ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኡፍፍፍ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው ከምናይ ሃብቶም ገይሩ ዘሕዘነኒ ፍጻሜ የለን፡ ፈጣሪ ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ።😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢🖤
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏
Bhaki 😢😢😢😢😢
Behakiy kemza waza kedui
😢😢😢😢😢
ብዳርባ ቃላትን ብ ሓንቲ ሕስርቲ ሰብን ዝተቀትለ ፈቃርን ርህሩህን ሓዉና ክንዲ ፍቅሪ ዝለገሰ ንሞት የሕሊፋ ሂባቶ ጨካን ሰብ ኢያ ግን እቶም ትጻረፍዎ ዝነበርኩም ዉን ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ሃብቴጋ ሓወይ ፈቃር ኢኻ እሞ እታ ጻዕዳ ርሳሓት ዘይብላ ልብኻ ሪኡ ፈጣሪ ይቀበልካ ሓመድካ የቅልለልካ ንስድራቤትን ፈተዉቱን ቀረብቱን ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
መቸም እዚ ንብዓት ግብርኹም ይበልዓኩም ይኸውን ገበርቲ ሕማቁ ፡ሞት ግደ ኩልና እዩ
እዛ ጋል ደቂሳ ትሓድር ኣላ ግንዘቡን ሂወቱን በሊዓ ዝገርም
ሃበቶመ ሐወይ መነገሰተ ሰማይ ይዋርሰካ😢😢😢😢😢😢😢
ኣሕ ዋይ ሓወይይይይ ልበይ ተሴሩ😢😢😢😢
Rip 😂😂😂😂
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ምስጋና ኣይግብኣናን ኢዩ ባዕልና ኢና ኣጥፊእናዮ ኣይሓገዝናዮን 😢😢😢😢😢😢😢
Nay behaki dikase zikele
Nay bhaqi
💔💔🥲🥲
Naybhaki ayhageznayn zexrfo bezihu seb xelieu haftom hawey balna atfienaka😢😢😢😢😢
😢
ፈጣሪ አብ ጎኑ የንብርካ ሃብቶም ሐወይ 😭😭😭🌹🌹🌹🕯️🕯️🕯️ጸርፊ ኣወጊድና ብኣውራጃን ሃይማኖትን ከይፈላለና, ኸም ቀደምና ይሕሸና ንፈጣሪ ክጥምዖ, ስጋብ ሕጂ ክንደይ ኤርትራውያን ተፈልዮሙና አለዉ,ወለድና ብፍርሒ ከብዶም ሓቁፎም ከምዝሓድሩ ንገብሮም አለና, ነዚ አብ ሞንጎና ኣትዩ ዘይሓሰብናዮ ንክንሓስብ, ንክንቃተል ዝጽዕር ዘሎ ጸላኢ ነርሕቆ.
ዋይ ኣዴታተይ መዓረይ ኣባይክን መዓንጥኡ ይሕረር ሕርር ዶ ኢልኪን እንታይ ክንብል መንእሰይ ምልባም ኣብዩ ኣብ ደገ😢😢😢
ንዓና ደኣ ታይ ምስጋና ክግብኣና ካብ ሓዊ ዘይነድሕን ደናቁር ንጭንቕ ጭንቐት ንዉስክ ንሓዉና ሓፍትና ዘይንሓቁፍ ብሕማቕ ሓዉና ጁባና ንጋዕብት ዋይ ክልተ ሞት ኣምላኽ ኣካእልኡ ይሃብኹም መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንኡሰይ
ኡፍፍ በስምኣም ከም ሃብቶም ጌሩ ዘሕዘነኒ ሰብ የለን፡ ዋይ ሓወይ ኣዴካስ ትህሉ ዶ ትከዉን 🥲🥲🥲ኣብ ሰማይ የርህወልካ ዝሓወይ ንስራቤትካ ሙሉእ ምጽንናዕ ይሃቦም😢😢😢😢😢😢
ኡፍፍፍፍ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓውና ሃብቶም ፍጣሪ አብታ ዘይ ትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ።😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ሓቂ ኮይኑ ምእማኑ ከቢዱኒ በል ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ
ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ ንሓውና መንግስተ ስማይ ይዋርሶ እንተ ኣብ ድገ ዘልና ግና ምስ ሓረቂ ኣይ ዝሓልናዮን ኣብ ኣጆካ ዝብሎ ኣይ ረከበን ምስኪን ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም ኢዱ የንብረልኩም ፈታሪ
ኣኽኽኽኽ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭Soooo heart breaking ምዓንጣና ሓሪርና እህህህ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ልብና ኩሉ ተሲሩ ናይ ባቂ ሕማቕ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ፈጣሪ ንስድራ ቤትን ፈተውትን ጽናዓት ይሃብ 💔💔😭😭🙏
ይሔልጅ እንዴት እንዳሳዘነኝ በወጣትነትህ ይችን ምድር ትተህ ተሰናብትካት አስቸጋሪ አለም ነብስህ በገነት ትስከን ወንድሜ ሀብቶም ማዘርዬ ፅናቱ ይስጦት 😭😭በሰላም ተኛ
amen
are you Fano??????
ይግዜኣብሄር ኣምላክ ኣብ መንግስተ ሰማይ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወይ ኣብ ሕቁፊ ቅድሳን ኣቦታትና የንብርካ
እዋይ አታ ሀብቶም ሀወይ ንማማካ ደይትሀስበላ እግዚአብሔር በየማናዩ ይቀበልካ ❤❤❤❤
ወይይ ሃብቶም ሓወይ 😭😭😭😭ኣሕሕ ኣታ እዛ ወላዲት ትኽእሎ ድያ 😭😭😭😭
ኣሕ ኣደይ መዓረይ ጽንዓት ይሃብኪ፡ ነቶም ንሃብቶም ሓውና ነዛ ዕሸል ዕድሚኡ ኣብ ሓመድ ንክትበሊ ዝተሓባበርኩም ከኣ ኣምላክ ናይ ኢድክም ይሃብኩም😭😭😭😭
ሃብቶማ ሓወይ🙏 ንኩቡራት ወለዲ መላእ ፈታዊኻ ህዝቢ ጽንዓት ይሃብ. ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ 🎉🎉🇪🇷❤️🙏😢😢
ኣቤት ኣታ ኣምላክ ሃብቶም ሓወይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ኣቤት ወለዲካ ስድራካ ኣይካእልዎን ሃብቶመይ ጽንዓት ይሃብኩም
ብሰላም ዕረፍ መትዓቢትናን ሓውናን ሃብቶም ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ንሙሉእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማነ ኢዱ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወይ ኣብ ሕቑፊ ኣቦና ኣብራሃም የንብርካ ንመላእ ስድራ ቤት ካኣ ጽንኣት😢😢😢 ያሃብኩም
ጽንዓት ይሀብኩሞ ቤተሰብ ንሐውና ሀብቶም አብ መንግሰተ ሰማይ ጌታ ይቀበልካ
ጅግና ብሰላም ዕረፍ፡ኣምላኽ ኣብ የማናይ አዱ ይቀበልካ🙏🙏🇪🇷🇪🇷
ኦፍፍፍፍ ዓለም ዘይ ፍትሕእዊት መንግስተ ሰማይ የዋርስ ሃብቶም ሓወይ ንስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ😢😢😢😢
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😢😢
አምላኽ አብ የማን፡እዱ የንብርካ ❤❤
Very sad😭😭. Please lord give strength to his family🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ሃብቶም እንታይ ክትረክብ፡ ታ ወላዲት ዶ ትርእያ ኣለካ😢😢😢😢😢😢😢፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ፡ ን መላእ ስድራቤት ምጽንናዕ ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢😢
ኣብ የማኑ ይቀበልካ🙏🙏🙏 😭😭😭 ጽንዓት ይሃብኩም ንኹልኹም ስድራቤት 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭RIP 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ንሓውና ሃብቶም ሃመንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
ሃብቴጋ ሓወእይ ኣላህ ይሪሓማክ😭😭💔💔🖤🖤😭😭
ዓለም ጠላም ጥልም ዶ ኣቢላንእስነቱ ዘይ ጸገበ ሂወቱ መንጢላ 😢ትርህሩህ ፈጣሪ ባዕሉ ይቀበላ ብሰላም ዕረፍ ኣፍቲ ላዕሊ ኣብ ምድሪ ዘስሓተካ ሰይጣን መታለሊ ክሳብ ሞት ኣብጺሕካ ሳኣን ቅሩብ ዓቕሊ ኣሕ ወለደይ ኣዋሪድናኩም ዶ ኣብ ክንዲ ብሂወት ዓድና ንኸዶ እንታይ ክጠቅም ኮን ረይሳና ንሰዶ ጽንዓት ይሃብ እንታይ ይባሃል ፈጣሪ ይቀበሎ ኣፍቲ ጽቡቕ ጽላል መንግስተ ሰማይ ይውረስ ሃፍቶም ዓቃል ኣሕ ኣሕ
ኣምላኽ ምሉእ ምጽንናዕ ይግበር ኣብ ኩሉ ስድራቤት
Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤😢😢
It's just heart breaking...People, STOP, STOP this MADNESS OF TIKTOK....may RIP young man !!!
10:19 ንምንታይ ኣብ ሓዘነን ከምዚ ተደሊ ሓዘነን ዘይኣኽለን ናብ ካቤራ ተምጽእወን?
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ስማይ የዋርስካ 💔😭😭 ንስድራቤትን መቅረቡን ጽንአት ያሓብኩም 😭😭😭💔💔💔💔💔
ኣይይይይይ ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንሙአ ስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ።
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ሃብቶም ሓውና😢😢😢😢😢😢😢
አሕ እዋይ ሓወይ ከመይ ከብደይ ዝበልዓኒ ብዘይረብሑ ሰባት ጠፊኡ 😢 እዚ ሰብ ክጭክን ከብ ምንባር አብ ዘይምባር ይስጎካ አብ ትሕቲ መሬት ከም ዝሓድር ጌሮሞ ጨካናት መርዛማት ሰባት አብ ሂወትካ ዘይምእተው !! ኮነ ኢሎም ቃላቶም ንዝወርወርሉ እዛ መሬት ንዓታታቶም ውን ክትውሕጦም እያ ንግዚኡ ይስሕቑ ይህልው ከብዲ ወላዲ መርገሞም ሰማይ ክዓርግ ምዃኑ ክዝ ንግዑ የብሎምን ንሱ አብ መሬት ዓዱ ብዝፈትዋም ህዝቡ ከብ ዘፍቅራ ሃገሩ 🇪🇷🇪🇷 ብኽብረት ሐመድ ለቢሱ ነዚ ዝረከብ ውን ዕድለኛ እዩ ብሰብ ፍቱው ከም ዝነበረ ብተግባር ሪኢናዮ ነዚ ፈነወ ሐውና ተገዲስካ ዝስአልካ ዝቀበርና ኮይኑ ስለ ዝተሰመዓና ብዙሕ ገመሰግነካ 🙏ከምቲ ንሃብቶም ሐውና ዝነባዕናሉ ኩላትና ብጾሎት ንዘክሮ አምላኽ ምሕረት ክገብረሉ 🙏 መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭🙏
ክቡር ሓውና ብሰላም ዕረፍ ጽንዓት ንስድራበት🙏🙏🙏😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️
ንምንታይ ግን ሬሳ ናብ መራከቢ ብዙሃን ተውጺኦ ሓዘኖም ዘይ ኣክሎም ምዓረክንደይ ዱ ቀሊሉ እዚ ሂወት pls pls ከምቲ ብሰላም ዕረፍ ዝበልክሞ ካብዚ መራከቢታት ከኣ ይዕርፍዎ 😭😭😭😭😭😭 ብየማኑ ይቀበልካ ንኡሰይ !!!
መንግስተ ሰማያት ኣምላኽ ብሰላም ይቀበለካ ✌🏾❤🇪🇷
Siniat yihabikum ❤Gebari kufue amilak yifideyo ♥️
ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወና ንመልእ ስድራካ ጽንዕት ይሃብ 😢
መንግስተይ ሰማ ይዋርስካ ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን, ነስድራቤት ጽንዓት ይሃብ 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷q🇪🇷😭😭😭😭😭
Rest in peace Habtoma, I hope you will have peace where you are now😢😢 they didn't understand you no one except you was fighting with your Souls finally you choose to go. God keep him in your right hand
💔💔😭😭🖤🖤😨😨ኣሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃብቶማ.... ን መላእ ስድራቤት ከኣ ጽነዓት ይሃብኩም
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ምስኪናይ😢
ሃብቶም ወደይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ኢዱ የንብረልኩም🙏💔😭😭😭🇪🇷
የቅሬታ ኣዴታተይ ክንዲ ካቦ ናፉቆትና ሒዝክን ክንመጻክን ተጽበኽን ዶ ሬሳ ሰሊምናክን ሃብቶም ሓወይ ብሰላም ዕርፍ ኣብ ሂወተይ ዘይ ትርሳዕ ዓስቢ እቲ ዘይ ምፍቃርናን ዝተኸፈልካ ኢኻ 💔💔😭😭
ኣሕሕሕሕ ልብካ ዘሰብ ንመዋቲ ሓውና ሰግስተ ሰማይ የዋርሶ እግዚኣብሄር ኣምላክ፡ እታ ንስነቱ ሪኡ ኣብ ገነት ይስፍሮ
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ ማረይ
ኩቡር ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.❤
Hawey natey Rip Rip😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤⚘⚘⚘
ኣታ መንእሰይ ዝተበገስካሉ ዝረሳዕካ ከም ዱሙን ኣንጭዋን ምስምማዕ ስኢንካ ንሂወትካ ኣብ ጣላዕ የእቲኻያ ዘለኻ ተመለስ ናብቲ ብዕላማ ናብዛ ምድሪ ዘምጸኣካ ኣምላክ ኣብዚ ምዕቡል ጊዜን ዓድን መጺኻ ብሃይማኖት ብኣዉራጃ ብቛንቛ ክትባላዕ ሂወት ክብርቲያ በጃኻትኹም ተመለሱ እዚኦም እኾ እዬም ኣቦታትና ኣዴታትና ጽቡቅና ክሰምዑ ሃረር ዝብሉ 😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭RIP🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
መግስተ ሰማያት ያውርስካ😢😢😢😢😢😢😢😢
Ahhhhhh 😭😭😭😭😭💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ክብር ሓው💔
ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንኣት ይሃብኩም ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ewey hawey qerxet megste semay yewarska hji amene biwaza arebka ak
ነብስ ይማር አፈሩን ገለባ ያድርግልህ ወንድሜ ለመላው ቤተሰብ መፅናናትን ፈጣሪ ይስጥ
መንግስተ ሰማይ የውርስካ ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ክኣ😢😢😢😢😢😢💔🙏🙏🙏
ብጣዓም የሕዝን ነዴኻ ዘይመራኣኻ ሓወይ😢😢😢
ንሕና ምስጋና ኣይኮነን ዘድልየና ብዘይ ጠቅሙ ሰባት እባ ለይለይ ዝብል መንእሰይ ኣጥፊእናልኩም ኡፍፍፍ ኣደ ጽንዓት ይሃብኪ ንሃብቶም ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፍቅሪ❤ ኢካ ኔርካ እሞ ኣብታ ሕቅፍኡ የንብርካ 🌑🪦😭💔
Ahh alem chenawit aye habtom hawey beka hji eye kebixe 😭😭😭😭😭 Habtomey We miss you and Loving you forever.💔💔
እዋይ ከም ናይ ሃብቴጋ ሓወይ ገይሩ ዘሕዘነኒ ሞት የለን ብዋዛ ሓጋዚ ብምስኣን ስለ ዝሓለፍ መዓንጣካ የሕርረካ ጽንዓት ይሃብ ንሙሉኣት ስድራቤት😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃብቶም ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
Egziabiher Xnat-yhabkum nmulue sdra-bet 😢 !.
GOD bless you be in Rast brother. GOD be with the family 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Beka Aktimu lewah ftsret❤❤❤
አኽ ምኒካ ናይኢድኪ አይትስአኒ ሐወይ ናተይ ጽንዐት ይሀብና ስድራቤት
Mengste semay yewarska🙏Sdrabet tsinat yhabkum❤🙏
May the Lord bless Habtoms soul and grant him eternal peace. I pray the Lord eases his families suffering❤
Ufffffff ewayy haweyy kemey ktkelo yaadeka😢😢😢😢😢😢Egziabher xnat yhab nkulu sdra Nhawna kea menngste semay yewars🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
ብሰላም ዕረፍ መላእ ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ
Amlak xnat yhabkum kuburat weledi, nhawna kea megste semay yewarska fetari🙏😭😭😭😭😭
Egzabiher bmhretka temtena ekre bealna bejaka eska meharin rhruhn eka ab geneteka aqemto bejaka 🌹🤲🏻
ዓሕ በል ብሰላም ዕረፍ 😢😢😢
Ahh, adeye meareye I have no words. Xenat yehabki
ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንኣት ይሃብኩም ፈጣሪ 😭😭😭😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ እወይ ዘሕዝን ፍጻሜ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢😢😢
So sad my condolences to the family !!may Allah gives them strength really feel bad 😢😢😢😢😢😢😢😢
ሃብቴጋ ፈጣሪ ብየማናይ ኢድ ይቀበልካ ጽንዓት ይሃብ ንስድራ ከኣ😢😢😢
Ahhhhhh Ewiy hawey😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭meni ssmeyt ywerske
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢
ሓወይ ማዓረይ 😢😢😢😢 ብጣዕሚ ሓዚነ ፍቕሪ እኮ ጥዑም እዩ ነብስ ይማሓር
ብሰላም ዕረፍ ልብና ተሰሩ ናይ ብሓቂ ኣነስ ናይ ብሓቂ ልበይ ተሰራ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ahhhh 😭 😭 😭 😭 💔💔💔mengsta semay ywarsika fetari habtom hawey
Hawey hawey RIP ❤❤❤
😭😭😭😭 RIP habtom hawey 😭😭😭😭
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላአ ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም 😢😢😢
Habtega hawey natey 😭😭😭😭😭😭😭ahhhhhh😭😭 😭😭😭uyyyyy
ናይ ብሓቂ ኮይኑ በቃ በል እስከ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭😭😭😭😭
እዋይ ሃብቶም ሓውና 😢😢😢😢 ጉዳይ ተፈጥሮ ዘይቅየር ኮይኑ እምበር ምልስ ኢልካ እዚ ኩሉ ናይ ቤተሰብ ብኽያት ተትሪኦ ከመይ ምተጣዓስካ እዋይ ወለዲ ዝረኽብዎ 😢😢😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ።
😢😢😢ብጣዕሚ የሕዝን😢 ጽንዓት ይሃብ ስድራቤት😢😢😢
ኡፍፍፍ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው ከምናይ ሃብቶም ገይሩ ዘሕዘነኒ ፍጻሜ የለን፡ ፈጣሪ ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ።😢😢😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢🖤
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏
Bhaki 😢😢😢😢😢
Behakiy kemza waza kedui
😢😢😢😢😢
ብዳርባ ቃላትን ብ ሓንቲ ሕስርቲ ሰብን ዝተቀትለ ፈቃርን ርህሩህን ሓዉና ክንዲ ፍቅሪ ዝለገሰ ንሞት የሕሊፋ ሂባቶ ጨካን ሰብ ኢያ ግን እቶም ትጻረፍዎ ዝነበርኩም ዉን ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ሃብቴጋ ሓወይ ፈቃር ኢኻ እሞ እታ ጻዕዳ ርሳሓት ዘይብላ ልብኻ ሪኡ ፈጣሪ ይቀበልካ ሓመድካ የቅልለልካ ንስድራቤትን ፈተዉቱን ቀረብቱን ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
መቸም እዚ ንብዓት ግብርኹም ይበልዓኩም ይኸውን ገበርቲ ሕማቁ ፡ሞት ግደ ኩልና እዩ
እዛ ጋል ደቂሳ ትሓድር ኣላ ግንዘቡን ሂወቱን በሊዓ ዝገርም
ሃበቶመ ሐወይ መነገሰተ ሰማይ ይዋርሰካ😢😢😢😢😢😢😢
ኣሕ ዋይ ሓወይይይይ ልበይ ተሴሩ😢😢😢😢
Rip 😂😂😂😂
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭
ምስጋና ኣይግብኣናን ኢዩ ባዕልና ኢና ኣጥፊእናዮ ኣይሓገዝናዮን 😢😢😢😢😢😢😢
Nay behaki dikase zikele
Nay bhaqi
💔💔🥲🥲
Naybhaki ayhageznayn zexrfo bezihu seb xelieu haftom hawey balna atfienaka😢😢😢😢😢
😢
ፈጣሪ አብ ጎኑ የንብርካ ሃብቶም ሐወይ 😭😭😭🌹🌹🌹🕯️🕯️🕯️
ጸርፊ ኣወጊድና ብኣውራጃን ሃይማኖትን ከይፈላለና, ኸም ቀደምና ይሕሸና ንፈጣሪ ክጥምዖ, ስጋብ ሕጂ ክንደይ ኤርትራውያን ተፈልዮሙና አለዉ,ወለድና ብፍርሒ ከብዶም ሓቁፎም ከምዝሓድሩ ንገብሮም አለና, ነዚ አብ ሞንጎና ኣትዩ ዘይሓሰብናዮ ንክንሓስብ, ንክንቃተል ዝጽዕር ዘሎ ጸላኢ ነርሕቆ.
ዋይ ኣዴታተይ መዓረይ ኣባይክን መዓንጥኡ ይሕረር ሕርር ዶ ኢልኪን እንታይ ክንብል መንእሰይ ምልባም ኣብዩ ኣብ ደገ😢😢😢
ንዓና ደኣ ታይ ምስጋና ክግብኣና ካብ ሓዊ ዘይነድሕን ደናቁር ንጭንቕ ጭንቐት ንዉስክ ንሓዉና ሓፍትና ዘይንሓቁፍ ብሕማቕ ሓዉና ጁባና ንጋዕብት ዋይ ክልተ ሞት ኣምላኽ ኣካእልኡ ይሃብኹም መንግስተ ሰማይ የዋርስ ንኡሰይ
ኡፍፍ በስምኣም ከም ሃብቶም ጌሩ ዘሕዘነኒ ሰብ የለን፡ ዋይ ሓወይ ኣዴካስ ትህሉ ዶ ትከዉን 🥲🥲🥲ኣብ ሰማይ የርህወልካ ዝሓወይ ንስራቤትካ ሙሉእ ምጽንናዕ ይሃቦም😢😢😢😢😢😢
ኡፍፍፍፍ ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓውና ሃብቶም ፍጣሪ አብታ ዘይ ትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ።😭😭😭😭
ናይ ብሓቂ ሓቂ ኮይኑ ምእማኑ ከቢዱኒ በል ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ
ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ ንሓውና መንግስተ ስማይ ይዋርሶ እንተ ኣብ ድገ ዘልና ግና ምስ ሓረቂ ኣይ ዝሓልናዮን ኣብ ኣጆካ ዝብሎ ኣይ ረከበን ምስኪን ስድራ ጽንዓት ይሃብኩም ኢዱ የንብረልኩም ፈታሪ
ኣኽኽኽኽ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭Soooo heart breaking ምዓንጣና ሓሪርና እህህህ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ልብና ኩሉ ተሲሩ ናይ ባቂ ሕማቕ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ፈጣሪ ንስድራ ቤትን ፈተውትን ጽናዓት ይሃብ 💔💔😭😭🙏
ይሔልጅ እንዴት እንዳሳዘነኝ በወጣትነትህ ይችን ምድር ትተህ ተሰናብትካት አስቸጋሪ አለም ነብስህ በገነት ትስከን ወንድሜ ሀብቶም ማዘርዬ ፅናቱ ይስጦት 😭😭በሰላም ተኛ
amen
are you Fano??????
ይግዜኣብሄር ኣምላክ ኣብ መንግስተ ሰማይ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወይ ኣብ ሕቁፊ ቅድሳን ኣቦታትና የንብርካ
እዋይ አታ ሀብቶም ሀወይ ንማማካ ደይትሀስበላ እግዚአብሔር በየማናዩ ይቀበልካ ❤❤❤❤
ወይይ ሃብቶም ሓወይ 😭😭😭😭
ኣሕሕ ኣታ እዛ ወላዲት ትኽእሎ ድያ 😭😭😭😭
ኣሕ ኣደይ መዓረይ ጽንዓት ይሃብኪ፡ ነቶም ንሃብቶም ሓውና ነዛ ዕሸል ዕድሚኡ ኣብ ሓመድ ንክትበሊ ዝተሓባበርኩም ከኣ ኣምላክ ናይ ኢድክም ይሃብኩም😭😭😭😭
ሃብቶማ ሓወይ🙏 ንኩቡራት ወለዲ መላእ ፈታዊኻ ህዝቢ ጽንዓት ይሃብ. ኣብ ገነት የንብርካ ሓወይ 🎉🎉🇪🇷❤️🙏😢😢
ኣቤት ኣታ ኣምላክ ሃብቶም ሓወይ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ኣቤት ወለዲካ ስድራካ ኣይካእልዎን ሃብቶመይ ጽንዓት ይሃብኩም
ብሰላም ዕረፍ መትዓቢትናን ሓውናን ሃብቶም ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ንሙሉእ ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማነ ኢዱ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወይ ኣብ ሕቑፊ ኣቦና ኣብራሃም የንብርካ ንመላእ ስድራ ቤት ካኣ ጽንኣት😢😢😢 ያሃብኩም
ጽንዓት ይሀብኩሞ ቤተሰብ ንሐውና ሀብቶም አብ መንግሰተ ሰማይ ጌታ ይቀበልካ
ጅግና ብሰላም ዕረፍ፡ኣምላኽ ኣብ የማናይ አዱ ይቀበልካ🙏🙏🇪🇷🇪🇷
ኦፍፍፍፍ ዓለም ዘይ ፍትሕእዊት መንግስተ ሰማይ የዋርስ ሃብቶም ሓወይ ንስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ😢😢😢😢
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😢😢
አምላኽ አብ የማን፡እዱ የንብርካ ❤❤
Very sad😭😭. Please lord give strength to his family🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ሃብቶም እንታይ ክትረክብ፡ ታ ወላዲት ዶ ትርእያ ኣለካ😢😢😢😢😢😢😢፡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ፡ ን መላእ ስድራቤት ምጽንናዕ ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢😢
ኣብ የማኑ ይቀበልካ🙏🙏🙏 😭😭😭 ጽንዓት ይሃብኩም ንኹልኹም ስድራቤት 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
😭😭😭😭RIP 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ንሓውና ሃብቶም ሃ
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
ሃብቴጋ ሓወእይ ኣላህ ይሪሓማክ😭😭💔💔🖤🖤😭😭
ዓለም ጠላም ጥልም ዶ ኣቢላ
ንእስነቱ ዘይ ጸገበ ሂወቱ መንጢላ
😢ትርህሩህ ፈጣሪ ባዕሉ ይቀበላ
ብሰላም ዕረፍ ኣፍቲ ላዕሊ
ኣብ ምድሪ ዘስሓተካ ሰይጣን መታለሊ
ክሳብ ሞት ኣብጺሕካ ሳኣን ቅሩብ ዓቕሊ
ኣሕ ወለደይ ኣዋሪድናኩም ዶ
ኣብ ክንዲ ብሂወት ዓድና ንኸዶ
እንታይ ክጠቅም ኮን ረይሳና ንሰዶ
ጽንዓት ይሃብ እንታይ ይባሃል
ፈጣሪ ይቀበሎ ኣፍቲ ጽቡቕ ጽላል
መንግስተ ሰማይ ይውረስ ሃፍቶም ዓቃል ኣሕ
ኣሕ
ኣምላኽ ምሉእ ምጽንናዕ ይግበር ኣብ ኩሉ ስድራቤት
Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤😢😢
It's just heart breaking...
People, STOP, STOP this MADNESS OF TIKTOK....
may RIP young man !!!
10:19 ንምንታይ ኣብ ሓዘነን ከምዚ ተደሊ ሓዘነን ዘይኣኽለን ናብ ካቤራ ተምጽእወን?
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ስማይ የዋርስካ 💔😭😭 ንስድራቤትን መቅረቡን ጽንአት ያሓብኩም 😭😭😭💔💔💔💔💔
ኣይይይይይ ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንሙአ ስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ።
መንግስተ ሰማይ የዋርስ ሃብቶም ሓውና😢😢😢😢😢😢😢
አሕ እዋይ ሓወይ ከመይ ከብደይ ዝበልዓኒ ብዘይረብሑ ሰባት ጠፊኡ 😢 እዚ ሰብ ክጭክን ከብ ምንባር አብ ዘይምባር ይስጎካ አብ ትሕቲ መሬት ከም ዝሓድር ጌሮሞ ጨካናት መርዛማት ሰባት አብ ሂወትካ ዘይምእተው !! ኮነ ኢሎም ቃላቶም ንዝወርወርሉ እዛ መሬት ንዓታታቶም ውን ክትውሕጦም እያ ንግዚኡ ይስሕቑ ይህልው ከብዲ ወላዲ መርገሞም ሰማይ ክዓርግ ምዃኑ ክዝ ንግዑ የብሎምን ንሱ አብ መሬት ዓዱ ብዝፈትዋም ህዝቡ ከብ ዘፍቅራ ሃገሩ 🇪🇷🇪🇷 ብኽብረት ሐመድ ለቢሱ ነዚ ዝረከብ ውን ዕድለኛ እዩ ብሰብ ፍቱው ከም ዝነበረ ብተግባር ሪኢናዮ ነዚ ፈነወ ሐውና ተገዲስካ ዝስአልካ ዝቀበርና ኮይኑ ስለ ዝተሰመዓና ብዙሕ ገመሰግነካ 🙏ከምቲ ንሃብቶም ሐውና ዝነባዕናሉ ኩላትና ብጾሎት ንዘክሮ አምላኽ ምሕረት ክገብረሉ 🙏 መንግስተ ሰማይ የዋርሶ 😭🙏
ክቡር ሓውና ብሰላም ዕረፍ ጽንዓት ንስድራበት🙏🙏🙏😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️✝️✝️
ንምንታይ ግን ሬሳ ናብ መራከቢ ብዙሃን ተውጺኦ ሓዘኖም ዘይ ኣክሎም ምዓረክንደይ ዱ ቀሊሉ እዚ ሂወት pls pls
ከምቲ ብሰላም ዕረፍ ዝበልክሞ ካብዚ መራከቢታት ከኣ ይዕርፍዎ 😭😭😭😭😭😭 ብየማኑ ይቀበልካ ንኡሰይ !!!
መንግስተ ሰማያት ኣምላኽ ብሰላም ይቀበለካ ✌🏾❤🇪🇷
Siniat yihabikum ❤
Gebari kufue amilak yifideyo ♥️
ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ሃብቶም ሓወና ንመልእ ስድራካ ጽንዕት ይሃብ 😢
መንግስተይ ሰማ ይዋርስካ ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን, ነስድራቤት ጽንዓት ይሃብ 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷q🇪🇷😭😭😭😭😭
Rest in peace Habtoma, I hope you will have peace where you are now😢😢 they didn't understand you no one except you was fighting with your Souls finally you choose to go. God keep him in your right hand
💔💔😭😭🖤🖤😨😨ኣሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃብቶማ.... ን መላእ ስድራቤት ከኣ ጽነዓት ይሃብኩም
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ምስኪናይ😢
ሃብቶም ወደይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ኢዱ የንብረልኩም🙏💔😭😭😭🇪🇷
የቅሬታ ኣዴታተይ ክንዲ ካቦ ናፉቆትና ሒዝክን ክንመጻክን ተጽበኽን ዶ ሬሳ ሰሊምናክን ሃብቶም ሓወይ ብሰላም ዕርፍ ኣብ ሂወተይ ዘይ ትርሳዕ ዓስቢ እቲ ዘይ ምፍቃርናን ዝተኸፈልካ ኢኻ 💔💔😭😭
ኣሕሕሕሕ ልብካ ዘሰብ ንመዋቲ ሓውና ሰግስተ ሰማይ የዋርሶ እግዚኣብሄር ኣምላክ፡ እታ ንስነቱ ሪኡ ኣብ ገነት ይስፍሮ
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ ማረይ
ኩቡር ሓውና መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.❤
Hawey natey Rip Rip😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤⚘⚘⚘
ኣታ መንእሰይ ዝተበገስካሉ ዝረሳዕካ ከም ዱሙን ኣንጭዋን ምስምማዕ ስኢንካ ንሂወትካ ኣብ ጣላዕ የእቲኻያ ዘለኻ ተመለስ ናብቲ ብዕላማ ናብዛ ምድሪ ዘምጸኣካ ኣምላክ ኣብዚ ምዕቡል ጊዜን ዓድን መጺኻ ብሃይማኖት ብኣዉራጃ ብቛንቛ ክትባላዕ ሂወት ክብርቲያ በጃኻትኹም ተመለሱ እዚኦም እኾ እዬም ኣቦታትና ኣዴታትና ጽቡቅና ክሰምዑ ሃረር ዝብሉ 😭😭😭😭😭
😭😭😭😭😭RIP🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
መግስተ ሰማያት ያውርስካ😢😢😢😢😢😢😢😢
Ahhhhhh 😭😭😭😭😭💔💔💔💔🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ የንብርካ ክብር ሓው💔
ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንኣት ይሃብኩም ፈጣሪ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
Ewey hawey qerxet megste semay yewarska hji amene biwaza arebka ak
ነብስ ይማር አፈሩን ገለባ ያድርግልህ ወንድሜ ለመላው ቤተሰብ መፅናናትን ፈጣሪ ይስጥ
መንግስተ ሰማይ የውርስካ ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ክኣ😢😢😢😢😢😢💔🙏🙏🙏
ብጣዓም የሕዝን ነዴኻ ዘይመራኣኻ ሓወይ😢😢😢
ንሕና ምስጋና ኣይኮነን ዘድልየና ብዘይ ጠቅሙ ሰባት እባ ለይለይ ዝብል መንእሰይ ኣጥፊእናልኩም ኡፍፍፍ ኣደ ጽንዓት ይሃብኪ ንሃብቶም ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፍቅሪ❤ ኢካ ኔርካ እሞ ኣብታ ሕቅፍኡ የንብርካ 🌑🪦😭💔
Ahh alem chenawit aye habtom hawey beka hji eye kebixe 😭😭😭😭😭 Habtomey We miss you and Loving you forever.💔💔
እዋይ ከም ናይ ሃብቴጋ ሓወይ ገይሩ ዘሕዘነኒ ሞት የለን ብዋዛ ሓጋዚ ብምስኣን ስለ ዝሓለፍ መዓንጣካ የሕርረካ ጽንዓት ይሃብ ንሙሉኣት ስድራቤት😭😭
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሃብቶም ሓወይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
Egziabiher Xnat-yhabkum nmulue sdra-bet 😢 !.
GOD bless you be in Rast brother. GOD be with the family 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Beka Aktimu lewah ftsret❤❤❤
አኽ ምኒካ ናይኢድኪ አይትስአኒ ሐወይ ናተይ ጽንዐት ይሀብና ስድራቤት
Mengste semay yewarska🙏Sdrabet tsinat yhabkum❤🙏
May the Lord bless Habtoms soul and grant him eternal peace. I pray the Lord eases his families suffering❤
Ufffffff ewayy haweyy kemey ktkelo yaadeka😢😢😢😢😢😢Egziabher xnat yhab nkulu sdra Nhawna kea menngste semay yewars🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ንሓውና ሃብቶም
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ
ብሰላም ዕረፍ መላእ ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ
Amlak xnat yhabkum kuburat weledi, nhawna kea megste semay yewarska fetari🙏😭😭😭😭😭
Egzabiher bmhretka temtena ekre bealna bejaka eska meharin rhruhn eka ab geneteka aqemto bejaka 🌹🤲🏻
ዓሕ በል ብሰላም ዕረፍ 😢😢😢
Ahh, adeye meareye I have no words. Xenat yehabki
ንሓዉና መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንስድራቤት ጽንኣት ይሃብኩም ፈጣሪ 😭😭😭😭😭😭😭
ብሰላም ዕረፍ እወይ ዘሕዝን ፍጻሜ
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢😢😢
So sad my condolences to the family !!may Allah gives them strength really feel bad 😢😢😢😢😢😢😢😢
ሃብቴጋ ፈጣሪ ብየማናይ ኢድ ይቀበልካ ጽንዓት ይሃብ ንስድራ ከኣ😢😢😢
Ahhhhhh Ewiy hawey😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭meni ssmeyt ywerske
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢
ሓወይ ማዓረይ 😢😢😢😢 ብጣዕሚ ሓዚነ ፍቕሪ እኮ ጥዑም እዩ ነብስ ይማሓር
ብሰላም ዕረፍ ልብና ተሰሩ ናይ ብሓቂ ኣነስ ናይ ብሓቂ ልበይ ተሰራ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
Ahhhh 😭 😭 😭 😭 💔💔💔mengsta semay ywarsika fetari habtom hawey
Hawey hawey RIP ❤❤❤
😭😭😭😭 RIP habtom hawey 😭😭😭😭
ንሓውና ሃብቶም መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላአ ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም 😢😢😢
Habtega hawey natey 😭😭😭😭😭😭😭ahhhhhh😭😭 😭😭😭uyyyyy
ናይ ብሓቂ ኮይኑ በቃ በል እስከ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😭😭😭😭😭
እዋይ ሃብቶም ሓውና 😢😢😢😢 ጉዳይ ተፈጥሮ ዘይቅየር ኮይኑ እምበር ምልስ ኢልካ እዚ ኩሉ ናይ ቤተሰብ ብኽያት ተትሪኦ ከመይ ምተጣዓስካ
እዋይ ወለዲ ዝረኽብዎ 😢😢😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ ስድራ ቤት ጽንዓት ይሃብ።
😢😢😢ብጣዕሚ የሕዝን😢 ጽንዓት ይሃብ ስድራቤት😢😢😢