ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ያጠልል ኣዕጽምተ እምብዝኋ ጣዕሙ ፈድፈደ ፡ሊቀ ምምህር ፍስሃ ፡ ( ቃለ ሂወት እግዚኣብሔር ዘበንኩም ይባርኽ)
ቃል ሂወት የስመመዓልና ማእምራን
Kale hiwet yesmealna nay agelglot zebenkum yebzhayo
በከመ ሠማዕነ ቃለ ያሬድ ጥዑመ ልሣን ጥዑም ። እሁነ ፍስሓ ወካህናቲነ ኩልኩሙ ያስምእኩሙ ማህሌተ መላእክት ጉሩማን ዘአርያም ❤❤❤
ጥቀ ያስተፌስኅ መም ፍስሓ እሁነ ያብከ ጥዒና ወመዋዕል ኣምላክነ
ቃል ሂውት የስመዓልና ቃል ቁዱሳን ዕምባባ እግዚኣብሄር❤ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና
ይበል እሁየ ጥኡመ ልሳን እንዘ ትመስል ዘአቡከ ያሬድ ካህን ❤❤❤
ያጠልል ኣዕጽምተ እምብዝኃ ጣዕሙ ፈድፋደ፡ ሊቅ መምህር ፍስሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ
እም ኣፈ ፍስሃ ሰማይ ቅኔሁ በላእለ መሬቱ ወረደ፡፡
❤❤❤ lsane melaekt gobeze
ቃለሂወት የስማዕልና
Amen Amen Amen qale hewit yesmalen
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሊቃውንት ኣቦታትና
ኣሜን!
ይበል ድምጺ ይበል ቅኔ ግሩም
Sweet qine
ቃለ ህወይት የስመዓልና ብሩካት ኣቦታተይ ኣበይ ደኣዩ ከ ኣብ ኤርትራ ይምስል እዞም ጉሩማን ኣቦታተይ ምስ ረኣኩ
እንዳ ሥላሴ ዕዳጋ ሓሙስ እዩ 🇪🇷
መምህር ፍስሃ እንድዩ ሃቀይ ወጺ ኡ ከይከዉን እየ
እዉይ እዚ ዝምራሕ ዘሎ ደኣ ድያቆን የዉሃና እንድዩ ሕጂ ግን ጌጋ ይክለኣለይ ኣቆቃም ወዲኡ መርጌታ ኮይኑ እዩ መስለኒ
❤
መልካም ነው ,,,ግን ኣብ 10ይ ቤት መውቅዒ ኢይሁበነ ዘሎ" ኢይውህበነ" ተባሂሉ ይተኣረም ወሀበ ዝብል ግሥ ካልኣዩ" ይውህብ "ወይ ከኣ "ይሁብ" ይብል ስለዚ ኢይሁበነ ተኮይኑ ዜማ ክሰብር ስለዝኽእል ኢይውህበነ ኢሉ ቆጺሩን ከይጎረድን ተዝቅነ እሩም ምኾነ ፨ምስ ናይ ይቅሬትኡ ፨፨፨