መደብ ም/ስ ተ/ጋ ሃብተኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ብዛዕባ ምእሳር ኣድማ ተጋደልቲ ኣብ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ก.พ. 2024
  • መደብ ም/ስ ተ/ጋ ሃብተኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ብዛዕባ ምእሳር ኣድማ ተጋደልቲ ኣብ
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 96

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  5 หลายเดือนก่อน +11

    እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
    Be A Member 👇🏿
    th-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

  • @M-vr7zo
    @M-vr7zo 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ምጽሓፍ ኣስፍሮ ቓንዛኻ ቓንዛ ኩልና እዩ ሃብትኣብ። ክብረት ይሃብካ ንግሉጽነትካ።

  • @senaitbein4826
    @senaitbein4826 5 หลายเดือนก่อน +4

    Edmen tienan yhabka Bruk Tegadalay Habteab B tarik habtam Eka. GOD BLESS YOU.

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 5 หลายเดือนก่อน +6

    Very honest man 💙💙💙💪💪💪💪💪💪💯💯

  • @ghidenahabtegerghish2940
    @ghidenahabtegerghish2940 5 หลายเดือนก่อน +5

    Wawww Gaie ablieewuoio hawey eniqa tray kabiziiom azabie tgalaglika eze EU KO meanita kibdna zkirxna waga zkifiile asibu eze miukanu 😢😢😢 happy to see you my beloved brother 🙏

  • @pelarbackenmottagning544
    @pelarbackenmottagning544 5 หลายเดือนก่อน +7

    Thank you brothers 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @hagoswaldeanes8634
    @hagoswaldeanes8634 5 หลายเดือนก่อน +7

    Hi ሰልጠነ እዚ ወዲ ሓቁ ኢዩ ኣባላት ክ/ ታዕሊም ካብ ናቕፋ ትበጊሶም ኣብ ጸባብ ዝባሃል ከባቢ ከረን ንሕና ኣባላት 74 ሜካ ዓጺናዮም ሓዲርና ንዚ ኩሉ ተጋዳላይ ጸላኢ( ጀሃድ) መጾም ኣሎዉ ኢሎም ኣብቲ ጎቦታት ናይ ሩባ ዓንሰባ ገዲሞሞ ሓዲሮም።

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 5 หลายเดือนก่อน +2

    Conerel beal hlna wedi meley💙💙💙💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷🌷🌷

  • @rahwateame7848
    @rahwateame7848 5 หลายเดือนก่อน +4

    Thanks you brother💙💙💙💙💙💙

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 หลายเดือนก่อน +4

    100% true what Habteab is saying.

  • @user-pi7vt3wg1g
    @user-pi7vt3wg1g 27 วันที่ผ่านมา

    Habtabi Shikor ኩሉ ግዜ ብሩኽ ዕድመ ይሃብካ ❤🙏

  • @koneberhanbelay3534
    @koneberhanbelay3534 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዘይ-ከም ካልኦት ብዙሓት: ናይ'ዚ ሓውና: ሓፈሻዊ ኣቀራርባን 'ኢሳያስ ደይ-መደይ ኢሉ: ካብ day-one/ መጀመርያ ምዓልቱ: ንህዝቢ ኤርትራ ከጥፍእ: ዝተፈጥረ ሰብ'ዩ። ኩሉኹም ውጻእ-ምዓት ክኣ: ንብርጌድ-ንሓመዱ ስዓብዎ' ዝብል መደምደምታን:ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ።
    Thank you.

  • @berhetewoldeberhan8479
    @berhetewoldeberhan8479 4 หลายเดือนก่อน

    Habteab you are very genuine Eritrean

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 5 หลายเดือนก่อน +5

    Brother you are okay, you are very calm and strong, I like your style ❤

  • @TemuBereket
    @TemuBereket 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓማሴናይ ተወደብ ኣቦታትና ጠፊኦም ይጠፍኡ ኣለዉ።❤ ❤ ❤

  • @aregaymebrahtom150
    @aregaymebrahtom150 5 หลายเดือนก่อน +3

    ወርቂ ዝኾነ ሰብ ኣቅሪብካልና ተፈታዊ ሓቂ እዩ ሃብተኣብ ጋዕ ኣብልዮ፡መዓልቱ ሓልዩ ክወጽእ እዩ ብዙሕ ከምዚ ዓይነት ኣሎ።

  • @wedieri5081
    @wedieri5081 5 หลายเดือนก่อน +6

    Ata seltene the way thato kem gele eyu don’t be rude you have to have a respect to your guest and viewers

  • @user-eg3oz1lb4c
    @user-eg3oz1lb4c 5 หลายเดือนก่อน +7

    የቀንየልና ነዚ ታሪክ ብዝርዝር ዘቅረብኩምልና፡፡ እዚ ናይ 93 ኣድማ ስጋብ ክንድዚ ምንባሩ ብዙሕ ሰብ ዝፈልጥ ኣይመስለንን።
    ኢሰያስ ብንጉሁኡ ንክፋእን ጥፍኣትን ዝተዓጥቀ ኣረሜን ሰብዩ።

  • @yosefteklemariam9015
    @yosefteklemariam9015 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሃብተ ወዲ ሻውል ይመስል ወላ መልክዑ ወላ ድምጹ ዳቢስትኡ
    ዝገርም ለባም እዩ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 5 หลายเดือนก่อน +6

    ዘይ ሕጋዊ ትብል ቃል ክሰምዕ ከለኹሲ ይገርመኒ።ሕጊ ምስ ዝህሉ እኮ እዩ ሕጋውነት ዝህሉ ? ኑሱ ንባዕሉ እኮ እዩ ቐዳማይ መፍረሲ ሕጊ( አሎ እንተኾይኑ)ሕጊ አልቦ ኡንኮ ሃገር

  • @temesgenabr2679
    @temesgenabr2679 5 หลายเดือนก่อน +3

    Habteab beal hlna abi seb

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 5 หลายเดือนก่อน +7

    እቶም ኣብ 1990 ከምኡውን ኣብ 1991 ዝተሰለፉ ተጋደልቲ መብዛሕትኦም ካብ ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ብብዝሒ ተገፊፎም ይስለፉ ስለዝነበሩ እቲ ሰራዊት ሻዕቢያ ብ ናይ ፍሉይ ከባቢ ከይዕብለል ፍርሕን ስክፍታን ይፈጥር ምንባሩን ከምኡውን ብ ደሞዝ ከይረብሑን ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም ክስጎጒን ክዋረዱን ርእሶም ከድንኑን ዝተገብረ ውዲትን ሽርሕን እዩ ኔሩ።
    ካብ 1990 ክሳብ 1991 ዝነበረ እዋን ኣውራጃ ኣከለጉዛይ ዳርጋ ብምሉኡ ካብ ደርግ ናጻ ወጺኡ ስለ ዝነበረ ሻዕቢያ ብ ምሉእ ልባ ክትገፍፍ ምሉእ ዕድል ኔሩዋ። ሰራዊት ደርግ ካብ ከባቢ ከረን ኣትሒዙ ዝባን ሓማሴን ብጠቕላላ ከምኡውን ምሉእ ሰራየ ብጻዕቂ ሰራዊት ይቆጻጸሮ ስለ ዝነበረ ሻዕቢያ መንእሰይ ክትገፍፍ ኣይትኽእልን ኔራ።

    • @tomasmogos6239
      @tomasmogos6239 5 หลายเดือนก่อน

      @@AsliAsli-tl2rq
      YPFDJ is the grub of whispers.

    • @tomasmogos6239
      @tomasmogos6239 5 หลายเดือนก่อน

      @@AsliAsli-tl2rq
      PFDJ IS THE GRUB OF WHISPERS.

  • @samrawi1982
    @samrawi1982 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሕጁ ግርም አያ ሃብተአብ (ኮነሬል)

  • @elsakidane4003
    @elsakidane4003 5 หลายเดือนก่อน +4

    That is true about tegadelity nersess 1991

  • @user-eb5tq3fh1p
    @user-eb5tq3fh1p 5 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤

  • @photoroom1
    @photoroom1 4 หลายเดือนก่อน

    Interesting to hear, good to tell the truth.

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኢሳያስ ሓንቲ መዓልቲ ተሓጒሱ ኣይፈልጥን ። ተንኮለኛ ተምቤናይ !

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብዛዕባ ሐካይም ካብዘምጻኻዮ ንዶክተር ይባርኽ ውሩይ ናይ ቀጦ ጥገና ፍሉጥ አብ እተጌመነን ዝነበረ ውልቀ መላኺ ጸዊዑ ዶክተር አይተድሊዩናን ኢኹም ምሰ በሎ ደንጺዩዎ ንሕናሰ መምሃርናኩምበር ከምኡ ኢልካ በሎ ናብዝኾነ ከይከይድውን ፓስፖርቱ አሕዲጉዎ ጓሉአብ ዓዲ ጥልያን እናተመርዓወት ተሪፉ ብጓሂ ጽሉል ደጋፊ መዓልታዊ ብዛዕባ ዓወታት ተጋደልቲ ከዕልል ምሰ ሐደ ይሰምዖ ነረ እቲ መዓልልቱ ቅድሚ ነጻነት ስዝሞተ አብቲ ገዝኡ መጺኡ ንሰበይቱ ህንቋዕ ነዚ ከይረአየ ሞተ ኢሉ ብጓሂ ክዛረብ ሰሚዔዮ

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 5 หลายเดือนก่อน +8

    አቲ ዘሐዝን አዚ አንዳ ረኣካ ሃገር ጸቡቕ ኣላ አልካ መዳጋፈ አዩ ዘሐዘነካ.

  • @berihuasefa6693
    @berihuasefa6693 5 หลายเดือนก่อน +5

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @abh8287
    @abh8287 5 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba Habteab (gaEablyo) xbuq n aflTon zelewo meredata slezeqreba azina nemesgneka!!!!

  • @user-tw8qj1ph9t
    @user-tw8qj1ph9t 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ሰላም ሃብትኣብ

  • @user-gg4cq2xq6l
    @user-gg4cq2xq6l 5 หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ወዲ ባህቱ ዝብሎ ዘሎ ፡ ወዲ ባህታ እዩ ። ዓዱ ሃደምቲ ጨዓሎ እዩ ይፈልጦ እየ ። ስልጡን ።

  • @senaitbein4826
    @senaitbein4826 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ata Seltene please timihrti nay Journalist yedleka eyu, don't be rude when you ask your guests,

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 5 หลายเดือนก่อน +6

    ቦታ ሓቦ ሰለጠን ሓሳቡ ከይተፈአ

  • @senaitbein4826
    @senaitbein4826 5 หลายเดือนก่อน +2

    N agayshka Akbirom Aytzentlom, Amesgnom kea

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 4 หลายเดือนก่อน

    100% ሃብተኣብ ዝተዛረቦ ዘረባ ሓቂ እዩ

  • @yonastk8395
    @yonastk8395 4 หลายเดือนก่อน

    Well done Cornelle, well said.

  • @abrahamslmon4207
    @abrahamslmon4207 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰልጠነ ገጋይ ይኽልኣለይ እምበር 5.25 ክፍለ ሰራዊት ነይሩ ሓያል ካድር ዩ ደጋግም ንፉዕ ሰብ ዩ

  • @sisaykahin9470
    @sisaykahin9470 5 หลายเดือนก่อน +3

    Well done colonel

  • @MuluHidray
    @MuluHidray 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ngsti blo

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 5 หลายเดือนก่อน +4

    ህግደፍ እንዶ በሎም ደይ እሱ ኢዩ ሽሞም፡፡፡፡ባዓል መንደፍ

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሓንቲ ኣነር ሂብኩም ቴቤኑ ዘይትሰድዎ ኔርኩም

  • @abubekernur1816
    @abubekernur1816 5 หลายเดือนก่อน +1

    Selam seytene

  • @amanuel5687
    @amanuel5687 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ab nakfa negirkum eyu

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሓቂ ዓደጋ አሞ ሓራ ከተወጻካ አያ.

  • @lemlemmehari3088
    @lemlemmehari3088 5 หลายเดือนก่อน +2

    ya kidane mesarhtey eyu nieru wedeb aseb qb pilot office eyu nieru

    • @lemlemmehari3088
      @lemlemmehari3088 5 หลายเดือนก่อน +1

      ab nay merakeb srah eyu nieru ftuw eyu nieru

  • @user-mb6wh8ft5v
    @user-mb6wh8ft5v 5 หลายเดือนก่อน

    Eway zegerem eu tegaru

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 5 หลายเดือนก่อน +3

    ጀማሂር ህዝባዊ ምምህዳር ዝባሃሉ መልብሶ ምሉአ ኣዲ ናብ ዉሁስ ቦታ ክንወስደኩም ብምባል ንብረቶምን ሃብቶምን ዘሪፎም ኣብኡ ዝጸንህዎም ሰባት ናብ ታአሊም አዚ ተግባር ሺፍትነት ባህሪ ህግ ዝባሃል ዉድብ ይፍጸም ከምዝነበረ አዚ ሃውና ካብ ባህሪ ብጪልፋ ግፍአታት ህግ ካብ ኩሉ አቲ ዝዋሃደ አዩ አዞም ህጂ G 15 ዝጽዉኡ ኣብቲ ዉድብ ኣቢ ተራ ዝነበሮም አዮም፣ ኣነ ብ1976 ናብዚ ህግ ዝባሃል ምስ 4 የህዋተይ ተሰሊፍና 3 ተ ስዋኣት አዮም ፥ኣነ ሃደ ንህግ ተግባራት ኣብ ንኡስ አድመይ ተግባሮም ንህዝቢ ኣሪትራ ከጽንቱ ድኣበር ንህዝቢ ኢሎም ከምዘይወጹ ዝተረዳአኩ ሰብ ብምንባረይ ኣብዚኣ አትሰዋአ ነብሲ ሃራም አያ ብምባል ራህሪሀዮም ክከይድ ተገዲደ ፥ህጂ አድመይ ኣብ 65 ኣመት ተቀራሪበ ኣቦ 5 ብሩካት ደቀይ ኮይነ ሃደ ኣብ ዩኒቨርስቲ ዝኣተወ ዉላድ ኣለኒ ዝተረፉ ድማ ናይ ሃዎም ኣርኣያ ይክተሉ ኣለዉ ፥ይዝከረኒ ጀብሃ ምዳዳ ማለት ጸረ ገድሊ ክብሉና ይሃርቅ ነይረ ፥ህጂ ክሪኦ ከለኩ ጀብሃ ኣይተጋገየትን አምበር ጸረ ገድሊ ምንባርና ህጂ ብምስትንታን ይዝክሮ ፥

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዚዩ መሳጥን ሓቃውን ታሪኽ ሓውና ክብሮም ብልቢ ነመስግን።
    #ተጋደልቲ ንኽመሃሩ ዝነበሮም ድሌት፡ ኣነ'ውን ኣብ ባጽዕ ኣብ ዝመሃርኩሉ ኣብ ህይወተይ ዘይክወሉኒ ሰባት ነይሮም። እንታይ እሞ!! ምስ ኢሳያስን መሻርኽቱን ቅድም ንተጋደልቲ ደሓር ንህዝቢ ኣዕኒዮም ጎብለላት ኮይኖም ንሪኦም ኣሎና። ቦ ግዜ ለኩሉ!

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 5 หลายเดือนก่อน +2

    ቁሩብ ድንጉይ ኢልካ እምበር ጽፉፍ ሓበሬታ የሕዝን መሳኪን ተጋደልቲ ኤርትራ በብገርሆም ኣእላፋት ጀጋኑ ጠፊኦም ።
    ናይ ሕጂ ገደደ ኢሰያስ ክጅምር ንዓና ከጽንተና ምዉፋሩ ሕጂ ብዝገብሮ ዘሎ ብሩህ እንዳሃለወ ሓቢርና ኣብ ክንዲ ምእላይ ኣብ ስድራና ከይተረፈ ኣትዩ ግዳይ ጌሩና ከሎ ንዉልቀ ረብሓ ክብሉ ፍርቂ ነብሶም ፍልሖ ኣትዩዎም ሞቶም ዘይተርፍ እንዳሃለወ ሂወቶም ስጋብ ዝሓልፍ ስቅታ ይመርጹ ጉድዩ ታሪኽ ኤርትራዉያን

  • @Miracle03-em5im
    @Miracle03-em5im 5 หลายเดือนก่อน +1

    ካብ ኤርፖርት ትመልስዎ?

  • @shishaygebremedhin5703
    @shishaygebremedhin5703 5 หลายเดือนก่อน +6

    ይገርም ናይ ወዲ በራድ ኪፊኣት ኣሕ ሻዓብያኣ ጉሓፍ ስብሓት ኤፍሮም ጋሓፍ
    ባኣዞ።

  • @really825
    @really825 5 หลายเดือนก่อน +1

    Regime change

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 5 หลายเดือนก่อน +1

    Esyas n etho eyu zkales zelo

  • @Hordata770
    @Hordata770 5 หลายเดือนก่อน +1

    Away hafteab blash konka beqa azi kulu rasi abzi wedika

  • @user-dc3jt3zp2s
    @user-dc3jt3zp2s 5 หลายเดือนก่อน

    Lingo gen ane adhineyo mekina wesideyo ilu neyru

  • @abisolomasfha3131
    @abisolomasfha3131 5 หลายเดือนก่อน

    Radio Rwanda

  • @AteshmGonetz-mk3lg
    @AteshmGonetz-mk3lg 5 หลายเดือนก่อน

    Seltene you are very Jung don’t be cruel …

  • @welduzeray3632
    @welduzeray3632 5 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ከልቢ እንታይ ኣዴኻ ሕጊ ትፈልጥ ኣቦታት ሃገራዊ ተመሲልካ እባ ኣቦታትና ወዲእካዮም ሰራቒ

  • @tsehayekeleta4096
    @tsehayekeleta4096 5 หลายเดือนก่อน

    How much did they pay you

  • @tekestetekeste276
    @tekestetekeste276 5 หลายเดือนก่อน +1

    ንሊንጎ ተቶሕ

  • @akberethagos8363
    @akberethagos8363 5 หลายเดือนก่อน +1

    ምጭዋይ ማለት ይወስዱኻሞ ክንለቀካ ክንድዚ ዝአክል ገንዘብ ክፈል እንተዘይ ከፊልካ ግንአይንሰደካን ኢና ክንቀትለካ ኢና ወይ ክንሸጠካ ኢና ይብሉኻ ንስኻ ድማ ዘዋጽአካ ትገብር ማለት እዩ። እዚኦም ግን ገንዘቦምን ነብሶምን ተገፊፎም ንሶም ናብ ወታሃደራዊ ታዕሊሞም እቲ ንብረቶም ድማ ወሪሶሞ እዚ እዩ ተግባራት ሻዕብያ።

  • @user-mf7hb6fd4n
    @user-mf7hb6fd4n 5 หลายเดือนก่อน

    Radio rowanda

  • @Eriboy
    @Eriboy 5 หลายเดือนก่อน +2

    ውኻሩ ! "ዓሚ ዝሞተ ምራኽ ፍትሑ " ሰብ ኣበይ ኣላ : ዓለም ኣበየናይ ኩነታ ኣላ ዘይርድኦም ሓንጎሎም ዝደረቑ ናይ ታሪኽ ሓተላ ::

  • @mebrahtuweldemichael5178
    @mebrahtuweldemichael5178 5 หลายเดือนก่อน

    ምን ይባላል የእናንተ ነፃነት ለባርነት ነው እንዴ የጠፋው ሕይወት እናታቸው ይቁጠሩት ሁሉንም ለማፊያው ገዤአችሁ አስረክባችሁ ወደ ስድት እንድታመሩ አደረጋችሁ በመቶ ሺ ግዜ መንግስቱ ኃ/ ማሪያም ይሻላችሁ ነበር።

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰልጠነ ገስረጥ,እንታይ ይበሃል ከመይ ኢልካ ትዛረብ,ካብ ኣደገ በቅሊ ቅንጣብ መፍለይ የብልካን.እዚ ሰብኣይ ቁምነገር ይዛረብ ንስኻ ካኣ ,ሃጠው-ቀጠው ትብል

  • @berhetewoldeberhan8479
    @berhetewoldeberhan8479 4 หลายเดือนก่อน +1

    Seltene you are totally wrong. Hateab is genuine Eritrean . Your question is complete irrelevant to the main topic Habteab’s genuinely narrating the true history. You are messing up Seltene

  • @user-ik3cp4tc9t
    @user-ik3cp4tc9t 5 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ስልጣንያ ብሓይሊ ጨውዮምና በሉ😂

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 5 หลายเดือนก่อน

    አንባየ ወዲ ረጋሂት ሃርበኛ ስዉአ አንኮ ስዉአ ኣብ ስሪሂት ኣርፖርት ፥ ኢሰያስ ታሪክ ኣሪትራውያን ከጥፍአ ኣለዎ ፥

  • @akliluzekaryas4591
    @akliluzekaryas4591 5 หลายเดือนก่อน

    Seb rekibe elka dika ms ezi agame kalka tihb

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no 5 หลายเดือนก่อน

    ኸማኻ ሃላው ሃለውለው ዝብል ወታሃደር የለን ድርባይ ሰነፍ

  • @user-dg6tn4jq4r
    @user-dg6tn4jq4r 5 หลายเดือนก่อน

    Lekbat

  • @oceanwhale6414
    @oceanwhale6414 5 หลายเดือนก่อน

    29:04 ከምዛ ዝገበርካያስ ኣብ ኤርትራ ከለኻ ቁሩብ ጉጂለ ዝሰምዑኻ መንእሰያት ፈጢርካ ታሪኽ አንተትርሕ እዩ እምበር ፣ ምስ ሊብያውያን ተፋጢጥካስ ታሪኽ ኣይኮነ ጂግንነት ኣይኮነ። ክንደይ ንሊብያውያን ኣሲሮም ዝቀጥቀጡ ወይድማ ዚቀተሉ ቂድመኻ ሓሊፎሞ እዮም አዚ መንገዲ። ኣብታ ኤርትራ ዉሽጢ ኮይኑ ታሪኽ ዝሰርሕ ኢና ስኢና ዘለና።

  • @user-ik3cp4tc9t
    @user-ik3cp4tc9t 5 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሰብኣይ ምሁር ዶንቆሮ ዩ

  • @mosob8
    @mosob8 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰልቻዊ ሓድሽ ነገር ዘይብሉ

    • @tiebeghebru2649
      @tiebeghebru2649 5 หลายเดือนก่อน

      ❌❌❌

    • @happysammy5205
      @happysammy5205 5 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ኣሰልቹያካ(ኪ) ጸርፊ ምስማዕ ድዩ ዘየሰልቹ?

    • @happysammy5205
      @happysammy5205 5 หลายเดือนก่อน

      ሓቂ ምስማዕ ኣሰልቻዊ ኮይንካ(ኪ) ጸርፊ እዩ ዘየሰልችወካ(ኪ)

  • @tesfayamanuel1466
    @tesfayamanuel1466 5 หลายเดือนก่อน

    አጃው ×1⁰00000000000000000000000000000---

  • @kidanehagos19gmail
    @kidanehagos19gmail 5 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙

  • @rahwateame7848
    @rahwateame7848 5 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 5 หลายเดือนก่อน +2

    💙💙💙💙💙💙💙