Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 45 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -45- full - 2020

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 290

  • @MdAli-iv5gv
    @MdAli-iv5gv 4 ปีที่แล้ว +196

    ፈትሒ ሱዑዲ ዘለዉ አሕዋት ቀስ ብቀስ ይሃልቅ አለዉ ብሂወት ከለዉ ንብፃሓዬም በይዛኩም ንገደሰሎም 😭😭😭

    • @aesugaltewahdo5132
      @aesugaltewahdo5132 4 ปีที่แล้ว +10

      አምላክ ባዕሉ መዋፂኢ ይፍጠረሎም
      እበይ ሰብስ አይረከቡን አሕዋተይ 😭😭

    • @iloveyoumama7755
      @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +4

      ትክክል አረ ፍትሒ ፍትሒ በእግዚኣብሔር

    • @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ
      @ጋልቶምወየንቲ-ሰ3ቘ 4 ปีที่แล้ว +5

      አረ ፍትሒ ፍትሒ ኡሱራት ኣሕዋትና

    • @asmerettesfazgi3526
      @asmerettesfazgi3526 4 ปีที่แล้ว

      @@aesugaltewahdo5132 ⁷o

    • @LemlemGebreslase-ut8ep
      @LemlemGebreslase-ut8ep 4 หลายเดือนก่อน

      Ko​@@iloveyoumama7755

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 4 ปีที่แล้ว +100

    ንሚጣ ፈቴያ በጃኹም ኩሉ ማዓልቲ ኣምፅእዋ ንኹላኹም ውን ይፈትወኩም እየ ሓላለተይ♥♥

  • @Feben_Gual_May_kadra_Tigray
    @Feben_Gual_May_kadra_Tigray 4 ปีที่แล้ว +194

    ፈትውት❤ትሕሽ like👍🏿ሃብኒ
    👇🏿
    🌹

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 4 ปีที่แล้ว +69

    ፎቶዉቲ አቡሽ ዝኮንኩም ላይክ ሃቡኒ 😘😘🇨🇳🇨🇳

  • @ጄሪጋልውቅሮ
    @ጄሪጋልውቅሮ 4 ปีที่แล้ว +114

    በጃኩም ንአብሽ ዝፈቱ ላይክ ሃቡኒ ባ💗💗💗💗

  • @berhebehailu7202
    @berhebehailu7202 4 ปีที่แล้ว +67

    👇እዞም ህፃውንት ደክብሉ እግዛኣቤሄር የዕቡኹም

  • @hansab1
    @hansab1 4 ปีที่แล้ว +31

    ብጣዓሚ ማሃራይን ደስ ዝብልን ተከታታሊ ድራማ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ። ብፍላይ ኣብ ህጻናት ዘለኩም ቦታ ነዚ ፊልሚን / ድራማ ተመራጺ ይገብሮ ።

  • @ፀዋርኩንልበይ-ቘ4ተ
    @ፀዋርኩንልበይ-ቘ4ተ 4 ปีที่แล้ว +28

    ንኣቡሽና ንሚጣ ዝፎቱ 👍 እቲ ኣፋቶም ክጥዕም እውይይይ❤❤❤

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +9

    አቡሸይ አዱየይ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ

  • @saba_Gal_Maykadra_Tigray
    @saba_Gal_Maykadra_Tigray 4 ปีที่แล้ว +12

    ዕድመን ጣዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ድቂ ትግራይ

  • @musicsofworld752
    @musicsofworld752 4 ปีที่แล้ว +12

    ትግርኛ ቀልዲ ደስ በሃሊ እዩ ዝከድ ዘሎ ቀፅሉሉ እናውን like ሃቡኒ

  • @erieritrea6645
    @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +30

    እንዳ ትሕሸይ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም
    ኣቡሽ ኣነ ውን ክትከይድ ኣይፈቕደልካን ኢየ።
    ብሑብ ዘሪርካኒ እንዲኻ።

  • @ምቅናይኩሉንምርኣይ
    @ምቅናይኩሉንምርኣይ 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣቡሸይ ክገድፎ ማለት ድዩ 😢መቀርት ናይዛ ድራማ ኣቡሸይ😘😘😘😘

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +8

    ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ውይ ኣቡሽ ብስሓቕ መድከሚ ውይ ኢሉዶ ሃደመ ናይ ኣድያም ነገር ቆልዓ መስሓቒት ውሽጢ ልቦም ፃዓዳ መን ከም ቆልዓ ልቢ ኣይርከብን ፈተውቲ የዕብዩኹም ፈጣሪ ብጥበብ ይምለአኩም ማዓራተይ ወርቂ ትግራይና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌼🌼🌼🌼😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @firehiwettuaumay5670
    @firehiwettuaumay5670 4 ปีที่แล้ว +19

    አቡሸይ እና አድያም ክፈትወኩም ❤❤❤❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይሓላልኣዙጋል
    @ኣዙጋልትግራይሓላልኣዙጋል 4 ปีที่แล้ว +12

    ኣሰይ ፁሩያት ዓለም ደስ ክትብሉ ደቂ ዓደይሽኮሪናታት ኣየ ኣድያመይ ደረፈለይ ክክክክ

  • @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ
    @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣቡሸይ ሽኮር ክፈትወካ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ኖህኦምሓጀርሽግሊስታተንታ
    @ኖህኦምሓጀርሽግሊስታተንታ 4 ปีที่แล้ว +12

    ተጋሩየ ተግስሩ ንሓድነት ህዝቦም ዶሞ ዝደበርየ ትብል ኣብ አፍ አም ዝሰምዓ ዝነበርኩ ዘኪረ ኣብ ኦምሓጀር ዓደይ ሰላምኩም የብዛሓዮ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +5

    እውይ እንታይ እየ ኽብል ብስሓቕ ሞይተ ኣታ ከመይ ዝበልኩም ኢኹም ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ናይ ሎምስ ክዓ ፍልይ ዝበለ እዩ ሙቁሩተይ እንዳ ትሕሽ ድራማ love youuuuuu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +7

    ውይ ኣቡሸይ ማዓረይ ኣይትኺድ ሓቃ እያ ኣድያና/ኣድያምዬ ማዓር ኣፋ ክፈትዋ ማዓት፣
    ናብ ኣዲኻ እንተኸይድኻ እውን ኣብኡ ክንሪአካ ንደሊ ኢና ምስ ኣዲኻ ዘለካ ፍቕርን ምስ ሙሓዝትካ ኹሉ ዘለካ ርክብ ተንፈልጦ ደስ ምበለና
    ንንብዓል ልሎመይን ሙናን እውን ብናፉቆት መፅዮም ተዝሪኡኻ ኹሉ ንቀፃሊ ምዕራፋት ተስፋ ንገብር ሙቁራይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗😗🌼🌾🌾🌼🌼😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️

  • @safiqsajab8520
    @safiqsajab8520 4 ปีที่แล้ว +6

    ሽኮራት እንካዕ ብሰላም መፃኣኹም

  • @bmeng9780
    @bmeng9780 4 ปีที่แล้ว +2

    Wonderful very good tewaso keep up it . ወ/ሮ ትሕሽ ብጣዕሚ ጎበዝ ትዋሳኢት ኢኺ keep up it!!

  • @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera
    @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera 4 ปีที่แล้ว +63

    ፈትውት❤እንዳ ትሕሽ ጥራይ ዝኮንኩም like👍🏿
    👇🏿

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 4 ปีที่แล้ว +38

    እዘም ህፃውኒት ፊቅርና ንግለፆሎም ነታባባዓዬም

  • @yordigaltigrayselammskulu2399
    @yordigaltigrayselammskulu2399 4 ปีที่แล้ว +8

    መርሓባ ሙቁራት እንኳዕ ብዳሓን መፃኩምና❤

  • @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
    @እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 4 ปีที่แล้ว +2

    አቡሽየ ውስጤ ነህ ስወድህ ተስፋ ያለህ ነህ ቀጥል 🙌🙌🏿👏🏽💐💐💐

  • @yut9623
    @yut9623 4 ปีที่แล้ว +16

    እንካዓ ዳሕና መፃአኩም እንዳ ትሕሽ ሽካር ናፊቀኩም ቀኒየ soውድድድድ ንኩሎም ዝፈቱ ከምዚ ከመይ ካሎ ድማ ላይክ አይትረሱዑ💋💋🙏🙏🙏

  • @دوديدودي-ز7ز
    @دوديدودي-ز7ز 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣብሽ,ፅሪይ.ኣጀካ.ቀፅለሉ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ደቂ ትግራይ ማዓረይ

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋውውውው እንካዕ ዳሓን መፃኩም💚💚❤❤💙💙🌷🌷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻💗💗💗💕💕💕💚💚❤❤💕💔💔💙💙

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ እንዳ ትሕሸይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት

  • @ezrahaile3349
    @ezrahaile3349 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣቡሸይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @oykukarayeloykukarayel3229
    @oykukarayeloykukarayel3229 4 ปีที่แล้ว +7

    ሚጣን ኣቡሽን የዕቢኩም ❤❤❤❤

  • @abebabest1554
    @abebabest1554 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ከም ኣብሽ ዝበለ ቆልዓ ሃበኒ

  • @samerahmohamed4955
    @samerahmohamed4955 4 ปีที่แล้ว +7

    ትሕሽዋይ♥♥♥♥

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 4 ปีที่แล้ว +2

    ምቅራተይ ክልትኦም ህፃውንቲ ኩሉ ግዜ ኣምጽእዎም መቀረት ናይዛ ድራማ እዮም ❤

  • @ዊንታሃይሉጓልማይካድራ
    @ዊንታሃይሉጓልማይካድራ 4 ปีที่แล้ว +5

    ሽኳሪናታት ድቂ ዓደይ so much Love👍👍👍❤❤❤

  • @binimebrahtu6525
    @binimebrahtu6525 3 ปีที่แล้ว

    ኣብሹየ ብጣዕሚ ኢካ ንፉዕ ኣጆካ ቀጽሎ ኩላትኩም ተዋሰቲ ደስ ክትብሉ ማራ ከፍ ኣለኩም

  • @Yyy-m4x
    @Yyy-m4x 10 หลายเดือนก่อน

    ,ኣብሸይ ብጣዕሚ ደሰ ባሃሊ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @mosfersaad7136
    @mosfersaad7136 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋው ትሕሸይ ኣድናቒትኺ እየ ንኹሉኹም ውን ይፈትወኩም እየ ደቂ ሓለል መርየት

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣቡሽ ሸኮር ኣነስ ክፈትወካ ማዓት እየ ሽሕ ዓመት ንበረለይ ።።።።።።

  • @thth9155
    @thth9155 4 ปีที่แล้ว

    ዉይይይይይ ክፈትወኩም ኣንዳእ ትሕሽ ምቅራት ደስ ባሃለቲ 💘💘💘💘💘💘💘😘😘😘😘😘😘

  • @አበራሽገብረስላሴ
    @አበራሽገብረስላሴ 4 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ሚጡ በጣም አሳቅሽኝ አብሽ

  • @እግዝኣብሔርሓላውየይዩ
    @እግዝኣብሔርሓላውየይዩ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሓቃ እያ ኣይትስሓቅዋ ኡፍፍፍ ክክክክክ መቐረት ዝኮነት ቆልዓ

  • @galdebretsiong.michael7265
    @galdebretsiong.michael7265 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኩም አዳትሕሽ ሙቁራት
    ❤❤😘😘😘

  • @fyorifyorititi5469
    @fyorifyorititi5469 4 ปีที่แล้ว +28

    መ.ቀን ተጋሩዋይ 6831 Ok ንትግራይና✊❤️💛❤️

    • @imadhmadi5457
      @imadhmadi5457 4 ปีที่แล้ว

      እንታይ እዩ እዚ

    • @imadhmadi5457
      @imadhmadi5457 4 ปีที่แล้ว

      ንምንታይ እዩ 6831 ማለት

    • @geeget2684
      @geeget2684 4 ปีที่แล้ว +1

      Nahagez betimihirit eyu ahwatey

    • @fyorifyorititi5469
      @fyorifyorititi5469 4 ปีที่แล้ว +1

      @@imadhmadi5457 እዚ እማ ነቶም ኣብ ዳስ ዝማሃሩ ትምህርት ቤት ንክስራሓሎም ኣብ መዓልቲ ሓንቲ ቅርሺ እያ 6831 Ok ኢልካ ከኣ ትልእክ ማለት እዩ 🙏

  • @ትግራይረመፅእያንፀላእታ
    @ትግራይረመፅእያንፀላእታ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ትሕሽ

  • @bsi9003
    @bsi9003 2 ปีที่แล้ว

    የዒቢካ ፈጣሪ ኣቡሸይይ ፁሩይይ💊💊💊💓💓💓💪💪💪

  • @bbdvdwbdb7060
    @bbdvdwbdb7060 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ደሓን መፃኩም ኣታ ክንደይ ደስ ይብሉ ዞም ቆልዑ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ሙቁራት

  • @solomonamanuel9153
    @solomonamanuel9153 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋውው ደስ ዘብል ስራሕ ሰስኑ 1000 ዋልታን ክኑ

  • @galltdf4622
    @galltdf4622 4 ปีที่แล้ว

    ፍትሒ ኣብ ሱዑዲ ዝሳቀለዉ ፍትሒ ዋይ ተሳቅዮም እኮ ኣብ ደገ ዘለና ተሳቂና ንሳቶምስ ባዕሎምስ ኩሉ ይሪእለዉ ግን ፍትሒ ኣምፁኡሉና ብዝተረፈ ይፈትወኩም እየ💞💞💞💞💞💞

  • @haftombsrat1221
    @haftombsrat1221 4 ปีที่แล้ว

    ኣቡሸይ ፅቡቅ ትምህርቲ ተመሓላልፍ ኣለካ ዕድመ ይሃብካ

  • @berhanegaletigray264
    @berhanegaletigray264 4 ปีที่แล้ว +5

    I mess you ደቅ ትግራይ ማዓርይ

  • @ዛይዲጓልማይካድራ
    @ዛይዲጓልማይካድራ 4 ปีที่แล้ว +2

    Nice one ድራማ እንዳ ትሕሽ👌🏿

  • @ፍረኃልትግራይፃዕዳ
    @ፍረኃልትግራይፃዕዳ 4 ปีที่แล้ว +2

    ትሐሽዋይ ማዓረይ ብርሃን ገፃ

  • @selamlove7385
    @selamlove7385 4 ปีที่แล้ว +3

    Adnekti memhr llom muna and thshey eske abzia deki abeyti👍👍👍👍👍

  • @ቲቲጓልትግራይ-የ7ቸ
    @ቲቲጓልትግራይ-የ7ቸ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዲቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኩም ይብዘሕ

  • @briagaltigray1975
    @briagaltigray1975 4 ปีที่แล้ว +1

    ፅሩያት ዓለም 😘😘😘😘😘😘

  • @ኣለምዕቛር
    @ኣለምዕቛር 4 ปีที่แล้ว +18

    ፉትሒ ልሕዋትና እባ አብፁሕልና ሰብ ይረግፍ ከም ቆፅሊ አብ ሱዑዲ ዝርከቡ አሕዋትና በጃኩም ድምፂ ኩኑልና

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ሓላላተይ

  • @brhankelelom2034
    @brhankelelom2034 4 ปีที่แล้ว

    ፅቡቅ እንኳዕ ኣምፃእኩምዋ ንሚጣ ከዓ

  • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
    @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว

    ሓላላተይ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩምልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሓላላት

  • @tesfay8256
    @tesfay8256 4 ปีที่แล้ว

    ዕድመ ጥዕና የሃቡኩም

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว

    እንኳን ድሓን መፃእኩም እንዳ ትሓሽ ቀፅልሉ በርትዕ

  • @lundkhwar2587
    @lundkhwar2587 4 ปีที่แล้ว

    እንካዓ ብድሓን መፃኣኩም እንዳ ቱሑሽ ሙቁራት ዕደመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም 💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @hh5249
    @hh5249 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እንዳ ተሐሽ ፅቡቃት በርቱዑ 💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞

  • @evanosramyek6445
    @evanosramyek6445 4 ปีที่แล้ว +1

    Tihshey shikorr edmen tenan yhabki❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰

  • @negste2212
    @negste2212 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣቡሽይ ሙቁርይ ከመይ ድካ ናይ ሕማመይይ💖💖💖😘😘😘

  • @luwammulue5757
    @luwammulue5757 4 ปีที่แล้ว +1

    Aseeyyyyyyy xbukatey btaemi xbuk shikumni edmen tenan yhabukum

  • @ሜሮንትግራወይቲ
    @ሜሮንትግራወይቲ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ናጣዓመት ከደት ዛውራይ ፣እዞም ደቅና እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕብኹም አሜን

  • @jvghct1306
    @jvghct1306 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሓላላተይ

  • @ኣርሱጓልጁንታ
    @ኣርሱጓልጁንታ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ሸኮር

  • @ዓባይትግራይ-ጨ8ኘ
    @ዓባይትግራይ-ጨ8ኘ 4 ปีที่แล้ว +2

    እዞም ቆሉዑ ደስ ክቡሉ

  • @ፀጉሸፈታዊትኩሉ
    @ፀጉሸፈታዊትኩሉ 4 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘💘💗💗💗💗💗💖💖💖ዳ ተሐሸይይይይይይይይይ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +4

    ማማ ሸፈና ግን ናበይ ከይዳ ያ ኣምፅእዋ😥

  • @helensyum7724
    @helensyum7724 4 ปีที่แล้ว +1

    እንካዕ በሰላም መፃኩም ደቅዛ ሓላል ሜሬት ኣሰይ ኣቡሸይ እና ኣድያመይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሙጭዋተይ ሶ ንኩልኩም እንዳ ትሐሽ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ፅቡቅ ሰራሕ እዩ ኣይዞኩም ደሞ ቀፅሉሉ ከይትቃርፅዋ ጀጋኑ👍👍👍👍💘💘💘💘💘💘ፍትዋተይ💘

  • @ኾኾብዕባይዓጋመ
    @ኾኾብዕባይዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኒ ኣቦይ ኣቡሽ & ኣድያም ዝፈቱ ላይክ

  • @hanzatube1693
    @hanzatube1693  4 ปีที่แล้ว +43

    th-cam.com/channels/PLwQFD8KMIubhxi63qOQQQ.html
    ዝኽበርኩ ተኽታተልቲ ድራማ እንዳ ትሕሽ ኣርቲስት ክዳን ዘርኣብሩኽ( ትሕሽ) ሓድሽ ፍልይ ዝብለይ ናይ ቤትሰብ TH-cam Channel ብምኽፋት ሓደሽቲ ናይ ቤትስብ ፕሮግራማት ሒዛትልኩም መፂኣ ኣላ ኣብዚ
    ሊንክ ብምእታው th-cam.com/channels/PLwQFD8KMIubhxi63qOQQQ.html
    ወይ ድማ #Kidan_ትሕሽtube ብምእታው
    #Like #Share #Subscribe ኢልኩም ቤተስብ ኪዳን( ትሕሽ) ይኾኑ. ..

    • @erieritrea6645
      @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +3

      ትሕሽ ዝፈትዋ ትግራወይቲ ኣክተር።
      ድራማታት ትግራይ ጨው ቀመም ኮይንክዮ ኣሎኺ
      ንስኺ ንስነጥበብ ኢኺ ተፈጢርኪ ። ኣጆኺ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሒ ኢኺ።
      በርትዒ ንሕና ኤርትራውያን ኪኣ ኣብ ጎንኺ ኣሎና። ምስ ትግራይ ኣፋሊጥክና።
      ብእንዳ ትሕሽ ዝኣካል ኩሉ ናይ ትግራይ ክከታተሎ ጀሚረ። ንስኺ ተዋሳኢት ጥራይ ዘይኮንክስ ናይ ሰላም ኣምባሳዶር ኢኺ ።
      ኣነ ሳላ ትምህርቲ ብዙሕ ቁንቃኣታት ይመልኽ ኢየ ነገር ግን ከም ድራማታት ትግርኛ ገይሩ ልበይ ዝመላኣለይ የሎን
      ስርሐይ ኢለ ትግርኛ ድራማታት ኢየ ዝርኢ ። ኣብ ኤርትራ ውን ትግርኛ ፊልምታትን ድራማታትን ኣዝዮም ተፈተውቲ ኢዮም።
      ሎሚ ድራማታት ናይ ኤርትራ ናይ ትግራይ ኩሎም ብትግርኛ ዝመሓላላፉ ፍጹም ኣይሓልፉንን ኢዮም።
      ትግርኛና ትዓንብብ። ሳብስክራይብ ገይረልኪ ኣለኹ ትሕሸይ።

    • @ሳምራዊትየራያራዩማs
      @ሳምራዊትየራያራዩማs 4 ปีที่แล้ว

      አታ ድራማ ቤተሰብ ጮወታ ምናምን በቃ ሰልችይና አሎ ፊትሕ ንየመን እስርቤት ዘለዉ አሑዋትና አታ ገለ እንዶ ግብሩ😥😥😥😥😥

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሙናን ሉሎምን ፍቕሪ እዩ ዘጥዕመሎም አቡሸይ ተባዕ ፍትውትው ❤💛❤💛❤

  • @bt-if4th
    @bt-if4th 4 ปีที่แล้ว +1

    Nmita ena abshuy kfetwem eko ftwtwww beka😘😘😘👈

  • @rosarosa5303
    @rosarosa5303 2 ปีที่แล้ว +1

    Bteami eya zftwekum 😍😍😍😍

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว

    አቡሸይ የዕብካ ማዐረይ ፍትውትው የብለኩም ኩላትኩም ።

  • @ኣርያምጋልትግራይ
    @ኣርያምጋልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ትሕሹዋይ ማዓረይ

  • @aesugaltewahdo5132
    @aesugaltewahdo5132 4 ปีที่แล้ว +4

    ሎላመይ መሕረር የፍቅረኪ እየ ኢልካ
    ደሩጉሑ ዘይ ትብለላ እዋእ 😍

  • @yowhanstsegay
    @yowhanstsegay ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @tomastewelde7311
    @tomastewelde7311 4 ปีที่แล้ว

    Hey mukrat eda Tehsh xbukat kexlwo 🥰🥰🥰

  • @rodastesfamariam9787
    @rodastesfamariam9787 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkkkkkkk abush shkor kulukum tsbuq srah ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰

  • @የራያዋጂንታ
    @የራያዋጂንታ 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ትግራይ ሓላላት♥♥♥♥♥👌💕💕💕💕

  • @temesgenamlaki162
    @temesgenamlaki162 4 ปีที่แล้ว

    በጃኹም አብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከቡ ኣሕዋትና ስማዕ ዝሳኣኑ ስምዕዎም በጃኩም ደም ኣብ ዞ ከዝ እዋን እዙም ቅድም 6 /7 ዝተታሓዙ ከይኣክል አብዙ ኸዝ እዋን ተፍትሽ ኣሎ ብየ ገዛ ክርዩ እንዳኣተዉ ይትሕዙ ኣለዉ እና በጃኹም ብጣዕሚ ይሳቀዩ ኣለዉ ብስም እመቤታችን ማርያም ይምህፀነኩም ኣለኹ እውነት ከብድ እዩ ካብ ከዝ ብህይወት ምንባሩም እግዚአብሔር ክብር ምስጋና ይኩኑ ምስ እግዚአብሔር ግን ናይ ህዝብን መንግስቲን ክሕግዙም ኣለዎ

  • @mdinaal7283
    @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

    Endat tihsh enkae bselam metsaekum Mkurat tenafikum kenikum eway memhr lulom sihak ketilkana ketsilulu halalat tegaru 💕💕💕

  • @hcchffc253
    @hcchffc253 4 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ፍቁራተይ

  • @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር
    @መርሃዊትሽሻይጎል70እንደር 4 ปีที่แล้ว +1

    እንዳ ትሐሽ ድራማ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ብጣዕሚ እየ ደማ ዘድንቀኩም ደቂ ሐላል መሬት ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ትግርኛ ምስ ኣምሓርኛ ትሓዋውሱ ዘለኹም ተጋሩ ጋዜጠኛታት ኹኑ ፖለቲካኛታት ትግርኛ ካብ ኣቡሽ ተምሃሩ።ትግራይ ብደቃ ትልምልም።

  • @ewqewq3346
    @ewqewq3346 4 ปีที่แล้ว +5

    እዋይ ዘም ህፃውንቲ ደሰሰሰሰ ክብሉ

  • @mullerarmed9789
    @mullerarmed9789 4 ปีที่แล้ว +35

    ኣቡሽ በሳል ኣቡሽ ዝፈቱ ረጊፁ ይሕለፍ

    • @shewitdesta6624
      @shewitdesta6624 4 ปีที่แล้ว

      Up on pop opp pop pop opportunities to ooiiiuuytr3

  • @helenhelen9419
    @helenhelen9419 4 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ዳሕን፡መፃኹም፡እናዳተሐሽ
    ኣቡሽይ፡ትፈትው፡ላይክ

  • @garrickalana7261
    @garrickalana7261 4 ปีที่แล้ว

    Abushye shikor betam bikat yalew lji new yasadgeh 😘😘😘😘😘

  • @ብሪዕባይገጠርብሪዕባይገጠ
    @ብሪዕባይገጠርብሪዕባይገጠ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕቶ ኣለኒ ንኣቡሽይ ትፍትው ላይክ

  • @selamteka2751
    @selamteka2751 4 ปีที่แล้ว +1

    Wow Amazing funny 😄 🤣🤣🤣🤣🤣😂😂🙏👑🌻🌻🌻🌻🌻❤🤚👍

  • @Sasan-xc8oo
    @Sasan-xc8oo 4 ปีที่แล้ว +12

    እንዳ ተሐሽ እካዓ ብዳሕና መፃክም ክል ግዝየ በሃቀዉታ እየ ዝፅበየክም አስትየ ለአብሽ ዝፈትይ lika