ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

GERE EMUN PART 167 | ገሬ እሙን ክፋል 167

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 มี.ค. 2024
  • ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/de...
    እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
    ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
    Welcome back to Gere emun Entertainment TH-cam Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!

ความคิดเห็น • 932

  • @gereemunentertainment
    @gereemunentertainment  5 หลายเดือนก่อน +174

    ገሬ እሙን አፕሊኬሽን Download link👇👇 play.google.com/store/apps/details?id=com.ccl.gereemun

  • @user-yl4rf1dt2h
    @user-yl4rf1dt2h 5 หลายเดือนก่อน +277

    ዝፈትወኩም ኤረትራዊ ሓዉኩም like ሃቡኒ

    • @aexum1597
      @aexum1597 5 หลายเดือนก่อน +1

      👍🏾👍🏾👍🏾🙏🏾❤❤❤❤

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 5 หลายเดือนก่อน

      ሰምክራብ ግበረለይ ማዓረይ

    • @munatube-qt3lz
      @munatube-qt3lz 5 หลายเดือนก่อน +2

      ግን ላይኪ እንታይ እዩ ቱሩጉም ኩሉ ላይኪ ይብሊ😂😂🤔

    • @user-rs8bd8un8y
      @user-rs8bd8un8y 5 หลายเดือนก่อน

      👌❤❤❤❤❤❤❤

    • @user-pm8yq1iq3b
      @user-pm8yq1iq3b 5 หลายเดือนก่อน

      ብስ ኮማል ትግራዋይ

  • @helenfanos7526
    @helenfanos7526 5 หลายเดือนก่อน +354

    አረ ፍትሒ ወገናትና ኣብ ስዑዲ እስርቤት ተሳቕዮም ድምፂ ኩንዎም እንዳ ገሬ እሙን😢

    • @HappyCruiseShip-ob2zq
      @HappyCruiseShip-ob2zq 5 หลายเดือนก่อน +1

      😢😢😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน +2

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @alutigraweti6819
      @alutigraweti6819 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ገይረልኪ ወለላይ ናኣይለ ግበርለይ ባዕልና ንባዕልና ንታባባዕ❤

    • @user-pi7hj2ov5n
      @user-pi7hj2ov5n 5 หลายเดือนก่อน +1

      እወ ድምፂ ኩንዎም በጃኩም😢😢

    • @kibromkibrom3769
      @kibromkibrom3769 5 หลายเดือนก่อน

      ኧረ ንሰብና ድምፂ ንኹኖም

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 5 หลายเดือนก่อน +244

    _ቤቲ&ገሬ እንኳዕ ተዓረቅኹም እትብሉ 👍 ላይክ ረግፅኩም ሕለፉ ሕቡሽይ🙌_

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน +3

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @ExRc-xx5xn
      @ExRc-xx5xn 5 หลายเดือนก่อน

      ገርኒ ብማርያም ሒዝክኒ😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน

      @@ExRc-xx5xn ሓላዊትኪ ትኩን የቀኒየለይ ወለላይ

    • @__-wj7zq
      @__-wj7zq 5 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 ገይረልኪ እየ ማዓርይ ንዓይ እውን በልኒ🥺

    • @user-fz2go5tx1i
      @user-fz2go5tx1i 5 หลายเดือนก่อน

      صفاررموزاحكجهصصهددكىئىمذزرء، .

  • @user-qj6te1np7j
    @user-qj6te1np7j 5 หลายเดือนก่อน +115

    ጋይስ ቤቲ እና
    ገሬ ምትዕራቀም ደስ ዝበለኩም
    ከምዝ ከማይ ላይኽ ግጨይኒ
    ተጋሩዋይ❤🤗

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-lz9ct2dh9x
    @user-lz9ct2dh9x 5 หลายเดือนก่อน +71

    ፍትሒ ሱዑዱ ዓረብ ዝተኣሰረ አሕዋትና ኣረበይዛኩም ለምውን ከይተሳፈሩ ሮሞዳን ኣትዩ 😭💔💔

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

    • @user-ei5cr8ph4l
      @user-ei5cr8ph4l 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሰብሰክራይብ ክብረተይ

    • @BrhanBrhan-wc4zu
      @BrhanBrhan-wc4zu 5 หลายเดือนก่อน

      እመ ብርሃን ዋሕሲ ትኩኖም❤❤❤

    • @user-if5ri2dj5f
      @user-if5ri2dj5f 5 หลายเดือนก่อน

      እዉ ዋይይ😭😭😭😭💔💔💔

  • @user-eo5rp7ih5u
    @user-eo5rp7ih5u 5 หลายเดือนก่อน +532

    ብስም ቤቲ ላይክ ግጨውኒ ተጋሩዋይ😻

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน +7

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @user-xv5wb3zl3u
      @user-xv5wb3zl3u 5 หลายเดือนก่อน +6

      Iike regixe aleku gn wedi meley eye💙💙💙💙💙💙💙💙

    • @user-eo5rp7ih5u
      @user-eo5rp7ih5u 5 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 እሽኒ

    • @user-eo5rp7ih5u
      @user-eo5rp7ih5u 5 หลายเดือนก่อน

      @@user-xv5wb3zl3u ኖርማል💚😻

    • @user-pp9on4yh4w
      @user-pp9on4yh4w 5 หลายเดือนก่อน +1

      ገጪናኪ

  • @user-ie7wc7jq8n
    @user-ie7wc7jq8n 5 หลายเดือนก่อน +173

    አነ ዝገርመንሰ ላይክ ግበሩኒ ይብሉ ፍትሒ ንኡሱራት አብ ሱዑዲ ብጥምየትን ሙቀትን ዝቃፀሉ ዘለው አሕዋትና ድምፂ ኩኑወም ሰደት ንዝፈልጣ እየ ትሰመዖ ይመሰለኒ እእእፍፍ😢

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 หลายเดือนก่อน +2

      ዝሰምዕ እኮ ተስኣነ እህህህ 😢😢😢😢😢😢😢

    • @user-ie7wc7jq8n
      @user-ie7wc7jq8n 5 หลายเดือนก่อน +6

      @@bestebeste5137 እወ ዘይበፀሖ ምንም አይመሰሎን ግን ፈጣር ባዕሉ መዋፆኦ ይፍጠረሎም ንአሓትና😭

    • @thth1588
      @thth1588 5 หลายเดือนก่อน +2

      ዝሰምዕለይ 😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @user-ko1ih7io7k
      @user-ko1ih7io7k 5 หลายเดือนก่อน +2

      😢😢😢😢ዝሰምዕ የለን😢😢😢😢😢ፈጣሪ መዋጽኦ ይፍጠረሎም

    • @user-dw2qc5eh2u
      @user-dw2qc5eh2u 5 หลายเดือนก่อน +1

      ዝሰምዕ የለን😢😢😢😢

  • @user-bg7rs3to9u
    @user-bg7rs3to9u 5 หลายเดือนก่อน +83

    ፍትሒ ንእስራት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ወገናት😢😢😢

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 5 หลายเดือนก่อน +19

    ፍትሒ ንእሱራት ስዑዲ ዓረብ ዉገናትና😢😢😢

  • @selamburuk
    @selamburuk 5 หลายเดือนก่อน +18

    በጃኩም እንዳ ገሬየ እሙን ድምጺ ስደተኛታት እሱራት አሕዋትና ካብዚ ዘለዉዎ ስቃይ ወጺኦም ናብ ሃገሮም ብሰላም ንክምለሱ ድምጺ ኩኑልና/ኩኑዎም😢😢

  • @hayahnnaa7939
    @hayahnnaa7939 5 หลายเดือนก่อน +28

    መንገድ ስደተ ይታዓፀወልና ኣባ እስርቤተ ድኖህዉ ህፃናታ ጡኑሳታ ሑሙምታ ደቅ ታባዕትየ ደቅ ተንእስትዮ ፍትሕ 😭😭😭

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 5 หลายเดือนก่อน +55

    ፍትሒ ንእሱራት ስዑዲ ዓረብ 😢

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-vx9xz6tv7x
    @user-vx9xz6tv7x 5 หลายเดือนก่อน +85

    ኣሕዋትና ኣብ እሱር ሱዑዲ ዓረብ ይሳቀዩ ለው ድምፂ ኩኑዎም እንዳ ገሬ እሙን 🙏

  • @KahsaKidanu
    @KahsaKidanu 5 หลายเดือนก่อน +12

    ፍትሒ ንኡስራት ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለው ወገናትና ብጥሜት ብሕማም ይሳቀለው 😢
    አረ ፍትሒ ናበይ ኢና ንጠርዐሎም😢
    ፍትሒ ንኣሕዋትና ንወገናትና እትብሉ ፍትሒ ኢልኩም ኣብ እግሪ ፅሓፍ😢 ካሊእ ይፅነሐልኩም እህ😢

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 5 หลายเดือนก่อน +29

    *_ቸሩ ሰንበት ተጋሩዋይ ንኩሉኩም ብዘይ ኣፈላላይ🎉♥️❤_*

  • @user-qb8uo8ub7l
    @user-qb8uo8ub7l 5 หลายเดือนก่อน +30

    እንዳ ገሬ እሙን በጃኩም ብወላዲትኩም ድምፂ ድምፂ ድምፂ ንኡሱራት ስዑዲ ዓረብ መንእሰይ ይሃልቅ ኣሎሎሎሎሎ😢

    • @Amina-yb7vw
      @Amina-yb7vw 5 หลายเดือนก่อน

      😢

    • @user-ei5cr8ph4l
      @user-ei5cr8ph4l 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @jge7tye640
      @jge7tye640 5 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢

  • @user-iv3ou9ug1o
    @user-iv3ou9ug1o 5 หลายเดือนก่อน +45

    ብሩክ ስንብት ንኩላትና ኣሕዋተይ አረ ፍትሒ ኣብ እስርቤት ስዑዲ ተሳቅዮም ድምፂ ኩንዎም እንዳ ገሬ እሙን ❤❤😢

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @jdhdhjxbxhhx9274
    @jdhdhjxbxhhx9274 5 หลายเดือนก่อน +15

    ፍትሕ ንኣብእሱር ስዕዱ ዓርብ ዝርከብ ኣሕዋትና ድምፅ ንኩኖም😢😢😢

  • @user-el1rx6zm6v
    @user-el1rx6zm6v 5 หลายเดือนก่อน +14

    ፍትሒ ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዝለው ኣሕዋትና😢😢😢

  • @user-sb2hx1se7h
    @user-sb2hx1se7h 5 หลายเดือนก่อน +30

    ኩሉ ግዜ ድሕሪ ኹሉ😢 ብድሕረይ ዘለኹም 👍 ረጊፅኩም ሕለፉ😊❤

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 5 หลายเดือนก่อน +98

    መበል 45😂ታይ ዝበልኻ ቅዲዲም ዩ🤣ጌሬ ተደኑቁ አለኩም ዶ❤👍

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @galtsadikjgna7787
    @galtsadikjgna7787 5 หลายเดือนก่อน +74

    ቀደመይቲ ባዕለይ እስኪ ላይክ ሃብኒ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተናፈቅቲ ስድራ💘🙏

    • @kebedommehari2473
      @kebedommehari2473 5 หลายเดือนก่อน +3

      Baelki diki awridkya ktkltfi

    • @galtsadikjgna7787
      @galtsadikjgna7787 5 หลายเดือนก่อน

      @@kebedommehari2473 ewe kkk

    • @user-ei5cr8ph4l
      @user-ei5cr8ph4l 5 หลายเดือนก่อน

      ሰብሰክራይብ በሉለይዝሓፈተይ

  • @LetushChanal
    @LetushChanal 5 หลายเดือนก่อน +37

    ዎውው ገሬን ቤትን ዶ ረእይወምን😂😂😂ዕልልእዩ እምበይ ብስሞም እስኪ ስብስክራይብ ግበሩለይ ኣቶም ኣሕዎተይ ብያንስ 1000 ኣእትውኒ❤❤

  • @meri.Tgraweyti
    @meri.Tgraweyti 5 หลายเดือนก่อน +13

    ሰላምኹም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ💛❤መኸራ ህዝብና ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የርእየና ኣምላኽ ብሩኽ ሰንበት ይግበረልና

  • @user-ex4fp2cw8w
    @user-ex4fp2cw8w 5 หลายเดือนก่อน +12

    ፍትሒ ንወገናትና ኣብ ስዑዲ እስርቤት ዝሳቀ ዘለው ኣሕዎትና ድምፂ ኩንዎም እንዳ ገሬ እሙን😢

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Haftom8449
    @Haftom8449 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዘብራኣብሩኽ ክሉ ጌዜ ናይ ፀገማት እላሰራሕኻ ፀገም ናይ ትግራይ ምልቃቅ ኣቢዎ እዩ ዘሎ ፋል ይመሮሆ ልግብር እዩ እሞ ፅብቅ ፋል ስርሑ ይፈትየኩም እየ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HelloGMusic
    @HelloGMusic 5 หลายเดือนก่อน +56

    ሰላም ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና❣ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💝

    • @user-xv5wb3zl3u
      @user-xv5wb3zl3u 5 หลายเดือนก่อน

      Do😅😅😅

    • @jjssjjss6586
      @jjssjjss6586 5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

    • @user-ei5cr8ph4l
      @user-ei5cr8ph4l 5 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሰብሰክራይብ ❤

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 5 หลายเดือนก่อน +18

    እንኳዕ ብዳሓን መጻኩም ተጋሩዋን
    ላይክ ሃብን ሑቡሸይ ጢንሰቲ እየዋ😢😂

  • @user-ev9ne1zm7d
    @user-ev9ne1zm7d 5 หลายเดือนก่อน +22

    መበሊ 2 ባዕለይ እንኳዕ ዳሕን መፃእኹም ንለምለም ዓይነይ ዝፈቱ Like ግጨውኒ❤❤❤

    • @LetushChanal
      @LetushChanal 5 หลายเดือนก่อน +1

      ንዓይድሞ ስብስክራይብ

  • @tgggfyhhg9844
    @tgggfyhhg9844 5 หลายเดือนก่อน +77

    አሕዋትና አብ እስሪቤት ዘለዉ ደምፂ ኩንዎም 😢🙏

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @tgggfyhhg9844
      @tgggfyhhg9844 5 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 አሜን ማዓረይ እና እሺ👏🙏

    • @EdyatTube-pm3vs
      @EdyatTube-pm3vs 5 หลายเดือนก่อน

      እሺ ❤

  • @LetushChanal
    @LetushChanal 5 หลายเดือนก่อน +48

    ኣባላት ገሬ እሙን እንኮዕ ዶሓን መፃኹም❤

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 5 หลายเดือนก่อน +16

    አረ,በይዛካትኩም,አብ,ስዕዲ ዘለው,ድምፂ ኩንዎም,በይዛካትኩም,ተሳቅየም,2፣3ዓመት,ዝገበሩ አለዎ,ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ እፍፍፍፍ ስደት ረሳሕ😢😢😢😢

    • @Amina-yb7vw
      @Amina-yb7vw 5 หลายเดือนก่อน

      😢

  • @shishiAlexander
    @shishiAlexander 5 หลายเดือนก่อน +5

    ብስም ጀጋኑ ቲዲኤፍ ሰላም በሉኒ ግዝኣታዊ መሬት ትግራይ ብዘይ ዝኮነቅድመኩነት ይመለስ ሓዉኩ ኣባል በርጌድ ንሓመዱ

  • @user-ly7tg6wj3h
    @user-ly7tg6wj3h 5 หลายเดือนก่อน +4

    ናይ ተከስተ ዓላ ዘይብሉ ዓበድበድ ገዲፍካ ፅቡቅ አለኩም እንዳ ገሬ

  • @user-us5fr2jj4l
    @user-us5fr2jj4l 5 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ሰላም መፃእኹም እንዳ ገሬ እሙን እንታይ ድየ ኩብለም በዛኹምባ ኣብ ሱዑድ ዓሪብ ዘለው ኣሕዋትና በይዛኹም ድምፅ ኹኑዋም ኩቡለኩም ይደል ብጥመየት ብሙቐት ተሳቕዮም ኣሕዋትና በይዛኹም በይዛኹም 😢😢💕💕💕💕💕💕💕

  • @user-gc1zk5uf2n
    @user-gc1zk5uf2n 5 หลายเดือนก่อน +18

    ኣቱም በጃኩም ብታ ትፎትዉዋ ወላዲትኩም ሳብስክራይብ ግበሪዡለይ ምንም ኣይክፎሎን ዋ 😢❤❤❤💛💛💛ስደትኩም የሕፅረልኩም ዘም የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤

    • @grmaneshalal4401
      @grmaneshalal4401 5 หลายเดือนก่อน

      www.youtube.com/@grmaneshalal4401
      ገይረ እየዋ መልሲ

    • @tgggfyhhg9844
      @tgggfyhhg9844 5 หลายเดือนก่อน

      እሺ

    • @lloveyoutigray4348
      @lloveyoutigray4348 5 หลายเดือนก่อน

      ገይልኪ ዝያዳይ❤

    • @zedulove7611
      @zedulove7611 5 หลายเดือนก่อน

      ​@@grmaneshalal4401ገይረልኪ❤

    • @user-gc1zk5uf2n
      @user-gc1zk5uf2n 5 หลายเดือนก่อน

      @@lloveyoutigray4348 እሺ ክብረተይ❤️የቀንየለይ

  • @user-ld8px5xr1z
    @user-ld8px5xr1z 5 หลายเดือนก่อน +5

    ዝገርመኒ ሲ እንዳ ገሬ እሙን ብጣዐሚ ተኸታሊ ኣለኩም እሞ ሰምበትን ረቡዕን ምጹና❤ተወሳኺ ድራማ

  • @user-wm2fd1ws4g
    @user-wm2fd1ws4g 5 หลายเดือนก่อน +5

    እንዳ ገሬ እሙን በይዛካትኩም ፍታሕ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዘለው ኣሕዋትና ብዘይ መንእሰይ ዓዲ ይለን ብሙቀትን ጥምየትን ሕማምን ዝሳቀዩ እለው ድምፂ ኩኑዎም 💖💖💖

  • @GideyGidey-ht5en
    @GideyGidey-ht5en 5 หลายเดือนก่อน +14

    Enda gere emun 🇪🇷🙏💊💊❤❤❤❤❤

    • @brged885
      @brged885 5 หลายเดือนก่อน +2

      ፍቕሪ❤❤

    • @mamaayaalemey1112
      @mamaayaalemey1112 5 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ልገርመኒ ኣብ እስርቤት ዘለዉ ደምፂ ኩንዎም ንብለና ግን ዓርብ ደዪም ዝናገርለዉ ማለተይ መን ክሰምዖም እዪ❤❤❤❤❤

    • @user-hm6ez8dx1x
      @user-hm6ez8dx1x 5 หลายเดือนก่อน

      እቲ ናይ ኢ/ያ መንግስት ካብኡ ዉን እቲ ናይትግራይ መንግስቲ እንታይ ኮይኑ ዘይ ምልከቶም ቅድም ከመይ ድዩ ዝነበረ ታተኣሲርካ ቃልጢፉ እንድዩ ዝከድ ዝነበረ ዓዱ ሰብ ሐዚኮ ሳኣን ዝወስዶምን ሳኣን ፍትሒ ዝሓተሎም ኣሕዋትናን ብዘይ ምንም ገበን ሰለስተ ኣርባዕተ ዓመት ኣብ እስሪቤት ታይግበሩና እዩ ?

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i 5 หลายเดือนก่อน +4

    ድምፅ ኣሕዋትና ኣብ ሰዕድ እስሪቤት ዘሎው ኣሕዋትና አረ ተሳቀዩ ዋይ😭😭😭😭

  • @gjgj-cg2qy
    @gjgj-cg2qy 5 หลายเดือนก่อน +7

    ፍቅር ጥዑም ፍቅሩኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት ❤❤

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 5 หลายเดือนก่อน +8

    አንዳ ጌረ አሙን በጃኹም አባ ኣብ አስርቤት ስዕዲ ዓረብ ዘለዉ ድምጺ ኩኑዎም ሁኮት ዓመታት ሓሊፍዎም ካብ ዝአሰሩ መፍትሒ ሲኢኖም ብፍላይ ካኣ ኣዋልድ ክንደይ ጸገም ተጻዊረን 2ተ 3ተ ዓመት ኣብ አስሪቤት ሕጅስ በዚሑ አኮ 😔

  • @negbre5988
    @negbre5988 5 หลายเดือนก่อน +18

    ☺️❤💟ደቂ ሓላል መሬት

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 5 หลายเดือนก่อน +6

    ቤቲየ እና ገሬየ እሙን እንኳዕ ተዓርቅኩም ደስ ብሃልቲ ደስ ካብ ትብለኒ ተከታታሊት ድራማ እንዳ ገሬየ እሙን ❤❤❤

  • @MedanitMelkamu
    @MedanitMelkamu 5 หลายเดือนก่อน +7

    ተፃሊእካ ነይርካ ክትዕረቅ ከለካ ዘሎ ፍቅሪ 😅❤

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 5 หลายเดือนก่อน +5

    ሰዓት ከንደይ ባ ትሰድዋ ኣነስ ኩሉ ግዜ ዳሓራዋይ ይሪኣ😂😂😂😂😂

  • @brged885
    @brged885 5 หลายเดือนก่อน +8

    እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ምንጪ ስሓቐይ እንዳ ገሬ።

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብክራይብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @EriTube-lx4hu
    @EriTube-lx4hu 5 หลายเดือนก่อน +15

    ገጽ ትፈትዉዋ ወላዲትኩም የርኢኩም ሳብስክራይብ ታሓባቡሩኒ ኹቡራት ኣሕዋት❤🙏

  • @user-cr1yp9ow6f
    @user-cr1yp9ow6f 5 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ዳሓን መፃክም ስድራና በጃክም ድምፂ ሰማዒ ዝሰኣኒ ኣሕዋትና ኣብ እስርቤት ዘለዉ ኣስሙዑልና😢😢😢😢😢😢😢

  • @emmaq1588
    @emmaq1588 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣባላት ገሬ እሙን እንኳዕ ድሓን መፃእኩሞ

  • @user-dv8ov8bs9q
    @user-dv8ov8bs9q 5 หลายเดือนก่อน +7

    ያ በናት ኣሸዓይ ኢኩም ትቅድሙኑይ😅😅በሉ ብላይክ ከሓሱኑይ🤲🥰

  • @user-ft4ed5vk7o
    @user-ft4ed5vk7o 5 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ብሰላም መፀአኩም ለምለም ዓይነይ ላባም❤❤❤

  • @HaftumGwwitumweditigray-pb1qf
    @HaftumGwwitumweditigray-pb1qf 5 หลายเดือนก่อน +3

    ፅብቃት ተጋርዋኒ ግን ይቅሬታ እምብር እስርቤት ዘለው ሕዋትና ድምፂ ኩንዎም🎉❤❤

  • @TeameMehari-dc6sy
    @TeameMehari-dc6sy 5 หลายเดือนก่อน +9

    እንኳዕ ደሓን መፃኹም ተጋሩዋይ 🙋🏽‍♂️🥰
    ላይክ ፅፍዑኒ 🙄

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @user-oi4cq5oi9z
    @user-oi4cq5oi9z 5 หลายเดือนก่อน +4

    ቓደመይት ባዕለይ❤❤

    • @teleronmobile
      @teleronmobile 5 หลายเดือนก่อน

      💛❤️💛❤️💛❤️❤❤❤❤❤❤❤

  • @hg2540
    @hg2540 5 หลายเดือนก่อน +3

    ለምለም ፍትውቲ ስርዓት ዘለዋ I really like her

  • @munahasen2820
    @munahasen2820 5 หลายเดือนก่อน +3

    በቲ &ገሬ እንኳዕ ተዓረኩም ለያተኸስተለ ሰበቲ አምፅእሎም ❤

  • @Tigray_Hagerey
    @Tigray_Hagerey 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ዓባይ ትምህርቲ እያ ነዞም ሓደ ሓደ ሃገረሰብ ሰበይቲ ክትቅጻዕ ኣለዋ ኢሎም ዝኣምኑ። ኣይኮነን ሰበይትኻ ህጻን ቆልዓ ውላድካ ምቕጻዕ ውን ድንቁርና ምኻኑ ብሳይነስ ዝተረጋገጸ ሓቂ 'ዩ

  • @maabelataklti2366
    @maabelataklti2366 5 หลายเดือนก่อน +12

    ዋውውውውው እንኳዕ ከምዚ በልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-it6wx1cu9r
    @user-it6wx1cu9r 5 หลายเดือนก่อน +1

    ገሬን ቤቲን እንኳዕ ተዓረቅኩም። ብምትዕራቅኩም ኩሉ ተኸታታሊ ናይ'ዛ ድራማ ሕጉስ'ዩ።

  • @user-ei8ne9je1i
    @user-ei8ne9je1i 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ገሬ እሙን ኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለው እስርቤት ድምፂ ኹንዎም 😢😢
    ብዝተረፈ ንፍዓት ቀፅልሉ❤❤

  • @DargoHadise-li9yh
    @DargoHadise-li9yh 5 หลายเดือนก่อน +3

    አረ ፍትሒ እብ ስዑዲ እስርቤት ተሳቅዮሞ ዘለው ኣሓትና ድምፂ ኩንዎም እንዳ ገሬ እሙን

  • @user-fi6lo2nn5y
    @user-fi6lo2nn5y 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣሰይ ኣንካዕ ደስ በለኩም ገሬ& ቤቲ❤❤❤

  • @2Corinthians.10-17
    @2Corinthians.10-17 5 หลายเดือนก่อน +6

    ከም ናይ ገሬን ቤትን ዝበለ ፍቕር ይሃበና❤😂😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 หลายเดือนก่อน +2

    ቤቲ & ገሬ ምዕራቆም 😂♥️
    ደቂ ሪመይ ምንጪ ሰሓቀይ ♥️♥️♥️

  • @user-bw2pl6lx5l
    @user-bw2pl6lx5l 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ata anes knafiqekum.senbet kab ngho ye zizkrekum.nay tigrina bluxat artist❤❤❤❤❤❤❤

  • @LovelyCobra-xp8yi
    @LovelyCobra-xp8yi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ፍትሒ ንኣብ ስዕዲ ዓረብ ዘለዉ ኣሕዋትና እንዳ ገሬ እሙን❤❤❤❤❤

  • @fanielhaile765
    @fanielhaile765 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ን ዓወት ዓድዋ ባዓልና ብሓባር ብሓጎስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ደቂ ትግራይ ኩሕሎ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍

  • @user-ql1lt8wy3v
    @user-ql1lt8wy3v 5 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ናብዚ አብቀዐኩም አልሓምዱሊላህ ፈረይትን ፀገይትን ኩኒ አብደገሬእሙን ድራማ ከምዚየለን

  • @user-sd8bw7jx7u
    @user-sd8bw7jx7u 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ኾሞንቲ ተፃሕፉ ድዩ ፀንሕሎ 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኻዕ ብሰላም መፃኹም

  • @jgsg5356
    @jgsg5356 5 หลายเดือนก่อน +4

    ብሩክ ሰንበት ንኩሉኩም ፍጡራት🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🍀🍀🍀🍀🍀🌹🌹🌹🌹

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 5 หลายเดือนก่อน +7

    እንኮዕ ዳሓን መፃኩም❤❤❤❤❤

  • @hdjf4
    @hdjf4 5 หลายเดือนก่อน +12

    እንካዕ ዳሓን መፃኩም ❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @Getishentertainment
    @Getishentertainment 5 หลายเดือนก่อน +9

    ሰላም ምሸት ይግበረልና ንኩላሃና 🙏 ኣደነቅቲ ገሬ እሙን

  • @salamaa668
    @salamaa668 5 หลายเดือนก่อน +7

    እንካዕ ሰላም መፃእኹሞ❤❤❤❤

  • @milewfsahs857
    @milewfsahs857 5 หลายเดือนก่อน +6

    ዋው ይመችኩም ግሬየን ቤቲ ❤❤

  • @merrymim2583
    @merrymim2583 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው B& g ተዓሪቅኩም ደስ ሲል ቀን❤❤❤

  • @desnetkbrom
    @desnetkbrom 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ተኽስተ ጎይታ ዕግርግር ኣሰንቢድኩሙኒ😂😂😂❤

  • @Love-dy5ez
    @Love-dy5ez 5 หลายเดือนก่อน +6

    ከምዚ ከማይ ንዳኒ ዝፈትዮ ኣል ዶ😢❤❤❤❤❤

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤

  • @eyfryyf3929
    @eyfryyf3929 5 หลายเดือนก่อน

    እንደ ግረ አሙን ዕድመን ጥዕናን ይብኹም ፈጣር ቤቲን ገረን እንኳዕ ታዓረኹም❤❤

  • @Danon157
    @Danon157 5 หลายเดือนก่อน +4

    28:37 Abraham is a natural comedy himself. 🤣🤣🤣🤣

  • @tgray1588
    @tgray1588 5 หลายเดือนก่อน +10

    እንካዕ ሰላም መፃኩም ሙቁራተይይ❤❤❤❤

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @HiwetBerhe-gg3lb
    @HiwetBerhe-gg3lb 5 หลายเดือนก่อน +1

    ቤቲ ዛላኣንበሳ ድዩ ዓዳ ላዛኣ ናይ ዛላ ይጥዕም ኡ ትብላ ብዝኮነ እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ🎉❤❤❤

    • @eyerusalemgaregawi1720
      @eyerusalemgaregawi1720 5 หลายเดือนก่อน

      እወ ጓል ጉሎምከዳ እያ

    • @eliash5143
      @eliash5143 5 หลายเดือนก่อน +1

      ከባቢ ዓጋመ ኩሎም ኡ እዮም ዝብሉ

  • @user-hu2eo8iw3s
    @user-hu2eo8iw3s 5 หลายเดือนก่อน +6

    ላይኽ ግጨይኒ ጥንስቲ እየዋ😂😂😂😂

    • @searemhretu5313
      @searemhretu5313 5 หลายเดือนก่อน

      Ms hareski

    • @user-hu2eo8iw3s
      @user-hu2eo8iw3s 5 หลายเดือนก่อน

      @@searemhretu5313 እሺ🤣🤣

  • @user-xw3tn3eu9n
    @user-xw3tn3eu9n 5 หลายเดือนก่อน +2

    ✝✝✝✝ኣብዚኣ ብዙሓት ሰባት ስለ ኣብ ስ ዑዲ እስርቤት ዘለዉ ወገናትና ድምጺ ንኹኖም ዝብል ብዙሕ ር እኢቶታት ክወሃብ ይርኢ ኣለኹ ዝግባእ ነገር ኢዩ ስለዚይ ንዞም ወገናትና ድምጺ ንኹኖም ትኽክል ኢዩ ድምጺ ንኹኖም ንዝምልከቶም ኣካላት ነጋውሐሎም ፡፡💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠💠
    ነገር ነገ ግ ን ንምንታይ ኢዮም ዝ እሰሩ ዘለዉ ኢልና ኝ ሓቲትና ዶ ንኾን ?እስቲ ትፈልጡ ሰባት ሰንኪ መእሰሪኦም እንታይ ከምዝኾነ ተትነግሩና ፡፡
    ሳውዲ ዓረቢያ ካብቶም ኣብ ዓለምና ዘለዉ ሃይማኖታውያን ሃገራት ሓንቲ ኢያ ብሸሪዓ ትምራሕ ሃገር ኢያ ስለዚይ ናብ ሱዑዲ ዝኸዱ ወገናትና መጀመርያ ቅድሚ ምካዶም ናይታ ዓዲ ሕግን ባህልን ደምብን ክፈልጡ ይግባእ በሃላይ ኢየ ምክንያተይ ናይቲ መእሰሪኦም እቲ ሓደን ዋናን እስልምና ሃይማኖት ዝኽልክሉዎ ተግባራት እናሰረሑ እናትረኸቡ ከምዝኾነ ኢዩ ስለዚይ ካብ ምምራር ኣቀዲምካ ሕግን ስርዓትን ምሕላውን ኣድላዪ ኢዩ ፡፡✝✝✝✝

  • @zufanzufan4300
    @zufanzufan4300 5 หลายเดือนก่อน +4

    ይመችኩም የሳቃችነሰ ተምሳሌት❤❤❤❤

  • @nicenice613
    @nicenice613 5 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ንእሱራን ሱዑዲ ዓረብ ብጥሜትን ብዕርቃንን ብሕማምን ብማይ ፃምእ ዝሳቀዩ ዘለዉ ወገናትና 😢😢😢ሓሊፉስ ክረኣዶ ይኮን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @slamslam4473
      @slamslam4473 5 หลายเดือนก่อน

      😢😢

    • @gdfgf6792
      @gdfgf6792 5 หลายเดือนก่อน

      ሰማዒ የለን እፍፍፍ💔

  • @user-xt1jk4dm6h
    @user-xt1jk4dm6h 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይ አባ ዘ-ወንጌል ❤

  • @romanatsimu9460
    @romanatsimu9460 5 หลายเดือนก่อน +3

    ቀዳሜቲ ዘበልበዚሑ ኣብዙገዛ መንእዩዘኾንዘሉ ለቐደም እካዓእካዓ በሰላምመፃኹም ደቅሓላል

    • @user-uw8tf5bw4r
      @user-uw8tf5bw4r 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብክራይብ በልለይ ማዓረይ❤

  • @Kidangaltewahdo
    @Kidangaltewahdo 5 หลายเดือนก่อน +2

    አረ በጃኩም ፍትሒ ፍትሒ ኣብ ኡሱር ዘለዉ ኩኑዋም እዳ ገርየ እሙን

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ሰማዒ ልሰኣኑ ኣህህህ

  • @user-xn5nt7mt5h
    @user-xn5nt7mt5h 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ገሬ ፅሩያት

  • @salamasalama7644
    @salamasalama7644 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሙቁራት ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 5 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome ❤️ ❤❤❤🇪🇷

  • @mikelebaraki5269
    @mikelebaraki5269 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዘርሽ ዛ እንግሊሽ ድዋዕዋዕ ኣቢሎማ😅😅

  • @ተስፈኛዋ
    @ተስፈኛዋ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋርዋይ እወዳችኋለሁ ❤❤❤❤❤❤

  • @Cjvjg-vy6vn
    @Cjvjg-vy6vn 5 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ በሰላም መፃኩም❤❤

  • @Afewerki-di9md
    @Afewerki-di9md 5 หลายเดือนก่อน +1

    እንዳ ገሬ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ