አሃዝ ዝሞተ ህዝቡ ዘይፈልጥ መራሒ/// ስቕታ መንበረ ሰላማን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 49

  • @fitsumfesehaye5108
    @fitsumfesehaye5108 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓለየ ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕና ይዓድለለይ

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና በረከቶም ይብፀሐና🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @ገዛና-አ7ገ
    @ገዛና-አ7ገ หลายเดือนก่อน +3

    ይበል ሰዋስው ❤❤❤ ብፀእ አቦና ናበሓ ከምዙይ ዝበለ አቦ እዩ ዘድልየና❤❤❤

  • @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
    @ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ หลายเดือนก่อน +1

    ባርኸቶም ይብፀሐና ብጹእ ኣቦና ❤🎉
    😢😢😢😢😢😢

  • @HaftomGerezihar-l2x
    @HaftomGerezihar-l2x หลายเดือนก่อน +3

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራን መማህራንና ምስ ኣቦና ቡፁእ በረከቶም ይብፀሐና

  • @ወጋሕታ
    @ወጋሕታ หลายเดือนก่อน +2

    ቃለህይወት የስመዐልና ኣቦና❤

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt หลายเดือนก่อน +2

    Yes you right thank you አቦና ቃለሕወቲ የስመዐና እዝጋአብሔር የሀጊዘና አሜን

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki หลายเดือนก่อน +1

    ቃለሂወት የስመዓልና አቦና በረከቶም ይሕደረና ❤❤❤

  • @zelasiekidani7021
    @zelasiekidani7021 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ብፁእ አቦና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki หลายเดือนก่อน +1

    ቃለሂወት የስመዓልና መምሕረይ ፅቡቅ ትምሕርቲ ዝሕቡና አቦታት ስለ ተቅርበልና ክብረት ይሐበልና ❤❤❤

  • @ejigayehubeyene7794
    @ejigayehubeyene7794 หลายเดือนก่อน +1

    ብፁዕ አቦና በረኸቶም ይብፀኸና እግዚአብሔር ዓምላክ ምስ አና ይኹን

  • @KdusYosef
    @KdusYosef หลายเดือนก่อน +1

    አባታችን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @Mebratu-n2x
    @Mebratu-n2x หลายเดือนก่อน +1

    ቃለ ሂወት የሰመዓልና ክቡር አቦ በስልጣን ህረፍ ያበዱ መወገዝ አለባቸው

  • @HaftomGerezihar-l2x
    @HaftomGerezihar-l2x หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ልኡል እግዚኣብሔር ይክበር ይመስገን

  • @teweldetekleslase
    @teweldetekleslase หลายเดือนก่อน +1

    መምህር ወመገስፅ ዘኢያደሉ ለገፅ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቡፁእ ኣቦና ፍርሓት ኣምላኽ ዘለዎ መራሒ ደኣ እግዚኣብሄር ንዓድና ይዓድላ እምበር እቶም ዘለዉስ ንይምሰል እንተዘይ ኮይኑ ስረሖም ሪኢናዮ ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑ
    ብቕልፅምና ዝብል ጭርሖ ግን ትምክሕቲ እዩ ሓይልና ፂዮን እያ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 หลายเดือนก่อน

    Egziabher. Ferad. DamTigiray. Tesfana. Egziabher. Eyu. Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ✝️☝️😢🙏😢😢😢

  • @simretgebre1445
    @simretgebre1445 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 🙏 ❤Kubur Abona

  • @rahwara2651
    @rahwara2651 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሄር እናተፀበየና ዩ ንክንምለስ ንክንሳህ ህዝብ ትግራይ ግን ማዓዝ ዩ ክምለስ ወይ ክንሳህ ? ካብ መራሕቲ ጀሚሩ ህፃን ኽጥመቕን ክንሳህን ብጣዕሚ የድልዮ በጃኹም ኣቦታት ካሃናት ስርሕሉ

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 หลายเดือนก่อน +1

    Good title

  • @mahrrat1866
    @mahrrat1866 หลายเดือนก่อน +1

    ብመጀመርያ ቃለ ህይወት የስመዐልና መንበረ ሰላማ ሕጂ እዩ ህዝቡ ከፅንዕ ዘለዎ ግን አነ ብዙሕ ድካም ዘለዎ ይመስለን ዋላ ሓደ ዝሰምዕ የለን አቡኡ ተፅግዕና ፅላል ክኮነልና እልና ግን ፅላል ሰእና ዘለና ሩድኡና እልካም አይረዱእካን ብጣዕሚ እዩ ዝገርመን ዘሎ ሃገር ክትድሕን ናይ ሃይማኖት አቦታት ተቀንዖም እዮም ሃገር ትቀንዕ 😂😂😂
    ከምቲ ብዘመነ ደቅልጣኖስ ሓደ ካሃን ብምሕሳዉ ዓዲ ሙሉእ ብደም ዝተሓፀበ ሰለዝ አቦታትና አባግዕኩም እረዮ ሓልዊ በጂኩም ሩድእና ክንብል ከለና ሓድሕንና ጥራይ አቦ መካን ጥራይ ትርግሙ የቡሉን ነቦታትና ክንእዝዝ ዓቅሚ ከምዘይብልና ይፈልጥ እየ ግን ካብ ዓቅምና ንላዕል ኮይኑና እሎ ???

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 หลายเดือนก่อน +1

    ጥዕና ይሃበለይ ኣቦታተይ እዙ ናይ ሕዋሕት ኣቦ መንበር ሎሚ ጥይ ኣኮነን ጌጋ ዝተዛረበ ታሕሳስ 19/2015 ዓ/ም 3ይ ወገን ኣድልየናን ኢሉ እዩ::

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 หลายเดือนก่อน +1

    Kale Hiwet yesmela hawnan abonan

  • @janetjohannes3392
    @janetjohannes3392 หลายเดือนก่อน +1

    Sewasw Media, Bitsue Abona Egziabher Yihabelna. Nay Behaqi Tsibuq Tegsats Eyu.

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ หลายเดือนก่อน +2

    ❤amen❤amen❤amen ቃለሂወት የስመዓልና አቦና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦም አሜን🎉🎉🎉

  • @anatigrawiteya2821
    @anatigrawiteya2821 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 หลายเดือนก่อน +1

    ባዓል ዋናኣ ዘቃለላ ኣቕሓ ባዓል ዕዳጋ ኣይቕበላን እዩ ነገሩ::

  • @meresaSibhat
    @meresaSibhat หลายเดือนก่อน +1

    ዚ ጢያቔ ዕዚዮ ንሚታይ ንደ/ረ ደረጽዯን ዘቲ ጥዩቁዏ ኻቡዑ ዘንሰሚዕ

  • @bemishagg9168
    @bemishagg9168 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላምኹም ይብ ዛሕ አቦታትና ነገር አለሙ ረሲኦምዎ ኢልና ተሥፋ ቆሪፅና ነይርና ብዛ ፕሮግራም ተስፋ ጌረና አቦታት ትግራይ አብ አዲስ አበባ ይልምን አለ
    ው አብ ፀላእቱ ኢድ ወዲቁ አንህና ተጋሩ ኽሳድና አድኒና አለና አነዝምነ ከምቶም ነናይ ሮም ካቶሊክ አቦ ሕዝብኹም ገስፁ መራሕትኹም ገሲፅኹም አሰምኡ አብ ሽረ አቦታት ኸለው ልተገበረ የሕፍር አገብ በሉ ፀላእተና ልሠራዊቶም በስመአም ኢልኹም ቅተሉ ኢሎም ልብሉ ኢድኻ እንተ ሒብኻ ውጉዝ ፀሊም ኻልቢ ውለድ ኢሎም ገዚቶም ልሕቢ ለመራሕትናለ ገዝቱ ገዝቱ ሡቅ አይትበሉ ካባኣልኹም አውርዱ አብቅድሚ ፈጣሪ ኹልና ተሓቲ ኢና ግዜ አይትብልኡ ቃለ ሕይወት የሥምአልና

  • @abrahamworke4903
    @abrahamworke4903 หลายเดือนก่อน +1

    ጂኖሳይድ ኣይተፈጸመን ኣይበለን 1ሚልዮን ጠፉኡ ዝብሉ ናይ ህዝቢ ትግራይ ጸኒቱ ወይ ተጨፍጪፉ ንምባል ዘይኮነ 1ሚልዮን ዘጨፍጨፈ ኣመራርሓ ኢዩ እናበሉ ናብ ስልጣን ንምድያብ ኣብ መርትዖ ዘይተመስረተ ፕሮፖጋንዳ የካይዱ ንምባል ዝዓለመ ይመስል። ስለዚ ዘሊልኩም ኣቲኹ ኣይተዳምቑ ሐደራ። ብኻልእ መልክዕ ሓሳቡ ተዝገልጽ ምተመርጸ ግን ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ

  • @ZemenZemen-t5e
    @ZemenZemen-t5e หลายเดือนก่อน

    መራሕት ሃይማኖት ምስ ዘለኩሙ ዕንዓትን ክብረትን ህዝቡኹሙ ካብ ፅንተት ክተድሕኑ እዋንኩም ሕጅ እዩ እንተዘይኮይኑ ንስኽምዉን ኣብ ታርኽ ተሓተቲ እኽሙ ጆናሳይድ ዝፈፀሙ ኣካላት ኣብ ህዝብ በተክርሶቲያን ክደጉሙ ይሻበሸብ ኣለዉ

  • @HT-hg8fl
    @HT-hg8fl หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ዘመድኩን ::

  • @haileyesusbirhane58
    @haileyesusbirhane58 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ስበኩ

  • @kokebnegn6832
    @kokebnegn6832 หลายเดือนก่อน +1

    መጀመርያ ዝተፃረየ ነገር ሰሚእኹም ምተዛረብኩም። ሰምኡ ብተፈላለየ መንገዲ ይዝረብ አሎ አፃሪኹም ተትዛረቡ ፅቡቅ ነይሩ አታችን ቅድሚ 4ባእተዐመት ምሰአምሀሩ ኮይኖም ንተጋሩ ቤተክርሰትያን ከህድጉ ንጥቅሞም አኢሎም ዘሸግሩ ዝነበሩ ሎሚ በፂሆም ንትግራይ ክህለቁ ይገርመኒ አሎ ናይ ቅድሰ ጊዬርጊሰ ምእመናን ይመሰክሩ እሞ አቱም ሀታቲ አቦ ቅድሚ ናብ ሚድያ ምቅራቦም የፃርዮ ትፓለቲካ ንፓለቲከኛታት ግደፍሎም ንቱ ዝተጨነቀ ህዝቢ መንፈሳዊ ትምህርቲ አምህሩ

  • @zewdudesalegn-pj1qt
    @zewdudesalegn-pj1qt หลายเดือนก่อน

    ጠፉዑዉም አከንነ ልስጣን ኢዮም ለዐቢይ ስልጣን ደልዮሞ

  • @asfawkiros2952
    @asfawkiros2952 หลายเดือนก่อน +1

    Nay mahbre daygo wen ayiresaen Merahtna moral mestwal Godilwom Alo emo hizbna yihseb

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 หลายเดือนก่อน

    ብ19/2015 ታሕሳስ ንመቐለ 50 ሰብ ሒዛ ዝኣተውት እየር ደብረፅዮ 3ይ ወገን ኣየድልየናን ኢሉ ኣቢይ ኣሕመድ ውን ተጠቒሙላ ንዞም ኣደራደርቲ ሰርቲፊኬት ሂቡ ኣሰናቢትዎም:: ይሄው ዕኒኒይ ይብል ኣሎ ነገራት::

  • @gheberemskelbereket1368
    @gheberemskelbereket1368 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሳዊ ሌባ ደላይ ሕማቅ ፀላኢ ፁቡቅ

  • @bitsionayhafrintig3312
    @bitsionayhafrintig3312 หลายเดือนก่อน +1

    Dr.debretsion zitenagero bitaemi mehiziniy Mehiferiy eyu. Nezi dima kelitifu bi media wetsieu yikirita kihatit alewo.

  • @helenzewede3802
    @helenzewede3802 หลายเดือนก่อน

    To begin he didn’t say what u accused him of saying. In reality though did we count how many people we have lost? It is so shameful when u just lie flat out? We should be the people with moral and dignity!
    What kind of work are we in???

  • @AbreheAbadi
    @AbreheAbadi 16 วันที่ผ่านมา

    አቦወንበር ሕዋሓት ደር ደብረፅየን ዶ አይኮነን እዩ ሓምሳ ግዜ ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ዝፈፀሙ አብዪን ኢያስን ጨፍጨፋ ዝፈፀሙ ጀነራላትን ሰራዊትን ብሕጊ ዓለም ክሕተቱ አለዎም ኢሉ ብድፍረት ዝዛረብ። ህዝቢ ትግራይ ጀኖሳይድ ጨፍጨፋ ከምዝተፈፀሞ ተዘይአምን ከመይ ጌሩ ኢሳያስን አብዪን ገበነኛታት እዮም ብሕጊ ይታሓተቱ ዝበለ።

  • @Thellman1
    @Thellman1 หลายเดือนก่อน

    DO NOT INVOLVE POLITICS WITH RELIGION. NOW YOU FIND A THINGS ON DEBRETSION WAT ABOUT MANY WRONG WORDS GETACHEW HAVE USED..SO STOP TAKING SIDE. YOU GUYS AS RELIGIOUS ENTITY MUS BE ALWAY AROUND FOR GUIDANCE..NOT WHEN THERE IS SOMTHING OR SOMEONE TO CRITICIZE. DOT try TO DIVIDE US. WE tigrayans are united we may have some idea difference but our unity ia and are intact..

  • @gebremeskelberhe9985
    @gebremeskelberhe9985 หลายเดือนก่อน

    በጃኹም አቦና ክብሪ ንዘይግቦኦም ክብሪ አይሃቡ ፣ቅድም ቀዳድም እዞም ሰባት እዚኦም'ኮ ፀረ ሃይማኖት ኮሙኒስት ሥርዓት ተኸቲሎም ዝመፁ አንፃር ህዝብናን ባህልናን ኢዮም ፣በአቶም ሰንኪ ትግራዋይ ተዋሪዱ ተቀቲሉ ሀብቱ ንብረቱ አካል ሂወቱ ስኢኑ ብሰንኪ ሕማቅ ፓለቲካዊ ትሕቶኦም ዘይግቦኦ በደልን መከራ አብ ህዝብናን ዓድናን አብፂሖም ፣ዕሸላት ጭዳ ኾይኖም ቤዛ ኾይኖም እዙይ እናፈለጥኩም ሽሞም ብኽብሪ አይትፀውዑዎም ወስለትለት አይትበሉ ልናይ ትግራይ ህዝቢ ውድቀትን ካክብሪ ስፍርአ ምውራድን ናታትኩም አስተዋፅኦ አለዎ ኢዩ ፣ስለምንታይ አድርባይነት ስለዘለኩም ፣

  • @wediadigrat2483
    @wediadigrat2483 หลายเดือนก่อน +1

    Eskun Ewin do yehzin