New Eritrean Music 2022 | ኣለይመለይ | Aleymeley | By Abel kflom | ኣቤል ክፍሎም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ส.ค. 2024
  • #eritreanmusic #abelkflom #Aleymeley #erionemusic #eritreanfilm #eritreanmovie #eritreancomedy
    "New eritrean music " #New #eritrean #music
    "New Eritrean Film" #eritrean #film "Ethiopian music"
    #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm
    Copy right : Eri One Touch Entertainment - any unauthorized use,copying or distribution is strickly prohibited.
    • New Eritrean Music 202...
    • New Eritrean comedy//A...
    © ነዚ ቪድዮ ካብዚ ኣውሪድካ( download) ጌርካ ምዝጋሕ ንስነ ጥበባዊ ኣዝዩ ጎዳኢ ስለ ዝኾነ download ካብ ምግናር ንቆጠብ ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት
    ኣብዚ ቻነል ኣቲኹም ሳብስክራይብ (subscribe) ብምግባር ደገፍ ንስነጥበባዊ ስርሓት ሃገርና ሃቡ።
    #subscribe
    #like
    #share
    #comment

ความคิดเห็น • 871

  • @eritrearedsea2665
    @eritrearedsea2665 2 ปีที่แล้ว +89

    ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ...ኣለይመለይ ኣለይመለይ ዝብላ...ኣዳልዩኒ'ታ ናተይ ወለላ
    አዚ ወዲ ብርግጽ ናይ ጽባሕ ኮኾብ ኢዩ፡፡
    ሰሚዕካ ኣይምኖን ኢዩ፡ ፡
    ጥዑም ድምጺ
    share ጌርና ነተባብዓዮ፡፡

  • @user-yo5kx2sw4d
    @user-yo5kx2sw4d 2 ปีที่แล้ว +289

    ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ክጽበያ ዝቀነየ ኣሎ ዶ💡🤴♥️💭 ይበል ድምጺ ኣቢ✌️❤😉

  • @eriguayla
    @eriguayla 2 ปีที่แล้ว +179

    “ኣለይ-መለይ”
    ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ
    ኣለይ-መለይ
    ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩልና ብሓደ
    ኣለይ-መለይ
    ክጽበ'ባ ሰልቺይዎ ልበይ
    ኣለይ-መለይ
    ዕጫይ ኣበይ'ላ ትብለኒ
    ኣለይ-መለይ
    ቅዱስ ቅንኢ ቅዱስ ቅንኢ
    ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢልዎ ልበይ ላድዩ
    ሕመቅ መሊአዮ ዓዳጊ ባህጊ ልበይ ክነግሮ
    ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ
    ኣዳልዩኒ 'ታ ናተይ ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ
    ኣዳልዩኒ ሂወተይ ወለላ
    ኣበይ በየን ምስ መን ኣላ እዛ ውነየ
    መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ
    ኣዳልዩኒ ጽብቅ ኢላ ኣበር ዘይርከባ
    ኩርዕ ንይት ትብለለይ ትስሕቀለይ'ዛ ልባ ኣብ ቀረባ
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ
    ክደልያ'ለ ኣብዚ ከተማ
    ኮለል ክብል ሓቂቁ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ
    ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ…!
    ኣለይ-መለይ (3)
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ (3)
    ዝብላ
    ኣለይ-መለይ (3)
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ (3)
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ
    ክደልያ 'ለ ኣብዚ ከተማ
    ተሳኢና ሓቂቁ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ!
    መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ……
    ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ!
    ኣለይ-መለይ (3)
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ (3)
    ዝብላ
    ኣለይ-መለይ (3)
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ (2)
    🔥 🔥 🔥

  • @eritrearedsea2665
    @eritrearedsea2665 2 ปีที่แล้ว +457

    ደገፍቲ ኣቤል share ንግበራ አዛ ስራሕ
    like kea habuni

    • @djnebsi4481
      @djnebsi4481 2 ปีที่แล้ว +2

      Let’s go 🔥🔥🔥

    • @tesfemeriemabrahle9733
      @tesfemeriemabrahle9733 2 ปีที่แล้ว

      🥰🥰🥰💖💖🇪🇷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-bp9wf6qu1i
    @user-bp9wf6qu1i 2 ปีที่แล้ว +253

    ከጸልለኒ እዩ እዚ ወዲ ጽቡቅ ስራሕ ጥዕሙ ድምጺ

    • @asminamussie9157
      @asminamussie9157 2 ปีที่แล้ว +8

      Xbuk melke resieki haftey or hawey😉😅🥰

  • @mera5023
    @mera5023 2 ปีที่แล้ว +78

    ♡🎶ኣለይ-መለይ 🎶🎤ኣቤል🎧☺️♡
    ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ
    ኣለይ-መለይ
    ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩልና ብሓደ
    ኣለይ-መለይ
    ክጽበ'ባ ሰልቺይዎ ልበይ
    ኣለይ-መለይ
    ዕጫይ ኣበይ'ላ ትብለኒ
    ኣለይ-መለይ
    ቅዱስ ቅንኢ ቅዱስ ቅንኢ
    ቀደም ገዲፈዮ ዒፍ ኢልዎ ልበይ ላድዩ
    ሕመቅ መሊአዮ ዓዳጊ ባህጊ ልበይ ክነግሮ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ
    ኣዳልዩኒ 'ታ ናተይ ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ዝብላ
    ኣዳልዩኒ ሂወተይ ወለላ
    ኣበይ በየን ምስ መን ኣላ እዛ ውነየ
    መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ
    ኣዳልዩኒ ጽብቅ ኢላ ኣበር ዘይርከባ
    ኩርዕ ንይት ትብለለይ ትስሕቀለይ'ዛ ልባ ኣብ ቀረባ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ
    ክደልያ'ለ ኣብዚ ከተማ
    ኮለል ክብል ሓቂቁ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ
    ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ…!
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ዝብላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ
    ክደልያ 'ለ ኣብዚ ከተማ
    ተሳኢና ሓቂቁ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይንለይ
    ዕዳ'ብሉ ዕዳ የብለይ!
    🎼🎼🎼🎼🎼🎼🎼
    መዓስ ኮን‘ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከም ሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ……
    ትብለኒ ኣለይ-መለይይይይ!
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ዝብላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ
    ወለላ
    ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ ኣለይ-መለይ /2/
    ኣቢተይ ስሑል ጎሮሮ ⭐️🥇❤️👏

    • @marhd997
      @marhd997 2 ปีที่แล้ว +2

      ስሑል ኣስተማቃሪ እንበር እስካ 🙏🥰🥰

    • @romielnuguse5690
      @romielnuguse5690 2 ปีที่แล้ว +1

      Nfu xehafay

    • @robelmesgena7396
      @robelmesgena7396 2 ปีที่แล้ว +1

      ጺቡቑ ሲራህ
      ሃዊና ከኣ ሚስጋና ዪጊበኣካ
      ጊን ሪቶ ኣላቲኒ
      ኣለይ መለይ ቲቢል ኣብዚሂዋ( 32)

    • @elenamicheal6578
      @elenamicheal6578 2 ปีที่แล้ว

      ab TH-cam nezi lyrics zeytzrgho kemu nska ka tikesib

  • @henokandit4436
    @henokandit4436 2 ปีที่แล้ว +38

    ሌላና ምስ ኣቢ ኣብ ሳዋ ንሱ ሓይሊ ፍቅሪ ኣነ ድማ ሓይሊ ሰውራ ኣብ ዝነበርናሉ ኢዩ ካናሪ ብዝጥዕም ድምጺ ጌሩ ኣብ ስተጅ ከጻውተና ሎሚ ኣብ ስደተይ ይዝክር ንፍዕ ኣቢ ዓርከይ ብፍላይ round 30 ናኣቢ ሞራል ንሃቦ

  • @nahomeritrawiy2449
    @nahomeritrawiy2449 2 ปีที่แล้ว +58

    ኣበል ክፍሎም! ኣለይ መለይ ❤🎼
    ሓደ ሓደ ሓደ ሓደ
    ኩሉ በቢ ሓደ ኣለይ መለይ
    ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ ኩሉና ቢ ሓደ
    ኣለይ መለይ
    ክጽበ ባ ሰልቺዎ ልበይ
    ኣለይ መለይ
    ዒጫይ ኣበይ ኣላ ትብለኒ
    ኣለይ መለይ ኣ ኣ ኣ ኣ
    ቁዱስ ቅንኢ ቁዱስ ቕንኢ ቀደም ገዲፈዮ
    ዒፍ ኢሊዎ ልበይ ኣላ ድዩ ሕመቕ መሊኤዮ ዮ''
    ዓዳ ልበይ ጌር ክነግሮ ሆ ሆ ኣበይ ኣሎሎ
    ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ
    ኣዳሉዩኒ አዛ ናተይ ወለላ
    ኣለይ መለይ ኣለይ መለይ ዝብላላ
    ኣዳሉዩኒ ሂወተይ ወለላላ
    ኣበይ በየ ምስመን ኣላ አዛ ሞቁኑነየ
    መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ንዓየ
    ኣዳሉኒ ጽብቕ ኢላ ኣበር ዘይ ርከባ
    ኩርዒርዕ ትብለለይ ትዝሕለለይ አዛ ልባ ኣብ ቀረባ
    ሃ ሃ ሃ ሃ ሃ
    ስራሕ ኮይነ ንግሆ ተሲአ ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ
    ክደልያ ኢለ ኣብዚይ ከተማ ኮለል ክብል
    ሃቡኒ በል ጫማ አሞ ክኣ ልበይ አምኒ ኮንለይ
    ዒዳ የብሉ... ዒዳ የብለይ
    ብኻ ልበይ አሚኒ ኮንለይ ዒዳ የቡሉ ዒዳ የብለይ

    • @awetgrmay518
      @awetgrmay518 2 ปีที่แล้ว

      Entay u emo keredeana tedelyu zelo atum sebat bejakum eti nisetho Sirah tewedadari kikewin alewo ente zeykoynu gn Entay biqat abey u keriyena pls gitmi kitwesid keleka mejemerta nay bela aklilu tesfayion wised emo kawu temokirka kea nska fetin awedadiro dima Entay deference alo ab kilitiu (dimxi gn. Nice 👍 )!!!!

  • @dcabaydcdc5534
    @dcabaydcdc5534 2 ปีที่แล้ว +36

    ትርጉም ስነ ጥበብ ዝተረድአ መንእሰይ abi 👌👌

  • @nattyblessed5542
    @nattyblessed5542 2 ปีที่แล้ว +38

    ኣታ ወዲ ብ ድንግላ ረኺንልበያ Abi zfetu eske like yrgex ኣቢተይ ነብሲ ቐጽሎ ኢኻ ጽቡቕ ስራሕ

  • @fkiamlak4237
    @fkiamlak4237 2 ปีที่แล้ว +37

    ን single ትከዉን ደርፊ ወጺአ ሕጂ ❤️ good job 👏🏽

  • @user-bf2yv6qk2j
    @user-bf2yv6qk2j 2 ปีที่แล้ว +47

    ኣለይ'መለይ❤
    ክጽበ'ባ ሰልቺዎ ልበይ
    ዕጫይ'ቤሎ ዝብለኒ ኣለይ'መለይ😥😥
    ኣቢተይ ከም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ስራሕ
    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @merhawi3411
    @merhawi3411 2 ปีที่แล้ว +62

    ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ንስኻን ተዳሎን ንምትስኣ ህዱእ ዜማ ኣብ ምብርካት ዘለኹም ብሉጻት ኢኹም ኣጆኩም ኣብ ትገብርዎ ስርሓት ኣምላኽ ይሓግዝኩም ብሩኽ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና🙏❤🇪🇷🇪🇷

    • @fnantewelde2733
      @fnantewelde2733 2 ปีที่แล้ว

      Eliham feruz Salem resiekayen bro💓💕🇪🇷

  • @EriOneTouchEntertainment
    @EriOneTouchEntertainment  2 ปีที่แล้ว +90

    ብዙሓት ሰባት ኣብ Spotify አንተ ተአትውዋ ኢልኩም ትጽሕፉልና ኣለኹም'ሞ ኣብ Spotify ኣትያትልኩም ኣላ

    • @IYE.G.F
      @IYE.G.F 2 ปีที่แล้ว +3

      Apple Music 🎵 ke eri one touch entertainment

    • @EriOneTouchEntertainment
      @EriOneTouchEntertainment  2 ปีที่แล้ว +3

      @@IYE.G.F Apple music ewn ala...ab kulom music platforms atya ala

    • @mistern6388
      @mistern6388 2 ปีที่แล้ว +1

      @@IYE.G.F krekbeka medeleku Gezana tv fb natka xehafeley

    • @phala.g1324
      @phala.g1324 2 ปีที่แล้ว

      Plz make a lyrics too 🙏

    • @mim5609
      @mim5609 2 ปีที่แล้ว +2

      We need the lyric this song

  • @logbiba2500
    @logbiba2500 2 ปีที่แล้ว +42

    "ንሳ ምስኡ ፡ ንሱ ምስኣ ከይዱ እናወሓደ" 💯👌✅

    • @Beposetiveay
      @Beposetiveay 2 ปีที่แล้ว +2

      logibab ኣለኻ??
      ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ።
      ኣብዛ logbiba ትብል ዘላ
      ሳብስክራይትብ ከይገበርካ ከይትሓልፍ።

    • @heni-riki
      @heni-riki 2 ปีที่แล้ว

      Log biba
      Good to see u
      Happy to see u🤗

  • @feruzzerom6147
    @feruzzerom6147 2 ปีที่แล้ว +8

    Men alu Kemza kemay txbit newhiwu zqeneye kef zelewa srah abi shkor ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @simon3752
    @simon3752 2 ปีที่แล้ว +15

    ኣቤል ክፍሎም፡ ኣለይመለይ
    ሓደ ሓደ ኩሉ በብሓደ
    ኣለይመለይ
    ንሳ ምስኡ ንሱ ምስኣ
    ከይድና ብሓደ
    ኣለይመለይ
    ክጽበ'ባ ሸልትይዎ ልበይ
    ኣለይመለይ
    ዕጫይ ኣበላ ትብለኒ
    ኣለይመለይ
    ቅዱስ ቅንኢ(2) ቀደም ገዲፈዮ
    ዒፍ'ልዎ ልበይ ላድዮ ሕመቕ መሊኤዮ
    #######43
    ልበይ ሂበ ልቢ ዝቕበላ
    ኣዳልዩኒ እዛ ናተይ ወለላ
    ኣለይመለይ(2) ዝብላ
    ኣድላዩኒ ሂወተይ ወለላ
    ኣበይ ኣበይ ምስ መን ኣላ
    እዛ ###1፥01
    መላፍንቲ ትኾነኒ ትመስል ነዓየ
    ኣዳልዩኒ ጽብቕ ኢላ ኣበር ዘይርከባ
    ኩርዕ ንይት ትብለለይ ትስሕቀለይ'ዛልባ
    ኣብቀረባ ኣሃሃሃ
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ኩሉ ዋኒን ሂወት ረሲዐ
    ክደልያ ኢለ ኣብዚ ከተማ
    ኮለል ክብል ሓቒቁ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይኑለይ
    ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ።
    መዓስ ኮን'ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከምሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ
    ትብልኒ'ወ ኣለይመለይ
    ኣለይመለይ(3) ወለላይ
    ኣለይመለይ(3) ዘለላይ
    ስራሕ ኮይኑ ንግሆ ተንሲአ
    ቁርሲ የለን ከተማ ኣምሪሐ
    ክደልያ ኢለ ኣብዚ ከተማ
    ተሳኢና ኣሪጉ ጫማ
    ብኻ ልበይ እምኒ ኮይኑለይ
    ዕዳ የብሉ ዕዳ የብለይ።
    መዓስ ኮን'ዩ ዓለመይ
    ኣፍቂረ ዝብል ከምሰበይ
    ድላያ ዝብል ልበይ
    ትብልኒ'ወ ኣለይመለይ
    ኣለይመለይ(3) ወለላይ
    ኣለይመለይ(3) ዘለላይ

  • @pawloshaile4453
    @pawloshaile4453 2 ปีที่แล้ว +12

    ግጥምን ዜማን ዝሰርሐ ተዳሎ ማዕረ ኣቤል ክብሪ ይግብኦ እዩ፡፡ብሉጽ ስራሕ

  • @sirakkibretey2580
    @sirakkibretey2580 2 ปีที่แล้ว +1

    Endie ezi tedalo zbhal nhagerna music abi astewaxa eyu zelewo nebsu koynu nezi June's zkone seb keman amxilna. Love u Gay's

  • @senayafewerki7568
    @senayafewerki7568 2 ปีที่แล้ว +92

    Don't worry about being a star, worry about doing good work, and all that will come to you Great Work Our Beloved Eritrean people.
    #Voice 100%
    #Editing and graphics 100%
    Such A Adorable Song.
    #EriOneTouchEntertaiment Thank you for sharing.

  • @filieri9056
    @filieri9056 2 ปีที่แล้ว +11

    Music Industry ሃገርና ይሕንበብ ኣሎ፡ ጽቡቕ ስራሕ ኣቢ ዓቢ ሰብ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

    • @natiln2259
      @natiln2259 2 ปีที่แล้ว

      Hawey dea adengixkani

  • @fanidan1426
    @fanidan1426 2 ปีที่แล้ว +24

    ተዳሎ ነረስና💪💥
    ጽቡቅ ስራሕ ኣቢተይ ድምጽኻ ከጸልለኒ እዩ ዝደሊ፡፡

  • @ehabfayed5578
    @ehabfayed5578 2 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ብ ሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ኣቢ ዓርከይ!!!!!
    ንዓና ድማ ኣለይ መለይ ትብል ሃገር ይፍጠረልና much Love 💕ደቂ ኤረይ🇪🇷💪

  • @robel4105
    @robel4105 2 ปีที่แล้ว +44

    Tedalo and abi another great work.
    The restorers of Eritrean music. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @binirashi8897
    @binirashi8897 2 ปีที่แล้ว +4

    Abi Arkey mearey zereba yelen million ab 2 weeks gmtey eyu...like rgexuni etom kemzi natey gmt zelekum...

  • @Plus-x-x
    @Plus-x-x 2 ปีที่แล้ว +28

    ግጥሚን ዜማን ተዳሎ /ኣድነቕቲ ተዳሎ ን ኣቢን ኣለና ዶ

  • @bibi-vr5zf
    @bibi-vr5zf 2 ปีที่แล้ว +10

    I am from 🇬🇭 Ghana I Love Eritrean music

    • @yonas3137
      @yonas3137 2 ปีที่แล้ว +2

      ምሓል እስከ ቢቢ ዓርከይ 😂

    • @bibi-vr5zf
      @bibi-vr5zf 2 ปีที่แล้ว

      @@yonas3137 thank you

    • @melatghergish3837
      @melatghergish3837 2 ปีที่แล้ว

      We love too🥺❤

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 2 ปีที่แล้ว +29

    I need this on Spotify🥰🥰😍😍😍✨✨

  • @simonchapilemilemanchie333
    @simonchapilemilemanchie333 2 ปีที่แล้ว +3

    ግጥምን ዜማን ናይ ተዳሎ ምዃኑስ ፍሉጥ ዋው ናይ ኣቢ ድምጺ ተሓዊስዎ ዝናኣድ ስራሕ ኢዩ

  • @binikassay1087
    @binikassay1087 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋዋዋው ገልዓይነት ድምጺ ምስ ጥዕም ሙዚቃ ቀጽሎ ዝዓርከይ

  • @queenheavu1040
    @queenheavu1040 2 ปีที่แล้ว +13

    Love you my Eritrean 🇪🇷 kings🤴❤️

  • @medhanetedros1649
    @medhanetedros1649 2 ปีที่แล้ว +1

    ቢጣዕሚ ጺቢቅቲ ደርፊ ይበል ዲምጺ tik tok ኣይቀናን

  • @sebabkung9227
    @sebabkung9227 2 ปีที่แล้ว +12

    "ልበይ ሂበ ልቢ ዝቅበላ ኣድላዩኒ እታ ናተይ ወለላ" ሲንግለይ ኣብዚ'ኣ ኣላትካ ቴማ'ካ ድለያ ናትካ፡
    ኣቢ ናይ 2022 ሰኬንዶ ተዳሎ ይበል ቦቼ ቀጽሎ ወዲ ኤረይ።

  • @rimkbreab1616
    @rimkbreab1616 2 ปีที่แล้ว +6

    Well come abino azmarino
    ግጥሚ 100
    ድምጺ100
    ዜማ 100
    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @FILATV6087
    @FILATV6087 2 ปีที่แล้ว +7

    #luleytv# Wow ኣዝዩ ሙኡዝ ድምጺ ህዱእ መዚቃ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሰራሕ ኣቢተይ ቀጽሎ !!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-vg4bw8pr1f
    @user-vg4bw8pr1f 2 ปีที่แล้ว +3

    ፈውሲ ንልቢ ንእዝኒ መድሃኒት ዝኮነ ድምጽን ጠበብን ይበል ስራሕ ኣቢ ሓወይ good job🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abelamanuel8018
    @abelamanuel8018 2 ปีที่แล้ว +30

    Loved every bit of it! This Abel×Tedal colab is proving to be legendary, one for the history books! Way to go.

    • @dae6260
      @dae6260 2 ปีที่แล้ว

      You damn right 👍👍👍

    • @changeishealthy4342
      @changeishealthy4342 2 ปีที่แล้ว

      ኣታ ሓወይ ጽሒፍካዮ ዘለካ ተመሊስልስ እስከ ኣንብቦ

  • @AZUentertainment2957
    @AZUentertainment2957 2 ปีที่แล้ว +28

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹ። ፈጣሪ ምልኡ ጥዕና ይሃብኩም፡፡ ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ናይ ስድራኹም የስምዕኹም፡፡ ብር ክትብሉ ጠሓጎሱ ከምኡ ውን፡ ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም፡ሳስብክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም፡፡ ሓደራ ሸለል ኢልኩምኒ ከይትሓልፉ!!

  • @ruth7776
    @ruth7776 2 ปีที่แล้ว +30

    The wait is Over, keep shining Abiteyy♥️🌺

    • @merhawimeles4698
      @merhawimeles4698 2 ปีที่แล้ว

      ሩቲ የ ዛ ቪድዮ ካብ ትዝርጋሕ 28 ደቒቕ ጌራ ንሲኪ ካብ ትጽሕፊ ከኣ 29 ደቒቕ ኮይኑ ገሪምኒ ኮ ክክክክ

    • @ruth7776
      @ruth7776 2 ปีที่แล้ว

      @@merhawimeles4698 hahahaha ኣክፊአ ዶ?😂😂

    • @heni-riki
      @heni-riki 2 ปีที่แล้ว

      @ruth
      Rgbe😀
      aley meley zblelki kejeybelki
      iye kab fb✍🏽

    • @ruth7776
      @ruth7776 2 ปีที่แล้ว

      @@heni-riki hahahaha ya shelel beluna uyyy miki nay edka ayts'an😒

    • @yr7396
      @yr7396 2 ปีที่แล้ว

      manchawit 😅

  • @user-ov2jv3qw2g
    @user-ov2jv3qw2g 2 ปีที่แล้ว

    ተዳሎ ኣዝዩ ዝድነቅ ብርቂ ስራሕ እዩ ዘምጻልና ዘሎ ብፍላይ ኣብ ብዙሓት ናኣሽቱ ኣብ ዘመናዊ ከምዘድህቡ ገይሩ ኣሎ ዘመናዊ ሙዚቃ ሃገርና ትንሳኤ ይገብር ኣሎ ስለ መድሃኒት እዝኒ ነመስግነኩም ኣቢ & ተዳሎ ።

  • @dallasfortworthtx5373
    @dallasfortworthtx5373 2 ปีที่แล้ว +1

    Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 ዳይረክተር ብልክዕ ገሊጽዎ ማለት ኣብ ውሱን ቦታ ግን ከኣ ንሱ ኣብ ብዙሕ ከምዝደለያ ግን ከኣ እታ ኣለይመለይ ትብሎ ከምዝሰኣና ጽቡቅ ስራሕ ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት

  • @kanatvshow1671
    @kanatvshow1671 2 ปีที่แล้ว +1

    Abi shekor ane alekulka yebel demxi ❤🥰

  • @redseacamels7095
    @redseacamels7095 2 ปีที่แล้ว +3

    ትግርኛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹ ፉሉይ ባህታ'ዩ ዝፈጥረለይ ኣቢ ሞኺሪዒና ከም ቀደምካ ቡሉጽ ስራሕ ከምኡ ውን ተዳሎ ደመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯❤❤❤❤❤❤❤

  • @arsemabokretsion1898
    @arsemabokretsion1898 2 ปีที่แล้ว +1

    Omgggggg ane ezi shikorina wedi erey entay eye kigebro wdey , no words beka ,,,,,

  • @kebronlilay1505
    @kebronlilay1505 2 ปีที่แล้ว +4

    Naybhaki eritrean music is evolving so goooood. Gele aynet srah abitey🔥🔥🔥🔥🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @milkyasteklay5656
    @milkyasteklay5656 2 ปีที่แล้ว +4

    Wow ab 15 minute 1k viewers
    Amazingggggggggg
    Like aytraseu daki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mitslalokubay8296
    @mitslalokubay8296 2 ปีที่แล้ว +5

    The wait is over and he can dance😱🥰,happy for our modern musics...such incredible movement by our young artists❤

  • @mim5609
    @mim5609 2 ปีที่แล้ว +3

    LYRIC AND MELODY TEDALO MHMEM....
    ABI KA AYHAMEQKN NICE ... XUBQ SRAH QEXLWO 😍😍😍😍

  • @fbreezylove176
    @fbreezylove176 2 ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ስራሕ ወዲ ኤሪ ሽኮር

  • @helensolomon805
    @helensolomon805 2 ปีที่แล้ว +6

    Born to be a star ⭐. You really 've got the Voice Abel. And eyyy the whole team nailed it. Keep up

  • @asmera4853
    @asmera4853 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣቢተይ ወናኒ ጥዑም ድምጺ መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብ ሃንቀዉታ ክጽበያ ዝጸነሐ እስከ 🥰ረጊጽካኒ ሕለፍ 😁

  • @propictures9916
    @propictures9916 2 ปีที่แล้ว +4

    We are glad to hear you guys liked the work...Thank you everyone!!
    We really appreciate your support (like, subscription and sharing) as always!!👍👍

  • @danielyonas4526
    @danielyonas4526 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቢተይይ ናተይ ከመይ ዲካ ኣብ ሰዓታ ልበይ ትረክበኒ ሱሑል ድምጺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ንበረለይ እስከ ናይ ልበይ

  • @selam320
    @selam320 2 ปีที่แล้ว

    Wowww abti shikor xebuk srhe mease eye afkiere zebele kem sebey abti Natey koxeloe zehawey mearey❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷

  • @Loftyboy58
    @Loftyboy58 2 ปีที่แล้ว +1

    Abi arkey ስሑል ድምጺ Our young star as usuall 👌👌👌

  • @amandaHwlu1991
    @amandaHwlu1991 2 ปีที่แล้ว +7

    You are already a star and your voice is reminiscent of the many legends that have left us but you are the future! The future is not far off for Eritrea's young future !! Wow great work, So proud to be Eritrean and involved in your future. Well done Abel you are the future star🙏🏿🌟⭐️🌟🙏🏿

  • @delinaos4629
    @delinaos4629 2 ปีที่แล้ว +5

    Am in love with this guy❤️🥵..! Ohh and the way he dance and his smile..! This song really make my day! Ohh abi I have a crush on you🥰❤️🤩..!

  • @habtukebrom7221
    @habtukebrom7221 2 ปีที่แล้ว +1

    Betami timti 100 % bikulu kexilo wedi ery jigna

  • @kevenaki7581
    @kevenaki7581 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣለይ መለይ ክይበልኩ ይኽደኒ ኣሎ ግዜ እንታይ ተማኹሩኒ ።

  • @dbabentertainments4317
    @dbabentertainments4317 2 ปีที่แล้ว +1

    Aley meley...... Abi btami zniad srah.... Gobez anbesa. Kexilo kokob kewakbti.

  • @simonamanuel4482
    @simonamanuel4482 2 ปีที่แล้ว +1

    Abitey arkey mearey nice nice work 🥰 🥰 🥰 🥰 share ngberelu eske
    1 million kbexih alewa

  • @natizerai
    @natizerai 2 ปีที่แล้ว +3

    The Best Trio - Abi, Tedalo, & Naod Studio 🔥🔥🔥

  • @meleytv9552
    @meleytv9552 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ስራሕ ኣቤል ሓወይ

  • @naynaelhenok5520
    @naynaelhenok5520 2 ปีที่แล้ว +1

    ጹቡቅ ስራሕ ኣቢታ ቀጽሎ

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 2 ปีที่แล้ว +1

    Wowww yibel eyu zebil kab dimxu musicu kab musicu clipu bhafesha widieti des zebil music abi keep it up wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @kokobmehari8299
    @kokobmehari8299 2 ปีที่แล้ว +2

    Can't explain it's just wowwww he is the talent Eritrean singer

  • @milkyasteklay5656
    @milkyasteklay5656 2 ปีที่แล้ว +4

    Woww ab 20 minute 1500 k viewers
    Neked teray like aytraseu Daki Rimay 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @amanmeron6032
    @amanmeron6032 2 ปีที่แล้ว +2

    Riena semiena suq ilna ayniwxae degefti abi mexelel srah 💙💙❤❤🎼🎶

  • @lifeisok.9870
    @lifeisok.9870 2 ปีที่แล้ว +1

    Oh wow this is.
    i just can't get enough of this singer i love it and abi HIS VOICE IS E.V.E.R.Y. T. H.I.N.G.❤❤
    xx

  • @godislove1967
    @godislove1967 2 ปีที่แล้ว

    Wow ABI shkor mexelel derfi tedalo kamo kgelxrka aykeln eye gtmi ziema 💯💯💯💯💯💯kulu gzie

  • @smerttesfahiwet4840
    @smerttesfahiwet4840 2 ปีที่แล้ว +1

    Ezi wedi kexelleni u abey aleymeley beleni bejaka

  • @henoksemere7640
    @henoksemere7640 2 ปีที่แล้ว

    Abely shkor xibekti serah betami, gen nemnaty eka nay derfti & tewasiti seli amxikayo,

  • @Beti2233
    @Beti2233 2 ปีที่แล้ว +1

    Love you so mach my Eritrean 🇪🇷 😘❤️❤️❤️

  • @nguse3799
    @nguse3799 2 ปีที่แล้ว +5

    Wowwwwwwww good job abi hawey qexlo 🔥❤

  • @senueri8814
    @senueri8814 2 ปีที่แล้ว +1

    Abel hawena, yebel music young Justin Bieber eleka aleku, you're taking tigrigna music to another level. Keep it up...

  • @yelenperfection5082
    @yelenperfection5082 2 ปีที่แล้ว +4

    This is an absolute banger. Hope it gets a milion views. Abel and the team that made this deserve so much more

  • @zebibtsegezab2223
    @zebibtsegezab2223 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣለይ መለይ እስከ ንበላ ደቂ ሪመይ ኣብ ቲክቶክ ኣብ ፍይስ ከምኡ ውን ኣብ ኩሉ love you from libya ግን ኤርትራዊ

  • @filmongebremeskel1322
    @filmongebremeskel1322 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቢቲ ጎብለል 2022 ገና ሕጂውን ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ

  • @ariame3324
    @ariame3324 2 ปีที่แล้ว +1

    OMG I’m in love with this song can’t take off my head love you Abi you are the best and the group that help you do this you guys are the best 🥰😍😍👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾🇪🇷💋💋❤️

  • @DanDan-bf1bo
    @DanDan-bf1bo 2 ปีที่แล้ว

    ናብ ዘመናዊ ሙዚቃ ምምላስኩም ጽቡቅ እንድዮ።
    ኣቢ ከኣ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ።
    የግዳስ ኣብ መወዳእታ ዘሎ መግለጺ ገጣሚ :ዘያሚ: መዋሊ..... ወዘት ዝብሉ ነገራት በቲ ንሕበነሉ ቋንቋና እንተገበርኩሞ ዝበለጸ እዮ።
    ብትግርኛ እንዳ ደረፍካ መግለጺካ ብ እንግሊሽ ግና ትርጉም ኣልቦ እዮ።
    ናይ ገዛእ ርእስና ቋንቋ ን ጽሑፍን ከለና እንታይ ኣድለየና ናይ እንዳማትና። ቀዳምነት ቋንቋና ደኣ።
    ከም ምክርን ነቀፌታን እያ።

  • @bettyokuba9859
    @bettyokuba9859 2 ปีที่แล้ว

    Omg ብዝገርም ኣጋጣሚ ሕቡእ ዓቅሚ ክወጽእ ተዓዚበ ፡
    ግን ጌና ሕጂ ውን ዘይወጸ ከም ዘሎ ፈሊጠ ኣለኩ ነቲ ዝተረፈ ዓቅምካ ኣውጺእካ ከተኹርዓና ክንጽበ ኢና ኣቢ ጅግና!

  • @abitijhon8431
    @abitijhon8431 2 ปีที่แล้ว +1

    4k Camera first in Eritrea by abel kiflom wedi Markato

  • @asmeralove529
    @asmeralove529 2 ปีที่แล้ว

    Btaemi xbuq habibi qexlo berte semika zeyxgeb eyu derfka 🥰😍🇪🇷🇪🇷❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯

  • @amtube8258
    @amtube8258 2 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ ኣቢቲ ግጥሚ እባ ተሓባበሩና

  • @segenwedidagusha6398
    @segenwedidagusha6398 2 ปีที่แล้ว +1

    መዘናይ ጽቡቅ ስራሕ

  • @onelovelove7688
    @onelovelove7688 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣቢ ብጣዕሚ ስታይልሽ ዝኮነ ህርመት ድምጺ፡ ብጣዕሚ ኢየ ዝኽየፈልካ፡ ካብዚ ገልጠምጠም ተውጽኡና ኣለኹም ንስኻን ተዳሎን ሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ፡ ንሒና ካኣ ከንዝሮ ድልዋት ኢና፡ ኣዝሮ ኣታ ወዲ ኣዝሮ ልዕሊ ሚሎዮን ክትበጽሕ ኣለዋ ኣዝሮ ኣዝሮ

  • @wegiheritrawit1533
    @wegiheritrawit1533 2 ปีที่แล้ว +1

    Abye natey welcome sweetie bulxi nay bulxat marey we love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑

  • @philly11
    @philly11 2 ปีที่แล้ว +7

    NADI Studio is next level 🔥

  • @ramimalet200
    @ramimalet200 2 ปีที่แล้ว +1

    Wawwwwwww best music 2022

  • @rahwakeleta9711
    @rahwakeleta9711 2 ปีที่แล้ว

    Abitey natey wetru blux (bka lbey emni koynuley eda yeblu eda ybley)💯💯🇪🇷🇪🇷

  • @melatsimon4610
    @melatsimon4610 2 ปีที่แล้ว

    Abiye shikorr kabaka buzuh eye ztsbe ajoka meteabiti shikorr 💞💞💓💓🙏🙏🙏

  • @ilovemamamama2092
    @ilovemamamama2092 2 ปีที่แล้ว +1

    Leke endo xebiqa lyric tedalo 👏

  • @adiammussie9364
    @adiammussie9364 2 ปีที่แล้ว +1

    Bezi aleku 😊😊😊
    Aley meley
    Our great star abi nice work keep it up with ur beloved voice n songs
    Love u abitey🇪🇷🇪🇷🇪🇷😚

  • @diborahabtom9881
    @diborahabtom9881 2 ปีที่แล้ว

    Aseyyy shikorina wedi erey turum dmxi God bless you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @loveyourenemiesmarat3955
    @loveyourenemiesmarat3955 2 ปีที่แล้ว +1

    Nice how beautiful job keep it up abiye natna 💤💤💤💙🦋❤️‍🔥I was Waiting for this ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥💥🏃‍♀️❣️😊

  • @elsaatobrehan2850
    @elsaatobrehan2850 2 ปีที่แล้ว

    Wawawa gele aynet bhji wn kabzi zblex aina nxbe 💪💪🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷❤️🇪🇷🥰

  • @Airtra
    @Airtra 2 ปีที่แล้ว +3

    Wow this beyond this planet you doing well son keep it up.

  • @SamiSami-zk6vn
    @SamiSami-zk6vn 2 ปีที่แล้ว

    Meglxi yebleyn abitey mequr nkid teray
    Aley mley belna nana ka neska ❣❣❣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥀🌹💯💯💯💯👈✌

  • @naftalemdaniel762
    @naftalemdaniel762 2 ปีที่แล้ว +1

    Eza wedi ember kawkaw abilata

  • @kabilyonas2299
    @kabilyonas2299 2 ปีที่แล้ว

    ሰነፍ ዘይጠቅም ናይ ጻህያይ ደርፊ መቸም ዘርክቦ የለን ካብኡ ዘይት መሃር