ይረአ'ሎ (Yirea alo) - ታምራት ገ/ስላሴ (50 ጎማ) - Tamrat G/silasie (50 Goma) - New Tigrigna Music 2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 409

  • @ፍረኃልትግራይ
    @ፍረኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +45

    ቴሜዋይ ጎይታዋይ ኣኩሪዕካና እኮ ኣነ ትግራዋይ እየ ዝብል like ተይሃበ ከይሓልፍ ብክንደይ መከራ እዮም ልሰርሕዎለዉ በዚ ሀዚ ሳዓት ሕሰብዎ ክብሪ ንኣርቲስታት ተጋሩ💊👊👈

  • @መሲሙሴላምሳኤል
    @መሲሙሴላምሳኤል 2 ปีที่แล้ว +38

    ተመሰግን ትግራይ ዓድይ ቀሰ ብቀሰ ናብ ሰላማ ትምልሰ አላ ተመሰግን። 😍😍😍😍😍😍

  • @ብሬጓልጊወርጊስ
    @ብሬጓልጊወርጊስ 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይ እዞም ናተይ ጡዑማት ባህል እንካዕ ዳአም ናትኩም ኾኑኩ💊

  • @titinguse5929
    @titinguse5929 2 ปีที่แล้ว +10

    ተጋሩዋኒ ስነጥባብያውና ነተባበዐዮም ብጀኹም ብዚ ንቃላስ 💔😢

  • @adonaykahsay2212
    @adonaykahsay2212 2 ปีที่แล้ว +4

    ብሩህ ተስፋ ዝተርኢ ደርፊ እያ የቐንየልና

  • @ሜሪጓልኣፅቢወምበርታ-ሰ2ሸ
    @ሜሪጓልኣፅቢወምበርታ-ሰ2ሸ 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣቦ ባህሊ ኣቦ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰💊💊💊💊

  • @ጓልወየንቲትግራይትግራይ
    @ጓልወየንቲትግራይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +5

    ታአምርት ተጋድላይ ጅግና ከለ ባህል ትግራይ በአከ ከጥዕም እስይይይይይይ

  • @titinguse5929
    @titinguse5929 2 ปีที่แล้ว +22

    ይረእሎ ብርሃን ክስዕሮ ንፅልማት እወ ክስዕሮ እዩ ብርሃና ቃሪባ ተጋሩዋኒ💛❤💋ትኣምራተይ ዝፈትወካ ጥዑም ድምፁ💋👌

  • @L.Nuguse
    @L.Nuguse 2 ปีที่แล้ว +20

    ታምራት ካብቶም ኣለው ዝባሃሉ ሰነጥባብውያን ብሉጽ ስራሕቲ ዝቅርብ ሓደ እዩ ክምቲ እቲ ዝሪኦ ህዝቢ ግና ቱሑት እዩ ንምታይ ልዕሊ ሓደ ምልዮን ትግረዋይ ኣሎ ኣብ ደገ ንምታይ ሰነጥባባውያና ዘይነተባብዕ ኣብቶም ጸላእትና ምድያ እናዕበና ኢና ንውዕል

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 2 ปีที่แล้ว +20

    ናይ አፍኩም ይግበረልና አብ ቀረባ አብ አድና ንራከብ ይግበረና ዕድመን ጥዕናን ነቲ ወናም ህዝብና !!!

  • @solwedisolwedi1603
    @solwedisolwedi1603 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝበይ ሰላም የውርደልካ ምስ ወለድና ንራከበሉ ጊዘ የምፅአልና

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว +5

    ታሜዋይ ካብ ኩሉ ግዜ ብዩንፎርም ከምዚ ብባህላዊ ምምፃእ ኣገዳሲ እዩ
    ምሉእ ልምሉእ ሰላም ይግበረልና ኣምላኽ

  • @freweyni.....a7976
    @freweyni.....a7976 2 ปีที่แล้ว +14

    ፅቡቑ ስራሕ💛❤አበይ አለኹም ተጋሩ ሰነ ጥበኛታትና ነዕብይ✊

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 2 ปีที่แล้ว +2

    ችዲ በል እንኳዕባ ትግራወይት ኾንኹ ኡፍፍፍፍ ትግራዎይነት ኹቡር መንነት ተመስገንኻ ጎይታይ ማዓረይ ካብዝ ወርቅ ሂዝብን ባሂልን ዝፈጠርኻን ተመስገንኻ ኡፍፍፍፍፍ አብየት ደስ ማለትኹም እንኳዕማ አሟዕድና ንቃነኦሉኹም አይኾና ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተጋሩዎን ዓይን ፀላእትና ድፍን ይበለልና ትግራይና ሙሉእ ሰላማ ይምለሰልና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰💛💛💛💛💛💛

  • @tdftdf5811
    @tdftdf5811 2 ปีที่แล้ว +25

    ጎይታ ጥበብ ታምየ ጅግና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ስራሕ❤💚

  • @nigistygebremicheal3703
    @nigistygebremicheal3703 2 ปีที่แล้ว +4

    ታሜ 💛♥️💞💞💞💞♥️♥️♥️♥️✊💪👌👌👍👍👍😘😘😘😘😘😘

  • @አሴጋልተዋህዶ
    @አሴጋልተዋህዶ ปีที่แล้ว +1

    ዝፎትዋ ሙዚቃ ታምራት 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ስራNegas
    @ስራNegas 2 ปีที่แล้ว +14

    አሰይ ባህል ዓድና ትግራይ ሰላም ይመልሰና ፅብቅ ስራሕ እንኳን ሰላም መፃኽ❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰😘😘😘😘🌹🌹🌹

  • @ወዛምዓሳ
    @ወዛምዓሳ 2 ปีที่แล้ว +12

    ተመስገን ኣምላከይእዚ ዘረአኻና ሙሉኡ ሓጎስ ይግበረልና 🙏🙏🌿🌿🌿🌿🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @fgffgbyd1378
    @fgffgbyd1378 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሲይተይ ትግራይ ዓደይ ጀጋኑ ወሊድኪ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊

  • @TDF-kh7iw
    @TDF-kh7iw 2 ปีที่แล้ว +7

    ሰላም ጀጋኑና ደቅ ሃገረ ትግራይ 💊🥰
    TDF 💊🦁TDF 💊🦁ዓይነይ 💊🥰

  • @sallamll6451
    @sallamll6451 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ ክፈትወካ ቴሜ ሙቁር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይለ ሰላምኪ ይመለስ ❤❤❤🥰🥰

  • @Bahgi_
    @Bahgi_ 2 ปีที่แล้ว +31

    ይበል ደርፊ!🙏
    ትግራይ ዓደይ ሃገረይ ሰላምኪ የርእየና!
    Tigray ❤💛 TDF!

  • @awetafera2102
    @awetafera2102 2 ปีที่แล้ว +1

    እሰይ ዓወትኻ ሓፊስኻ ብባህልኻ ሸነን ሰላምና መልሰልና🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 2 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብስላም መፃኣካ በዓል ጥዑም ድምፂ💉💊

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +4

    ታኣምራት ጅግና ትግራዋይ
    እንካዕ ብሰላም መፃእኻ
    ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤💛💛💛

  • @Hadishom8044
    @Hadishom8044 ปีที่แล้ว

    ኣይይይይይይይ ማርያምን ስወደውው እዝ ሙዚቃ ታምራት ዕድመ ይሃብኻኻኻ

  • @ዕባይመይዳሽምጣ
    @ዕባይመይዳሽምጣ 2 ปีที่แล้ว +1

    ታሜ 💛💛❤️❤️🕊🕊🕊🍃🍃🍃💚💚💚💚ኣብ ቀረባ ማዕልቲ ብርሃን ይኹነልና 🙏🙏🙏💚💚💚🕊🕊🕊🕊🕊🍃🍃🍃🍃🍃🍃💛💛💛❤️❤️❤️

  • @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
    @ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ደስ ክብል ዙባህለና ትግራዋይነት ማለት እኮ ፉሉይ እዩ ሰላምና ይመለሰና ፈጣሪ♥️💋🥀💊🦋💥💥

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 2 ปีที่แล้ว

    አብዝ አሎ ባሂልናጎይታ ጥበብ አታ ጀግና ጡዑም ድምፅ ፉቱዉዉዉዉዉ ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @Ngstinerae
    @Ngstinerae 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ቱሙየይ ኩርዓት ዓዱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💊💊💊💊💊💊♥♥♥♥♥

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 2 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ተጋሩዋን ዕድመን ጥዕናን ያሃብኹም አሜን፫

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ታአምር መኽበረ ባህሉ አምላክ ንተግረ ይብረክ እሰይይይይ ክንደ ተገሩ ዝክዋን አበይ ሃገር እየ ዝርከሰ

  • @biranaftu9554
    @biranaftu9554 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣስይይይይ ደቅ ትግራይ ማለት ዕድመን ጥዕና ያሃብኩም ፊጣሪ ኣብ ዘለኹሞ❤❤❤✊✊✊

  • @ጓልራእሲኣሉላ
    @ጓልራእሲኣሉላ 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ዞም ሰራሕቲ ቅያ ደስስስስ ይብል ኣከዳድና ሳዕስዒት ኩሉ ደስስ ይብል

  • @aaa8749
    @aaa8749 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይይ እዚ ባህልና ደስ ክብለካ ትግራይ ዓደይ ማዓረይ ሰላምኪ የርእና

  • @Galtgray846
    @Galtgray846 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ስመሩ ክበሩ

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ ปีที่แล้ว

    ባህልና፥መንነትናን ክብርናን።ደስ አይበሎም አረመነ ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ!

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 2 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ጀግና ተጋሩ የሕዋተይ ብጣዕሚ ዝፈትወኩም ክልተ መዓልቲ ገይረ ካብ ዝወልድ ሽሙ መን ክብሎንገሩኒ ፈጣሪ ፀፅብቁ የስመዐና ከክፍኡ የርሕቀልና ፈጣሪ ዓድና ሰላም የውርደልና🙏🙏🙏ናፍቅ ዓደይይይይይ ትግራይይይይይይይ 💖💛💊💊💊💊💊💋💋💋💋💋💋💋

    • @newuaq1125
      @newuaq1125 2 ปีที่แล้ว +1

      TDF በልዮ ጓል ሀገረ ትግራይ ሓፈተይ ማዓረይ እንኳዕለ ብሰላም ትገላገልኺ🙏🙏🙏❤❤💛💛💋💋

    • @yashikonju8805
      @yashikonju8805 2 ปีที่แล้ว +1

      እንኳዕ ብሰላም ተገላገልክ ሓፍተይ ማዓረይ ሃይማኖትኽ ኦርቶዶክስ ተዎህዶ ተኾይንኽ አማንየኤል ወልዮ ማዓረይ አማንየኤል ማለት አምላኽ ምሳአና እዩ ማለት እዩ ሐጂ ዉን ሳላ አምላኽና እና እዝ ንኡሽተን ሰላም ረኽቡ ዘሎ ህዝብና ዎላ ሙሉእ ትግራይ ሓራ አይዊፃእ ካብ ዓም ለም የሐይሽ እት ሓራ ዘይወፅኤ ድማ ቤአምላኽና ሓይል ክፍንፃሕ እዩ ስለዝ አማንየኤል ወልዮ ማዓረይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛💛🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @aasaas7284
      @aasaas7284 2 ปีที่แล้ว +1

      @@yashikonju8805 እሹኒ ማዓረይ ክብረት ይሃበለይ የቀንየለይ ክብረተይ ዝያዳይ 🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞💘💘💘💋💋💋😍😘😘😘

    • @aasaas7284
      @aasaas7284 2 ปีที่แล้ว +1

      @@newuaq1125 እሹኒ ማዓረይ🙏💘💘💞💞

    • @yashikonju8805
      @yashikonju8805 2 ปีที่แล้ว +1

      @@aasaas7284 ያኽብረለይ ወለላይ ማዓረይ ሓፍትኽ ጓል ራያ እየ በብ ድማ መዳሃን አለም ያዕብዮ ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰👏👏👏

  • @tuiipfhjkkk7092
    @tuiipfhjkkk7092 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይይይይይ እልልልልልልልልል ክንደይ ደስ ይብል እዙይ ባህልና እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቴሜዋይ ጅግና🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺💝💝💝💝💝💝🥀🥀🥀🥀🥀💖💖💖💖

  • @kirosamare4450
    @kirosamare4450 2 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉዉዉዉዉ ይበል ፅቡቅ ስራሕ ጡዑም ዲምፃዊ ታምራት ቀፅለሉ

  • @fsgsffdgdgff7261
    @fsgsffdgdgff7261 2 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኦኣምላክ ኣቦይ ሰላምና ምለሰልና ኣጀኩም ቀሪብኩም ኢኩም ዓወትና ናግድን💊💊💊💊💪💪💪💪

  • @habobeli
    @habobeli 2 ปีที่แล้ว +22

    ጎይታ ጥበብ
    ባዓል ኩሩዕ ባህሊ
    Keep it up the good work 💚❤️ (Suhul Entertainment)

  • @goodfoon6415
    @goodfoon6415 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይ ክንደይ ደስስስ ክብል አቲ ባህልናስ ክጥዕም ትግራይ ዓደይ ኣጀኺይ ክወግሕ እዩ እግዝኣብሔር ኣምላክ ትግራይ ዓደይ ሰላምና ይምለሰልና ፈጣሪ

  • @uniteforpeace252
    @uniteforpeace252 2 ปีที่แล้ว +8

    The future is bright, thanks TDF

  • @newuaq1125
    @newuaq1125 2 ปีที่แล้ว +6

    ፅቡቅ ስራሕ ጀጋኑ ደቂ ሀገረ ትግራይ🙏🙏🙏❤❤❤💛💛💛💪💪💪💊💊ሀገረ ትግራይ ትስዕር💊💊✊✊✊💋💋💋💔💔

  • @AliphvvFhjighhv
    @AliphvvFhjighhv 16 วันที่ผ่านมา

    ዋዉዉ ታኣምራት ደሰ ክበለ ኢዚ መዚቃ ቀፀለለ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይይይይ ተኣምራተይ ወዲ ዓደይ ብሉፅ ስራሕ👍👍👌👌👌👌❤💛❤💛❤💛❤💛❤🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌿🌿🌿🌿🌿😍😍😍😍😍

  • @ሓማሴናይእየ
    @ሓማሴናይእየ 2 ปีที่แล้ว +2

    *Love u Deki Tgray Xbukat♥️ ab Mongona Eritrea &Tigray Selam Werdu Kemti Nged Ngaday Nbehahalo Znberna Zemen Ymxalna Gualkum ethubuna Wedna enhbukum Zemen ygberlna😝😁*

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ተዛርዮምልኪ ደሞ ፀፀኒሑ ትንብዒኒ ዓደይ ሂወተይ ዘይርሳዕ ጆነሳይድ ተፈፂሙኪ😭

  • @haderahadush7186
    @haderahadush7186 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰደትና ኣሕፀረልና ዓድካን ዓዉድካን እሰይ ዝሓወይ ይበል

  • @taemoaiie1414
    @taemoaiie1414 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ደቅ ትግራይዋ ጣዕማምት💊💊💊♥️🥰🙏

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተሜ ጅግና ተጋዳላይ ወዲ ህዝቢ💛❤️

  • @pj6930
    @pj6930 2 ปีที่แล้ว +2

    ታሜዋይ አቦ ጥበብ ይበል አዩ

  • @dassshdfg698
    @dassshdfg698 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይይ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ባህልና እግዚአቢሔር ሰላምና ይመልሰልና ተጋርዋይ አጀና ፈተና ዘይብሉ ሂወት የለይ ዋ ባዕልና ንባዕልና ንፅናናዕ 💊👊🙏

  • @negayohannes810
    @negayohannes810 2 ปีที่แล้ว +4

    ንዝሓልፍ መከራና ንዝመፅእ ብሩህ ተስፋና እዩ::
    ደቂ ዓደይ ተጋሩዋኒ ሰላምኩም ይብዛሕ::

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 2 ปีที่แล้ว +37

    ስረ ተጋሩን ባህሊ ተጋሩን እኮ ፍልይ ዝበለ እዩ🙏

  • @HgdNdbd
    @HgdNdbd ปีที่แล้ว

    Teguwa xelaekum yTfae❤️💛💛💛❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️

  • @shareefshareef9999
    @shareefshareef9999 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ክብል እትባህልና ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይርእየና ⛱⛱

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 2 ปีที่แล้ว +3

    ተጋዳላይ ታኣምራት ጅግና ይበል ኩሩዕ ብባሃሉ❤💛✊ ግጥምን ዜማን ተጋዳላይ ንጉሰ ኣባዲ ይበል king of king Tigray👑❤💛✊

  • @boyemidya296
    @boyemidya296 2 ปีที่แล้ว +5

    እንኳዕ ብዳሓን መፀእኻ ወድ ህዝብ💊🥰🥰🥰

  • @ግርማዊትዘተዋህዶ
    @ግርማዊትዘተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓይሊ ኣብ ልዕሊ ሓይሊ ይሃብኩም TDFይ🙏
    እሰይይይይ ባህልን ገድልን ክንደይ የጥዕመሎም ዋሕስ ህዝቦም ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ❤❤❤❤

  • @zaalletush1871
    @zaalletush1871 2 ปีที่แล้ว +1

    ተአምራትይ ጀግና 💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰አሰይይይይ ደሰሰሰ ክብልካ አቲ በሃልና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😘😘😘😘

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 ปีที่แล้ว +2

    ካብ ዓይኒ ይምሓርኩም ደቂ ማህጸን ትግራወይቲ አዶ ዕምበባታት መስከረም አሰየይይይይይይይ💖💖💖💖💖

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተኣምራይ ጎይታ ፀባይ ዞን ደቂ ሄዋነይ ምዕሩጋት ሰላምኩም ይብዘሐለይ ደቂ ሪመይ መዓረቲተይ💛❤💛❤💊💊💊💊👏👏👏

  • @samsomtekia8707
    @samsomtekia8707 2 ปีที่แล้ว

    እሰይ ክንደይ ይጥዕም እቲ ባህልና ኣጀኩይ ትግራይ ዓደይ

  • @fufu7105
    @fufu7105 2 ปีที่แล้ว +2

    ታኣምራት ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤💛🏖🏖🏖🏖💪💪💪😘😘😘😘

  • @mdmasudmasudrana4174
    @mdmasudmasudrana4174 2 ปีที่แล้ว

    ባህልና,ኮ ፉሉይ እዩ ሰላምና የዉርደልና ፈጣሪ❤❤❤🙏🙏

  • @ghideyhishe9395
    @ghideyhishe9395 2 ปีที่แล้ว +5

    ፅቡቅ ሥራሕ

  • @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ
    @ኤልሲጓልቶምወይንቲባባየዓ 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ😍👏

  • @ጋልወጀራትዕስራዓዲ
    @ጋልወጀራትዕስራዓዲ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ይግበርልና እግዛብሄር ኣምላክና ብርሃን ይልኣከልና

  • @haftomteklemedhn3810
    @haftomteklemedhn3810 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ዓደይ ደስስስ ክትብሉ ትግራይ ዓደይ ማርያም ፅዮን ሰላምኪ ትመልሶ

  • @tdf9837
    @tdf9837 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይ ክንደይ ደስ ክብል ዝባህልና ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን😥💛❤💛💊💊💊💊💊🙏🙏🙏

  • @WereTabe8823
    @WereTabe8823 2 ปีที่แล้ว

    እሰይይይይ እንኳዕ ትግራወይት ኮንኩ ፍናን ይስመዐን💓💓💛💛

  • @ቃዛኣለኒቃዛህዝበይ
    @ቃዛኣለኒቃዛህዝበይ 2 ปีที่แล้ว

    ስይይይይይ ሰይይይይይ እሰከ ይግበረና ትግራይ ዛዓደይ ናፍቖት ሓይልና 💔ትግራዉነት ኮ💪💪💪⛱⛱ Lov you ተጋሩ⛱⛱⛱⛱💕💞💞💞💋💋💋

  • @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ
    @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ 2 ปีที่แล้ว

    ታጋሩዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣምላክ ኣቦይ ሰላምካ ምለሰልና ኣሜን ፫ 😘😘😍😍❤❤🙏🙏🙏

  • @aaabbn1717
    @aaabbn1717 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይዓደይደመይ😍😍💊💊💊💊💊

  • @Destahun
    @Destahun 9 หลายเดือนก่อน

    እዋይ አፈቱ ፀልማት ብርሃን ዝኮንካና ታሜ ጎይታ ወኒ ተጋሩ ፉሉይ

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +53

    እስይይይይ ክንደይ ደስስስስ ይብል እቲ ባህልና!ትግራይ ዓደይ ፈጣሪ ብርሃኪ የርኤና ❤💛🙏

    • @magdarodriguez6778
      @magdarodriguez6778 2 ปีที่แล้ว +2

      Amen Amen Amen

    • @abebagebreargay178
      @abebagebreargay178 2 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን🙏❤🙏😥💔😥

    • @fathamalp6162
      @fathamalp6162 2 ปีที่แล้ว

      @@magdarodriguez6778 ቀረቀወወየወጸዠሐፈኸቐዠኸዠወ
      ሸጸ56፱፬^>™፲፲፲¡µµ¿

    • @user-pt7whdyyhm74NM
      @user-pt7whdyyhm74NM 2 ปีที่แล้ว

      እሰይ ደስ ትብሎ ትግራይ ዓደይ

    • @taemoaiie1414
      @taemoaiie1414 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን 🙏♥️

  • @wezam-e9z
    @wezam-e9z 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቕ ሰራሕ እንድዩ ነይሩ ከምዚ ካብ ዝደረፍ ክልተ ዓመት መልኡ ድምፂ ህዝቢ ምዕራብ ትግረይ ምኻን የሐይሽ ነይሩ ህዝበይ ህዝበይ ሀዝበይ ይቕደም😭😭💔💔

  • @fsefdssd1242
    @fsefdssd1242 2 ปีที่แล้ว +4

    ይበል ደርፊ ታኣምራተይ ጡዑም ድምፁ 🥰💜

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይ ክንደይ ደስትብሉ ተጋሩዋኒ ፀላኢ ዓይንክም ይደፈን 💛❤💛❤💛❤💛❤

  • @fgfy8246
    @fgfy8246 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ አምላክ ምሳኩም ይኩን 💪💊💪💊💪💊

  • @ጋልሰባዓእንደርታ
    @ጋልሰባዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቃ ትግራይ ዓደይ 💛❤💊🏖🏖🏖 ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና🙏🤲😢

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ፀላኢ ዓይንኪ ይደፈን ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ንዓኩም ሒዝና ንኮርዕ ጀጋኑ ደቂዛ ቅድስቲ ሃገርና ትግራይ

  • @haderagiday9508
    @haderagiday9508 2 ปีที่แล้ว +1

    Seyyyy tigray adey mary ♥️♥️♥️♥️♥️selamn yimalsalna egziabher 🤲🙏

  • @selamyihun8102
    @selamyihun8102 2 ปีที่แล้ว +1

    Teamrat gebreselassie is the best Tigrean singer.I enjoyed your music.Tnx

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰጋር ወዲ ሃገር ትግራይ💋💗💗💗💗💗💊💊💗💊💊💪💊🐅👈

  • @brukfrewyni2438
    @brukfrewyni2438 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ዝሓውይ ይግበረልና እግዚአብሄር ይውገሐልና

  • @efsf9587
    @efsf9587 2 ปีที่แล้ว +1

    እንኾዕ ዳሓን መፃካ ታሜ💛❤✅✅✅❤💛✅✅💛❤❤✅

  • @SalamSalo
    @SalamSalo 2 ปีที่แล้ว +2

    እስይ ዝሓወይ ማዓረይ ይበል

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h 2 ปีที่แล้ว +2

    ታሜ ጎይታ

  • @gondaryenie9455
    @gondaryenie9455 2 ปีที่แล้ว

    ቀዳማኻትኩም ኣቱም ተጋሩዋኒ ልበይ'ማ ቑምን ንቑም ጭድድ በታሕጓስ ኣቱም ጥዑማት ለዛ ❤❤💋💋💋🌹

  • @ብርየጋልትግራይ
    @ብርየጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ተጋርዋይ ሰላምና ይምለሰና ኣምላኽ🙏🤲💊🤗

  • @ጉናዛሰሜንትግራይ
    @ጉናዛሰሜንትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ኣቦይ ሰላምናይ ዶ ምለሰልናይ ናፍቅናዮዋ ካኣ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ቡሉፃተይ

  • @MGT04
    @MGT04 2 ปีที่แล้ว +3

    ታሜ ወዲ ሩባይ

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 2 ปีที่แล้ว

    አሰይ ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቀዐና ተመስገን
    ሙሉእ ሰላም አውርደልና ጎይታይ ማዓረይ ቡሩህ ተስፍ ዘለዎ ስራሕ 😘😘😘😘😘🤲🤲🤲🤲
    ተጋሩዋኒ ሰብና ነታባብዐዮም

  • @gueshtaklou3754
    @gueshtaklou3754 2 ปีที่แล้ว +1

    Beautiful music Thank you my brother god bless you and tigray ❤🍇❤🍇🎄💛🎄💛

  • @ጋልሰሓርቲግጀት
    @ጋልሰሓርቲግጀት 2 ปีที่แล้ว

    ደስ ዝብል ባህሊ ዓድና ዘማለአ ከምዚ እዩ እንበር ትግራዋይነት ይለምልም ሰላም ንህዝብናን ንዓድና ፈጣሪ ንዳዊት ሓይሊ ሞጎስ ዝዓደለ አምላክ ንሰራዊትና ሓይሊ ሞጎስ ይዓድለልና ተጋሩዋይ በብዘለክምዎ ሰላም እናተመነኩ ሼር ሳብስክራብ ግበሩለይ አብ ፕሮፋይለይ እናአተኩም ክቡራት አሕዋት

  • @gdhdhgdgd905
    @gdhdhgdgd905 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን መልኡ ሰላምና ይምልሰልና እንኩዓ ብሰላም መፃእኸና💛💛💛💛❤❤💛