SAMI SHIKOR - Interview with Ermias G/Medhin ERI360. ቓለ መሕትት ምስ ኤርምያስ ገብረመድህን፡ ናይ ነዊሕ እዋን መሳርሕቲ ዉፉይ
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 10 ก.พ. 2025
- #eritrea #eritreantigrignamusic #ethiopianmusicyarednegubirabiro2021 #habesha #neweritrean #neweritreanmusic #samishikor #neweritreamusic #ኤርትራ
ኣነ ዝገርመኒ ኣያታትና ዛዕባ ዓዲን ወድ ጎደቦ ከይትብሉ ዝብል መብርሂ ተዋሂብዎም ከየዃማስዑ ኣብ ግብሪ ኣውዒሎሞ ኣብ መወዳእታ ተወልጄ ተሓቢዖም ኣትዮም ደቀባት ድማ ኣብ ጎዳጉዲ ተዳጒኖም ብመን ብተወልጄ ! እዞም ተወልጄ ብዘተኻእለ ኣብ ደርፊ ኣብ ድራማ ከምኡውን ናብ ሶሻል ሚድያ ጠልጠል ምባል ናቶም'ዩ ምኽንያቱ ክፍለጡን ቅቡልነት ስለዝደልዩ ። እቲ ሓታቲ መቦቆል ዝብሉ ደቒ ሃገረሰብ ኢዮም ኢሉ እቲ ኣብ ከተማ ዝነብር ኤርትራዊ መቦቆል ዓዲ ኣለዎ ! መበቆል ዓዲ ዘይብሉ ተወልጄ'ዩ ! እዚ ሰብ መን ምዃኑ ደቀባት ዓዲ ዃላ ክሕብሩ ስለዝኽእሉ ጸገም የብሉን ! እዝ ሰብ እንታይ ይዛረብ ከምዝነበረ ኩልና ስለንፈልጥ ኣብ ሰዓቱ ክንጸባጸብ ኢና ! ብዝኾነ ኤሬትሪን ከይንዳናገር መበቆል ዓዲ ኣገዳሲ'ዩ ወሳኒ'ዩ እንተዘየለ ጌጋ ኣያታትና ክንደግም ኢና ! ነስተውዕል ንሓዋሩ ኤርትራውያን ብሰላም ክነብሩ ኤርትራ ብደቀባት ጥራሕ ክትምራሕ ኣለዋ ።
ገጹ ይከወል።ትግራይ ትዕወት ዝብል ዝነበረ እዩ።ትግራዋይ እዩ ዘሩ ዜሩ ምስ ትግራይ እዩ።ሓሳዊ
ህውሓት ንኤርትራውያን ብሕጊ ኣይሰጎጎምን ንብረቱን ቆልዓ ሰበይቲ ፈላሊኻ ምስጓግ ኢዩ ኔሩ ተጋሩ ብሕጊ ኢዮም ናብ ዓዶም ካብ ኤርትራ ከይዶም ዘራኽብ የብሉን
ከም ሓደ ጌርኩም ኣይትራኣይዎ።
ኣንታ ሳሚ ሓወይ ካብ እንዳ ኣቦይ ሕሰበላን እንዳባጉና ዝኣኻከብዎ ሓበሬታ ሰራዊትና እዮም ከም background ናቶም ዘዕልልዎ. ሓሳዊ ትግራዋይ እዩ እዚ. እዚ ወዲ ማለሊት እዩ.
👍👍👍👍👍
ወዲ ዓዲ ኻላ እንተኪይኑ ንምንታይ ኣቡኡ መቅባር ከሊኦሞ ፡ ቀልውላው መንነት ኣለዎ
ስርሑ ኣይገለጸን። እዚ ሰብ ሃይማኖት ሃይማኖት ዝጻወት ወስላት ሓሳዊ እዩ። ኩሉ ሕሉፍ ተግባራቱ ናይ ውስለታ እዩ።
ኣብ ድሕረ ባይታ መበቆል ዓዲ፡ ዕለተ ልደት፡ ደረጃ ትምህርቲ፡ ካልእ ተሞክሮታት ኣገዳሲዩ ፡፡ ብፍላይ ግን መቦቆልካ ንምንታይ ትሓብኦ፡፡ ናይ ዓዳውያን ዘይኮነ ግሉጽነትዩ
ዌዓ፡ኣብዓስብ፡ኣላ፡ኢሉና፡
ኤርምያስ ካብዚኦም ዝራሓቅካ እግዚኣብሔር ሚሒሩካ🙏🙏🙏
ትግራዋይ ኢዩ ከባብ ዐድካላ ስድሩኡ ተሰድ ዶም ይነብሩ ነሮም ዝፈልጥዎ ክንደይ ሰብ ኣሎዉ ሎቅማጽ ጽቡቅ ገሩ ኣይገለጾን 😂😂😂
እንታይ እሞ ትግራዋይ እንተ ኮነ:: ቀንዲ መራሕቲ ህግደፍ ተጋሩ ኢዮም:: ግብሮም ኩፍእ ስለ ዝኾነ እምበር መንነቶም መበቆሎም ተጋሩ ስለ ዝኾነ ኣይኮናን ንቃወሞም ዘለና::
መደናገሪ እዩ ዝመስል
ንሳዋ ዝወረደሉ ዓመት ከመይ ጌሩ ይጠፍኦ ? መደናገሪ
ተገጊኻ ኣለኻ ዘይትፈልጦ ተኾንካ ኣይፈልጦን እየ በል ዊዓ ዳኣ ምዓስ ንዓሰብ ተቀይራ
ሰበይቲ ዉን ወታሀዲር አላ
ብኹሉ ፋልሶ፡ ሃይማኖት ምዃን ኣብያትካ፡ ፖለቲካ ኣብያትካ፡ትምህርቲ ኣብያትካ፡ 😢😢ተንኮል ፈቲንካ ኣብያትካ 😢😢 ፋልሶ
ኣታ ሑቡእ ሳሚ ዝብሉካ እስከ እዛ ሕቶ እዚኣ ሕተቶ ? ኣቦኻ ኤርትራዊ ወዲ ዓዲኽዋላ እንተ ደኣ ኮይኖም ንምንታይ ደኣ ምስ ሞቱ ወዲ ስለ ዘይኮኑ ኣብዚ ኣይቅበሩን ኢዮም ኢሎም እቶም ደቀባት ደቂ ዓዲ ሽማግለታት ኣብዮም ?
እዚ ሳሚ ሽኮር ዝበሃል ነዚ ቃልሲ ሓደ ካብቶም ፋሕ ዘብሉ ዘለው እዩ ኣበይ ኣለው እቶም ኣብ ደምበ ፍትሒ ዝኾረዩ ኢሉ እዩ ዘምጽእ እዚ ሳሚ ሽኮር ዘይኮነ ሳሚ ኩፉእ እዩ ክበሃል ዘለዎ
Zrugat entay ke akmi alewom.
Sami aey konen shemu Suliman eyu tkkl shemu
@NAk6920 ኣብ ዩቱብ ዘሎ ትኽክል ሽሙ እዩ ዝመስለኒ ነሩ ግን ስነምግባር የብሉን ካብ ደንበ ፍትሒ ዝኾረዩ ወይ ሓደ ደላይ ፍትሒ ምስ ሓደ ደላይ ፍትሒ እንድሕሪ ተባኢሱ እዚ ሳሚ ዝብል ሓደ ካብቶም ዝተባእሱ ኣምጺኡ የባእሶም ሓፈሻዊ ኩሉ ዝገብሮ ጥዕና ዘለዎ ኣይኮነን
ኣብቲ ካልእ ዝበልካዮ ድሓን ኣፍልጦ ይብለይን ምስኦም ስለ ዘይኮንኩ እንተ እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ታዓሊመዶ ስርሒትዶ ገለ ዝበልካዮ ግን ኣይ ግድን ሓድ ኣብ ታዕሊም ከለኻ ብረት ኣይ ትዋሃብን ኢኻ ኣባላ እዮም ብረት ዝሕዙ ተዓላማን ግንድዐ ዕንጨይትን ሓኹምሽቲን ኣብ ዕጥቂ ከም ቡንባ ትጥቀመሉ ህጀም ክትብሃል ከለኻ ብሓኹምሽቲ ኢኻ ትድርቢ ቡንባ ዳበልካ እቲ ቶክሲ ክኣ ኣባላት ዓለምቲ ንላዕሊ ይትኩሱ ስለዝስ ኣይ ግድን ንሻዕባ ይፈልጥ እየ ክትብል ዘየለ ምዝራብ ጽቡቕ ኣይ ኮነን ዝተዓለምካሉን ዝነበርካዮ ሂወትን ኣይ ርሳዕን እዩ ናይ ታዕሊም ሂወት ወላ ጽንኩር ይኹን ኬፍ ኣለዎ ጥቓ ዓሰብ ክኣ ክሊማ እዩ እሱ ኽኣ ተዘይ ተጋግየ ብተማሃሮ ኣብ 2006/ 2007 እዩ ጀሚሩ ብዝኾነ ሳሚ ጽቡቕ መደብ
ሳሚ መርዚ፡ ኮነ ኢልካ ኣጀንዳ ህግደፍ ተኸቲልካ፡ ነዚ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ ንምዕንቃፍን፡ ከምኡ ውን ኣመንጎ ኤርትራውያን ጽልኢ ክትፈጥር፡ ለይትን ማዓልትን ከይደቀስካ ከም ትሓድር ኩሉ ሰብ ተረዲእዎ ኣሎ፡ ዝዘራእካዮ ከምትሓፍስ እውን ይትረስዕ።
ሳሚ አበይ ትፈልጦ😂😂😂ዝደለኻዬ ሓሳብ ጥራይ አይትድለ
Abiyau. kemey emo kfelto ሑቡእ ሰብ እንዳ እቶ በሎ ገዙኡ .ሕጂሞ ደብረጽዮን ባዓል ሰመያዊ ጔንቲ ካየምጽአልና kkkkk
@@tzegaikeleta3154 እቲ ሰብ ዲኻ ትደልዬ ወይ ሓሳብ አነ ብወገነይ ዘድልየኒ ሓሳብ ሒዘ ይወጽእ ገሊኣ ንክትጸርፎ አይጣዓማን
ይበል ኤርምያስ! ብስነ-ስርዓት ዝዓበየ ጭዋ ወዲ ጭዋታት፣ ኩሉ ግዜ ብስነ-ስርዓት እዩ ዝምለስ። መልስኻ ገለ ናይ ቦታ ጌጋታት ገዲፍካ፣ ንጹርን ቅኑዕን መልሲ እዩ ዘሎ። ይበል!
Honest Eritrean ..
Ermile jigna
Wedi 40 endyu kabey kemxialka meboqolu ab Eritrea kkkkkkk
9 ክፍሊ በጺሑስ ሳዋ ዝኸደሉ ምፍላጥ ስኢንዎ ዋይጉድ
መለስ ግፍዔኛ እዩ ንኤርትራ ካብ ምስጓግ ጀሚርካ ክሳብ አብ ኤርትራ ወራር ወያኒ ንህዝብና ግፍዒ አውሪዱ እዩ መሳይላት ተወርዊሩና አይርስዕ እዩ እዚ ሀየንታ እዚ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
9 ክፍሊ ጀሚረስ ትምህርቲ ኣይፈተኽዎን ንሳዋ ከይደ ይብል ኣሎ።9ይ ክፍሊ ንሳዋ ኣይከይድን አዩ
ቅድሚ ሳዋ ትምህርቲ ምጅማሩ ከይከውን፡ ንዓይ ዘይበረሃለይ ግን ብመርከብ ጌርና ናብ ዊዓ ኬድና ዝበላ ጌጋ ዩ ፡ ንዓሰብ እንተ ኮይኑ ግን እንድዒ ?
ሳዋ ዝኸደሉ ዘይፈልጥ ሓሳዊ
If he was 17 round, it was 2003. He is true the heavy rain. We were students, and I remember those who were "gufufat" near us.
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 anta. Dikala. Mennet. Kumal. Aga.e. kofkaf. Kide. Tigrayka. Eintadeka. Aloka. Aberitreawi .temesghen. wn. Msaka. Temalayo. Ata. Ata. Kondaf. Agame. Abreska. Alo. Hizby. Eritreaw. Ata. Kondaf
Mejemerta 17 zurya mas eyom nab wia atyom wia 18 zurya eyom kab sawa akarixom nab wia jemiroma 18 zurya eyom jemiroma hasot eu kalay kab baxa merkeb getna nab wia atina ybl kala wia entehalya ayfeletnan eziom eyom hzbi zbklu bhasot
ዝከፈአን ዝተንኮለን ካብ ደምበ ሸንኮለል ኤርምያስ እዩ
Nay bhaki tuey amiche eka rie ayfeltin😊
ዊዓስ ዓሰብ ኣይኮነን በጃካ ትሓባእ በልዎ
Ja 😂😂😂😂🫶🏼
እንታይ ይመስለካ አቶ ኤርሚያስ ትብሎ ዘለካ ምፍልጥ ጽቡቅ ፡ግን ትፈልጦ አይመሰለን ምክንያቱ ዊዓ ስለዝከድካ ተቃዋማይ የ ምባልካ ካባካ የድሕኖም እቶም ንዓካ ዝጽበይን ንዓካ ዝመስሉን ፡ተቃዋማይ ሓሳብ ዪ ዘፍስስ እምበር ብደንጎላ አይኮነን ን ኤርትራዊያን ዝፈግእ ፡ንተጋዳላይ ሽፍታ ዝብል ንስውእ አብ ሽፍትነት ሞይቱ ዝብል ፡ስለዚ ንስካትኩም ሓሳብኩምን ኤርትራዊያን አይኮንኩምን አይትውኩሉን ኢኩም ናብ ትግራይኩም ኪዱ ኤርትርዊያን ኤርትራን አይምልከተኩምን ዩ።
ሳሜ ሽኮር ስብ ዶ ተሲኑ ነዚኦም ኣብ ሓተታ ክተቕርብ ዝሕዝን እዩ ብጣዕሚ?!
ሳሚ ሽኮር 💪🏿🇪🇷❤️
ለኽባጥ መልሲ'ዩ ሂቡ ቪዳዮ ግዲ ሒዞምሉ ኾይኖም።
Lekbat mednger ika
Loqmax zkone wedi
Sawa zweredkalu gze zresakayo da 🫣🫢🤔
ኤርሚያስ እንታይ ይዛረብ ከምዘሎ ዝፈልጥ ሰብ እዩ። ከምሰብ ክትጸልእዎ ትኽእሉ ኢኹም ወይውን ጽልእኹም ወገናዊነት ዝኸወሎ ክኸውን ይኽእል እዩ። ወዲ ከባቢኹም ስለዘይኮነ። ይኹን እምበር ብሱልን ንዝትሓተቶ ክምልስ ከሎ፡ 360 ዲግሪ ርእዩ ዝምልስ። ርጡብ ሰብ ግን ክኣ ፍጹም ዘይኮነ ሰብ እዩ። ንሱ ውሽጥኹም ስለዝፈለጠኩምን ሓቂ ስለዝተዛረበን ኩላትኩም ደገፍቲ ውፉይን ኣውራጃውያንን ውሕ ውሕ ትብልዎ አለኹም።
ማዓስ ዓመተ ምህረት እዩ ንዓሰብ ወርዱ ወይ ድማ ክንደይ ዙር እዩ በርከስ ካብ ዘረብኡ እንዳ 31 ኣብ 18 ኪ/ሚ ኣይነበሩን ኣብኡ ። 27 ,13 እዮም ነይሮም ኣብ 18 ኪ,ሚ ። ኣብ ኪሊማ ድማ 22/31/18 ክፍሊ ሰራውት ነይረን ።
እዋይ ጉድ ኮዩ ተረኺቡ ዘሎ እዛ ዓዲኽዋላን ኣከለጉዛይን መሕቢኢት ደቀ 40 ተጋሩ ኮይነን ተሪፈን ይገርም ኮዩ ። ግን እኮ ሓንቲ ዝረስዑዋ ነገር ኣላ ? እታ ዝሕስውዋ ዘለው ኣብዚ ተወሊደ ኣብዚ ከምዚዩ ዓደይ እንዳበሉ ዘታልልዎ ዘለው ኣብ ኤሮፓ እምበር ኣብቲ ውሽጢ ዓዲ ግን ከምዛ ካብ ኩንታል ሓንቲ ፍረ ክርዳድ ተፈልዮም ከምዚወጹ ይፈልጡ ዶ ይኾኑ ?
ሓሳዊ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ክ/ሰ 525 ነረ ኢሉ ኪዛረብ ሰምዐዮ
ኤርሚያስ ሓውና ናይ ብሓቂ ብሱል ዘረባ ብሱል ሰብ ስብኣይ ኢኻ 👍👍👍👍👍👍💪💪💪🌺🌺🌺🌺
ሰላም ሳሚ ሽኮር ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ፡ ሚዛንዊ ኮንካ ረኺበካ መብዛሕትኡ ጌዜ ይጸርፍካ የዋርደካ ነይረ ሕጂ ግን ኣባኻ ዘሎኒ ኣራእእያ ቀይረ ኣለኹ ይቅረታ ከኣ ይሓተካ😊
Weshetam
ሱቅ በል ለክባጥ መሬት ምስ ጸበበትካ ሃለውለው ትብል ለክባጥ ኩሉኩም ሐደ እዞም ሸየጥቲ ሃገር ግዜኩም ተጸበዮ ሐደ ንስካ ካኣ ካብኣቶም ሙካንካ ከይትርስዕ ጋሐፍ
አየ ሳሚ ሽኮር እዚ ኤርምያስ ትግራዋይ እዩ ብዛዕባ ትግራዪ ደይዛረብ ልክዕ አብ ኤርትራ ኔሩ ዓድኮላ ብራማ ክንደይ ተጋሪ እዮም ዝአትዉን ዝቅመጡ ዝነበሩ እዚ ሕጂ ሓላይ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኑ ክመጽእ ኢልካ አይትሕስብ ምስቶም ብርጌድ ናሓመዱ ስለ ዝተባእሰ እዪ ሕጂ ዝቅደድ ዘሎ ክተምጽእ ከለካ ኤርትራውያን አምጽእ🤣🤣🤣
ብርግጽየ ዝብል ዘለኹ እዚ ሰብ ኣዚ ኣዝዩ ዝኸፍኣ ግዜ ዘግሃዶ እምነታቶምን ፖለቲካዊ መርገጺኦምን ብዘየገድስ ኣብ መንጎ ኤርትራውያ ምርድዳእ ንኸይህሉ ክሕምስ ካብ ዝጸንሑን ነቲ እከይ ኣተሓሳስብኡ ጌና ክቅጽሎ ምዃኑ ኣግሂዱ ዝነግረና ዘሎ ረማሲ ኣተሓሳስባ ደቂ ሰባት እዩ። እንተኾነ ግን ከቶ ኣይክሰልጦን እዩ።
በጃኹም aba ኣዚ ሳልይይይ ሳሚ shcor andoyconennnn?????? ዋላ coment ኣይምልስነእዩ kem ደቂ የሕድርትና 🇪🇷❤️❤️
Am sure he is not eritrean ....kulu yhsew alo
ዝኣኽሎ ጢሒኑ በዓለማርያም ይብለና ኣሎ። ንስኻ ታሓባባሪ ኣብ ምስጓግ ኤርትራውያን ዝነበርካ ኢኻ ትመስል ለኽባጥ።
Thanks ❣️🙏❣️
ኤርሚለ ክቡር ሰብ ቀፅል ኣጆኻ ::
ኪሮስ ትግራዋይ ክመርሐኩም እዚ ሃዳሚ ፈራሕ።
ከማኻ ሩኹስ ፍጥረት ኣይራኣኹን ነቶም ተጋሩ ትግራዋዮም ኢኻ ሓሳው ኣደራሽ ገዛ መዕነዊ ዝባሃል ከማኻዩ።ሕጂ ሕቶ ኣለኒ ምናልባት ኣብቲ ሳዓትቲ ንጥቕሚ ክትብል ከምዛኣተኻዮ ካብ ኣፍካ ፍሉጥዩ ዳጋፋይ ከምዝነበርካ ኣይከሰርናን ኢሉ ኢልካ
ተቓዋማይ ኮንካ ሕጂ ድማ ከምዚ ዝበልካዮ እቶም ተቓወምቲ ትብሎም ወገናውያን ምዃኖም ብኻልእ ኣባሃህላኻ ጠቕሚ ክትረክብ ከምዘይትኽእል ቀቢጽካ ዝገደፍካዮም ኣምሲልካ ትዛረብ ኣልኻ
ኩሉ በጺሕካዮ?ዘገርመኒ ናይ ሃይማኖት ከምዝኾንካ ትዛረብ ኣለኻ እንታይዳኣዩ ክንድዚ ጨምለቕለቕ ዘብለካ ዘሎ ኣንታ መደናገሪ።ሕጂኸ ታይ ኢኻ ክትከውን?
ብራቮ እርምላ ብጣዕሚ ቡሱል ኣጋላልጻ ቡሱል ሓሳብ 🎉ኣፍቲ ናይ ሃይማኖት ዘለካ መርገጺ💒ከየድነቅክካ ክሓልፍ ኣይደልን 🎉ሳሚ ሽኮር ነቶም ተቅርቦም ኣብ መደብካ ናይ መወዳእታ ሰባት ግለጽለይ ብሓጻር ትብሎ ብጣዕሚ ኣኣዛናጋዒት እታ ሰዐሚ ሽኮር ከኒ ከመይ ትገልጾ ኢልካ ትሓቶም ብልጽቲ እያ ከይትርስዓ ኩሉ ግዜ🎉🎉💪🏿🇪🇷❤️
Sawa mas keydu zeyfelt polotica kzareb akmu aykonen
እዋእ ኣንታ ቁሩብ ሕፍረት ዘይስምዖም ምኻኑ እካእዩ ዝገርም። ሸያኒ 0 ፍልጠት ብዛዕባ አርትራ ኣበደኻ ትፈልጣ ስቅ ኢልካ ትቕደድ ። መን ከብድኻ ተጊጽካ ብዛዕባ ትግራይካ ዘይትገብር ። ትግራዋይ እየ ዘይብል ስለምንታይ ትስከፍ ። ጉሓፍ ዋሒድ
አቲ ዝሕርቀኒ ኣቦ 4ተ ቆልዑ የ ምባሉ ዩ
Azi wedi felema gize haki kzarebb asemao aleku.
Start with yourself
አብ ዓሰብ ዊዓ አሎ ድዩ😂😂😂😂😂😂
Alo 🤣🤣🤣🤣🤣✌🏼
ወረ ኣብ ታዕሊም ብረት ኔሩና ይብል ኣታ 😂😂😂😂😂😂
መን እዩ ሓላፍነት ሂቡዎ ነዚ ውፉይ ዝብልዎ ዘገርም እዩ. ከምእውን ውፉይ ፖለቲካዊ ኣኮነን መዳናገሪ እዩ
ውፉይ ንመንእሰያት ኣብ ሽግር ዘእተወ እዩ
ትጋገ ኣለኻ ሓታታይ መምዘኒ ትምህርቲ ኣይኮነን መበቀል ካ እዩ ትምርቲ ድሕሪ ኡ እዩ ስለዚ ጠበቆሉ ኣበይ እዩ ብሩህ ኣይኮነን።
ተጋጊካ ዉዓ ኣብ 2002 2004 ዉዓ ንኣገልግሉት ኣይተከፍተን
ዓጋመ መቸም ሕፍር ኣይብልን እዩ ክሑሱ እዚ ኤርሚያስ እየ ዝብል ዘሎ ጭው ዝበለ ዓጋመዩ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ ኩሉ ሓሶትዩ
19 kindey zur zefelit 2002 16 zur eyom
ምዓልካ ሓሳዊ ዘረባ ውፈይ።
ዕስለ ይኣኽ። ውፉይ በላ እዝጊ በላ።😂😂😂😂 ኣእዱግ
ካላ ሳኪት ሃሎውሎው ኢዩ ዚቢል ዘሎ
😊😊
ሳዋ ዝወረደ ሰብ ማዓስ ዓመተ ምህረት ነሩ ከመይ እሉ ይጠፍኦ ? ዳሓር ካኣ 2003 ፡16ዙርያ እዮም ነሮም ፡17 ዙርያ 2004 እዮም ወሪዶም ንኣፍልጥኡ፡
12 wediue nab 9y zimiles ke semieka tifelit xaeda hasot hasibom zeymexu eyom gin ziwaredu 😅😅😅😅
Nay bhaki😂😂😂😂😂@@happyeri7015
የሄ አህያ ጥርሱ አለቀ ኮ። ምን ይመስላል
ምስኹም ሆ ክብል ከሎ ዳኣ ዋይ ደይተረኣየካ ስኑ 😂😂😂😂😂
Kkkkk j studio ከማን ነጺልኩም ደንበ ኮለል
እግዚኣብሔር እዩ ኣማኺርዎ ካብዞም የእዱግ ንኸብዶም ዘልገሰ. ንስኻ ግና መንነት ኣልቦ ኪድ ክትቅንዞ ሕደር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️
ወስላቲ ናበይ ጥውይውይ ዝብልዘሎ😂
❤🎉❤❤🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣብ ታዕሊም ሲ ካዝና ሙሉእ ሓባሪ ተዋሂቡ እሞ ድማ ኣብ ስርሒት! ዶሽካ ድማ ይትኮስ ኔሩ ክክክክክ
Ya sami kmaka wedi shuk yelen mebokelu ayhetetkayon seraki mbelkuka nere gn ayblekan ye gerkaya
Wufy is a king
ይሄ ልጅ አምቼ አደለም❗
ኣምች ተሰግገ አብለካ ኣሎ
ለምን?
ኤርምያስ ቆማል ትግረዋይ ዩ
Xebuk heto 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብዓል ንስኻን ከምኻን ከልኹም ሕልኩሳት መርገጺ ዘይብሉኹም ውኻሩ ክንጻረ ኢና 🇪🇷
ሳሚ ሽኮር ዘይኮንካስ ሳሚሓሳዊ መደናገሪ ድቃላ ትግራዋይ ለይትን መዓልቲን ህዝቢ ኢርትራ ከተባአስ ዘይትድቅስ ሓሳዊ ናይ ኢሰያስ ቲንበናይ ወዲ ሻርሙጣ ኢኻ።መዓልትኻ ተጸበ።
እንስሳ ዲኻ ዋላስ...? ሰብ ክብል ኣይደፍርን
ዋእ ኣዚ ብረታት ሲ ናይ ድፋዕ ዲዩ ናይ ታዕሊም ለኽባጥ እንቃዕ እኮ ሳዋ ወረድና ኤረትራዊ ከተታልሎ ኣይትሕሰብ ሓሳዊ ሓሳዊ ኣብ ትግራይ ዝተዓለምካዮ ትዛረብ ዋይ ቦጎግ ።😮😮😮😮😮😮😮😮😮
ትግራዋይ ወደ 40 እንዳበልክን ድሑር ሓሳብትክን ሒዝክን ኣብዛ ስደትክን መን ከሊኡክን እንበር ንሕና ንኣምን
( ትግርኛ ኣብ ዝሀለወ ይሀሉ ሓደ ኮይኑ ኣብዛ ልኡላዊት ሀገርና ኤርትራ ድማ ወደባት እዩ )ነዚኣ ዝቅበል ብሰላም ክነብር እዩ ነዚኣ ዘይቅበል ድማ ( ጸላኢ ) ህዝቢ ትግርኛ እዩ ክህደን ክነብር እዩ ።
ገና ክንጻረ ኢና ወደ 40 ዝባሃል ቀደም እዩ ኔሩ፡ዝተረፍኩም ብወረጦ ክትልቀሙ ኢኹም ተጻአረዩ ዘሎ ሜጋዕ
ኣዋይ ክፋኣት ዊዓን ዓስብን ክትፈሊ ዝይትክእል ሕሉስ መንእስይ
😂😂😂😂😂 ማዓልካ ሓሳዊ
Ermiyas alway speaks the truth great job
ሳሚ ሽኮር ኬፍ ኣለዎ _ ቀጽሎ
ክልቴኹም ተጋሩ ኢኹም ሰረቅቲ
ኣጀውጀው ናይዚ ወዲ ። ዝሕሱ እዩ ዝመስለኒ ።ኤርትራዊ ድዩ 'ኸ
ኣይኮነን ትግራዋይ እዩ ሓደ ግዜ ኣቃሊዖሞ ነሮም ንሱ ከኣ ኣቡኡ ምስ ሞቱ ሬሳ ኣቡኡ ወዲ ዓዲ ስለ ዘይኮነ እቶም ሽማግለታት ደቂ ዓዲ ኣብዚ ኣይቅበርንዩ ኢሎም ከልኪሎም ክሳብ ሞንጎኝነት እቲ መንግስቲ ኣትዩዎ ነሩ ።
@merryshikor2472 ክብረት የያበለይ ዝሓወይ. ጽቡቕ ኣለካ.
Komal sahsah rip.eritrea nay shaibya n deki shaibya n ya amenzra tat adwa nab adkum 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ባርያ ደኣ ይሰግድን ይጽፋዕን እንበር እንታይ ዋጋ ኣለዎ፡ ትብዓት ዘይብሉ ኣፉ ክከፍት ዘይክእል ዓጢነ፡፡
ሰብ ብቴክኖሎጅን ምርምርን ኣበይ በጺሓ ምዕንጅሉታት ድማ ብጎይቶትኩም ተጋሩ እንዳተረገጽኩም ንሞትን ስቅያትን ምንያት
ኤርምያስ ካብ ኩሉ ወጺኻ ካብ ሕጂ ብዛዕባ ስድራ ቢትካ ሃይማኖትካን ሓዳርካን ጥራይ ከምእትግደስ ሓቢርካና ኣለኻ ሃገርካ ምቲ ካልእ ዘገድሰካ ከምዘይ ተገድሰካ ነጊርካና ኣለኻ። ጽቡቅ መበገሲ መስደዲኻው ካብ ቀደሙ ከም ኩሉሰብ ኪበሃል ይከኣል ሃገራዊ ድስፕሊን ንጎኒ ገዲፍካ ብዛዕባ ሂወትካ ሓሲብካ ኢኻ ወጺኻ።
ስለዚ ጉዳይ ሃር ብዙሕ ዘገድሰካ ስለ ዘይኮነ ምኽንያቱ ዘገድሰካ ብምሉእ ልቢ ክትሰርሓሉ ስለ ዝግባእ፣ ስለዚ ብዛዕባ ሃገር ምትንኻ ግደፍ ሃገር ብልቢ ዝሰርሓላ 'ምበር መምስጠዓመካን በብዝጥዕመካነ ምዝንጣል ስለ ዝኾነካ። ጽቡቅ ምርጫ ወሲድካ ኣለኻ ብዛዕባቲ ዘገድሰካ ጥራይ ስራሕ። ፖለቲካን ሃገርን ፈላሊ ጉዳይ ሃገር ከምቲ ንፖለቲካ ጌርካ ዝገለጽካዮ ብመንጽር ረብሓ ኣይኮነን ጉዳይ ሃገር ረብሓኻ ገዲፍካ ዝስራሕ እዩ።
ካብ ሕጂ ንድሓር ብዛዕባ ሃገር ምዝራብ ምስሉይነት ጥራዩ ኪኾነካ።
Haku iyu iermas bseki aney tastmamkuwon nkupurat weldina ndekina nckumom zelina ageib ktpulu ygbakum medtt💪🇪🇷📚🖊🇪🇷❤
Kkkk men kem zhato delo deyfeltsi men dhri baytaka elu yhatt alo
Ata adge tigrawei hasawe metaleli Ermias tibehal hesur ABI TIGRAI gendaha. Eritreawian be kara betere emene fas dem zefeses zenebere tigrawei. Hasawe ab Eritrea zefeltuha tezareb funfun foshkal. .Nementi tigrawei ey mebalvtefenfen tzjef leba Eritrea eineberkan🫢🫢🫢🫢🫢🫢🫢🫢
ሳሚ እዚ ወዲ ሕጽረት ትግርኘ ድዩ ወላስ ጸገም ናይ አእምሮ አለዎ ።በቃ ደንበ ፍትሒ ዒኒኪሊል ዘበሎ ደአ ሐቁ እንድዩ ኩሉ ፍልጠጥ ማፊ
እታ ሕቶ ኣይተመለሰትን መንነት ኣልቦ ዘግነት ኣልቦ ዲይ ዋላ?
Do you need to talk to Mach going to back to Hgdef 😂😂😂
እቲ ሳሚ ሽኮር እዚ ትሓቶሲ ትግራዋይ እኮዩ እልፊ ጓሓፋት ተጋሩ ፉንፉናት ኣጺእካ ኤርትራዊያን ክመስል ዝጽዕር ንሕና ኤርትራዊያን እምቢ ተጋሩ ኣይንደሊየኩምን ኢና ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ተጋሩ የቐኒየልና ኢሎም ክኸዱ ናብታ ቆማል ሳሕሳሕ ክልሎም ይኺዱዱዱ
Ermi agalxom ab mnesy tehabiom srqti kulom kenfeltom 👍👍👍💙💙💙👑👑👑