እንታይ ትመኽሩኒ ቡዳን ባርያን ተባሂለ ጻዕዳ ዶ ክምርዖ ዋላ ዓለም ክምንን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ก.ย. 2024
  • እንታይ ትመኽሩኒ ቡዳን ባርያን ተባሂለ
    ጻዕዳ ዶ ክምርዖ ዋላ ዓለም ክምንን
    #zara_fltet

ความคิดเห็น • 88

  • @ሱናማዊት
    @ሱናማዊት 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣጆኻ መዓረይ ባዕለይ ክምርዓወካ እየ ኣብ ዘለኻዮ ንገረኒ ሕጉስ ከኣ ክገብረካ እየ እዚ ከምዚ ዓይነት ድሑር ኣተሓሳስባ ክፀልኦ መዓት እየ ክውገድ ኣለዎ

    • @hasansaid2059
      @hasansaid2059 2 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ናይ ብሓቂ ርኸብዮ

    • @ሱናማዊት
      @ሱናማዊት 2 ปีที่แล้ว

      @@hasansaid2059 መን ከራኽበና😥 እምበር ደስ ምበለኒ

    • @kesetemerhawi9674
      @kesetemerhawi9674 2 ปีที่แล้ว

      @@ሱናማዊት delayt tekonki aytsenyon eki

    • @ሱናማዊት
      @ሱናማዊት 2 ปีที่แล้ว

      @@kesetemerhawi9674 እሞ ኣድሬሱ ደይትህበኒ

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ5ቨ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ደ5ቨ 2 ปีที่แล้ว +14

    አጆኳ ምዓረይ አነ አለኩልካ ርከበኒ 💖

  • @michaelhabesha2571
    @michaelhabesha2571 2 ปีที่แล้ว +7

    ነዓኻ ትሰማማዕ ትኹን እምበር ጻዕዳ ትኹን ጸላም ብዘየገድስ
    ዛራ ፍልጠት ከማን ክንደይ ግዜ ክንጸርፈኩም ኣብቲ ኒኩለር ዶ ገለ ዶ ክትብሉ ከለኩም ብጸርፊ ኢና ንሰሃለኩም ሕጂ ግና ምስ ጽቡቅ ኣቀራርባ እቲ ዝለገስኩምሉ ምኽርን ደስ ይብል ቀጽልዎ 🥰

  • @kidanefisaha2615
    @kidanefisaha2615 2 ปีที่แล้ว +31

    ብናይ ሕማቃት ቃላት ክትግደሱ የብልኩምን ኣብይሞ ዘይተመርዓወት ሓፍቲ ተትህልወኒ ኣብ ዘለኻዮ ኮፍ መበልኩልካ እዚ ዱሑራት ሓሳባት ንግደፎ

    • @mahmudmohammed5879
      @mahmudmohammed5879 2 ปีที่แล้ว +3

      Nay bahaki. Bro

    • @sabakiflu7361
      @sabakiflu7361 2 ปีที่แล้ว +3

      Yes exactly kidane nay bhaki

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 ปีที่แล้ว +6

      ንሕናስ ካኣ ራሲሳት ንብል ካባና ራሲስ ዘየለ እንኮሎ

    • @whatabouttomorrow1990
      @whatabouttomorrow1990 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣይ ብኢዶም ኣይ ብእግሮም ብዘይ ኣጎድዎ ሓዊ እና ተለብለቡ ክነብሩ ተፈሪዶም

  • @yohannsaminadab2509
    @yohannsaminadab2509 2 ปีที่แล้ว +28

    ክቡር ሓው፡ ሓደ ቅዱስ ኣቦ ን'ናይ መንፈስ ቀዱ እንክምዕዱ፡ ሰባት ምስ ሰባት ናይ ጽልኢ ባላ ንኸይተኽሉ "ንሰብ ጸላኢ ሰብ የብሉን፡ ጸላኢ ሰናይት'ዩ ጸላኢኡ" ይብሉ ነይሮም። ከም'ቲ "ዘራጊ እንከሎ ጽሩይ ማይ ነይስተ" ዝተባህለ፣ ጸላኢ ደቂ ሰብ ጸላኢ ሰናይ እንከሎ እንታይ ዘባእስ ወይ ዘሻቕል ከይሰኣን ኢልካዮ። ዘሕዝን ዛንታ'ዩ ዛንታኻ። ትዕግስትኻ ጥራይ ኣይጸንቀቕ'ምበር፡ ዓስቢ ዓቕሊ ሳራ ጓል ራጒኤል ክገብሮ'ዩ ዓስብኻ። ሕብረተ-ሰብና ነዚ ድሑር ኣበሃህላ፡ ከም መንድዓት ሓዚልዎ እንተኸደ ዝሕድሰና ኣይኮነ። ምኽንያቱ፡ ቅኒት ጽልኢ ዘይተጨበጠ ቡዳን፡ ነቲ ፈጣሪ ወዲ ኣዳም ኢሉ ዝጽውዖ፡ ሰባት ግና ሓድሕድ ንክንጻላእ 'ባርያ' ብምባል ቅጽል ዝጠበቖ ወዲ ኣዳም'ን፡ እንተኣንጸባረቖ፡ ዝተሓዞ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ኣብ ክንዲ ፍርሃት ኣምላኽ፡ ምስ ሰባት ጽልኢ ዘትክል ቅምሶ ዘረባ ሒዙ ስለ ዝዓበየ።
    ዛንታ ሳራ ጓል ራጒኤል ኳ ትፈልጦ ትኸውን፡ ብዛዕብኡ ከዘኻኽረካ...
    ብሕጽር ዝበለ፡ ካብ ፍርሃት ኣምላኽ ዝነበሮ ሰብ ዝተወልደት መልክዐኛ ውላድ'ያ። ን'መልክዓ ብሂጉ ዝተመርዓዋ ጎበዝ፡ ኣብ ንእዲ ሕጽኖት ከይበጽሐ ይዓርፍ (ይመውት)። ካልኣይ፡ ሞት ቀዳማይ ከይዓጠጦ ጓል ሓቲቱ ይወሃብ። ተመርዒዋ ውን። ንሱ'ውን ኣሰር ቀዳማይ ይስዕብ። ከም'ኡ እና በለት 7 ሰብኡት ሞይቶማ። ቀታሊት ሰብኡት ተብሂላ ውን ትፍራሕ ነበረት። ኣብ መወዳእታ ግን ንኣቦኣ ራጒኤል ዘለቅሐ ጦቢት፡ ን'ጦብያ ወዱ ካብ ራጉኤል ገንዘብ ከምጽእ ለኣኾ። ጦብያ መንገዲ ይፈልጦ ስለ ዘይነበረ፡ መን'ሞ ከርእየኒ ብምባል ተሻቐለ። ጦቢት ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዝነበሮ ስለ ዝነበረ፡ መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል ከም ሰብ ኮይኑ ናብ እቲ ዓዲ ራጉኤል ከም ዝኸይድ ኣምሲሉ "ናብኡ ገጸ'የ ዝኸይድ ዘለኹ ኣነ ከርእየካ በሎ። ተታሓሒዞም ውን ከዱ። ኣብ መንገዲ እናኸዱ ከለው ኣብ ምምሳዩ ጊዜ፡ ጢግሮስ ኣብ ዝበሃል ዓቢይ ሩባ በጽሑ። ዕብይ ዝበለ ዓሳ ድማ ኣብቲ ሩባ ተጓነፎ። ቅዱስ ሩፋኤል ኸኣ ንጦብያ፡ ነቲ ዓሳ ቀቲሉ ነቲ ጉበትን ልብን ሓሞትን ቈሪጹ ክሕዞ ኣዘዞ ከምኡ ድማ ገበሩ። ንጽባሒቱ፡ ነቲ ዝኃዞ ኣካላት ዓሳ እንታይ ከምዝገብሮ ነገሮ። ንሱ ከኣ፡ ኣብ'ቲ ዝኸድዎ ቤት፡ ርኹስ መንፈስ ዝሓደራ ሳራ ትበሃል ጓል ራጉኤል ኣላ። እቲ ርኹስ መንፈስ፡ ክትምርዓው ከላ ነንዝተመርዓወቶም ሰብኡት እናቀተለ ውን ብስቅያት የንብራ'ሎ። ስለዚ፡ ነዚ ሕዝካዮ ዘለኻ፡ ራጉኤል ንሳራ ምስ ሃበካ፡ በታ መጀመርያ ናይ ሕጽኖት ለይቲ፡ ቅድሚ ናብ ንእዲ ሕጽኖት ምድያብኩም፡ ነዚ ጕበትን ልብን ምስ ተትክኾ እቲ ጋኔን ክጠፍእ እዩ። ንሳ ከኣ ምንጪ ሕጐስካ ትኸውን በሎ።
    ኣብ ገዛ እንዳ ራጉኤል ምስ ኣተው፡ ጦቦት ዝለኣኾም ምዃኖም ምስ ነገርዎ፡ ብሓጐስ ተቐበሎም። ኣስዕብ ኣቢሎም ንጓሉ ንሳራ ክህቦም ውን ለመንዎ። ንሱ ግና ብዘይሕብእብእ ጸገም ከምዘለዋ ነገሮም። ንሶም ግና ንጸገማ ኣጓንዮም ኣበርቲዒም ምስ ለመንዎ ሕራይ ኢሉ ንጓሉ ሳራ ሃቦም። ሽዑ በታ ለይቲ ናብቲ ክፍሊ ምስ ኣተው፡ ራጉኤል ፈሪሑ ሕጂ ከኣ ጦቢያ ከምቶም ዝሓለፉ ሸውዓተ ሰብኡት ክመውት እዩ ኢሉ ሓሰበ። ንሶም ግና ናብ ንእዲ ሕጽኖት ምስ ኣተው፡ ጦብያ 'በሊ ሓፍተይ ሓዳርና ክባርኸልና ጸሎት ናብ እግዚአብሔር ንጸሊ!' በላይ። ነዊሕ ጸሎት ጸለዩ። ደሓር ጦቢያ ከም'ቲ መልኣኽ ሩፋኤል ዝበሎይ፡ ነቲ ጉበትን ልብን ምስ ዕጣን ገይሩ ኣትከኾ። ቅዱስ ሩፋኤል ድማ ባረኾም። ኣብ ሳራ ሓዲሩ ዝነበረ ኣስማንድዮስ ዝተባህለ ጋኔን ከኣ ንእለት በኒኑ ጠፍአ። ንግሆ ራጉኤል፡ "እዚ ወዲ ሞይቱ እዩ ዝኸውን" ኢሉ፡መቓብር ኲዒቱ ናብቶም መርዓውቲ መጸ። 'ከመይ ሓዲርኩም፧' ምስ በሎም 'እግዚአብሔር ይመስገን፡ ደሓን ኣሎና!' ምስ በልዎ ተሓጕሱ ንልዑል እግዚአብሔር ደጊሙ ደጋጊሙ ኣመስገነ። ነቲ ዝኾዓቶ መቓብር ተመሊሱ ደፈኖ። ድሕሪ ክልተ ሰሙን፡ ምምላስ ጕዕዞ ምስ ኮነ፣ ምንዋሕ መዓልቲ ድማ ንስድራ ጦቢያ ኣዝዩ ኣሻቂልዎም ነበረ። መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል፡ ገንዘብ ኣቡኡ ከምጽእ ንዝኸደ መንእስይ ፡ ገንዘቡን መርዓቱን ሒዙ ንጦቢያ ኣሰንዩ ናብ ጦቢት ተመልሰ። ጦቢት ደሃይ ወዱ ምስ ሰምዐ ኣዝዩ ተሓጐሰ። ክቅበሎ ድማ ወጸ። ጦቢያ ካብቲ ሒዝዎ ዝነበረ ሓሞት ዓሳ ዓይኑ ምስ ለከዮ፡ ዓይኑ በርሀ። ኣብ'ቲ ቤት ዕጽፍን ድርብን ሓጐስ ኮነሎም። ብድሕሪ'ዚ፡ ነቲ ኵሉ ተኣምራት ዝገበረ መልኣኽ ቅዱስ ሩፋኤል፡ ካብቶም ሸውዓተ ሊቃነ መላእኽት ሓደ ምዃኑ ነጊሩ፡ ብሕጂ'ውን ከምዘይፍለዮም ገሊጹ ተሰወሮም። ንሶም'ውን ክሳዕ ዕለተ ሞቶም፡ ብስም ቅዱስ ሩፋኤል ምጽዋት እናሃ፡ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ኣማላድነት እናዘከሩ እናተማኅፀንዎ ክነብሩ ጀመሩ።
    ስለ'ዚ ክቡር ሓው፡ ኩለ ንሰናይካ'ዩ። እታ ክትኮነካ ዘምጻእካያ'ውን ምንጪ ሓጐስካ ክትከውን ፈጣሪ ዘይሓረያ ስለ ዝኾነት'ያ። ፈጣሪ ብመንገዲ ቅዱስ ሩፋኤል ገይሩ፡ ንጓሂካ ከም ሳራ ናብ ሓጐስ ክቕይረልካ'ዩ። ቀቢጸ-ተስፋን ዓቕሊ ጽበትን ጥራይ ካባኻ ኣርሕቀን።
    በረኸት ቅዱስ ሩፋኤል ይሕደረና !

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 2 ปีที่แล้ว +6

      ናይ ብሓቂ ለባም ቃል ሂወት ይስማዓልና ዘይንፍልጦ ዛታ ኣፍልጥካና

    • @michaelhabesha2571
      @michaelhabesha2571 2 ปีที่แล้ว +5

      ዋው ብጣዕሚ ልብኻ ዝመልስ መንፈስካ ዘሐድስ ዓቢ ትምርቲ ተገዲስካ ምጽሓፍካ ከማን ክትምስገን ይግበኣካ ነዚኣ ከየምበበ ዝሓለፈ ነብሱ በዲሉ የቀንየልና 👍👍

    • @yohannsaminadab2509
      @yohannsaminadab2509 2 ปีที่แล้ว

      @@kesetehabte1955 Amen 🙏

    • @ህዝብናኣይጠዓሞን
      @ህዝብናኣይጠዓሞን 2 ปีที่แล้ว

      ብሓቂ ደስ ዘብል ከይትግረም ነዚ ወዲ እዛ ዛንታ ትኣክሎ እያ

    • @betybety8380
      @betybety8380 ปีที่แล้ว

      Amen kale hiwey yesmealns

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 26 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ሰብ ኣጀካ ኩሉ ከም ፍቃድ ኣምላክ እዩ እሱ ስለ ዝበለ ኣይጠብቀኩሙን እና ተስፋ ብዘይ ምቁራፅ ፆሎት ግበር ኣምላክ ካኣ መፍትሒ ክህበኩም እዩ❤

  • @rozinaaregay7122
    @rozinaaregay7122 2 ปีที่แล้ว +16

    አዋይይይይይ ሓወይ ኣጆካ ልክዕ ጽቡቅ ኣለካ የጉህየካ አዩ አዚ ናይ ድሑራት ኣተዝሓሳስባ ብዝኮነ ፍቃደኛ አንተ ኮይኑ ዛራውያን ተራክብኒ ትክአሉ ዶ ።

  • @ainbesajrtesfazge9981
    @ainbesajrtesfazge9981 ปีที่แล้ว

    Ajoka barya hawey Egzabiher amlak kelelo eu kulu

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆካ ዝሓወይ ምስ ግዜ ዘይጋሃድ ሓቂ የለይ

  • @berbere4478
    @berbere4478 2 ปีที่แล้ว +3

    ኤህ ሕማቕ ረኺቦም , ጽቡቕ ምኽሪ ሂብካ ኣሎ ጓል ሃገርካ ድለ ምስትረክብ እቲ ኣባኹመረ ዘሎ ጸለመ ኣቐዲምካ ክትነግራ ኣለኻ ጸለመ ሙዃኑ ከተረድኣ ፈትን እንተሲኢንካ ግን ጻዕዳ ተመርዖ ዓለም ትተሓናፈጽ ኢያ ዘላ

  • @sabakiflu7361
    @sabakiflu7361 2 ปีที่แล้ว +2

    Ajoka brothery egziabiher amlak alewo nkulu naka zbela hizlka alo haki zeyeblu zereba kem shnti gemel ndhrit eiu zgutet emo eti nay lomi hmak were xbah ngho haki koynu mits wexe abi festa kemzkonelka ayteratern eye dengel mariam msaka tekun

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 2 ปีที่แล้ว

    Tsaeda Temerawu Entay Elkayom Zeydelyuka Twasebom Denakur Hzbi. Ezom Tsadu Ekua Akbirom Yenbruna Alewu.

  • @Eritreawit-291
    @Eritreawit-291 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy aseyyyy egzabher amlak edimen tenan yhabkum ahiwatey brukat ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️✝️

  • @weldeabmichael5306
    @weldeabmichael5306 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኻ ድሓን ጸሎት ግን ግበር ጸሎት ናይ ኩሉ መፍትሕ እዩ በርትዕ

  • @hagosrezene3156
    @hagosrezene3156 2 ปีที่แล้ว +3

    Ajoka bro amlka nak zhazelka alewo wegeny

  • @shewityebeyomengestu6035
    @shewityebeyomengestu6035 2 ปีที่แล้ว +3

    eway hawey marey ajoka zerba seb ngzieu amlak hizlka alo eta natka zbela

  • @brhaneabsadi4214
    @brhaneabsadi4214 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ዝፈተረና ደቂ ሰባት ናይ ሰብ ኣፋታትራ ሲ ዝገርመካ ዩ ኣጀካ ዚሃወይ 💪💪👍👍❤❤

  • @anbesjru4070
    @anbesjru4070 2 ปีที่แล้ว +1

    የውሃንስ ኣፍወርቁስ እንታይ ይብል መስልካ ሰብ ነት ብደገ ዝርኦ እዪ ኢዪ ዝዛረብ ኣምላክ ግን ልብ ረኡ እዩ ዝዛረብ ስልዝ ኣጆካ ኣብ ኣምላክ ግን አታ ናትካ ዝብላ ኣላ ጸሎት ጡራይ ዝሓውይ ኩላህና ብኣምሳል እግዚኣብሂር ኢና ተፈጡርና ሶ ሰብ ሰብ ዪ

  • @khamisramadan6764
    @khamisramadan6764 2 ปีที่แล้ว +4

    ብምንታይ ክረክበክም ይክእል እባ ታሓባበርኒ

  • @nardoshabtom4578
    @nardoshabtom4578 2 ปีที่แล้ว

    Kburey Ajoka Nsenayka iyu mesrey

  • @kisanetalem4440
    @kisanetalem4440 2 ปีที่แล้ว +1

    Eway hawey ajoka ztegefa ayhasmon eu amlak zbelexe hizulka alo

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty4936 2 ปีที่แล้ว +1

    Entay malt eu ke buda emba ajoka marey ❤️

  • @hayathas1597
    @hayathas1597 2 ปีที่แล้ว +3

    Neay arakubuni neziwedi

  • @tekleabeba88
    @tekleabeba88 ปีที่แล้ว

    I have similar story by jealous relative

  • @genettedla4209
    @genettedla4209 2 ปีที่แล้ว

    What sad story don't worry be negative some where for you beautiful lady good luck 🙏

  • @Festivalmedia1942
    @Festivalmedia1942 2 ปีที่แล้ว +1

    Great job

  • @yordanosweldeab9862
    @yordanosweldeab9862 2 ปีที่แล้ว

    Bkemey kerkbekum

  • @akileakile3263
    @akileakile3263 2 ปีที่แล้ว +3

    ብናተይ ሓሳብ ክልተ ዕድል ክህበካ እየ ጻዕዳ ምምርዓው ነውሩ ኣይኮነን በርኣያ ስላሴ ክሳብ ዝተፈጥረት እኳ ደኣ ካብ ሓበሻስ ብዝበለጸ ንሳ ክትሕሸካ እያ ምኽንያቱ ናብራ ኣዋልድና ንዕዘቦ ስለዘለና ሓበሬታ ኣየድልዬ እዩ ። ዘይተመርዓወት ድንግል ሓፍተይ ኣላትኒ ውሰዳ ርኸብ ስይትሳን።

  • @ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ
    @ጋልሃገረሰብ-ጸ7ረ ปีที่แล้ว

    antay malet eyu budake 🥺 way hawey ageke 😢

  • @simontesfamicheal4145
    @simontesfamicheal4145 2 ปีที่แล้ว

    Don't give up brother' what ever saying people about you just ignore them

  • @ambesfusuh8984
    @ambesfusuh8984 2 ปีที่แล้ว

    Ane kem zimesleni bi’limdi/bihil zimexe u.izi Baria,Tenquali ……ziblu limditat ni’hizbi Africa hasiuwo u.Beu meten ka tenexilotat yegatim alo.Kisab ma3ss ke?Brother ajokha nebsika aitewdiq bretie💪🏾kem zimesleni aradada3na u.

  • @amanuelmengsteab5384
    @amanuelmengsteab5384 2 ปีที่แล้ว +1

    Entay aynet zereba eyu wedey hawey amlak alo ajoka

  • @cr7bestblyerey863
    @cr7bestblyerey863 2 ปีที่แล้ว

    Habibi kemey kerekbeka yekel melse uba habeni 3gzea xehefelka melse ay habkanen coment agadasi guday alen tegedeska malesseley

  • @hayathayat7039
    @hayathayat7039 2 ปีที่แล้ว +3

    ብምንታይ ክርክቡ እዚ ዶሑር ኣታሳስብ ዝንግደፎ

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 2 ปีที่แล้ว

    ኣዚዩ ዘሕዝን'ዩ! ኣንቱም ሰባት እዚ ግፍዒ ኣብ ገለ ከየብጽሓና! ብሓቂ ቡዳ እንተሎ ስለምንታይ ኣብ ሜዳ ዘይነበሩ? ስለምንታይ ኣብዚ ንነብረሉ ዘሎና ምዕቡል ዓለም ዘየለዉ? ስለምንታይ'ከ እቶም ቡዳታት እናበልና ነሳድዶም ምሳና ዘለዉ የሕዋትና ንዓና ዘይበልዑና? ስለምንታይ'ከ እዚ ሓውና ነዛ ከም ርግቢት ኣቲያ ገቢላ ዝጠለመቶ ሓፍትና ዘይበልዓ? ዘሕዝን'ዪ
    ብዝኾነ ክቡር ሓው ብመጀመርታ ከምዚ ከማኻ ቡዳታት ተባሂለን ካብ መውስቦ ዝተሓረማ ኤርትራውያን የሕዋትና ክህልዋ ስለዝኽእላ ቅርርብካ ንስኤይ ትኹን ሓንቲ ሕያወይቲ ክትረክብ ምኽያንካ ርግጸኛ'የ እንተዘይኮይኑ ግን ወላ ጓል ካልእ ሃገር ተመርዒኻ ዘርእኻ ተክእ ወድሓንካ።
    እንተ ንዓና ፈጣሪ ይቕረ ይበለና

  • @tekleabeba88
    @tekleabeba88 ปีที่แล้ว

    I will give you my daughter don't worry.😅😅😅

  • @yf9921
    @yf9921 2 ปีที่แล้ว

    Amlak alo eti semayn mdrn zfetere ember alelkayo zeleka kebid u Hmak sebay naedu ansab . Bzuh seb alo kemzi tblo zeleka mftaru zxele

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 2 ปีที่แล้ว

    ክሳብ ሕጂ ኣሎ ድዮ እዚ ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ ከ ኣነ ክሳብ ሕጂ መልሲ ዘይ ረከብኩሉ ኣብ ዓዲ ከለኩ ዓይነት ሰብ ኣለዋ ተባሂለ ንሻውዓተ መዓልቲ ኣብ ርእሰይ ምስ ገለ ኣነ ዘይ ፈልጣ ቀመም ተቃሚሙ እንቖቑሖ ተገይርለይ መጨርሽቱኡ ከኣ ክታብ ሂባሙኒ ነይሮም ሓወይ ናተይ ኣብ ኣምላክካ ጥራይ እመን ሓደ መዓልቲ ኣላ ራህዋ ።

  • @alexandertedros8103
    @alexandertedros8103 2 ปีที่แล้ว

    (ምንጪ ጽሑፍ ፊሊ ወናኒ ምቁር ቃንዛ )
    ዝበዝሐ ሰብ ሸቃጢ ኢዩ፡፡ሓደ ሓፍታም ንጓሎም ንመርዓ ክሓታ ከሎ ኣበይ ኢዩ ዓዱ፡ዓጽሙ ጽሩይ ድዩ ወዘተ ዝብሉ ሕቶ ዘይሓቱ ስድራቤት ብዙሓት ኢዮም፡፡
    እዞም ንሰብ ንስእነቱ ከም ኣበር ዝወስዱ ዓጽሙ'ዶ ዓዱ እናበሉ ዘናኣእሱን ዝብድዑን ካብዛ ናይ ደግያንን ናይ ንጉስን ዝርርብ ገለ ነገር ይምሃሩ ይኾኑ፡፡
    ደግያን ዝብሃል ፍላስፋ ኣብ ጎሓፍ ገለ ነገር እናፈተሸ ከሎ ኣሌክሳንደር ዓቢ "ደግያን እንታይ ድኣ ትፍትሽ ኣለኻ " ኢሉ ምስ ሓተቶ ! ደግያን ቀባጽ ድማ " ናይ ንጉስ ዝነበረ ኣቦኻ ኣዕጽምቲ ይደሊ ኣለኹ እንተኾነ ካብ ናይ ባርይኡ ዝነበሩ ኣዕጽምቲ ክፈልዮ ስለዘይክኣልኩ ኢየ ክሳብ ሕጂ ዝደሊ ዘለኹ " ከም ዝበሎ፡፡
    ንጉስና ባርያና፡ሃፍታምና ድኻና፡ጽቡቕና ክፉእና፡ሓያልና ድኹምና መን ኢና ብዘየገድስ ኣየናይ ኢዩ ናይ ነገስትታትን ባርያታትን፡ሃፍታማትን ስኡናትን፡ሓያላትን ድኹማትን ኣዕጽምቲ ዘይላለየሉ ግዜ ክመጽእ ኢዩ'ሞ መን ሙዃና ምዝካር ኣድላዪ ኢዩ፡፡
    "ጊስ ወዲ ሰብ ነብስኻ ፍለጥን መን ኢኻ ዘክርን እሞ ዘይእርኑባት ቃላትካ ኣክብ "
    "ዝበዝሐ ናይ ሰባት ረሳሕ ኣተሓሳስባ ነብሶም ካብ ዘይምፍላጥን መን ሙዃኖም ካብ ዘይምዝካርን ኢዩ ዝብገስ "

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 2 ปีที่แล้ว

    ኬድካ ኣቃጽሎ

  • @ariammesfunmesfun4589
    @ariammesfunmesfun4589 2 ปีที่แล้ว

    Selam amlk nake ykun kabu qaxila ke nazi teqirb zalkum zarwyani ke namsgen kab qaxila ke nayzi hawey Facebook or aderss seddley or bezkona

  • @whyalwaysme4990
    @whyalwaysme4990 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣቤት ክፍኣት እንታይ ዝበለ ዱንቁርና ዩ ሕማቅ እንዲኻ ረኺብካ

  • @rutgebretensai1611
    @rutgebretensai1611 2 ปีที่แล้ว +2

    Betami eyu zehzneka naye duhrate atahsba eyu
    gen kemume zebhal sedren awlde aytetesen ika. Tesfa aytkursr amlke nateka zeblka kehbka eye

  • @lileymehari8157
    @lileymehari8157 ปีที่แล้ว

    Ewai eza gual gen tegagiya bunat.
    Ajoka amlake neaka zebla hezwa alo❤

  • @ermiasweldemariam9255
    @ermiasweldemariam9255 2 ปีที่แล้ว +2

    Ya nifue bariya ninfas zihabkayo buzuhat kimeharu eyom

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 2 ปีที่แล้ว

    ቡዳ ማለት ሰይጣን ማለት ኢዩ ስለዚ ምስ ቡዳ ክዋሰብ ሰብ ዝደሊ የለን ስለዚ እታ ጓል ኣይተጋገይትን

  • @denaitberhane8221
    @denaitberhane8221 ปีที่แล้ว

    Asyyy wedi mundfoye eka kea 🥺🥺🥺🥺♥️🥀💫ንዓይ ርከበኒ

  • @muliebrhane1367
    @muliebrhane1367 2 ปีที่แล้ว +3

    Alem gnay ajoka brother

  • @hayathas1597
    @hayathas1597 2 ปีที่แล้ว +6

    Ane ydelyo aleku zarawan nezwedi tehababeruni 🙏

    • @robelemun7680
      @robelemun7680 2 ปีที่แล้ว +1

      Heray hiii beleni nay

    • @hayathas1597
      @hayathas1597 2 ปีที่แล้ว +1

      @@robelemun7680 Eshi

    • @hayathas1597
      @hayathas1597 2 ปีที่แล้ว

      @@robelemun7680 xhfelka ktmlseley Aykealkan hawey mearey

    • @wedimendefera916
      @wedimendefera916 2 ปีที่แล้ว +1

      ane kmlselki eye shkorrrr

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 2 ปีที่แล้ว

    እንታይ ትመኽሩኒ ኣነ ኣብ 30 ዕድመ ይርከብ ክሳብ ሎሚ እውን ዓርኪ የብለይን ኣብ ኦሮጳ እየ ዝነብር ስራሕ እውን ኣሎኒ ካብ ቦሎቲካ ይኩን ካብ ሃይማኖት ናጻ ዝኮነት ጋል እደሊ ኣለኩ ክትረኽበኒ ፍቃደና እየ ?

  • @milkiasghide4477
    @milkiasghide4477 2 ปีที่แล้ว +4

    Habtey fkadena entekoyna baeley kelalyeka ykiel eye barya hawna contact gbereni

  • @semhargebrhiwet6487
    @semhargebrhiwet6487 2 ปีที่แล้ว +1

    Btami u zehzneka ajoka hawey Amlak zhazelka aloka !!bkemey krekbo ykel ?

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 2 ปีที่แล้ว

    ኣነ ግን ፍቃዴኛ እንተ ኾይንካ ክረክባካ ምደለኩ ብፍላይ ኣብ ኢሮፓ እንተ ሃሊካ

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 2 ปีที่แล้ว

    Omg Betami zehzn endyu Entay ketbl yetfaka beka amlak mesakan mes melue sedrabtkan yekun zearkey, bezey wealkayo kefredn ketxlem gen kabeu zekfie yelen kemti ZF zeblwo kab kulu nayta gual dahrya yehrkeka mehbie tegbara gera shgerka Europa ketmxalka😭

  • @elihomabselom19
    @elihomabselom19 2 ปีที่แล้ว

    Hawey natey ezi agatimekum zelo sheger betami zehzen eyu,gen abaka teray aykonen Ab eritrea betami ashehat sedera alewu gedayat zekonu,selezi natey mekeri kemzi natekum xeleme zeganofom sebat alewu mesom tewaseb xbuk edel

  • @helenhaile2844
    @helenhaile2844 2 ปีที่แล้ว

    Ajoka hawey Natey Seb ab aynu zelo beser zeyaleye u bzuh zezareb eta naka zebela ka tseda tekun tslam ab geziu egziabiher kehbeka u 😘😘

  • @men4837
    @men4837 2 ปีที่แล้ว

    ነዛ ሓፍትናስ ፍቃድ ኮይኑ እንተ ዝረኽባ ጽቡቅ ኔሩ ቅንዕትን ለባምን ጥራሕ ትኹን።

    • @Melatlove-wg3ef
      @Melatlove-wg3ef 11 หลายเดือนก่อน

      ወዲ እዩኮ ጓል ኣይኮነትን

  • @teklitbahram5167
    @teklitbahram5167 2 ปีที่แล้ว

    Xeda temero

  • @iloveyoumamailoveyoumama2084
    @iloveyoumamailoveyoumama2084 2 ปีที่แล้ว +3

    አይዞካ ማዓረይ ንከሉ ግዜ አለው ንግዜ ግደፎ 🥰

  • @betybety8380
    @betybety8380 ปีที่แล้ว

    Eti neana kebid koynu zsmeana n leul ezgabher dekik eyu slezi xelot trah zhawey kulu kftahalka eyu.......enda rufael mai xelot tehaxebu bgezakum