#alenamedia
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። ምንጪና ጽሩይ፡ ሕላገትና ከኣ ሓቂ ንክኸውን ኣበርቲዕና ክንጽዕር ኢና። For donation and more details, visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, please email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። Share, Like እናበልኩም ድማ፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
~-~~-~~~-~~-~
Please watch: "እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Alenamediatv #Eritrea #Ethiopia #Tigrai"
• እታ እንኮ ዕጫ ቲፋኖስ...! #Al...
~-~~-~~~-~~-~
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ Alena Media TV ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። ምንጪና ጽሩይ፡ ሕላገትና ከኣ ሓቂ ንክኸውን ኣበርቲዕና ክንጽዕር ኢና። ፈነወና ንክሰፍሕ፡ Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። Share, Like እናበልኩም ድማ፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
ሰላም ሰላም ረድኢ ጅግና ወዲ. ጀጋኑ ከማኻ ይብዛሕ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ተቃላሳይ
ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። ምንጪና ጽሩይ፡ ሕላገትና ከኣ ሓቂ ንክኸውን ኣበርቲዕና ክንጽዕር ኢና። For donation and more details, visit our newly website: www.alenamedia.org, Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, please email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። Share, Like እናበልኩም ድማ፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።
ኣንታ ንስኻ መዘና ዘይብልካ ጅግና ኢኻ ብሓቂ.....
My dear people of Eritrea, the sun rises every morning so does Alena media, and the sun sets every evening so shall the dictatorship of Eritrea but will never rise again..
God bless our beloved Eritrea!
ኣታ ክንድምንታይ ሕልናን ልቦናን ሃገራውን ስነምግባራውን ታሪኻውን ሓዘል ልቢ ዝትንክፍ ንጸማም ዘስምዕ ዓቢ ማዕዳ ሰማዒ ይርከብ ነብሰይ ኣውጽእኒ ሓጂ እዋኑ ዩ ስምዑ ደቂ ገበነኛን ኣጽናትን ኣቦኹም ካብ ቀዳሞት ብዓል ሳዳምን ቀዛፍን ካልኦትን ተምሃሩ ወድሓንኩም።ንዓካ ካኣ ዓስብኻን ጻማኻን የርኢኻ ኣቶ ረድኢ።
Great message father Redie,
I hope they will open there eyes and hearts 🙏🏽
You are a full man I ever see you don't know What you talkin about. Do you think people they want to believe you you were in a field? I don't think so sir.
🙏WELCOME BROTHER 🙏
👉YOU ARE OUR HERO!!!👈
🙏🇪🇷❤GOD BLESS YOU ❤🇪🇷🙏
ዲክታቶር ህዝቢ ኤርትራ ዘጽንት ዘሎ ኢርትራዊ ስለዘይኾነ እዩ። ሃትኖ የብሉ ሃወቦ የብሉ ኣብ ኤርትራ ። እቲ ሃቀኛ ኤርትራዊ ደም ናብ ቤተሰቡ ክይምጽእ ይፈርህ።ዲክታቶር ኣዲ የብሉ ኣውዲ የብሉ። ካብ ኣዲ ሃሎ ቦንቒርና ናብ ዲጋ ኣዲ ሃሎ ክነጥህሎ ኢና። ንኤርትራውያን ኣጽኒቱ ንውሉድ መን ኣጥፊኡ ውሉዱ ብሰላም ክነብሩ።
Ata akame komal hasad
ኣብዝሓለፈ ሓደ ዘረባ ተዛሪብካ ኔርካ፣ንሱ ድማ ኢሰያስ ኣፎርቂ ንሓደ ሰብ ኣብ ባጽዕ "ዓያሹ ኤርትራውያን ኣነ ዝመርሓኩም ዘለኹ እዩ ዝመስለኩም" ኢልዎ ኢልካ ኔርካ። እዚ ማለት ኢሰያስ መሳርሒ ድኣ እንበር ንሱ ከምዘይኮነ ነጊሩ፣ እቲ ዝገዝእ ደሎ እንብኣር ኣጋንንታዊ መንፈስ እዩ፣እዚ መንፈስ እዚ ድማ ሓያላት ናይ ጾሎትን እምነትን ጀጋኑ ክዓትቅሉ፣ ኩልና ውን ክንሓብሮም ይግባእ: ጾሎት ምስ ተግባር ድማ ዓወት ከምጽእ እዩ።
Indeed
The catholic bishops declared fasting and praying. You get the point? Katolikawian papasat tsomn tselotn awijom bezi mikniyat.
ኣገዳሲ መልእኽቲ እዩ
ጅግና ኣቦና ረድኢ ማሓሪ
ራዛ ናይ አብኡ ሓዛ ! አቶ ረዲኤ ብዛዕባ አብራሃም ምስቲ ዝገብሮ ዘሎ ገበንን ምስቲ ትገልጾ ዘሎኻን ፈጺምካ ክዳረግ አይክእልን እዩ ህዝቢ ኤርትራ ግን ይቅሬ ብሃሊ እዩ ዝኮነ ኮይኑ ነዚ ትአፋፊ ዝኮነ ግዜ ትገብሮ ዘሎካ ቃልሲ ብዓወት ክድምደም ርሑቅ አይኮነን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Thanks again. Information
*Yemane barya, Abraham Afewerki, Abraham tewelde, Tewelde eyob,,,,,,,,a lot murdered and passed their life because of dictator isaias afewerki*
Thank you respected brother for what you are doing in our name ( Eritrean people).
This is a right message. And we must have an ear to avoid a damage to committers of crime or collaborators of crime.
Issac
ኩቡር ኣያ ኣጆካ እስከ፡ንበረልና ከማካ ተባዕ ንሓድነትና ጠሚርካ እትጉዓዝ ዘለካ ሰብ ኣብ ክዉን ትዛረብን ሓቀኛ ዝነበረ ትዛረብን ተነቃቅሕን ስለዘለካ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ህዝቢ ኤርትራ ዓማጺና ኢሰያስ እዩ እቲ ቀንዲ ነሕዋት ፈሊጡ ናብ ደም ዘእተወ ውን ንሱ ባዕሉ ኢዩ እንታይ ድኣ ካብ ጌግኦም ተማሂሮም ዘይተመለሱ ኣብ ጎድኒ ህዝቦም ዘይቆምን ኢዩ
ጅግና ሓቅኻ እወ፡ ተምቤናይ ኢሰይያስ ካብ መንካዕ ክሳብ የሚን ክሳብ g15 ደቆም ዝዘኽተሙን ጥሪ 21 ሓደንን ካልኦት ብዝተፈላለዩ ዝጠፍኡ ስድራቤቶም ደቆም ንደቂ ኢሳያስ ብደም ኢና ንደልዮም ዋላ ኢሳያስ ኣይሃሉ።
ኣብ ፖለቲካ ኢደይ ክእቱ አየ እንተበለስ ኣብኣ ይረኽባ። ግደፍ ኣይትለምኖም። ድሌቶም ይግበሩ ህዝቢ ከኣ ክገብሮ ዝኽእል ይግበር። ደቂ ኢሰያስ ድዮም ከሕምቑ ወይስ ህዝቢ ኢዩ ከሕምቕ ንግዜ ንግደፎ።
ሰላም ሓው ረድኢ , ኢስያስ ንደቁ እቲ ከኩፉእ ነገር አምሂሩዎም እዩ ,ንሶም ካብኡ ዝሕሹ ኣይኮኑን ,, እቲ ገዛ ኣብራሃም ምስ ሐዳሩ ዝነብረሉ ናይመን ሙኻኑ? , ካቡ ዋኑኡ በዓል ገዛ ብሓይሊ ፖሊስ ካብ ገዝኡ ተሶጊጉ አቁሑቱ ናብ ግዳም ተሰንዲዩ ካብ ዓዲ እውን ተባሪሩ ኑሱን ደቁን አብ ወጻኢ ይነብሩ አለዉ , ማለትይ አቦን ደቁን አብ ሐደ ደረጃ ሐሳብን ገብርን ሙኻኖም ኢና ንፈልጥን ንአምነን ,,።
ሌምንካ ዝወርድ ስርዓት የሎን አቲ ፍታሕ ብከላሽን አዩ
Misaka Aleku.
Fish
Yeah your point is valuable but the Lord is watching above and he will make Eritrea a peaceful, joyful and fruitful land.
መርገም ወላዲ ናብ ውሉድ እንደኣሉ።እንታይ ክገብሩ መሳኪን መርገም ኣብኦም ኣይሰዶምን’ዩ።ካብ ሕሱም ወላዲ ኣይትወለድ።
መርሓባ ረዲእ ጅግና ! ኣጆኻ ኣጎድጉዶ ኣብ ጎድንኻ ኣለና!!!!!
ሕቶ "እታ
ኣለና ኣለና ኣለና
ኣለና ኣለና ኣለና
ኣለና ጸረ ናይ ዓማጺ
...,
.....
እታ ኢንትሮ ኣበይ ጠፊኣ
ኣነ ናፊቀያ በዛ ዓይነይ ክትወጽእ ደልያ
በጃኻ ንሳ ቀይራ???????????
ሃሎ ዝከበርካ ተጋዳላይ ረዲኢ
ከመይ ትቕኒይ
ናይሎሚ ኣብ ሊኢሊ ዉሉዳት ኢሳያስ ቢዚቢል ሃተታ ዘቕረብካዮ ሰሚዔዮ፦ ናይ ለባማት ኣዘራሪባ ን ነሩ።
ተስፋ ኢገቢር ናብ አሪትራ ዪሐሊፍ ኪሂሉ።
ሚሉአ ጥዕና፤
ኪሳብ ብተለፎን ኒራከብ።
ዘ፡ፊ
ክቡር ኣቦና ረድእ እዚኣቶም በፍጹም፡ኣብ ሐደ መጺና ተደይ ጸሪግናዮም ብዕሎም፡ተጣዒሶም፡ክእለዩ ዘይሕሰ ውዩ ምክንያቱ ብደም ዝቸቀውት ኢድ ስለዘላቶም
ከም ሳዳምን ገዳፊን ምስ ደቁ ክጠፍእ እምበር። ድሕሪ ሕጂ ኣብ ኤርትራ ንተምቤናይ ተመን ቦታ ኣይክህሉን እዩ። ኖንዶ ኤርትራውያን ኢትዮጽያውያን ውን ፎእ ኢሎሞ እዮም።
ብጣዕሚ ዝሕዝን ዩ ካብ ኢሳያስ ዝዑሹ ሰብ የለን ግን ኣብ ዓዲ ዑዊራት ባዓል ሓደ ዓይኒ ይኔግስ ዝብል ብሂሎ ኣሎ::ጀጋኑ ዝሞትሉ ጎራምጽ ይራኣዩሉ ዳኣ ኾይኑ እንበሪ::ሰላም ኣይረሳዕኩን ቤት ኤርትራዊያን!!!!!!
መን ንፁሃን ምስገበሮም ብሽም ሃገራዊ ድነት እንታይ ይገበሩ ከምዘለው ካብ ኩሉ ኤርትራዊ ዝተከወለ ኣይኮነን
ከምቲ ነቦና ሹፍረሓንስ ወዶም ኢሉዎም ዝበሃል "" ወላዲ ብግብሩ ይኽሰስ ሰማይ ብበርቂ ይሕረስ "" ዝበሎም ክብሉ ጽቡቕ ጻዉዒት ኢዩ !!
Thank you kbur Hawna Redie Mhari.
Merhaba wedi mehari thank You & God bles You 👍
ሰላም ኣቶ ረድኢ ኣገዳሲ መልእክቲ ኢካ ትህብ ዘሎካ ድካምካ'ውን ጻማ ክርከቦ እዩ በርትዕ ኣጆካ ንብለካ።
እዚ ክይኑ.እቲ መሲሮም ንደቂ..ቅዛፊ.ዝረኽበቶም.ክትረኽቦም.እያ
Baba redie jgna 😍😍😍
You are true
ሰላም ባባ ረድእ *
እዚ ኩሉ ለበዋ ንባዴለኛታት
ደሜኛታትን ትምሕጸኖም* ፈረ ወይ
መልሲ ትረኽበሉ ዶ ኣለኻ*
ማቃብር ደቂ ኢሰያስ* ዳኣ
ሩባ ሓዳስ ንድርብዮም*
ወይ ካኣ ሩባ ጋሽ*
መረብ ነዕርቦም* ከምዞም ረሳና ፈቆዶ ባሕርን ሳሃራን ተደርቢዮም ዘለው ህዝብና*
ደቂ ኢሰያስ ድማ * ሩባ ሓዳስ ኢና ንድርብዮም* ስኽፍ ኣይ በልካ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ረድእ።
Ab Ethiopia Kedom Yiqberu Ezom Deqi Ganin Sebiay Setay Dem Eritreawan. Nezi Nayz Ganin Sebats Kidizi Limena. Hade Seb Kalishin Alilu Zifgimo Eritreawi Tesanu
Wonder-full! abo khulu, wala nideki tselaena.
Well done
ትኽክል ዮ ኣበዲኦም ደኣ ክተርፎም ምሽ እሰያስ ህዝቢ ምሉእ ዘጽነተ ሓደ ካብ ስድራ ተቐቲሉ ከማን ክንደይ ሽግር ዮ ዝኸዉን
Nay ISEYAS beteseb Selam kitrekib aytikelnya. Bzuh Seb bflay Sidra ISEYAS kemzizingiuwo dima flutyu.
እቲ ዝዓበየ ገበን ኢሰያስ እካ እንተአዘዞ ተግበርቱ ግን ምስኡ ዝነበርኩም ተጋደልቱ ኢኹም ኢቲ ዝገርም ምሳኹ ዝጋደል ሐውኩም ክስወርን ክቅተል እንከሎ ዘይምሕታትኩም እዚ ንርኦ ዘለና ወሩዱ ዋላ ንስወዓት ዝጠለምኩም ተጋደልቲ ኢኩም :: ዘክታማት ስወዓት አይተደበሱ ደው ኢሊኩም ክትሐትሎም አይከዓልኩም ከም ከበግዕ ዘዝሰቡሕ ክሐርድ ኖ ክቶብሉ አይከአልኩም ንባልኩም ጠፍኩም አጥፍኩምና
Ata demhit, dekala dki dkala akibu eu, hager zxnet zelo isayase, tegadlti tbl alka? Isayase 9 yhwat kmzlwo tflt dka? Etom 9
Isayase mes yhwatu koynu eu ezi
"Spiderweb" eu zbhal..
.bal monky ksha agame slzkonu, emunat tlakti nay isayasen yhwaten eyom.
Eti wana srh gna be yhwat isayase eu zsrh zelo.
Ata Eritrawi zkonka Twdeb, 2020 nzom cancer family kab hagrna haghgna tzywxna slam ylen.
መራርሓ ሓውና ጅግና ረድኢ መሓሪ ኣጆኻ ቐጽሎ ኩሉ ሰብ ኣብ ጎድንኻ እዩ ዘሎ
Isias hade seb ayqetelen
B hangol gin kulia aqatiliwia
he is Hero 100%
እዚ Hero ዬብሎ ዶ ?። ካብ እዚ ጀግንነት ዬድሕንካ ታሪኽ ሕማቅ ገዲፍካ ሞት።
Pedro Tewie what is the meaning of hero for you please!?
Like Isias
እቲ ተመሓላልፎ ዘለኻ ምኽርን ምዕዶን ኣብ መሬት ዘይዓልብ እዃ እንተኾነ፡ ስድራ ቤት ውልቃዊ መላኺ ምስ ሕብረተ ሰብ ኤርትር ተሳንዮምን ተወሃሂዶምን ናይ ምንባር ብመጠኑ እዃ ሕልናኦም ዝቕበሎ ኮይኑ ኣይስመዓንን፥ ካብ ኮነ ግን እቲ ውሳነ ኣብ ኢድ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ከስምረሉ እደሊ። ካብ ውሉድ ንወለዶ ዝሰጋገር ብሂልና ከም ዝእምቶ "ራዛ ናይ ኣቡኡ ሓዛ"፡ ክንዲ ዝኾነ ከኣ እዩ ኣብርሃም ወዱ ሓቂ ጥሒሱ ተልእኾ ናይ ኣቡኡ ንኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ ብምእሳር ዘተግበረ። ኣብዚ እዋን እቶ እቶ ንተግባራቶም ምጽብባቕን ከም ንጹሃት ምቕራብን ነቲ ባህልና ካብ መስመሩ ዘውጽእ ስለ ዝኾነ፡ ንሓቂ ከም ጽላሎትና ከነሰንያ ኣለና። ካብኡ ብዝተረፈ ነቶም ጉሁዳትን ዘይጉሁዳትን ተግባራቶም ንጎድኒ ኣቐሚጥካ ብድብድቡ ብጽኣት ኢኹም ምባል፡ ካብ ሓቂ ዝረሓቐን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፈጸምዎ በደላት ንኽቕጽልዎ ዘተባብዕን ኮይኑ እዩ ዝርኣየንን ዝስምዓንን።ሓርነት ህዝብና ክረጋገጽን ውሕስነት ክህልዎን እንተደኣ ኮይኑ፡ ነቲ ትጽቢት ተነቢርሉ ህዝብና ንትጽቢትና ብኢደ ዋንኑ ዓወት ምስ ዝጭብጥ ጥራሕ እዩ።
ኤርትራ ሃገርና ትንበር!!!
Deki sadam abey alewu?????? Ayterfinn?????
Jigna wedi jeganu eka nsika. Belom da. Edimen tienan yhabka.
ኖቦኻ መርቅ ፡ ኖቦኻ ርገም ፡ እዩ ነገሩ።
ሓቂ’ዩ ረዲእ ዝብል ዘሎ ፡ ነጻነት ናይ ሕልና ክትረኽቡ ። ግብሩ ግብሪ ክፋእ መንፈስ እዩ ፥ ዝሐትክሞ ዘሎ እቲ ሓቂ መንፈስ እዩ’ሞ ፡ ነቲ ሓቂ፡ ሓቂ ምባል ናይ ሕልና ዐረፍቲ ፡ ክህልዋ ናይግድን እዩ ።ኣበይ ኢና ንቅበር ፡ ዝበልኻዬ ዘኽር ።
ኣብኣ ፡ግብሪ ኣቦካ ፡ ሓቂ ይምስክር እዩ።
+ንስድራኡ ጥራይ ዘይኮነ ፡ ኖቶም ንድግፎ ኢና ትብሉ ውን፡ እንሆ እዚ መልክቲ ናይ ረድኢ + እዩ ዝምልከተኩም። ክቡር ማዐረ ኣቅሙ፡
የኽብር ፡ ሕሱር ምዐረ ኣቅሙ የሕስር።
10q ረድኢ ክቡር ሓው ።
.😎
😎😂
ዎላዲኹም, (issias) ኸም ሺምዓ መኪኩ ካይ ጠፍኤ ኮሎ ኡፍ ቦልዎ.. God bless our treasure country..
ጅግና ተጋዳላይ ረድኢ ማሓሪ መድብ ኣለና ካብ ግዜ ናብግዜ ኣዝዩ ብኢትቅርቦ ዘልኻ ብኣኽብሮ ኢየ ዝካተትሎ ኣዝዩ ስሓቢ ኢዩ
አብርሃም ኢስያስ እቲ አብ ድጅና.ዝተወልዶ .አብዓራርብ.እንተዘይኮይኑ.ካብ.እቡኡ.ፍሊኻ አይርአይን እዩ
Rezin meleikti LIBI ENTELIWOM. ABRAHAM gin EDU TSURUY eyu elu ziamn Ertrawi Aziyu Wuhudyu Hiji.
ለባም ኣቦ ረዲኢ መሓሪ የቀንየልና :: ግን መንእሰይ ኤርትራ ክጠፍን ክሰርን ጠፊኡዎም ዶ ኮይኑ :: ኤርትራ ንሶም በይኖም ይነብሩላ ዶ የለውን:: ሓራይ እስከ ሰማዒ እዝኒ ይሃቦም ::
ልቦና ዝመልኦ ምክሪ ኮርድ ዝብሃል ሊባናይ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ባእሉ ዝዋሎ ባኣሉ ሃሊፍዎ ዘርኡ ብሰላም ይነብሩ ኣለዉ ።
I thank you for your info.
Es bel
Jigna
Pap mahri he is a talented guy agoka
You are doing great ngereww ngerew embi kale gn mekera ymkerew
Abraham Afowrki soon of Esais Afoworki evil.
ኣይኮን ኢዮም ሰብ ምስ ወለደ ንውላዱ ኢሉ ኢዩ ዝነብር።ሓላፍነት ውላዱ ክብል ካኣ ኢዩ ሰብ ካብ ዝኮነ ሕማቅ ነገራት ዝቁጠብን ዝታሓዝን? ካብ ሕማቅ ግና ውርስ ኣይኮነ ሰልጣን ንኣሰያስ ኣፎርቅ ኣብ ሙሉእ ዕድሙኡ ኣብ ሰልጣን ኩሉ ናብ ኩሉ ኢሉ ዝተቃለስ ካኣ ዮሎን!!!?
Anjal abey zeleka aboi meaday tbehal nska dheri nay abeati
ምስ ደቂ ዓዱ ን ተንቢኖም ፓስታ።
ሓቅኻ ወደይ
Abona redei ajoka
Refine Gigna
Nay bhaki lbona zelewo mikri eyu kemezi kemaka ybzihalna hji haki zizareb kemzi kemaka eyu zedli zelo tsibah gize ms tekeyere kezi neru zibl waga yeblun hji eya eta gize haki etiewejela Amlak ybarka zebeka ybarek
Hzbi eritrea lbu tefiuwo nsom gn xbuk ynebru alewu
ተለበሙ ጽቡቅ ኢንተዘይለበሙ ውን መሬት ንባዕላ ኢላ ኪትወግሕ ኢያ ጥራይ ህዝቢ ተስፋ ክንቆርጽን ክንፋላለን የብሉን ኢንተኪኢልኩም ምስ ጎረባብትና ምሕዝነት ንፍጠር ከምቲ ቀደም ብሱዳን ብትግራይ ታኣትዉ ዝነበርኩም ክናኣቱ ሓጉዙና ኢሰያስ ደቂ ኢሰያስ ኢንዳበልና ክንጋናብሕ ግዜ ኣይንቅተል
Tegadalay rediei kemaka yibzuhula eritrea amlak edmen tienan yihabka
nzom dki criminals, mnesyat Eritrea, abotat Eritrea ab Erero ysaku, bal dki my telamit...
Dki isayase
Dki menky
Dki yhwat isayase
Dki kisha etc.... bedm Eritrawyan, ab zmxet hager, yxnetu, nab Ethiopia endabom kydom,
Werki BIsha grom, yzaweru
Ata Dekebat Eritrea....ktlom kmzywdeyna, ngrwom...🤔
Ezom dki crimnalat .. .kab Eritrea tgahtom kmzwxu, ayflten eyom zlwu....
.wake up Dekbat Eritrea.
Ezom eyom, hagrna hzbna zxntu zlwu, dki sefrti...hatch
Ata knbru dyom hasbom....
Nbal Betweded kbrom
Ne Deru kbrom
Ne Petris kbrom
Ne gener g.wzgaber kbrom
Ne shrfo kbrom
Ne berki. Kbrom
Ata nza Eritrea bdem Dekbat zmxet znbrula dyom meslwom😏
Aflkmen dki criminals tgalxkum lomi....ewy ewy.. .
Eti kabotatom zwrswo telmet abti gxom yre.
Ratten Aple never fall far from z tre
Tbhlu endu.
Wdje Eritrawyan atfnyom elom wxe blu ba😀 ...basted.
Ab ztrkbulu bota resom kbten eu.
Dem abotatna, yhwatna ktkflwo ekum.
Lebam zereba🤲🏽🤲🏽🤲🏽
Zeytigedfuna ekum beal nisika tarik tedellika tsihafo zenbebeb yenibibo zeydilli aytimihariwo nezi meneisey silitane tedellika neti mengsti gitemo azefezef gedifika
Deki sadam, Udeyn Kuseyn zibehalu tzikriwom do. Google gberiwo. Zeywegih zimeslo asha eyu.
እሞ ሕጅ ደቂ እሰያሰ ካብ ደም ነጻ እልካ ትሓስብ ? ብደም ኑጹሓት ኤረትራዊያን ታሓተታ እዮም ኣብዚ ግዜ ሽፍንፍን እልካ ዝከይድ ነገር የለን ዓልየት እሰያስን ዓልየት ሳባን ካብ ምድር ዓለመ ክጠፍኡ ኣለዎም።🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕🐕ከምዚኦም ደሞ ክፈስስ እዩ።
Iseias malet nhawu amanuel axelilu zqotelo .netom 2 yehwatu wala qetilwom ybahal . Iseias entay aynet seb mukanu terediekani tkewn z arkey
I dont thin they can do anything because they too live in fear😱 is long they dont participate in leadership or crime against Eritrean
If they don't listen to you the chance will be like sadam husen's family .
Kab Zeba zeyterekbes kab myzeba.
Adiom wen tedgfo eyo ab tebit twetiha regmti eya zeblwa kenday dem eyom zewdu kem sadam telkakimom mekad zemretsu eyom zemslu gedofom terar merirewo alo eritreawi
ለባም ምኽሪ ካብ ለባማት ይርከብ ኣዞም ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ኮይኖም ምስ ኢሰያስ ንጽሃት ዘጋታት ኣብ ምስቅይ ምቕታልን ዘለዉ ንደቆም ደምን ጽልእን ይገፉ ኣለዉ።ምክሪኻን ምሕጽንታካን ኣይፈለዮም። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ረድኢ መሓሪ
Ata akame komal hasad
Afeworki Teslay a little smarter than animals.
Welcome jigna abo
ሙዩቅ ዘበሎም ቅንዕና ስለ ዘየለ /
ጥሪት ዲክታቶር ያኣክል ተናስሑ
ቀርባ እያ እታ ሚዛን ናይ ፍትሒ
Selam abuna eisiyas hanti aygeberen netom tezazat semieom zetegbro zelewo eiyom khtetlo nsom ente zabyo do nsu da 1 ekaeyo
ኣቶ ረድእ: ከመይ ኢሎም እዬም ደቑ ትጋገ ኣለካ ኢሎም ክሓትዎ? ዘይመስል! ቅዱስ ሓሳብ እዩ እቲ ትብሎ ዘለካ: ነገር ግን practical ኣይኮነን::
Baba redei bemekedam selam ta neakum kabu bemekexal kemderedani ezi tema hibkemo zelekum gega u anhena weludat eseyais deykona entay dea telkumuna weludat deqi erey ena heji gn kab guyey mewal kesad mewal u kenxebe ena ab dekexel hasab bertu dekone hanaxi haxab ketemxulna tesfa egeber for example we go together to fight them our country ,dont stay for eri person living to our country keynexebeyom ab hagerna zelewu nebeges terah ab sedet delena ena newhesa hagerna mekneyatu hezbena ab adena delewu ayfeltewon yom eti tarik ezi kenfelet yegebana heji baba redei kulu gize ab eri zelewu seb eka xekitkum tezarebu ezi keteref alewo sebat deki eri ab muchet tehalu ab xegem tehalu kulu adalikum sebikum hagere eri ketewhes kemzelewo ezbi eri ketegelxu alekum bezanebsey aleku jegna ba redie degime aleku nezi serat nemetfa heji dexebeyekum hezbi eri keyselchewo eti bexihwo zelo nedeki adu kebxeho kegadel alewo ezi aynet sebket akrebulna nkegadel hezbi eri ,hezbi kabay jemirkum heleklak u negeru hezbi eri muchet gedifu ab hade teakibu bedetamo keatu terah u zelewo abzi newede baba redie dehri ezi ayezareben ye ba redie thanks alot
ክላ ስቕ በል በጃኻ ሕነ ምፍድዳይ ትጉስጉስ ኣብራሃም ብዝሰረሖ ደኣ እምበር ኣብኡ ብዝሰረሖስ ከመይ ገይሩ ይሕተት። ኣበየናይ ግዜ ዲና ዘለና !!ብደው ከሎ ኢሰያስ ሲ ምስ ደቁ ትፋኻኸር ?ዝሰርሕዎ ገበን እንተድኣ ሎ ክሕተቱ እዮም ኣቦኦም ብዝሰርሕዎ ገበን ጽንጽያ ዓይኖም ዘንፍረሎም ግን,ንሱ እዩ ገበነኛ, ሕጊ መሃር የኣኸ ቅርሕንትኻ ዋሓጦ!!።
Ertrawi aykonkan malet iyy.
hawey inteketilkaley.
neakha,nwedikha,n deki hawobokha iyom b dem zidileyu.
hine dem b dem mifday iyu.
kemu keymetsom, nebom ghidef mibeluwo.
misu tehababirom dem ertrawiyan yefsisu alowu.
Tv Asena hubuu agenda alawaa . Amaneil Ayasu Ansar Issias u gen Ansar higdaf aykonan kamo doma alama nay tigray tigrinja u.
Redie
Nay bhaki aya redie....bdhrey saeri iytbkola geru wedi tenben b deku iyhasbn eiu ...kem deki gadafi kikonu eiom
Deqi men tefiom deqi deqi Esdyas kterfu men meaday gheruca afca etso
Kubur aya redie entay emo gdifka nklom bsihkaiom ente tredwom si btesfa kensebe ena lebi ente gaberu
One his son people said saw him in mekate with young children.It is true?please find out thanks for hard work.
Welcome ezise tetisemwo midehanu
Beyenay ezni kisemwo
Midehanu neyrom
Wedi shermuta
Zeytemahare.sebyouko.zixaref.a bona niberulina
ata wedi shermuta wedi adghi.wedi amharay wediemanit.
Abraham dia kedem eidu ab dem ziatewet ab akeba mekeba do yisatef yelen
This gay work hatd for eritrea thinx sir
Eway ka abrhanse? Kem ane zisemo abrham kabi abo hanti filily yeblun yibehal gn brhane bitame lewah sebi eyu elomo! Seltan arekibo nezi meskin hizbi elwo esayas gn enty gedshka elwo yibehal!
are you sure that the dictators son is clean? I hope so!
Kab deki sadam kezafii mengustu hayleselase temaharu belom
20%ወይ 30% ካብ ሕዝቢ ኤርትራ በዚ ትብሎ ዘለካ ዕዳ ተሓታቲ እዩ።
ስለዚ ብከምዚ ትብሎ ዘለኻ እንተከይድና ኣብ ኤርትራ ዝተርፍ ሰብ የለን።
ኣይትዓሹ ኔው በሎ ሕማቕ ዘረባ።