ሽንግርዋ ተወዳዳሪ መንእሰይ ኣሮን ገብረግዚኣብሄር | Young Shingrwa contestant Aron Gebregziabher - ERi-TV

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 24

  • @ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ
    @ማፋየዝሩቕሓብልየሕንቕ 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣሮን ሽኮር፡ እዚ ቘልዓ 💪ጐቢዙ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዓቢ ደራፊ ክኸውን ተስፋ ኣሎኒ።

  • @bilienmhasion9411
    @bilienmhasion9411 4 ปีที่แล้ว +4

    Eritreawi little brother. Excellent job. Ajoka

  • @godisthekey7326
    @godisthekey7326 หลายเดือนก่อน

    ARON jegina kokob halale hager keep your eyes on God he never takes his eyes off you May God bless you abundantly 🤲🏻🤲🤲❤❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @monahamid5765
    @monahamid5765 หลายเดือนก่อน +1

    🐪🇪🇷♥️🇪🇷💪🇪🇷👍👏🌷🌹🌷🌹👈

  • @ስደትመምህር
    @ስደትመምህር 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ንኡሰይ🥰🙏🏾

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 4 ปีที่แล้ว +2

    Good luck my son love Eriy son ❤️💕❤️💕👍🇪🇷👏

  • @letinaberhane2172
    @letinaberhane2172 4 ปีที่แล้ว +2

    Teawet edmen teenan yhabka amlak amen 😍❤😍

  • @eritrean8054
    @eritrean8054 4 ปีที่แล้ว +2

    Wow bro gele aynet dmxi God bless you the rest of your life

  • @millionfesshaye8236
    @millionfesshaye8236 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tinan yhbka Amalk Aroney sikorr ❤️❤️♥️love u marey

  • @Meley-tube
    @Meley-tube 4 ปีที่แล้ว +7

    መንአሰይ ኣሮን ኢሎሞ በቃ ቅቅቅ መንአሰይ ተሳኢኑ ኣብ ኤረትራ

    • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
      @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ 4 ปีที่แล้ว +2

      እንታይ ድኣ ክብልዎ ተጸብኻ ቆልዓ? ሕማቅ ኣይትዛረብ መልሓስ ዓጽሚ የብላን ግን ዓጽሚ ትሰብር። እንታይ ኮይኑ መንእሰይ ዘይህሉ? መንእሰይ ቤተሰብ ዶ የብልካን ኢዩ ኣብ ኤርትራ?

    • @ወዲኣፈወርቂነብሲ
      @ወዲኣፈወርቂነብሲ 4 ปีที่แล้ว

      ቆማል ሓንጎል እንታይ ድኣ ክብልዎ ነፋጥ ሓንጎል

    • @wedighebremeskel13
      @wedighebremeskel13 4 ปีที่แล้ว

      Nska keman men'sey txwae thlu chama xegam.
      Ezi menesey zeytebahle dea men Anbesa beal fare kea enber kwskulu nierwom

    • @zekariasberhe4232
      @zekariasberhe4232 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ 16 ዓመት እንታይ ድዩ ዝብሃል ? ኪኖ ውልዶ መንእሰይ እንታይ ምበልካዮ ንስኻ ?

    • @zekariasberhe4232
      @zekariasberhe4232 4 ปีที่แล้ว

      ንኩነታት ሃገርናን ንመንግስቲ ሃገርናን ክትነቕፉ ክትብሉ ንኹሉ ብኽፉእ ትጥምትዎ ምሕረት የውርደልኩም ። ዳኒ ዝብሃል ዓርክና ድኣ "ኣብ ዓድና ወላ ዝናብ እንተዘነበ እዮም ዝኹርዩ " ይብል ኔሩ ። ንኹሉ ክፉእ ንምግባርን ፡ ኩሉ ክፉእ ብሰንኪ መንግስቲ ንምባልን ጽቡቕ ኣብ ሃገርና ክሪኡ ኣይደልዩን ። እንተረኣዩ ክኣ ይኹርዩ ክክክ ሕማም እዩ ፡ ተካል ሕማም ዋይህ !

  • @teklomgebray336
    @teklomgebray336 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣብ ናይ ሎምስ ኣይዓገብኩን
    ናይ ዳዊትን ሳሚን ፍሉይ ጌሩ ዘይምወን፣ እናተዓጸወ ይመጽእ መስለኒ፣ ልምምድ ይውሕዶ ኣሎ

  • @ባህግናቱብ
    @ባህግናቱብ 4 ปีที่แล้ว +2

    Entay aynt nay tnti camera 🎥 ytqemu

  • @berhanearayaselasie9913
    @berhanearayaselasie9913 ปีที่แล้ว

    ሃብሮምምምምም

  • @K.3v3n
    @K.3v3n 4 ปีที่แล้ว +1

    👆👆👆
    ሰላም ክብራት የሕዋት ኣብዛ ስእለይ ብምህራም please ልዕሊ 1K ሳብስክራይብ ነብጸሓያ የሕዋት።ስለ እቲ ትግርብሩለይ ደገፍ የመስግን።🙏🙏🙏🙏👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷Thankyou

  • @berhanearayaselasie9913
    @berhanearayaselasie9913 ปีที่แล้ว

    ሃብሮምምምምም