90 one - Eritrean Independence Day 2023 Frankfurt

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 14

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว

    ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ይበል ጽባቀ እንኳዕ ናብዛ ክብርቲ እለት አብጻሐና ።ክብሪን ሞገስን ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ ዓወት ንሓፋሽ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hananibrahim248
    @hananibrahim248 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @robeltsegay4789
    @robeltsegay4789 ปีที่แล้ว +3

    h ♥🇪🇷🇪🇷ተኣኪብካ ምስዕሳዕ ጥራሕ ዜይኮነስ" ተኣኪብካ ብህዱእ መንፈስ ንለዉጥን ሰላምን ሓሳብ ምልውዋጥ ውን ኣገዳሲ እዩ፤

    • @alem2627
      @alem2627 ปีที่แล้ว +1

      እቶም ለይትን መዓልትን ካብ ልቢ ንሃገሮም ዝሰርሑን ዝማየጡን ኤርትራውያን እዬም ን 24.05. የብዕልዋ ዘለው ❤️🇪🇷❤️😍😍😍😍😍😍👏🏽👏🏽👏🏽

    • @robeltsegay4789
      @robeltsegay4789 ปีที่แล้ว

      ኣብ ዓደ ኣማትኩም ብዘይ ጉቡእ ተሰዲድኩም ማዋእልኩም ብኣገልግሎት ላዲኹም ቁራስ እንጀራ ትረኽቡላ ዓዲ ምስ ኣተኹም ነቶም ኣብ ባርነት ዝገድፍኩሞም ቡጾትኩምን የዕርኹትኹምን ረሲዕኩን ኣብኣ ድኣ ብለዩ ምባል ዝዓበየ ዕሽነት ኢዩ።

    • @Suzimerhawi
      @Suzimerhawi ปีที่แล้ว

      ​@@robeltsegay4789 hgdef eko sebat aykonun robert eyom zey hasbu b eseyas yziweru 😂😂😂😂😂😂

    • @Miraclewillhappen2024
      @Miraclewillhappen2024 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤

  • @eritroswegahta3400
    @eritroswegahta3400 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ጭብጥታት ኢዩ እዚ እዞም ሎኻልኽ ካብ ሃገሮም ተሰዊሮም ነዚ ሃገርና ዘጥፍእ ዘሎ ሓገዝ ምውፋዮም መንግስቲ ጀርመን ክሕበር ኣለዎ።
    ኣቤት ጀርመን ረኺቦሞ ዘለዉ መከራ፡ ነዘን ምስ ከብቲ ዝዓበያን ዝዓበዩን ክጓስዩ ተኺኾም። እዚኣ ኢያ ዓቕሚ ኤርትራዊ ይብሉና ይኾኑ። ሰብ ጎዲላዶ ሓቀይ።
    መስትያት ቤትና ክቐርጾም ምስ መጸ ኩላ ተሓቢኣ።
    ደሳለ ዝብልዎ ንሃገረ ጀርመን ሰራዊት ኮይኑ ዘገልገለ ብሒም ከማን ኣይበለን። ምኽንያቱ ሕጊ ጀርመን ይፈልጣ ኢዩ። ንሱ ብSUV ሸነን ክብል ይውዕል። በቲ ገንዘብ ሰራዊት ጌሩ እንዳ ቤት ስእሊ ጌሩ ኔሩ። ሃገሩ ደኣ ዘየገልግል ፍትወት ኣብ ሃገረ ኤርትራ እንተልይዎ። ኣዋልድ ከተሳድድ ጥራይ ምምጻእ።
    ነጪ እንተኾነ ብኻ ካብ ቀደመይ ናብ ጀርመን ይስደድ ዝበለቶ ኣሎ። ገዛ ገዛ ቁኖ ትሰርሕ ኣላ መንግስቲ ክከታተላ ድማ ክሕበር ኣለዎ።
    ኩሎም ሓደ ከየትረፍካ ኣስማቶም ንመንግስቲ ጀርመን ምሃብ ኣድላይነት ኣለዎ።
    ኣንገሶም ኢሳቕ ከምኡ ብልክዕ ሳዕድያ ማሕሙድ፡ ኮታስ ኩሎም ምርካቦም ኢዩ።
    ኣንስቲ ዝበዝሕኦ ኢዩ ሰብኡት ድማ ዘራፍ ኢሎም ተሰዊሮም። እቶም ለወስቲ ስረ ዝለበሱ ሰብኡት መሰል ኣንስቲ። ዝላ ዝኾነ ኣመልኩም ዘይተቓነየት ክራር ከጻውተኩም ኣየስተውዓልኩምሉን ከማን፡ ዝላ ጥራይ።😊😢😢😢😢😢
    ሕጂ ትስዕስዑ 20 ሰነ 2023 እንታይ ትብሉ ትኾኑ ኣንቱም ኣምሰሉ በላዕቲ ክልተ። ህዝቢ ከብዱ ሓቊፍሉ ኣብዘለሉ ክትዘሉ ከመይ ዝበለ ክድዓት ኣለኩም።
    ኩሎም ዝተፈትሑን ኣዋልድ ወይ ሰብኡት እንተረኸቡ ኢዮም መጽዮም ካልእ ኣይኮነን፡ እምበር ስለ ሃገር ኣገዲስዎም ኣይኮነን። ክንደይ ዝሓበሩኒ ክሳብ ኣብ'ዚ ቤልጁም ኢዮም ዝመጹ ኢሉኒ። ክንደይ ድማ ካብ ሰብኡተን ተፈቲሐን ክንደይ ድማ ዝብዕልጋ (ስትረይት) ኣለዋ፡ ኣስማተንን ጭብጥታተንን ኣለና ይጠቐስ እንተኢልኩም ሓደ መዓልቲ።
    ግን ክንደይ መሪሕነት ህግደፋውያን ተሰዊሮም ኣብ ስእሊ ይርኣዩ የለዉን። Respect። እዚ ቀሺ ኮሎኔል ንጳጳስ ኣልባሶም ብትእዛዝ ወዲ መድህን በራድ ክቕንጥጦም ዝተላእከን ዝቐንጠጦምን። ኣብ ምሉእ ሃገረ ጀርመን ኣብ ኩለን ቤተክርስትያን ፍልልያት ክገፍሕ ዝሰርሐ ተጋዳላይ ወዲ ሕምብርቲ ኢዩ።
    ኣለልይዎም እዞም ከሓድቲ፡ ህዝቢ ኣብ ስቓይ እንዳ ሃለወ ንሶም 95% መንግስቲ ጀርመን እንዳተኾበሎም ዝነብሩ ለመንቲ ኢዮም። ብገንዘብ ትካቦ ዝተገዝአ ክዳውንቲ ኢዩ ዘኹርዕ የብሎምን። ምግቦም ካብ ኣደይ ኣመተ ዝቕበልዎ ገንዘብ ወርሒ መጸት ሃንቀው ኢሎም ይጽበዩ እታ ናይ ትካቦ ገንዘብ መጽያዶ ኣይመጸትን ክብሉ....
    ብ ጀርመን ናይ ትካቦ እንዳ ኣደይ ኣመተ ኢዩ ዝበሃል ኢሎሞ።

  • @abrahamhabte1905
    @abrahamhabte1905 5 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤረትሪ መሊሹ ተወሊኡ ❤️🇪🇷🚀🚀🚀🚀🚀🚀🚀🚀🚀. 9 rocket

  • @segeneasmara596
    @segeneasmara596 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹👍👏👏👏👏👏👏👏

  • @SinduAshager
    @SinduAshager ปีที่แล้ว

    Hi

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 ปีที่แล้ว

    Zelata zeybla junta kumal kondaf sahsah gem over ktflet Eka junta komal

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤