስሮምን ይቀትሎምን አሎ።
    ሰብ ብምንታይ ትፈልጦ? ብስሩሑን ፣ ብፍረኡን። ናይ ህውሓት ፍረ ንህዝቢ ትግራይ ዘርበሐ ፖሊሲ ፍረ እንታይ ኢዩ? 64 ሺሕ መላምል ተጋሩ ንደርጊ ንምስዓር ሂውቶም ሐሊፉ ፣ ክንደይ ክ'ዓ ሰንኪሎም ። ህውሓት እዚ ኩሉ መስዋእቲ ጠሊማ ፣ ብደም ጀጋኑ ትግራይ ኢትዮጵያ ሐኒፃ ፣ ትግራይ ተረሲዓ። ን27 ዓመት ትግራይ ካብ ኩለንት ክልላት ዝደኸየትን ፣ ትግራይ አብ ቅድሚ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብክፉእ ዓይኒ ክትጥመት ተገይራ፡ ህውሓት ብደንጎላ ተባሪራ ናብ እታ ዝረሰዓታ ትግራይ ክትምለስ ተገይራ። ህውሓት ሞትን፣አውያትን፣ብክያትን፣ዕንወትን፣ደቂ አንስትርዮና ብጭካነ ምድፋርን ሒዛ መጺአ።

  • @AgameTigray
    @AgameTigray วันที่ผ่านมา

    ህውሓት በስቢሰ ኢየ ጨንየ ኢየ 'ሞ ክቅየር ኢየ ካብ እትብል 15 ዓመት ኮይኑዋ አሎ። ናይ መሪሕነት ውድቀት አጋጢሙኒ ኢላ ጉባኤ ገይራ መሪህነት ከይቀየረት ንደብረጽንተንት መሊሳ መራሒ ኮንይኑ መጺኡ። ህውሓት ነቂዛ ኢያ። ዝነቀዘ ከዓ አይድህንን።
    አብ ትህቲ አመራርሐ ደብረጽንተት መሰረተልምዓት ትግራይ ዓኒዮም ፡ ሐድ ሚልዮን ተጋሩ ብግፍዒ ተቀቲሎም ፡ 148 ሽህ ደቂ አንስትዮ ተጋሩ ተዓሚጸን ፡ ትግራይ መንግስቲ ከይህልዋ ተገይራ ወዘተ። እዙይ ኢዩ እቲ ሐቀኛ ታርክ ደብሪጭ። ህውሓት ዝነቀዘትን ከቢድ ሸክሚ ህዝቢ ትግራይ ኮይና አላ ሳላ ደብሪጭ። ነዚ ኩሉ ጥፍአት ምክንያት ኮንይካስ ሐዚ ተመሊስካ ኣነ ተዘይ መራህኩካ ኢላ ንህዝቢ ትግራይ ጆሆ ምትሐዝ ተራ ሽፍትነት ኢዩ።

  • @KbGm-u9j
    @KbGm-u9j วันที่ผ่านมา

    ቅዘን we now you very well ok

  • @gebrudesalegn5
    @gebrudesalegn5 วันที่ผ่านมา

    ትኽክል፣ መኸተ ክግምገም ይግባእ።

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 วันที่ผ่านมา

    ወድያ ለካ ያደመቀ እና ሐረገወይን ቀድሞ ነዉ የነቁት።

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish วันที่ผ่านมา

      ኣምሓራይ ከዚህ ውጣ ኣይመለከትህም።

  • @Taemetube-bo5xo
    @Taemetube-bo5xo วันที่ผ่านมา

    ተባዕ መራሒ

  • @feresmay4597
    @feresmay4597 วันที่ผ่านมา +2

    ዞባ ማእኸል መላገፂ ዒዋሉ ኣይትኾንን

  • @Merir4077
    @Merir4077 วันที่ผ่านมา +5

    አታ ሰራቂ በዓል 2 መታውቅያ ሻዕቢያ /ትግራይ
    ስድራኻ ብ ሓገዝ አብይ አመሪካ የህዲምካ ህዝቢ አይትረብሽ ትግራይ ብኽማኻ ዝበለ ኽዳዕ አይትመሓደርን

    • @tesfayberhane6716
      @tesfayberhane6716 วันที่ผ่านมา +1

      ትሙ በሉ ደቂ ስብሓት

    • @Merir4077
      @Merir4077 วันที่ผ่านมา

      @@tesfayberhane6716 በስባስ ቆማል ለማኒ
      ዓድዋ በል ደፊርካ ዓድዋ ዓዲ ጀግና እዩ ማንም ንድሕሪት ዝብል የለን ድሕሪ ሕጂ

    • @tesfayberhane6716
      @tesfayberhane6716 วันที่ผ่านมา

      @@Merir4077 ንመን ኢኻ ትናገሮ ንኣቦኻ ስብሓት ንገሮ

    • @Merir4077
      @Merir4077 วันที่ผ่านมา

      @@tesfayberhane6716 እሞ ነቲ ደንባር አምሓራይ ገብሩ አስራት ዶ ክነግሩ ወዲ ጦርሰራዊት

    • @tesfayberhane6716
      @tesfayberhane6716 วันที่ผ่านมา

      @@Merir4077ደቂ ሻዕብያ ሱቅ በል፡

  • @Merir4077
    @Merir4077 วันที่ผ่านมา +2

    ሰሪቕኩም ዘቐመጥኩሞ ቐርሺ secured ክትገብሩ ሰብ ዝሓረዱ ዝቐተሉ ጆኖሳይደርስ ፈቲሕኹም ዘሰደድኩም በየናይ ሞራል ትግራይ ክትማሓድሩ ትኽእሉ

    • @BelayHailu-k3r
      @BelayHailu-k3r วันที่ผ่านมา

      @@Merir4077 ፅዋዐ መን ዓተረ ቅድድም ፖለታካ ተዘይኾይኑ በይኑ ሓደ ትግራዋይ ዝውስን ሰብ ክሳብ ሐዚ ኣብ ህወሓት ኣይረአናን፤ ኩሎም ተሓተትቲ'ዮም ዝብል እምነት ኣለኒ። መጥቅዒት መንገዲ መሲልዎም ወይ ነቲ ዝኻሓድዎ ጆኖሳይድ ትግራይ መአሓሓሲ ተኾነ'ሎም ቦለቕ ዘበልዎ በርቂ ይመስለኒ ዶ/ር ደ/ፅዮን።

  • @danielaraya9609
    @danielaraya9609 วันที่ผ่านมา +1

    Banda osub abi

  • @SteveGb-l5b
    @SteveGb-l5b วันที่ผ่านมา +1

    Kla ezi tsbah America

  • @alemdagnew
    @alemdagnew วันที่ผ่านมา +1

    ግምት ዑሱብ ቦሎል ቦሎ ል ኢካ ታአለ ን ትግራይ አይትምጥንን መሕፈርቲ

  • @yohannesiv4300
    @yohannesiv4300 วันที่ผ่านมา +1

    ሰሎሞን ማዕሾ ዕሉል ከዳዕ ንሻዕብያ ክትስልል ኢድ ብኢድ ተረኺብካ ዝተገምገምካ ዞባ ማእከል ክተፍርስ ሓርኮትኮት ትብል ዘለኻ ገበነኛ። እቲ ዝፈፀምካዮ ገበንን ስርቅን ዝርሳዕ ኣይኮነን!!!!

  • @ibrahimendu6420
    @ibrahimendu6420 วันที่ผ่านมา +1

    በለዉ አረ ሰባት ይዓብዱ ኣለዉ 😂😂😂

  • @ermiasbottle837
    @ermiasbottle837 วันที่ผ่านมา +1

    I buy your idea,but both of the groups are using the same way to convince Tigray people,can we ask why

  • @isaiaskiflay2520
    @isaiaskiflay2520 วันที่ผ่านมา +1

    ሓሻዊ ቦታ ክትለቀቅ ኢኻ።

  • @MebrahtuAsefa-z7f
    @MebrahtuAsefa-z7f วันที่ผ่านมา +1

    አታረሳሕ ሰራቂ ከዳዕ

  • @danielaraya9609
    @danielaraya9609 วันที่ผ่านมา +1

    Anta osub abi banda

  • @alemdagnew
    @alemdagnew วันที่ผ่านมา +1

    ግምት ዘይበስለ ሺሮ ኢኩም ሕፈሩ

    • @BelayHailu-k3r
      @BelayHailu-k3r วันที่ผ่านมา

      @@alemdagnew ካብ በሲሉ ዝጨነወ ስጋዶ ዘይሐሽ ኮይኑ?!

  • @WediAslafyMesmer
    @WediAslafyMesmer วันที่ผ่านมา +1

    ብራኸ ፀረ ህወሐት ድቃስ ሲኢንኪ ትሰርሒ አለኺ ግና ከረጢኪን ተራ ስምኢት እንበር ዘለቂ ረብሓ አይትረኽቢን ክትናስሒ ኢኺ ሐቂ ትቀጥን እንበር አይትብጠስን።

    • @Seb15
      @Seb15 วันที่ผ่านมา

      ጸረሕዋሓት ትብል ኣለካ ካብቲ ዝዛረብ ዘሎ ንላዕሊ ሕዋሓት ኣሎ ድዩ መዲሂን ስክ ኢልካ ትላዓል ኣይኮነትን ጅግና ንህዝባ ብሞያኣ ጠጠው ዝበለት ሰብ እያ እንታይ ትብላ ኣለካ ሕሱራት ኣይትኩኑ ምስ ህዝቢ እምበር ምስ ፖለቲከኛ ምጭጭ ኣይትበሉ የጽልእ እዩ

  • @TeklayAssefa-i7p
    @TeklayAssefa-i7p วันที่ผ่านมา +2

    ጠራጢ ሃደሚ

  • @belaybelay1234
    @belaybelay1234 วันที่ผ่านมา +2

    ዋይ ንአካስ ግንባርካ

  • @Me-cy2un
    @Me-cy2un วันที่ผ่านมา

    Bezuhhe malet kemeye eyuu ? Ata kebedam bezeye kebedekna entaye tefelete . Debreenkelele eskaan leeakka zemesselu keteebedewwo elkum. Zu fezaze sebeayye hazelekkayu legedel arsekum keelkum eteweu.Menaeesseye Tigray gedeffewwo.

  • @eyobdemoz7832
    @eyobdemoz7832 วันที่ผ่านมา

    ሰዉ እየሞተ የምትጣሉ ነዉረኞች ።
    ግሞች የፕለቲካ ግሞች።

  • @berheteklehaimanot9489
    @berheteklehaimanot9489 วันที่ผ่านมา +2

    ጉጅለ ሰረቕትን ተላኣኣኽቲ ፒፒን ኣባላት ሕወሓት ክኾኑ ኣይኽእሉን፤ ምስቶም ፈቲሕኹም ዝሰደድኩምዎምጆኖሳይደርስ ክትከዱ ትኽእሉ ኢኹም ክሳብ ፍትሒ ዝራጋገጽ።

    • @Seb15
      @Seb15 วันที่ผ่านมา

      ህዝቢ ኢኩም ተከፋፍሉ ዘለኩም ሕሰብሉ እቲ ወድኖካ ኣይኮነ ዋላእቲ ኩሎም ተጋሩ እዮም ደጊፍኩም ንህዝቢ ለውጢ ንከምጽኡ ግበሩ።

  • @DyllysBuley
    @DyllysBuley วันที่ผ่านมา

    Kayrakayo ????

  • @kidanugebre3353
    @kidanugebre3353 วันที่ผ่านมา

    ባንዳ ዘወር በል

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 วันที่ผ่านมา

    ጉጂለ ጉሒላታት senseless ኢኹም

  • @Teklemedhin
    @Teklemedhin วันที่ผ่านมา

    ዓቢ ፈረስ

  • @Danidanicho3411
    @Danidanicho3411 วันที่ผ่านมา

    እዚ ሰብኣይ ደኣ ጡንቻ ራስ ነገር እንዲዩ ዝኒሀ

  • @GebremikialWediyenun
    @GebremikialWediyenun วันที่ผ่านมา

    ተገሙዑ ማለት ፍርቂ ማለትእዩ ተፈንጭሉ ማለት አብ ሐደ ጫፍ ንእሺተይ ነገር ማለተ እዩ

  • @Me-cy2un
    @Me-cy2un วันที่ผ่านมา

    Kebetetate bezehom hezi eziye seb doo yebehaal?

  • @TekaGebrekidan-y6b
    @TekaGebrekidan-y6b วันที่ผ่านมา

    ሃሻዉይ ባንዳ ጌታቸው ረዳ ተክታልይ ዳባሃደራ ፀበል እቶ ሰሎሙን መአሾ የፃድቃን ቀሽ አትጠመቅ ጉዑዙይ እካ አድሜ ኩም የህፅሮ ባንዳታትና ለያቡ አድህረለረት እኩም ሃሻዉይ እካ ???

  • @Honest-d8u
    @Honest-d8u วันที่ผ่านมา

    Belaii seb

  • @girmayhaylu280
    @girmayhaylu280 วันที่ผ่านมา +1

    አንታለባ ሰራቂ መጣጢደም ንባዕልኻ ወጀለኛ ካባካ ሕጋዊነት ክርከብ

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x วันที่ผ่านมา +1

    ውድበይ ረስሐት መምሰሎ

  • @mekid6220
    @mekid6220 วันที่ผ่านมา +1

    ቤተሰብካ ማለት ደቅካን ሰበይትካን ኣበይ እኔው። ኣመሪካ

  • @WediAslafyMesmer
    @WediAslafyMesmer วันที่ผ่านมา +1

    ጉባዔ አየድልየናን እናበልኩም ኔርኩም እናፈራራህኩም ኔርኩም !!
    ድንቂ ውድብና ማለትንዴሞክራሲን ጨለ ሰሚእናካ ጊዜ እናፈተሆ ክኸይድዩ።

  • @danielaraya9609
    @danielaraya9609 วันที่ผ่านมา

    Nihna eritrawyan ms xadkan hawisna kenetfeakum ena

    • @HintsaGidey
      @HintsaGidey วันที่ผ่านมา

      ወዲ ለሓሲት በየናይ መንገዲ😅

    • @kidanehaddish
      @kidanehaddish วันที่ผ่านมา

      ድቓሉ ኣምሓሩ ምኻንኩም ንፈልጢና ደቂ ቃኘው።

    • @Seb15
      @Seb15 วันที่ผ่านมา

      @@kidanehaddish ነቲ ናይ ቁርጺ ማዓልቲ ዝኮነ ሰብ ዝጻረፍዎ ዘለዉ ኤርትራውያን ምካኖም መኣስ ጠፊኡና ኩሎም እካእንተዘይኮኑ፡ ሓድሓደ ዘይስተውዕሉ ተጋሩ ውን ተሓዊሶም
      ደቂ ቃኘው ዶበልካ ኣስሒቅካኒ😂

    • @HintsaGidey
      @HintsaGidey วันที่ผ่านมา

      @@kidanehaddishንስኻ ውን ኣለኻ ደቃላ ጣልያን ወዲዙ ኸነጥ😀😎

  • @Merir4077
    @Merir4077 วันที่ผ่านมา +2

    አታ ሰራቂ በዓል 2 መታውቅያ ሻዕቢያ /ትግራይ
    ስድራኻ ብ ሓገዝ አብይ አመሪካ የህዲምካ ህዝቢ አይትረብሽ ትግራይ ብኽማኻ ዝበለ ኽዳዕ አይትመሓደርን

  • @Merir4077
    @Merir4077 วันที่ผ่านมา +3

    አታ ሰራቂ በዓል 2 መታውቅያ ሻዕቢያ /ትግራይ
    ስድራኻ ብ ሓገዝ አብይ አመሪካ የህዲምካ ህዝቢ አይትረብሽ ትግራይ ብኽማኻ ዝበለ ኽዳዕ አይትመሓደርን

    • @gebrudesalegn5
      @gebrudesalegn5 วันที่ผ่านมา

      እቶም ጀጋኑኻ እስቲ ንገረኒ የኛ ጅግና!?

    • @Merir4077
      @Merir4077 วันที่ผ่านมา

      @@gebrudesalegn5 ጀጋኑማ ተሰዊኦም ብርት ሒዞም ደው ኦሎም አለው ካብዞም ሰረቕቲ ሰካራማትን ፀበብትን ከፋፈልትን ኩሉ ትግራዋይ ዝሓሽ እዩ "የኛ ወንድም"

    • @DagmawiBrhanu-ps8qs
      @DagmawiBrhanu-ps8qs วันที่ผ่านมา

      እዝ ሕዚባዊ መአከላይ ኮሙቴ ናይ ሕውሐት ብሕጋዊ አኸባ ስለዚኾነ ቀፅሉሉ

    • @DagmawiBrhanu-ps8qs
      @DagmawiBrhanu-ps8qs วันที่ผ่านมา

      ጀጋኑ ኢኹሙ ቀፅልሉ

    • @DagmawiBrhanu-ps8qs
      @DagmawiBrhanu-ps8qs วันที่ผ่านมา

      ጅግና ይስዋኢ ኢውን ይነብር ኢውን ጀጋኑ ኹሎም ትሰዎኦሚ እተልኻማ ሔዝዘሎ ሕዚብ ትግራይ ሙሉኡ ፈራሕ እዩ ናበሊኻዮም እዩ ማለትኻ አይሙሮኻ አይሠርሕን ዕዩ አተሐሳሰቢኻ ጠማማ እዩ

  • @DestaMekonnen-x3b
    @DestaMekonnen-x3b วันที่ผ่านมา

    7 te amet zeyitekemetiku diyu ! Hamam ,maeikelay zoba biaka zimirah hizibi ayikonen.kidu mistom 400 genociders .