'' ጠንቂ ቅትለት እንታይ እዩ ? ሞት ኣሕዋትና ሓላፍነት ናይ ሕብረተሰብ እዩ! '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 18 นาทีที่ผ่านมา

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna kubur memhrna 🎉

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 57 นาทีที่ผ่านมา

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. behake. Eyu. Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. ✝️😢🙏

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏 kale hiwot yesmealna kbur memhrna

  • @eliasdebesay7355
    @eliasdebesay7355 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabiher yaklekum ybelena
    Kab amlak Sie zrahakna ena mexaweti menafsti kona zelena😢

  • @እስመኣልቦነገርዘይሳኣኖለ
    @እስመኣልቦነገርዘይሳኣኖለ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና
    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓጥያትና ሓዱጉ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ዓይነ ልቦናና የብርሀና😢😢😢

  • @SleepyApron-cs2dx
    @SleepyApron-cs2dx ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም መምህረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሎምስ ፈሪሕና እንበር ዓዲ ናይ ምእታው ድልየትና ኮ ኣጥፊኦምልና ኡፍፍ😢😢

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen 🙏

  • @latinasandiago2682
    @latinasandiago2682 23 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን amen🙏❤️🙏❤️🙏

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስመዓና መምህር ካሳሆን ሓውና ❤🎉

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዝኣብሄር ምሕረቱ ይልኣኸልና ❤❤❤❤

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher ymesgen

  • @furtunazemhret8188
    @furtunazemhret8188 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አግዛብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️ቃሌ ሂወት የስምዓልና ኩቡር memhrna

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @TesfahalemWoldegabriel
    @TesfahalemWoldegabriel 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏

  • @TadesseTekle-qi6vu
    @TadesseTekle-qi6vu 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Qale hiwet yesmalna hawuna kasahul
    Egzabiher kab himaq ysewurena

  • @sabasaba7207
    @sabasaba7207 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezabher amlak bmhretu ytmtena 😢yqre blelna medhanalem aboy😢

  • @semyatalem8320
    @semyatalem8320 18 นาทีที่ผ่านมา

    Amlake 😢😢

  • @ShewitKidane-y9l
    @ShewitKidane-y9l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abnerkem6389
    @abnerkem6389 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንቃዕ ብድሓን መፃእኩም መምህረይ
    ቃል ህይወት የስመዐልና
    እግዚአብሔር ኣምላክ ድማ ዘስተዉዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና🙏ከም ሰብ መጠን ሄዋን ብጣዕሚ እያ ትፈርሕ ዘላ ካባይ ጀሚሩ 😢ዝቀትሉና ተኮይኖም ምንባርና ዘፀልምትዎ ተኮይኖም ዋላ ሓዳር ምግባር ዘይትርፍ እምነተይ ገዱሉ ኣነ የኡነት እዚ ነገር እዚ መራሕቲ ሃይማኖት ብጥብቂ ጎስጋስ ክግበሩሉ ይግቦኦም ብዘይ ንሶም ዘናግፈና የለን ናብ እግዚአብሔር ፆሎት ፍትሒ ክጥይቁልና ይምህፀን ተስፋ ድማ ይገብር ከምኡ ክገብሩ
    ሓጋዚቱ ንክትኮኖ እግዚአብሔር ኣምላክ ንኣዳም ብሓደራ ሂብዎ ንሄዋን ኣዳም ግን ቅልፅሙ ተጠቂሙ ይቀትላ ኣሎ እህህህህህ😢ስቃይ ጓል ሄዋን በዚሑ ሕጅስ😢 😢😢

  • @bereketasefaw3896
    @bereketasefaw3896 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Our community has failed in all circumstances.
    Let God visite and revive our community

  • @Linda-l7w
    @Linda-l7w ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bhaqi yeqeyrelna hmaq nfas eyu

  • @Salam-nq2lo
    @Salam-nq2lo 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐጥያትና በዙሑ አዩ ይመስለኒ ሰብ ብሰብ ዝጭክነሉ ግዜ በፅሕና አምላኬ ብምሕረት አዒንትካ ጠምተና😢😢😢😢

  • @selamgaltewahdo5510
    @selamgaltewahdo5510 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ኣነ ኣብዚ ሐዚ ስዓት ኣዳም ዝባሃል ፍጥረት የፍረሐንሎ ብጣዕሚ ዓማፂ ኮይኑ ቅልፁም ተጠቂሙ መራሕቲ ሃይማኖት ናብ እግዚአብሔር ንሄዋን ፍትሒ ለምኑላ 🙏🙏🙏

  • @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን
    @ሓጥያተናኢየናይእመብርሃን 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ እ'ዚ ናትና ጸግም'ሲ ማኣስ ኾነ ይኸውን ይውዳእ መመሊሱ ሽግርና ይበዝሕ ፥ እሞ ካኣ ንኣማኣ እኳ'ዩ ካኣ ቀቲሉዋ

  • @NebyatDawitYouTubechannelነብ
    @NebyatDawitYouTubechannelነብ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡራተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ድንግል ማርያም ምሳኩም ትኩን❤❤🎉🎉

  • @janbe7051
    @janbe7051 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    "ኣብዚ ማሕበራዊ መድያ ቁሩብ ረባሺ ኾይኑ ዝቀነየ ቅትለት" ደይልካዮ ዓሻ! ምስሉይ ኣይትኹን !!! ሰባት ኣይተጋግዩ ነናትኩም ቻነላት ከፊትኩም ህዝቢ ወይ መንእሰያት ኣይተጋግዩ።
    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ይብል" ኩሉ ንስመይ ዝጽውዕ ጻድቕ ኣይኮነን። እቲ ጻድቕ ሲ ንትእዛታተይ ዝሕሉን ዘኽብርን እዩ" 9:31

    • @natsnetbereket3686
      @natsnetbereket3686 37 นาทีที่ผ่านมา

      ደይ በዓል ንስኩም ኢኩም ተፍርሑ ሎሚ አንታይ ኢሉካ ካሳሁን ነዓካ ክንዲ ቃል ኣምላክ ዘሕለፈ። ብዓል ንስካ ቃል ኣምላክ ኣይስቆረኩምን አዩ አንበር