እዋናዊ መግለፂ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ |
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- #እዋናዊ መግለፂ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ- 04 ጳጉሜን 2016 ዓ/ም
----
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
TH-cam: / tigraitv
TikTok: / tigrai_television
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV
Wedi werede I have full of respect 🙏 to you
Thanks for your service ❤
እዘን ፀጊበን ዝጭንድራ ዘለዋ ኣብቃል እማ ግድን እዩ ልጓም ክግበረለን💪💪💪
ጀንራል ወዲ ወርደ ሕጂ ቐሺ ድዩ ዘሎስ ወይስ ኣክባሪ ሕጊ ናይ ብሓቂ ድሕንነት ህዝቢ ሓሲቡ ዩ ዝዛርብ ዘሎ ፡ስጉምቲ ውሰድ ቀሺ ኮንካ ዝፍታሕ ፖሎቲካ የለን ፡ ወይ ስልጣንካ ገድፍካ ፡ ነጸላካ ግበር ፡ ነቶም ፖሎትካዊያን ወሰንቲ ግደፍሎም ምኒን እንዳበልካ ነዚ ጅግና ዝኮነ ህዝቢ ሒዝካዮ ኣይትደቅስ ኣይተስቅዮ ስረኩም ፈትሕኩም ስረ ህዝቢ ኣይትፍትሑ ፡
ሰላምን ሓድነትናን ተጋሩ ክቅፅል እምነት ድሌት እንታሃልዩ እተን ጠንቂ ሓድነት ዝኮና መግለፅታት ንኩሉ ትግራዋይ ግልፅን ፍሉጣት እየን እሞ ይውረዳ ይሰረዛ
❤❤❤❤❤
ካብ ሸኸት ክፈናቀል ዘይነበሮ ካብ ክሊእ ከባቢ ዝተገበረ ምፍንቃል ሕጋዊ እዩ ማለቱ ድዩ?
ባህላዊ ጀነራል ማሌሊት
ህወሓት ጸገም ምስ ህዝቢ ትግራይ ክራከብ የብሉን ትዉዱብ ዝምልከቶ ናይ ባአሉ አባላት እዩ ገዝኡ ባአል የስተካክል ትግራይ TDF ኢድ እያ ዘላ ትድኤፍ ናይ ኩሉ ትግራዋይ ደም ዝተከፈለላ እያ ህወሓት መራሀቲ ዘትረፈት እያ TDF አምድ ና እያ !!!🤜
እወ!ሓቂእዩ ትግራይ ብፅግዕተ ኛህዋሳት ብቁልጡ ፍመድሓኒ ትክረክን አደብክገብ ርአለዎነዚ እውንከቢ ድ(ሓደጋ)ከየስዕብ ወሳኒመ ፍትሒካ ብሓይሊ ፀፅታትግ ራይ ሓላፍነት ብቁልጡ ፍክእረም አለዎ::
ቁሩብ ጥራይ
ስቅ ይበል ማለት መፍትሒዑስ እንታይ ይኹን
ካብ 1983 ጀምሩ ተጋዳላይ አብ ፀገም እዩ ዘሎ
ወላ ወዲ ወረደ ውን ምስ በዓል ገታቸው ምስ ኣቢ ኡ
TPLF for life 4 Ever
ሎሚ ኢኻ ዋጋ ጻማ ቃልስኻ ኮንቱ ከምዘይ- ከውን ዝተበሰርካ"ሞ ፡ እንቋዕ እዚኣቶም ከኑ እቶም ሓብሒብካ ዘዕበኻዮም " ጀጋኑ TDF ! ገና ጻማኻ ክትጓናጸፍን ፡ ጸባኻ ክትሰቲ ኢኻ ! ተስፋ ከይትቖርጽ ፡ ብህድ'ኣትን ብትዕግስትን ብልቦናን ፡ ኣብ መስመርካ ጸኒዕኻ ፡ ንምዕባለኻ ተዳሊኻ ጽናሕ 🙏 ሎሚ"ውን ከም ትማሊ ፡ ንብልጽግናን ፡ ንምዕባለ ፡ ንምሉእ ዓውትን ፡ ይትምነየልካ 🙏
ልእኽቶን ልኡኽን እኳ ፈሊኻ ዘይትፈልጥ
B mliteri kngzaie ayndelin
ላህዛዝ
ሓላፊነት መን ከም ዝወስድ እማ ግልፅ እዩ
እምነትና አብ አኹም እዩ ነይሩ አመሰኪርኹማ ጀጋኑ
ጓሓፍ ካማካ ዝበለ ናይ ትግራይ ሰራዊት ላዕለዋይ ኣዛዚ ምርካባ መርገም እዮ:: ዝድፈራ ዘለዋ ኣሓትና ውን ካብ ደቅኩም ክትወልዱ እንዳረኣዩ ከ እንትይ ክማሃሩ ጅግንነት ካብ ድስፕሊን እዩ ዝጅምር ወሎዶ እንታይ ተምህሩዋ ከም ዘለኩም ግልፂ ዩ::
እቲ ፍታሕ ነዚ ባንዳ ገታቸው ረዳን ኮራኩሩን ካብቲ ናይ ግዝያዊ ምምሕዳር ስልጣን ኣሊኻ፣ በቲ ጉባኤኡ ዝፈጸመን መሪሕነቱ ዝመረጸን ውድብ ህወሓት ዝምራሕ ሓድሽ ናይ እንካን ሃባን ምምሕዳር ምምስራት ኢዩ። ኩሉ ረብሓታት ትግራይ ኣብ ቅድሚት ዝሰርዕ፣ ሰላምን ጸጥታን ትግራይ ንኽሕሎ ዝሰርሕ፣ ውዑል ፕሪቶርያ ከይተሸራረፈ ኣብ ተግባር ንክውዕል፣ ኣብ ቅድመ ግንባር ኮይኑ ዝቃለስ፣ ሓድሽ ግዝያዊ ምምሕዳር ክምስረት ኣለዎ። ግዝያዊ ምምሕዳር ከም ስሙ ግዝያዊ ደኣምበር ቀዋሚ ኣይኮነን። ስለ ዝኾነ ድማ፣ ኣብ ትግራይ ብህጹጽ፣ ነጻን ርትዓውን፣ ፈደራል ናይ ምርጫ ቦርድ ዘፍቅዶ፣ ምርጫ ምክያድ ኢለዎ። ህዝቢ ትግራይ መራሕቱ ባዕሉ ክመርጽ ኣለዎ።
ባንዳ ዝብል ፍጹም ጌጋ እዩ bro! ኣብ ቃላትና እሩማት ንኩን ከምተጋሩ። ንዘይትድግፎ ሰብ ሽማሽም ምሃብ ነውሪ ዓገብ። ናይ ጌታቸው ደጋፊ ኣይኮንኩን ግን።
አረ ግደፈና ተሓፂብካ ናብ ጭቃ 😂 ህዝቢ ዝፈንፈኖ ውድብ ናበይ ክትመልሶ ደሊኻ ። ኻብኡ ኸኣሰ በቲ ጉባኤኡ ዝገበረ ውድብ ኢልካሰ ብህወሓት ዝምራሕ ናይ እንካን ሃባን ክትብል ባይቶና,ውናት ውን ኮ ጉባኤ ገይሮም እዮም መራሕቶም መሪፆም ኸመይ ኢልካ ንህወሓት ፍሉይ ሓላፍነት ሂብካዮ ። ህወሓት እውን መዓረ ኹሉሎም እዩ ክኸውን ዘለዎ
@@Growfast-d4h እሞ ኣብቲ ጌጋታት እኮ ኣነን ንስኻን ሓደ ኢና ዘለና። ግን ንዘይጥዕመካ ሰብ ባንዳ ምባል ግን ነውሪ እዩ። እዚኣ ነወግዳ please! ኣብ ሓሳብ ይኩን ዕላልና። ብዝተረፈ ግን ጌቾን ጻድቃንን ምድረ ዕንክሊላት ንመሪሕነት ዘይበቅዑ ብጭብጨባ ዝኣምኑ ቂመኛታትን ቀጠፍትን እዮም። ደብረጽዮን እውን ንመሪሕነት ዘይከውን ዕንክሊል ዝኮነ ሰብ እዩ።
@@danielhailemariam5971 አረ ኣነ ባንዳ ዝበሃል ወፂኡኒ ኣይፈልጥን ። ኣነውን ኣብ ህወሓት ከምድርጅት ዝተፈለየ ርድኢት እዩ ዘለኒ እቲ ውድብ ብናይ መለሰ ብቅዓት እዩ ተሸፊኑ ዝኸድ ዝነበረ መለሰ ምሰሞተ ሞይቱ እዩ ። ሰለዚ እቲ ናይ ሐዚ ዘሎ ህወሓት ብጣዕሚ ብዕሉግን ብህዝቢ ደም ዝፃወትን እዩ ሰለዚ ኣነ ይጥፉእ ኣይብልን ኣብ ልዕሌና ግን ክፀዓነና ኣይንደልን ብጣዕሚ ሓደገኛን ሰልጣኑ ኣብ ሓደጋ ዝኣቱ መሲሉ ተተሰሚዕዎ ትግራይ ብምልእታ ውን ከሀግራ ድሕር ዘይብል selfish ኣምባገነን ህልኽን ድሕረትን ዝወረሶ እዩ ።
ጌታቸው፡ስልጣን ናይ ምሃብን ምክላእን ስርሑ ኣይኮነን። ናይ ጌታቸው ዕዮ ገዛ ፍሉጣት እየን
1 ሉኣላዊ መሬት ትግራይ ናብ ንቡር ምምላስ
2 ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ምምላስ
3 ዳግመ ሕውየት ትግራይ ምርግጋፅ
4 ሰላም፡ ድሕንነትን ሓድነትን ህዝቢ ትግራይ ምሕላው
5 እቶም genocide ዝፈፀሙልና ወረርቲ ብዓለም ለኻዊ ፍርዲ ቤት ክሕተቱ ምስራሕ።
ካብዚ ዝሓለፈ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ልኡኽ ጉጁለ ብልፅግና ምዃኑ ብግልፂ ዘርኢ ምንቅስቃስ እዩ።
As long as he is in leadership he have the right to appoint indivisuals with better performance in leadership to overcome the current situation in Tigray, your comment is contradicting eachother, you mentioned his responsibilities but you tried to take his rights as a head of intrem government in Tigray, leadership is a melting pot of leaders, Inordered for a head leader to be successful there should be a smooth flow of integrated leadership wuth the lower leaders, to achieve tangible result so to achieve this you need to understand ghat appointment of competent lower level leaders is crucial.
@@robelmesfin6813very smart explanation ❤❤❤
ይኸ ቆሻሻ ግማታም ሠው አሁንም ያወራል እፍረትም የለውም
Nay Abaur zserhus kalot da keyukonu eber wedi werede zebil zelos. Tigray neubudat aynhbn anhban eyu zbel zello. Afrasn seben hawisom meshq tselati Getachewn g/tsadqnn kilte Abusur eyom.
ምንድን ልመርሖ ነይሩ ንምንታይ ትሽፍን ዘለኻ ወዲወረደ መን ኣላዒልዎ ኣይትሸፍን ዙህዝቢ ኣባኹም እይ እምነቱ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ወዲ ወረደ ኣታ ኣረጊት ብዕራይ
Nay Thom Kilte Bbuer degafi dika?
@@fessehagebru451 ናይ ምንታይ ቢሀር።ኣነ ዓድዋ እየ
እዚ መግለፂ ንትግራይ አዚዩ ናብ ዝኽፍኤ ጭቆናን ገልሓመትን ዘእቱ እዩ ኻባኻ ጀሚሩ ተሓታትነት ከይራጋገፅ ምእንቲ ዝግበር ዘሎ ላዕልን ታሕትን እዩ ሕዝቢ ባእሉ ከመሓድር ቃልሱ ክቅፅል አለዎ ን50 ዓመት ቐቲልክምዋ አጥሚኽምዎ አሲዲድክምዎ የኽሎ'ባ!
❤❤❤❤❤❤❤❤