🛑ወለዲ ዘይብሎም ኣሕዋትና😥 ን 2ይ ግዜ ተራኺብና🙏

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 89

  • @gsgs2241
    @gsgs2241 หลายเดือนก่อน +16

    በጃኩም 20000 ናብጽሐሉ ❤❤❤

    • @Oppoa18-g6p
      @Oppoa18-g6p หลายเดือนก่อน

      ብሱሪ እበይ ኢና ኢኒእና ገዛና ዘይነዒቢ

    • @Azebsabawittube
      @Azebsabawittube หลายเดือนก่อน

      😢😢😢ይገርም ንዕንድር ኣብ ናይ ኣምሓሩን ገለን 😭​@@Oppoa18-g6p

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በርሀ ሓወይ ኣነ ዘገረመን ዘይጠቀም ነገረ አብ 1&2ወርሒ 20ሸሕ እበፅሒ ንምነተይ ኢና 20 ወይከ 50ሸሕ ዘይነመላኣ 3&4 ዓመት ገይሩስ ዘረዝሮ አብ ፅብቅ ሰራሕ ካብ አግዚአብሔር አምላክ ዝርከብ በርሀ ሓወይዐንኩላትኩም ዝሓገዝኩም❤

    • @MolowHadabaga
      @MolowHadabaga หลายเดือนก่อน

      ነሕዝን አብ ሰናይ ክንዲ ንዋፈር አብ ዘይኮነ ንዉዕል አለና

    • @ትድኤፍ-ዓይኒ-ትግራይ
      @ትድኤፍ-ዓይኒ-ትግራይ หลายเดือนก่อน

      ሰብና እኮ ኣብ ፀርፍን ኣብ ዘየድሊ ቪዲዮ ዝልቀቅ ዩትብ እዩ ልዕምብብ የሕዝን ክድገፍ ልግበኦ ሚድያ እዩ ነይሩ

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ หลายเดือนก่อน +4

    ግን መጀመሪያ እታ ቀልዓ ተሰቀላ ከም ታሓከመት ወይከዓ ፀብላ ወሰደዋ ምሰ ይቅረታ❤

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom หลายเดือนก่อน +5

    እታ ህፃን ግዜ ብዝነውሐ ቁፅሪ ካብ ጥቅሚ ወፃኢ ትኸውን ኣላ እቶም ኣሕዋታ ኣይነ ቅሑን እቲ ሰብኣይ ከኣ ዝገደደ ኣብኽንዲ ብህፁፅ ዓይደር ዝወስድዋ ገዛ ክሰርሕ ምሕሳቡ መሕዘኒ🏴😭💔😭💔

  • @GjGj-vd2bh
    @GjGj-vd2bh หลายเดือนก่อน +3

    ቅድምያ እታ ቆልዓ ትታሓከም ኣሕዋተይ😢😢❤😢

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame หลายเดือนก่อน +2

    መዓረይ ንቁሕ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን የሀቦም ሳዶር ሚድያ ተባረኩ ፅኑዕ ርገፅ❤❤❤

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ፈጣሪ ኣሰይ እንካዕ ደስ በለኩም ዞም ኣሕዋተይ መዓረይ❤❤❤

  • @mami4135
    @mami4135 หลายเดือนก่อน +2

    ገንዘብ ግን ብኣካውንቶም ተዝቅመጥ በቶም መምህርን ሓደ ቆልዓን ገርካ ተዝክፈት

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝወሃብ ኣይክለኣኩም ናዛ ህፃን ምሕረት የዉርደላ 🙏

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ሳዶር ሚድያ ሓውና የቀንየልና ❤
    እና ኣሕዋተይ ሼር ሳብስክራይብ እናገብርና ንዕብዮ🎉

  • @marym9462
    @marym9462 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣቡዙሕ ያሃብኹም ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኩወግሕ እዩ🙏💞💔❤❤

  • @makitemesgen3386
    @makitemesgen3386 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ማዓረይ ዝቆልዓ ደስ ክብለካ ቡሉፅ ህፃን ❤❤❤

  • @dnglmaryameyatsegey2593
    @dnglmaryameyatsegey2593 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ.

  • @ሰላም-ፈ5ጠ
    @ሰላም-ፈ5ጠ หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀኩም ኩሉ ካሓልፍ እዩ ደቅነይ😢❤

  • @BdHd-u8g
    @BdHd-u8g หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክዕድመጥዕንይሃብካፈጣርሶዶሪሚድያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rshanmebrahtom
    @Rshanmebrahtom หลายเดือนก่อน +3

    ይቅሬታ ሂወት ዘይተድሕኑ እታ ህፃን ቅድምያ ዘይተሐክምዋ ገዛ ካብ ትሰርሑ ኣብ ማህፀና ቁስሊ ሽንታምቁፅፃ ኣቢዩዋ እንዳተሳቀየትስ ካልእ ውራይ ተቀድሙ መቀለ ዓይደር ወሲድኩም ኣርእይዎም 💔😭💔😭‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️‼️

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገን yene marrrrrr❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @aedf4837
    @aedf4837 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ👏❤❤❤

  • @سلامالعمري
    @سلامالعمري หลายเดือนก่อน +1

    ሳዶር ሚድያ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ነሕዋትና ንዝሃቡ ንበረከት ይግበረሎም ❤❤❤

  • @genetkebede3379
    @genetkebede3379 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ተመስገን ተመስገን 🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @arsemasis5738
    @arsemasis5738 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ በርሀ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhasabrha3406
    @tirhasabrha3406 หลายเดือนก่อน +1

    እና ሃብኩም ንበሩ ኣሕዋት ኣምላክ ካ ቢሰላም ዓድኩም ይምለስኩም

  • @GenetGebrearegawi-w4n
    @GenetGebrearegawi-w4n หลายเดือนก่อน

    ከመይ በርሀ ዝብሉኻ ክቡር ሓው ብርሃን ይኩን ናብራካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @elenigebremichael405
    @elenigebremichael405 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabher yehabek zahwey mary🙏🙏🙏

  • @BhdHhjx
    @BhdHhjx หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገንተመሰገን

  • @sadalasadala5852
    @sadalasadala5852 หลายเดือนก่อน +1

    ልምታይ እና ግን ልይክ ዘንገብረሉ እር አንሰነፍ 😢💞💞🙏

  • @mrhafytu5944
    @mrhafytu5944 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን

  • @sadormedia
    @sadormedia  หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ብዙሓት ሰባት ብዛዕባ እዛ ህፃን ተጨንኹም ቅድሚ ኹሉ ነገር ዓይደር ሕክምና ዘይትወስድዋ እልኹም Comment ዝፅሓፍኩም ብውሽጢ መስመር 'ውን ዘናገርኹምኒ ኣለኹም ካብ ሓደ ብሓደ Reply ምምላስ ንኹሉኹም! ትኽክል እዩ‼️ግን ቅድሚ ሐዚ ዝኾነ ቤተሰቦም መ/ር ነይሩ ዓይደር ወሲዱዋ ዕድምኣ 6ተ ዓመት ምስመልአት እዩ ክስርሐላ ወይ ናብ ዉጪ ዓዲ ከምዝተብሃሉ ነግሩና!😭

    • @ተመስገንእዩቃለይ
      @ተመስገንእዩቃለይ หลายเดือนก่อน

      እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደላ ታኣምር እግዚአብሔር ድንቂ እዪ ብፀሎት ውን ንሕሰባ🙏💓💓💖💖💞💞

  • @SelamSelam-g8k
    @SelamSelam-g8k หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢

  • @DhdHdhdhd-lf4oj
    @DhdHdhdhd-lf4oj 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ጅግናየየየ❤❤

  • @gjch7639
    @gjch7639 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢❤

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔😥😥😥😥😥😥😥

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Hayat-e8c
    @Hayat-e8c หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢

  • @user-gq9rt6bu9
    @user-gq9rt6bu9 25 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🥺🥺

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no หลายเดือนก่อน

    💔💔💔😭😭😭😥😥😥

  • @zmzmzzmm6122
    @zmzmzzmm6122 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @vhhhhf5887
    @vhhhhf5887 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏💊💊💊💊💔💔💔💔💔😭😭😭😭

  • @ክብርንምስገናለድንግለማር
    @ክብርንምስገናለድንግለማር หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @etyopin
    @etyopin หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SalmaSndayo-kn3cl
    @SalmaSndayo-kn3cl หลายเดือนก่อน

    😢❤🎉

  • @mihiramulu409
    @mihiramulu409 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🥰🥰

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @لللل-ي6ق
    @لللل-ي6ق หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😊😊😭

  • @SarahSarah-gj9zt
    @SarahSarah-gj9zt หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😊😊😊

  • @mmn108
    @mmn108 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame หลายเดือนก่อน

    እሕዋትትና ሓገዝቶም ተባረካ ብዝወፀ ይተከአልኪን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaraAbduh
    @SaraAbduh หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 หลายเดือนก่อน

    ኩቡር ሓው እቲ ስራሕካ ጽቡቅ እዩ ግን እቲ ሓገዝ ናብ ሳልሳይ ኣካል እተኣትዩ ብጣሚ ኣጸጋሚ እዩ።ኣብዚ ግዜ እዚ ዳርጋ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ጸገም ኣብ ዘለወሉ ።ነዞም ቆልዑ ኢሉ ዝመጽእ ሓገዝ ሳልሳይ ኣካል እቲ ገንዘብ ይሕዞ እተሃልዩ እቶም ቆልዑ ዘይኩኮኑ ይክእሉ እዮም ምክንያቱ ገንዘብ መጋገዪ እዩ።ተወሳኪ ኣጣል ብምግዛኩም ግይጋ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ጠል ክባር እያ ከምኡውን ኣብ ዓመት ሓደ ግዜ ጥራሕ እያ ትወልድ።በዚ 100 ሽሕ ደርሁ ተገዚኤን ኔረን እተዝኮና ግን ብጣሚ ቁልጡፍ ለውጢ ምሃለወ ምክንያቱ ደርሆ ኣብ መዓልቲ 1 እያ ትወልድ

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢

  • @smkle7079
    @smkle7079 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢💔

  • @your2323
    @your2323 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤😢😢

  • @Slam-zh3no
    @Slam-zh3no หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @utsr5458
    @utsr5458 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gyytryyff6192
    @gyytryyff6192 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ssfhijuji2267
    @ssfhijuji2267 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤😢😢

  • @DfUf-ut9fi
    @DfUf-ut9fi หลายเดือนก่อน

    😢😢❤❤

  • @MdBabull-m3h
    @MdBabull-m3h หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samidrgh565
    @samidrgh565 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @jssllaa122ali7
    @jssllaa122ali7 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢❤❤❤

  • @idhgydgc1654
    @idhgydgc1654 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JgD-fr4ny
    @JgD-fr4ny หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @HcJg-v2b
    @HcJg-v2b หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Azms-ic5or
    @Azms-ic5or หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @samsnggalaxya1282
    @samsnggalaxya1282 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @djdjhdufidiyy1387
    @djdjhdufidiyy1387 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani5730 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @GdhDhd-tw1hf
    @GdhDhd-tw1hf หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @HbxBbbx
    @HbxBbbx หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @እንደርታዉት
    @እንደርታዉት หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @MahltBrhan
    @MahltBrhan หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ሩፍታልበይ-ፀ5የ
    @ሩፍታልበይ-ፀ5የ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @salamSal-u1v
    @salamSal-u1v หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @GolWejerat
    @GolWejerat หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @atsbhatesfakiros7341
    @atsbhatesfakiros7341 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤