#Eritrea
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 ม.ค. 2025
- ኤርትራውያን ነበርቲ ሚነሶታ ንስለ'ቲ ሰማእታትና ሂወቶም ዝበጀውሉ ቅዱስ ዕላማ ንምዝካርን፡ ውሽጣዊ ውልቃዊ ቅሳነት ንምርካብን ልዕሊ ሸውዓተ ማይልስ ካብ ማእከል ከተማ ሚኒያፖሊስ ተበጊስና ኣብ ኣዳራሽ ማሕበረሰብና በጺሕና። ኣብ ጉዕዞ እግሪ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ዝባና ብምዝናቡ ኣብ ኣእሙሮና ነባሪ ጦብላሕታ ሓዲጉልና። ብዓወት ድማ ምስ ህዝብና ሰማእታትና ብወግዒ ዘኪርና። ገለ ክፋል ናይቲ ጉዕዞ ብሓባር ንከታተሎ። ሰማእታትና ወትሩ ይዘከሩ።