ምስትምቓር ጥበብ ምስ ስነጥበባዊ ገብሪሂወት ጸሃየ 3ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 21

  • @belesss2030
    @belesss2030 3 ปีที่แล้ว +3

    ጅግና ወዲ ኤረይ አንበሳ 💪💪💪
    አይፈልጠካን እየ ኔረ ደራሲ ናይዚ ብሉጽ ደርፍታትና (ማለተይ ድሕሪ መጋረጃ)
    ብጣዕሚ ተሓቢነ ሽምካን ሽም አቦኻን ናይ ዐበይቲ ስዋአት አሕዋተይ ብምኻኑ ዐቢ ኽብሪ ተሰሚዒኒ በርትዕ ቀጽሎ ካብዚ ዘለካዮ ንላዕሊ እቲ ልዑል ፈጣሪ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ🙏🙏🙏

  • @hhhhhh8095
    @hhhhhh8095 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ንፉዕ በሊሕ ዓቢ ተውህቦ ዘለዎ ሰብዩ ገብረሂወት ጻሃየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓገዝቲ መወልቲ የድልይዎ

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣገናዕ ወዲ ኤረይ ጅግና
    ንመንፋዓትካ ንሰዋስዊ ግጥምታትካ መዐየሪ ቃላት ይስእነልካ ኣድኒቐ ከኣ ንኣድናቒይ ይምጥወካ ክበር ንበር ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
    ብሓባር ደቂ ኤረይ ከምዚ ኢልኩም ክትዝትዩ ከተድንቑ እንክርእየኩም ይመላኣልኩም ደስ እተብሉ።
    ርሑስ መዓልቲ ናጽነት
    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @asmeromtesfay8652
    @asmeromtesfay8652 3 ปีที่แล้ว +2

    ገሬ ኣቦ ጥበብ ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @eritreanyoutube2056
    @eritreanyoutube2056 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy anes ftew abileyo Gere hawey qexlo edmen tenan yhabka fetari 🇪🇷❤️❤️❤️

  • @saminice2324
    @saminice2324 3 ปีที่แล้ว +6

    ብሓቂ ከም ገብርሂወት ሰብ ኣብ ኤርትራና ውሑዳት ኢዮም እሞ ክብሪ ይግብኦም ዩ ።ኮይኑ ግን ደስ ዝብል ስራሕ ኢዩ እሞ thankssa

  • @dessalegntsegai7478
    @dessalegntsegai7478 3 ปีที่แล้ว +3

    ግጥሚ ገብረሂወት ንስኩም ትስተማቅሪዋ ትኮኑ
    ኣነግን ይመገቦየ ይዓገበሉ ድማ

  • @afomiahntsa7691
    @afomiahntsa7691 3 ปีที่แล้ว +2

    Kabtom zednkom getamay 👍👍👍❤️

  • @digegoitom4687
    @digegoitom4687 3 ปีที่แล้ว +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰

  • @robelgerezgiher4742
    @robelgerezgiher4742 2 ปีที่แล้ว +2

    Very interesting poem

  • @berekethabtetsion1388
    @berekethabtetsion1388 3 ปีที่แล้ว +2

    Wow!! Gherie nebsi very interesting poem.Just keep it up.

  • @abrehaletesfay9007
    @abrehaletesfay9007 3 ปีที่แล้ว +3

    Wawwwww

  • @bekhitamerke2938
    @bekhitamerke2938 3 ปีที่แล้ว +2

    Good job

  • @galerey9942
    @galerey9942 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @fevenasefaw399
    @fevenasefaw399 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @meletweldehawariat4719
    @meletweldehawariat4719 3 ปีที่แล้ว +1

    Wwwww Anbesa Eritrea 🇪🇷 Agokum edme yhbkum 💒💒💒🙏🏾🙏🏾

  • @yordanosmeakeb960
    @yordanosmeakeb960 2 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌🙏

  • @mussietesfamariam4588
    @mussietesfamariam4588 3 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዕሚ ዝንአድ መንእሰይ ቀጽሎ

  • @fadumedia5571
    @fadumedia5571 3 ปีที่แล้ว +4

    ገብረሂወት ጸሃየ ሓይረሞ ዶ ሓቀይ ህግደፍ መቸም ንቑሕ ዘይፈቱ ስርዓት ኮፍ ኣቢልና። ናጽነት ናይ ምጽሓፍን ምዝራብን መሰል ክሳብ ዝረጋገጽ ቃልስና ክቕጽል እዩ።