ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Verryi good Bro, እታ ኣዝያ ተታሓሳስበኒ ዘላ ስክፍታይ ኣምጺኻያ ። ድሕሪ ዝተወሰነ ዓመታት ፣ስራሕ ጉልበት ዝባሃል የለን ። ኤርትራውያን ድማ ዝኽፈል መስዋእቲ ኣብ ክንዲ ብዛዕባ ኤሌክትሮኒክ ዝኣክል ፍልጠት ንሕዝ ። ንዝረኸብናዮ ናይ ኢንተርኔት ዕድል እቶም ኣወዳት ናይ በዓል ቆርጫጭ ደርፍታት ክንመላልሰሉ ንውዕል ፣እተን ኣወልድና ድማ ጥራራሕ ነብሰን እና ሳዕሳዓ ፣ ቤቢ ሻወር ብዝባሃል ናይ ሰነፋት ሞዳ ተኸቲለን ሎቖታ ዝኾነ ከብደን ናብ ቲክቶክ ሼር ክብላ ይውዕላ ። ደሓር ሽዑ ጸለምቲ ስለ ዝኾንና እዞም ጸዓዱ ጸሊኦምና ኣጋፊዖምና ንብል ።ስለዚ ፣ ከይ ኮነ ወግን ፣ከይ ተሰብረ ጸግን፣ዩ ነገሩ፣ሞ ። ልቢ ንግበር
Yes you are right, ኣድኒቀካ ብሓቂ ።
👍👍👍
I think you are correct and I think it is smart to get better on our internet and computer skils.
Really
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣጆካ ኣዘራርባካ ህዲኣት ኣለዎ ደስ ከኣ ይብለኒ ነዓይ በርትዕ ።
Thank you ተስፋይ። ኣዝዩ መሳጥን ባህ ዘብልን ትምህርቲ ሂብካና። ንሕና ካኣ ቃል ንኣቱ ንድቅና ተማሂሮም ክዓብዩ ን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ክግብሩን ኩሉ ዓይነት ጻዕሪ ክንገብረሎም። Thank you.
ቀጽሎ ክንጽበየካ ኢና፡ ኣብ ሰሙን 1 ግዜ ከምዚ ኣይነት ከተቅርበልና
Mich 9Yaelkidane
የቐንየልና ሓወይ ናተይ ጽቡቕ ትምርቲ፡ እታ 1GB ዘይብላ ሃገርና ኸኣ መታን ካብቲ ዘላቶ ዓዘቕቲ ከነውጽኣ ሎሚ ንመሃር, ፍልጠት ንደልብ፡ መታን ንዓና ክሕሸና።
Kemaka wedey zeybezhulna edmen tena ehabka .🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤
ኣውኡ ከይበጽሑ ኣምላኽ ክቅይሮ አዩ ናይ ነውጺ ዝኾነ ግዜ ፈጣሪ የዝሕለልና
ኩቡር ሐው ተባረኽ የቅንየልና። ነመስግነካ ዛኪ ኩሉ ግዜ ደላይ ጽቡቅን ሰናይ ባህርኻንውን ከየምስገና አይንሐልፍን። ተብረኹ
Btaemi des zebl tmhrti hibkana btaemi ena nemesgneka. Fetari selam tenan yhabka. Ertrawyan da megzaeti abokbikna endyu. Entay emo knbl nezom hadeshti weledo da xubuk yfterelom.
Thanks bor ajoka ab qexali kebrtey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሸፍቱ ህግደፍ ዩንቨርስቲ ዓጽዮም 360 ቤት ማእሰርቲ ሃኒጾም ሃገር ናብ ገደል ኣጽዲፎማ
You are right but we the eritreans in diaspora should do better on our skills growth because we have a lot of aportunities and we need to use them.
@@haregeweiniberhe8432 You're right
Thanks Tesfish i Appreciate the way u r presenting keep on
Eye opening and well put together. Thank you dear brother. All your efforts are much appreciated!
ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ሓወይ ተስፋይ መዓሾ ።ንኣመርካ ከም ትካል ሃዋይ ዓይነት ትኻል ኣለዋ ዶ ?
Zerhans Debesay እታ ዝሓተትካያ ሕቶ ብዓቅመይ ኣነ ክምልሰልካ ንኣሜሪካ ይትረፍ ከምዚ ናይ ዋዌ/ሁዋዌ ዓይነት ኣዝዩ ዓቢ ኣብ ምስራሕ ቴሌፎናትን ካልእ ኤለትሮኒካዊ ስርሓት ከምኡ ድማ ምዝርጋሕ መስመራትን ካልእ ናይ ሕክምናን ኤለትሮኒካዊ ኣቅሑት ዝሰርሕ ይትረፍ ኣዝየን ቁልጡፋት ዝኾና ባቡር ከማን የብላን ከምዘን ኣብ ኤውሮጳ ወይ ዉን ኣብ ጃፓን ቻይና እንረኽበን ። እቲ ሓደ ኣመሪካ እትምክሓሉ እንድሕ ር ኣሎ ኾይኑ ግን ንጥፈር እታ ብብዝሒ ሳትላይት ዘርጊሓ እትርከብ ሃገር ኣመሪካ እያ ከም ኡድማ ንጠፈር ዝበዝሓ መንኮርኮር ዝለኣኸት ሃገር እንድሕር ኣላ ኾይና ኣሜሪካ እያ ብድሕሪኣ ድማ ሩስያ።ንተወሳኺ ፍልጠት ፥ ካልእ ኣሜሪካ ኣብ ቡዝሓት ሃገራት ምዕቡል ወረራ ጌራ ንብዙሕ ዓመታት ኣብተን ሃገራት ትነብር ኣላ እዚ ድማ ንሰብ በይጂንግ ስለ ዘትዋሕጠሎም ልክዕ ከም ኣሜሪካ ግን ብምሕዝነት ንስራሕ ብዝብል ሽርሒ ሓደ ዓቢ ኡንጻ ይሃንጹልካ እብ ነዊሕ ዓመታት ዝኽፈል ልቃሕ ኢሎም ማለት እዩ ብድሕሪ እዚ ኣብተን ናይ መጀመርያ 5 ዓመት እቲ ልቃሕ ክኽፈል እንድሕር ዘይ ጀሚሩ መንግስቲ በይጂንግ ሓድሽ ዉዕል ምስታ ሃገር ይውዓዓሉ እዚ እንታይ ማለት እዩ ንሳቶም ን ኣስታት 99 ዓመት ነቲ ዝሃነጽዎ ትካል ይኹን ወድብ ንሳቶም የማሓድርዎ ብድሕሪኡ ነታ ሃገር ይገድፉላ ። ብዙሓት ሰባት እዚ እሞ ንዓና ኣይሃስየናን እዩ ክብሉ ትሰምዕ ግን ኣዝዩ እዩ ዝሃስየና ምኽንያቱ ድሕሪ 99 ዓመት ንሕና ነቲ ንሶም ዝሃንጽዎ ይትረፍ ክንጥቀመሉ ካብ ስራሕ ወጻ ኢ ክኸዉን እዩ ሽዑ ብተወሳኺ እቲ ሽዑ ዝመጽእ ምዕባሌ እዉን ክቕየር እዩ ብድሕሪኡ ኸ ቻይና ድዮም ክሰርሑልና? ስለዚ ኩላትና ተጸሚምና ሎሚ ኢና ክንምሃር ዘለና ።
Thank you hawina, Tesfay🇪🇷💕
Thank you so much our important information my dear hero I am proud of you 👏❤😘
great presentation for the young 🌱🌱🌱🌱 GenerationsKeep doing the great job 👍👍👍
Betam des zebl aglaxa ajoka hawey Natey kexlo👏👏👏❤
Thank you.
Many thanks bro 🙏🙏🙏
ብተኣሚ ምሃሪ ዝኾነ ፅሑፍ ዛኤባ 5G ስክፍታይ ዝገለጽካ ሓውና ተስፋይ ይመስገነካ, ይሕዋት ኩሉና ካብ ተጽባይነት ነጻ ክንከውን ብዘለና ዓቅምና ኣካክብና ንምሃር, ኩሉ ድሕሪ ትምህርት አዩ, ምሁር ውላድ ክህልወና ፅቡቅ ትምኒት አካ አንተኾነ ንሕና ኣርኣያ ናይ ውላድና ንኹን ሓደራ, ካብ ጉልበት ንገላገል ብሓባር ንአበ 🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you Bro....
Excellent world technology, education, economy and employment information
Thank u kubur hawi abi tmrti iyu
Danke tesfay measho
Tnxx brother
Thanks 🙏 Tesfish for your great idea
Thank you for you're effort, that's an interesting lessons. 👍❤
ሰላም ንዓኹም ይኹን የሕዋተይ ፡ጀጋኑ ደቂ ሃገር ትግራይ ኣብ ትገብሩዋ ቃልሲ ዓወት ይምነየልኩም ፡ሃገረ ትግራይ ትዕወት ፡ምኽናቱ ዕላማና ፍልጡን ንጽርን ስለ ዝኾነ ራኢ ኣለና!🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️✌️✌️✌️💯
Nhna eritreawin ina bro 🤔🤣🤣🤣🤣🤣
Thank you it's really helpful👍🏿
Thanks you Good job 👍👍
Thank you bro
Thank you!
Thx for the update
Thank you so much brother!
I appreciate you Tesfay please we will wait you
Wow thanks so much God bless you
ሰበኣይ ኢኻ ብሓቂ👍 በጃካ ከምዚ ኣፍልቶና ዘስፍሕ ደጋግመና።ሮበት መካይን ካኣ ጀሚረን እየን ንኣብነት "LKW" በጣሕ ገለ
ጽቡቅ መደምደምታ እዚ ሐወይ ድሕን ዕድመ እተሂቡናስ አሎልና:: እንዳተመላለስናውን ንምህር ኔርና ኢና:: እዚ ስሱዕ ስልጣንን ሐለፋታትን ጥራሕ ይቀተለልና እምበር ከነርክብ ኢና::
ዋውውውውውው በቃ ኣቀራርባኻ ሓወይ ኣብቀጻሊ ኣፍልጦና ዘስፍሕ መደባት ሒዝካ ክትመጸና ንጽበ የቅውኔልና። እምበር ጉዳይ እስኳላ ገዲፍካ ተዛረብ ዝተማህሩ ኣበይ በጺሖም ዝብል ስዉር ሽጣራ ህግደፍ ኤፐ
Great job bro qexelo kmzitat bazba nay future technology alem enda rqeqet tekedlu zela gzie meflatu agedasi eyu betami xebuq Serah
Thank you mestiyat betna
Thanks bro for this important information ✌
Gute Erklärung👍 Danke
Thank you!!!Tesfai
ዛኪ እንካዕ ደሓን መጻእኪ
Tenx bro
Vielen Dank für die Info
Thank u
Thank you
ኣቤት ትምህትን ኣገላልጻን ይበል ክቡር ሓው
good information tesfie bro so next
Thank you for sharing with us brother and keep it up 👆
Important topic thanks bro
Tnx bro subuk akarariba
Ayani Tsebuk medeb 👏 👍👍
Hour hero god bless you zak
Bravo.
Nice information
Thanks
ስላም ዛኪ ሓዊና
Corrections*2G or GSM ( global system for mobile communication) was 9.6 Kbit/s *3G or UMTS ( universal mobile telecommunications system) 384 Kbit/s *4G and 4G+ or Lte ( Long Term Evolution) 4G 300 Mbit/s and 4G+ 1Gbit/s. *5G 10Gbit/s
Thank you.👍
Wawwwwww maharn hanaxin zukone maada eu kibret yhabelna
እዚ ድኣሞ በቃ ማይክሮ ቺፕ ዝተቀበለ ጥራይ ኢዩ ምስ እዚ ቴክኖሎጂ ዝብልዎ ዘለዉ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ክከይድ ዝክእል ። ኣይገብርን ተይልካ ከኣ ኣይትሰርሕ ኣይትገዝእ ሮበት ይሰርሖ ወይ ከኣ እቶም ኣብ ኢዶም ማሕተም ዝተዋህቦም ምስኡ ኮኔክት ይኾኑ።
ሰላም ክብሪ ሓዉና መልካም ሰኒበት
Ata resi abyuna dengilu eyu ajokum etom nfuatn dehan zkonkumn etom zterefna kea ndeqna xbuq gerna amhirna adna knqyr nbeges zomahwatey tesfay hawna kea thanks komeu wn mestyat bietna
Xbuk aleka hibretesebna emo aymeharu ayemhru endo koinom.Haliflka kiriuka zeydeliu hibreseb
@@theboy3651 ygermeka u nsu endyu dea ndhrit zmelsena zelo broy
Ressi abyuna kkkkkkkkkkkk ajoka .
Good job, keep it up.
Selamnaeka ykin hawey
Zaki well commen
Welcome! Mestyat Betna👍
😍😍😍😍😍😍
Yeqenyela Tesfay measho hawna
Wow ata eti dmxka da gele aynet ❤️🙏🏽
Waww nekulkum selam enda blku kemzeum zblkum yehwat ka ay tetfuna
👍
Willkommen Zaki wedi hzbi
5G ኣብ ደቂ ሰባት ብርግጽ ብዙሕ ጠቕሚ ኣለዎ ይኹን ደኣምበር ብዙሕ ሓደጋ ውን ኣለዎኣብ ወተሃደራዊ ዕላማ ክህልዎ ዝኸእል ጽልዋ ብፍላይ ሓደ ካብቲ ዘተሓሳስብ እዩ
Wawwwwwwww , thanks eti zedlyeni znebere timihrti , amlak ybarkka.
ትምህርቲ ማለት መቀይሮ ተፈጥሮ ኾኑ፥ ንኹሉ ሰብ ብቀሊሉ ዘንብር፥ ዕድመ ዘውስክ፥ ሕማም ዝቅንስ ብሉጽ ኽብሪ ዩ።ህዝቢ ኤርትራ ግን ኽማሃር ዘይ ኾነስ ኣብ ሃገረ ፥ ኣምላክ ዝፈጠሮ ኣየር ብሰላም ክስተማቕር ኣተፈቐደሉን።th-cam.com/video/fuQ20z8T-eY/w-d-xo.html
ጽብቕቲ መልእኽቲ ክቡር ሓወይ። የቐንየልና!
👍🙏❤
What's On My Mind?
ብሐቂ ብሐቂ እዚ ድሑር ስርዓት ድሕሪት አትሪፉና:: 🛑ግን ተስፋ ዘቁርጽ የብልናን:: There is a blessing in disguise: ብሰንኪ ስደት ብዙሐት ኤሪትራውያን አብ ናይ ዓለም አሎ ዝብሀላ Universities, Institutes, Institutions, Organizations ዝሰርሑን ዘካዩዱን አለውና:: ስለዚ አብዚአ ንስደተኛታት ኤርትራዊያን ክብላ ዝደሊ: ደቅኹም አምህሩ: ብግዚያዊ ገንዘብ አይትተዓሸው: ዓድና ንምለሰሉ ወይ ከአ ሐደ እግርና ናብ ስደት ሐደ እግርና ከአአብ ዓድና ነንብረሉ ግዜ እናቀረበ ይመጽእ አሎ:: "ስርዓት" ኢስያስ ዘብቀዓሉ ግዜ ከአ አብ አፍደገ ንርእዮ አሎና::
ዓለም 5G በጺሓ ኣብ ሃገርና ግን 1G ከማን ኣይጀመረን😭 ካልእ ይትረፍ ምስ ወለድና ብ ቪድዮ እንዳተረኣኣና ናፍቆትና መውጻእና
ata derbay nska hadimka kedka men yu 5 G kgebrelka tehasb ...fetawi nebsu
@@robinklt aytgage mejemerta tserfi ytsnhalka, tserfi nay dkumat iyu intetegagye hawka sle zkonku ktirmeni fetn. Kgber zkeal intekoynu kea ane intezeygeberkuwo nska ktgebro tkil nerka ika, Nkulatna iyu zmlket. Drbay zbhal seb kea yelen ab qdmi amlak kulu seb kbur iyu. Amlak drbay zbhal seb ayfeteren. Srah amlak ayteqalil hawey natey Sesenau nika🤚
@@F-NG5 gobez.
🤝🤝🤝🤝🙏🙏✅✅✅
Kbur haw btami xbuq agelalxa . Nzhabkana sifih zbele habereta nemesgn nbdhri hji ewe semunawi hizka temxikalna zbelexe eyu .
ወይ ጉድ ምዕባለን ቴክነሎጂ ክፍኣትን ጠገለ ዘይብሉ ሥስዔን ዩ ኣምጺልና፡ ካብዚ ይሰውረና።
ኣዝዩ ዝነኣድ ኣፍልጦ ቀጽሎ ።
Like
Oh ኣለኩም ዶ ከምዚ ከማይ 5G እናሃለወ ርእሱ G7 መሲልኩም ዝኣተኩም? ዘረባ ምስ ጀመረ ካልእ ርእሲ ምካኑ ፈሊጠ uff ኩሉ ሓሳበይ ብዛዕባ ኩይናት እንበር ብምዕባለ ቴክኖሎጂ ይሓስብ የለኩን😌
Bteami blux srah Tesfay arkey
Tanx bro gin 4G yikun 5G tray yxawtena pubg 😉😉
Mkri delye neyre
5G samsung galaxy s21 ULTRA alewen gin ayserihin eu
Zaki jgna
Ajoka berta dgemena dma
Invest on 5 G . Nokia is cheap now .
Gin kihateka endo ezi 5G mis seytan mtessar yeblun
ብሓፈሻ ኣፍሪቃዊ ብፍላይ ክኣ ሓበሻ ጉንዲ ሃይማኖት ሃይማኖት ተጻወት በሎ ክፈትወካን ክሰምዓካን እምበር ዘመናዊ ኩን ሰልጥን (ከም ሰብ ሕሰብ) ኣስተውዕል ወዘተ..እንተድኣ ትብሎ ኮይንካስ ጸላኢኡ ኢኻ ክትከውን ንሓበሻ ዘፍትወሉ ከም ብዓል ኢሳያስ ኣፍወርቂ ዝመሰሉ ደንቊሮም ወለዶ ዘደንቁሩ ከም ኣራዊት (እንሰሳ) ብስምዒት ጥራሕ ዝምርሑ ደናቑር እዩ እምበር ስልጥን ፣ ንቓሕ ፣ ሰብ ኮይንካ ከም ሰብ ሕሰብ ፣ እንተውሓደ ሰብ ኣብ ዝበጽሖ ደረጃ ምዕባለ ብጻሕ ትብሎ እንተድኣ ኮይንካ ጸላኢኡ ኢኻ!🥴😉
Wow nay behaki haki zereba ya kubur haw
Azu des zebil temrte eyu edmen Tenann yehbka abkaxale kabu bezbelexe kitmlesna tesfa alena
Kkkkkkkk እዋይ ቦኮክ 2025 እዮ ክጅምር ንሱ ውን ንውሑዳት ተጠቀምቲ ከም ዝዝርጋሕ እዮ ።
Verryi good Bro, እታ ኣዝያ ተታሓሳስበኒ ዘላ ስክፍታይ ኣምጺኻያ ። ድሕሪ ዝተወሰነ ዓመታት ፣ስራሕ ጉልበት ዝባሃል የለን ። ኤርትራውያን ድማ ዝኽፈል መስዋእቲ ኣብ ክንዲ ብዛዕባ ኤሌክትሮኒክ ዝኣክል ፍልጠት ንሕዝ ። ንዝረኸብናዮ ናይ ኢንተርኔት ዕድል እቶም ኣወዳት ናይ በዓል ቆርጫጭ ደርፍታት ክንመላልሰሉ ንውዕል ፣እተን ኣወልድና ድማ ጥራራሕ ነብሰን እና ሳዕሳዓ ፣ ቤቢ ሻወር ብዝባሃል ናይ ሰነፋት ሞዳ ተኸቲለን ሎቖታ ዝኾነ ከብደን ናብ ቲክቶክ ሼር ክብላ ይውዕላ ። ደሓር ሽዑ ጸለምቲ ስለ ዝኾንና እዞም ጸዓዱ ጸሊኦምና ኣጋፊዖምና ንብል ።
ስለዚ ፣
ከይ ኮነ ወግን ፣ከይ ተሰብረ ጸግን፣ዩ ነገሩ፣ሞ ። ልቢ ንግበር
Yes you are right, ኣድኒቀካ ብሓቂ ።
👍👍👍
I think you are correct and I think it is smart to get better on our internet and computer skils.
Really
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣጆካ ኣዘራርባካ ህዲኣት ኣለዎ ደስ ከኣ ይብለኒ ነዓይ በርትዕ ።
Thank you ተስፋይ። ኣዝዩ መሳጥን ባህ ዘብልን ትምህርቲ ሂብካና። ንሕና ካኣ ቃል ንኣቱ ንድቅና ተማሂሮም ክዓብዩ ን ኣብ መጻኢት ኤርትራ ዓቢ ኣስተዋጽኦ ክግብሩን ኩሉ ዓይነት ጻዕሪ ክንገብረሎም። Thank you.
ቀጽሎ ክንጽበየካ ኢና፡ ኣብ ሰሙን 1 ግዜ ከምዚ ኣይነት ከተቅርበልና
Mich 9Yaelkidane
የቐንየልና ሓወይ ናተይ ጽቡቕ ትምርቲ፡ እታ 1GB ዘይብላ ሃገርና ኸኣ መታን ካብቲ ዘላቶ ዓዘቕቲ ከነውጽኣ ሎሚ ንመሃር, ፍልጠት ንደልብ፡ መታን ንዓና ክሕሸና።
Kemaka wedey zeybezhulna edmen tena ehabka .🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤
ኣውኡ ከይበጽሑ ኣምላኽ ክቅይሮ አዩ ናይ ነውጺ ዝኾነ ግዜ ፈጣሪ የዝሕለልና
ኩቡር ሐው ተባረኽ የቅንየልና። ነመስግነካ ዛኪ ኩሉ ግዜ ደላይ ጽቡቅን ሰናይ ባህርኻንውን ከየምስገና አይንሐልፍን። ተብረኹ
Btaemi des zebl tmhrti hibkana btaemi ena nemesgneka. Fetari selam tenan yhabka. Ertrawyan da megzaeti abokbikna endyu. Entay emo knbl nezom hadeshti weledo da xubuk yfterelom.
Thanks bor ajoka ab qexali kebrtey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሸፍቱ ህግደፍ ዩንቨርስቲ ዓጽዮም 360 ቤት ማእሰርቲ ሃኒጾም ሃገር ናብ ገደል ኣጽዲፎማ
You are right but we the eritreans in diaspora should do better on our skills growth because we have a lot of aportunities and we need to use them.
@@haregeweiniberhe8432 You're right
Thanks Tesfish i Appreciate the way u r presenting keep on
Eye opening and well put together. Thank you dear brother. All your efforts are much appreciated!
ብጣዕሚ ኣዲንቀካ ሓወይ ተስፋይ መዓሾ ።ንኣመርካ ከም ትካል ሃዋይ ዓይነት ትኻል ኣለዋ ዶ ?
Zerhans Debesay እታ ዝሓተትካያ ሕቶ ብዓቅመይ ኣነ ክምልሰልካ ንኣሜሪካ ይትረፍ ከምዚ ናይ ዋዌ/ሁዋዌ ዓይነት ኣዝዩ ዓቢ ኣብ ምስራሕ ቴሌፎናትን ካልእ ኤለትሮኒካዊ ስርሓት ከምኡ ድማ ምዝርጋሕ መስመራትን ካልእ ናይ ሕክምናን ኤለትሮኒካዊ ኣቅሑት ዝሰርሕ ይትረፍ ኣዝየን ቁልጡፋት ዝኾና ባቡር ከማን የብላን ከምዘን ኣብ ኤውሮጳ ወይ ዉን ኣብ ጃፓን ቻይና እንረኽበን ። እቲ ሓደ ኣመሪካ እትምክሓሉ እንድሕ ር ኣሎ ኾይኑ ግን ንጥፈር እታ ብብዝሒ ሳትላይት ዘርጊሓ እትርከብ ሃገር ኣመሪካ እያ ከም ኡድማ ንጠፈር ዝበዝሓ መንኮርኮር ዝለኣኸት ሃገር እንድሕር ኣላ ኾይና ኣሜሪካ እያ ብድሕሪኣ ድማ ሩስያ።
ንተወሳኺ ፍልጠት ፥ ካልእ ኣሜሪካ ኣብ ቡዝሓት ሃገራት ምዕቡል ወረራ ጌራ ንብዙሕ ዓመታት ኣብተን ሃገራት ትነብር ኣላ እዚ ድማ ንሰብ በይጂንግ ስለ ዘትዋሕጠሎም ልክዕ ከም ኣሜሪካ ግን ብምሕዝነት ንስራሕ ብዝብል ሽርሒ ሓደ ዓቢ ኡንጻ ይሃንጹልካ እብ ነዊሕ ዓመታት ዝኽፈል ልቃሕ ኢሎም ማለት እዩ ብድሕሪ እዚ ኣብተን ናይ መጀመርያ 5 ዓመት እቲ ልቃሕ ክኽፈል እንድሕር ዘይ ጀሚሩ መንግስቲ በይጂንግ ሓድሽ ዉዕል ምስታ ሃገር ይውዓዓሉ እዚ እንታይ ማለት እዩ ንሳቶም ን ኣስታት 99 ዓመት ነቲ ዝሃነጽዎ ትካል ይኹን ወድብ ንሳቶም የማሓድርዎ ብድሕሪኡ ነታ ሃገር ይገድፉላ ። ብዙሓት ሰባት እዚ እሞ ንዓና ኣይሃስየናን እዩ ክብሉ ትሰምዕ ግን ኣዝዩ እዩ ዝሃስየና ምኽንያቱ ድሕሪ 99 ዓመት ንሕና ነቲ ንሶም ዝሃንጽዎ ይትረፍ ክንጥቀመሉ ካብ ስራሕ ወጻ ኢ ክኸዉን እዩ ሽዑ ብተወሳኺ እቲ ሽዑ ዝመጽእ ምዕባሌ እዉን ክቕየር እዩ ብድሕሪኡ ኸ ቻይና ድዮም ክሰርሑልና? ስለዚ ኩላትና ተጸሚምና ሎሚ ኢና ክንምሃር ዘለና ።
Thank you hawina, Tesfay🇪🇷💕
Thank you so much our important information my dear hero I am proud of you 👏❤😘
great presentation for the young 🌱🌱🌱🌱 Generations
Keep doing the great job 👍👍👍
Betam des zebl aglaxa ajoka hawey Natey kexlo👏👏👏❤
Thank you.
Many thanks bro 🙏🙏🙏
ብተኣሚ ምሃሪ ዝኾነ ፅሑፍ ዛኤባ 5G ስክፍታይ ዝገለጽካ ሓውና ተስፋይ ይመስገነካ, ይሕዋት ኩሉና ካብ ተጽባይነት ነጻ ክንከውን ብዘለና ዓቅምና ኣካክብና ንምሃር, ኩሉ ድሕሪ ትምህርት አዩ, ምሁር ውላድ ክህልወና ፅቡቅ ትምኒት አካ አንተኾነ ንሕና ኣርኣያ ናይ ውላድና ንኹን ሓደራ, ካብ ጉልበት ንገላገል ብሓባር ንአበ 🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you Bro....
Excellent world technology, education, economy and employment information
Thank u kubur hawi abi tmrti iyu
Danke tesfay measho
Tnxx brother
Thanks 🙏 Tesfish for your great idea
Thank you for you're effort, that's an interesting lessons. 👍❤
ሰላም ንዓኹም ይኹን የሕዋተይ ፡ጀጋኑ ደቂ ሃገር ትግራይ ኣብ ትገብሩዋ ቃልሲ ዓወት ይምነየልኩም ፡ሃገረ ትግራይ ትዕወት ፡ምኽናቱ ዕላማና ፍልጡን ንጽርን ስለ ዝኾነ ራኢ ኣለና!🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛❤️❤️❤️✌️✌️✌️💯
Nhna eritreawin ina bro 🤔🤣🤣🤣🤣🤣
Thank you it's really helpful👍🏿
Thanks you Good job 👍👍
Thank you bro
Thank you!
Thx for the update
Thank you so much brother!
I appreciate you Tesfay please we will wait you
Wow thanks so much God bless you
ሰበኣይ ኢኻ ብሓቂ👍 በጃካ ከምዚ ኣፍልቶና ዘስፍሕ ደጋግመና።ሮበት መካይን ካኣ ጀሚረን እየን ንኣብነት "LKW" በጣሕ ገለ
ጽቡቅ መደምደምታ እዚ ሐወይ ድሕን ዕድመ እተሂቡናስ አሎልና:: እንዳተመላለስናውን ንምህር ኔርና ኢና:: እዚ ስሱዕ ስልጣንን ሐለፋታትን ጥራሕ ይቀተለልና እምበር ከነርክብ ኢና::
ዋውውውውውው በቃ ኣቀራርባኻ ሓወይ ኣብቀጻሊ ኣፍልጦና ዘስፍሕ መደባት ሒዝካ ክትመጸና ንጽበ የቅውኔልና። እምበር ጉዳይ እስኳላ ገዲፍካ ተዛረብ ዝተማህሩ ኣበይ በጺሖም ዝብል ስዉር ሽጣራ ህግደፍ ኤፐ
Great job bro qexelo kmzitat bazba nay future technology alem enda rqeqet tekedlu zela gzie meflatu agedasi eyu betami xebuq Serah
Thank you mestiyat betna
Thanks bro for this important information ✌
Gute Erklärung👍 Danke
Thank you!!!
Tesfai
ዛኪ እንካዕ ደሓን መጻእኪ
Tenx bro
Vielen Dank für die Info
Thank u
Thank you
ኣቤት ትምህትን ኣገላልጻን ይበል ክቡር ሓው
good information tesfie bro so next
Thank you for sharing with us brother and keep it up 👆
Important topic thanks bro
Tnx bro subuk akarariba
Ayani Tsebuk medeb 👏 👍👍
Hour hero god bless you zak
Bravo.
Nice information
Thanks
ስላም ዛኪ ሓዊና
Corrections
*2G or GSM ( global system for mobile communication) was 9.6 Kbit/s
*3G or UMTS ( universal mobile telecommunications system) 384 Kbit/s
*4G and 4G+ or Lte ( Long Term Evolution) 4G 300 Mbit/s and 4G+ 1Gbit/s.
*5G 10Gbit/s
Thank you.👍
Wawwwwww maharn hanaxin zukone maada eu kibret yhabelna
እዚ ድኣሞ በቃ ማይክሮ ቺፕ ዝተቀበለ ጥራይ ኢዩ ምስ እዚ ቴክኖሎጂ ዝብልዎ ዘለዉ ናይ ጥፍኣት መንገዲ ክከይድ ዝክእል ። ኣይገብርን ተይልካ ከኣ ኣይትሰርሕ ኣይትገዝእ ሮበት ይሰርሖ ወይ ከኣ እቶም ኣብ ኢዶም ማሕተም ዝተዋህቦም ምስኡ ኮኔክት ይኾኑ።
ሰላም ክብሪ ሓዉና መልካም ሰኒበት
Ata resi abyuna dengilu eyu ajokum etom nfuatn dehan zkonkumn etom zterefna kea ndeqna xbuq gerna amhirna adna knqyr nbeges zomahwatey tesfay hawna kea thanks komeu wn mestyat bietna
Xbuk aleka hibretesebna emo aymeharu ayemhru endo koinom.
Haliflka kiriuka zeydeliu hibreseb
@@theboy3651 ygermeka u nsu endyu dea ndhrit zmelsena zelo broy
Ressi abyuna kkkkkkkkkkkk ajoka .
Good job, keep it up.
Selamnaeka ykin hawey
Zaki well commen
Welcome! Mestyat Betna👍
😍😍😍😍😍😍
Yeqenyela Tesfay measho hawna
Wow ata eti dmxka da gele aynet ❤️🙏🏽
Waww nekulkum selam enda blku kemzeum zblkum yehwat ka ay tetfuna
👍
Willkommen Zaki wedi hzbi
5G ኣብ ደቂ ሰባት ብርግጽ ብዙሕ ጠቕሚ ኣለዎ ይኹን ደኣምበር ብዙሕ ሓደጋ ውን ኣለዎ
ኣብ ወተሃደራዊ ዕላማ ክህልዎ ዝኸእል ጽልዋ ብፍላይ ሓደ ካብቲ ዘተሓሳስብ እዩ
Wawwwwwwww , thanks eti zedlyeni znebere timihrti , amlak ybarkka.
ትምህርቲ ማለት መቀይሮ ተፈጥሮ ኾኑ፥ ንኹሉ ሰብ ብቀሊሉ ዘንብር፥ ዕድመ ዘውስክ፥ ሕማም ዝቅንስ ብሉጽ ኽብሪ ዩ።
ህዝቢ ኤርትራ ግን ኽማሃር ዘይ ኾነስ ኣብ ሃገረ ፥ ኣምላክ ዝፈጠሮ ኣየር ብሰላም ክስተማቕር ኣተፈቐደሉን።
th-cam.com/video/fuQ20z8T-eY/w-d-xo.html
ጽብቕቲ መልእኽቲ ክቡር ሓወይ። የቐንየልና!
👍🙏❤
What's On My Mind?
ብሐቂ ብሐቂ እዚ ድሑር ስርዓት ድሕሪት አትሪፉና:: 🛑
ግን ተስፋ ዘቁርጽ የብልናን:: There is a blessing in disguise: ብሰንኪ ስደት ብዙሐት ኤሪትራውያን አብ ናይ ዓለም አሎ ዝብሀላ Universities, Institutes, Institutions, Organizations ዝሰርሑን ዘካዩዱን አለውና:: ስለዚ አብዚአ ንስደተኛታት ኤርትራዊያን ክብላ ዝደሊ: ደቅኹም አምህሩ: ብግዚያዊ ገንዘብ አይትተዓሸው: ዓድና ንምለሰሉ ወይ ከአ ሐደ እግርና ናብ ስደት ሐደ እግርና ከአአብ ዓድና ነንብረሉ ግዜ እናቀረበ ይመጽእ አሎ:: "ስርዓት" ኢስያስ ዘብቀዓሉ ግዜ ከአ አብ አፍደገ ንርእዮ አሎና::