ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሓቂ ንፍዕ ሰብ ኣካ thank you so much xbuk tmhriti eyu qexlo
ሓሳባትካ ጽቡቅ ትምህርቲ ሓዘል እንከሎስ ኣብ መፈጸምታ ግን ብዘይተጸበናዮ ዛዚምካያ! ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ኣብ ምጽኣት ክርስቶስ ክኸውን ስለ ዝኾነ ። ሰይጣንን ሰዓብቱን ከኣ ከም ኣብ ምድሪ ዝቅበርሉ መቃብር የለን ።እንታይ ደኣ ንዘልኣለም ኣብ ሃልሃልታ ሓውን ጸላምን ምዃኑ ዩ ዝገልጸልና ። ስለዚ እዚ ኣብ መወዳእታ ምጽኣት ክርስቶስ ከም ዝኸውን ፈሊጥና መዓስን ኣበይን ዕለት ከም ዝኸውን ስለ ዘይንፈልጥ ብ ንስሓን ጸሎትን ተዳሊና ክንጸንሕ ይግብኣና ይሕዋተይ ። እምበር ብ ሞት ናይ ሰይጣን ትሓዝን ወይ፡ ስራሕ ትስእን ነብሲ የላን ። ምኽንያቱ ድሕሪ ዚ ኩሉ ዝተባህለ ኩሉ ሰናይ ስለ ዝኸውን ። ስለዚ ንምንታይ ዩ ስራሕ ዘድልየካ? ኣምላኽ ኣብቲ ሰማያዊ ገነቱ ዘድልየካ ዘበለ ኩሉ ቀሪብልካ ኣሎ ። ጥራይ ንስኻ ኣብዛ ምድሪ እንከለኻ (ጽቡቅ ግብሪ ሰሪሕካ ሕለፍ) (ንጽጉማት ሓግዝ )(ካብ ገዛእቲ ወልፍታት ተኣለ) እተን ዓሰርተ ትእዛዛት ከኣ ኣኽብር።
Eritrean entertainment ኣድኒከካ አወ ኣህዋት ኣብ ልብና ንቅተሎ እቲ ንሰይጣን ርአሱ ዝጨፍለቀ ዝከበረን ዝተመስገነን ጎይታናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ኩሩስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ኣመን ኣመን ኣመን
Eritrean entertainment
Eritrean entertainment nay bahaki zahawey bihaylu ydegfena fetari
Esu zazu ናይ ባሓቂ ዓብይ ትምህርቲ አዩ ሶ ብጣዕሚ የከኒየልና
ነዚ ክንገብር ይሓግዘና ኣምላኽ።
ክክክ ኣላ ፋኒ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ እንተ ኾነ ኩሉ ናይ እግዚኣብሄር እዩ ንሕና ድኽመት ስለ ዘለና ክንመራመሮ ብቕዓት የብልናን ኣምላኽ ደኣ ባዕሉ ብመግዲ የማን ይምርሓና እምበር
ብሃቂ ወሰደ ዝኮነ ግጥሚ ብሩክ ሃው ፡ ጸግኡ የብዝሓልካ ፡ መሃሪት እንታይ እሞ ክንብለካ እና ፡ መግለጺ የብለይን።
Fnan Hawe ajoka kobi abileka aleku beali kusto menmikanom! I really appreciate you. Keep going may God bless you forever!
እዋይ ገሪሙኒ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ፍናን ሓወይ
ብጣዕሚ ጸቡቅ ት/ቲ እዩ ፍናን ሓወይ ኣነ ጥራሕ ዝግርምኒ የምስለኒ ነይሩ ዓለምና ኣብ ናይ ሸይጣን ግዛኣት እያ ዘላ ሰለዚ ንቀጻሊ ኣብ ሃይማኖትና ጸቂትካ ተምርቲ እንተትሕልፍ ብጣዕሚ ደሰ መብለኒ፡
Kkkkkkkkk wuy fnaney shikor eta ab lbey zela ika tezaribka lomanti Love you 😍😘😘
ይገረም ዓለም አብ ትሕቲ መግዛእቲ ሰይጣን እያ ዘላ ያቅንየልና ፍናን ሓወና በጣዕሚ አማሃሪት ነገር ውያ
Egziabhr mesaka yekun hawuna 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ግን እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ኣብቲ ደግማይ ምጻት እየሱስ ክርስቶስ ብርግጽ ንሳ ከኣ ከምዚ እዛ ዓለምና እትጎዓዞ ዘላ መንገዲ ዝተቃረበት ያ ትመስል ኤእ ባዕሉ እቲ ደቑ ዘይድረቢ ለዋህ ፈቃር ርህሩህ ምእንቲ ኣብዛ ዓለም ዘለና ክብል ኣብ መስቀል ቀራንዮ ዘተሸንከረ ብደሙ ዝገዛና ጎያታ ዓለም መድሃኒኣም ክርስቶስ ብንስሓ ተሓጺብና መዋርስቲ ገነቱ ክንከውን ሓይሊ ይሃበና ከምቲ ዘበልካዮ ሰይጣን ማዕረ ክነድዚ ናይ ስራሕ ዕድላት ዝፈጥር ካብ ኮነ እቲ ለዋህ ፈቃር ምእንቲ ድሕነት ደቂ ኣደም ክብል ሂወቱ ዘበጀወልና ከ ደኣ ከመይ ካብኡ ዝበልጽ ናይ ስራሕ ዕድል ዘይከፈተልና ጥራይ ንንስሓ ድሉዋት ንኩን
ቃል ሂወት የስምዓልና
nice ፍናን ሓወይ ።ተረዳዲእና ከኣ ኣለና እቲ ወዲ ሹቅ ዝበልካዮ
ፍናን ሓውና ምሓሸና ኣበይ እሞ እንተዝብንቆር ሰብ ብቃል ኣምላክ እንበር ብእንጀራ ጥራይ ኣይነብርንዩ ብፍቅሪ ምንባር ምሓሸና
Kale hiwet yesmealna
ቃል ህይወት የስመዐልና ሓውና ፈነን ብእውነት ግን ደቅ ሰባት በዓልትና እና ስልጣን ንህቦ እምበር ንሰይጣን ዝፀልእ ሰብ እንተሎ ጸም ፣ፀሎት ፣ምፅዋት ፣ፍቅሪ ፣ ወዘተ እንተዘውትርና ሰይጣን ዘይመተሉ ነገር የለን አይዘኩም ኦ/ተዋህዶ ዝከንኩም አሕዋተይ ንበርትዕ
ኣታ ምክስን ናይ ባሓቂ ጽብቕ ስራሕ
እግዚኣቤሀር ምሳካ ይኩን ክቡር ሃዊ
ሰላም አምላክ ምስካ ይኩን ዘሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ማራ ከፍ አሎዎ ስብከትካ ደስ ደስ ይብለን ማራ የሃሪፎ በጀካ ቀጽሎ እካ ንሕና ደሞ ኮሞንቲ አይስንፌን እና ባይ ባይ √√√√√√√√
ፍናን ሓወይ ቃለሂወት የስማልና ጸጉ የብዝሃልካ ik ben echt trots op jouw mij Broer
roman habtom am also my dear sis
kale hiwet yesmealna hawey xega yebzhalka
You are the best bro keep it up
ፅብቅቲ.ትምህርቲ.የቀንየልና.ግንይቅርታ.1ይ..ሰአልድዩ.ድምፅካ.ይእበስአሎ..2ይ...እንታይገበርናአብልብናዝቅበር..3ይ..እቶምሓድሓደትጥቀሞምቃላት.ግደፎም.ምሳሌ.ድቅድቅ..ዋው..ድቅሹቅ.ወዘተ..አትጠቀሞም..ብዝተረፈ..ትምህርቲይወስከልካ.እድመንትእናንይሁብካ
ዘገርም
Wow btami xbikiti
ብናይ ወድ ስብ ሓጥያት እንድዪ ፈጣር ኣዉሪዱልና 😭🙏
ናይ ብሓቂ መሳጢት ዛንታ.ፍናን ንፉዕ ኣጀኻ ቀጽሎ ማራ ኣድኒቅርካ።ሓሳብካ ዘበለ ፉሉይን ኣዝ'ዩ ማሃሪ አዩ በርትዕ ካብ'ዚ ንላዓሊ ሒዝካ ክትመጽእ ንጽበ።
😍😍💒💒💒💒
Waaaaw bitaemy deszebl fnan hawey
ልብና ናይ እግዛብሄር ቦታ ኢዩ :: ናይቲ ምማት ሰይጣን ድማ ኣብ ቃል ኣምልክ ኣለካ ን ቀድም ፍሎቶ ምክኒኣቱ ብ ግምት ኣይዝረበን እዩ ::
Malet hasabka Xbuk u gn seytan sle zelo aykonen Seb htiat zfxm etom selam gerom hiwetom zmeru sebat Keda ab gezawtom seytan ylen malet u abahlak
Fnan tsbuk tntena gn abta metchereshta zbelkayas geaga ab lbna zeykones Egziabher seb ab zeyralu bota dea ysewro nezi ekuy
Waww Fenan hawey betam fast zabel made
ሰይጣን ክሐርድን ክቀትልን እዮ ዝመጽእ ከምዚ ክባሃል ዝጸንሔ ሰይጣን ጸላኢ እግዝአብሔርን ጸላኢ ሰብን እዮ የሱስ ግን ሂወትን ሂወት ምስተረፉን ክህበናን እዮ መጺኡ ኩሉ ሰብ ሐጢኡ ክብሪ አምላኽ ስኢኑ ዮሃንስ 3 16 አምላኽ በቲ ሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይዘልአለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር ከይጠፍእሲ በጃ ክሳዕ ዝህብ ንዓለም አፍቀራ የሱስ መድሐኒ አለም ኩይኑ ተወሊዱ ንሐጥያትና መስዋእቲ ከፊሉ አብክንዲ ሐጥያትና ሞይቱ ብእኡ ዝአምን አይፍረዶን እዮ
Anta eza wedi kendy ktgitim eya
Smai indo khatek nedeka hade kola sxerfa wey kharma inte zxnhaka intay mgeberka neyrka?
ኩሎ ዝክእል ኣምላክ ዝተመሰገነ ይኩን ንዝመፀ ይምፅእ እቲ ኩሉ ዝክእል ጉይታና መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመስገነ ይኩነረ ደቂ ተስፋ ኢና አምላክ አጀካ ትባዕ ፀናዕ አብት ከዶ ክሳብ መወዳእታ ምሳካ አለኩ ኢልና እዩ እሞ አጀኩም ነሰይጣን አይትሃቡ ስልጣን ስልጣን የቡልን ኩሎ ተመንን እንቂርቢዕትን ሓይሊ ፀላኢ ክንረግፅ ስልጣን ተዋሂቡና እዮ ክብርን ምስጋናን ነቲ ኩሎ ዝክእል ጉይታ ጉይቶት መድሃኒ አለም ይኩን አሜን አሜን አሜን
ata wedi ane mara eye zednekeka nay behaki mehari program aleka eway tekormiyeni kexelo eske ajoka
Hademti kedat nay hager merzamat nisikumsi nezahager inqua tefakumula bal mendelay Themen kanser nay gager nay hizbi
Alemna be seytan eya temehader dela.kemey telkani kulu hizbi alem tetekami computer koinulu ab zelo ewan ena zelena slezi computer dema nai seytan mesarehit kab konet bezeyredeana mesarhi seytan koina alena malet u wela etom merahti haimanot tetekemty nai computer eyom slezi.........???????
ahahahahaha you are right ma dear brow
Goyta ybrka buruk hawey xega amlak ybzhalka
Naybhaki Des behalit
Fnan hawey lomi dhan dika setika do aleka dika welas trafg lomi hjika koyunu eyu komi aydhaka eduka lomi seytan ab mengedi rekibu na zbeleka eka tmesl zeleka
Oh my God , sehak moyte , Fnan shikor, i like it for me funny,,
ክክክክክክክክክ ኪፍ ዘለዋ ዛንታ ። ግን ኣብታ መወዳእታ ኣሚሪካ ክወስዶ ምስ ደለየ ተባኢሶም ካብ ሞቱ ኣቲሲኦሞ እነሀልኩም ድቃስ ለሊእና እርከብ ክትብል ተጸቢካ ኒረ። ክክክክክ ስራሕ ምሳን ደኣ ቀይሕ መስቀል ፡ ዩኒሲፍ ብውሑድ ሓይቲ ዝሰርሓ ትካላት ፡ ኣጽዋር ዝሸጣ ድማ ብብዙሕ ዓቅሚ ሰብ ዝሰርሓ ትካላት ። ስራሕ ምሰኣና ኒረን
Wey tgrina. Dekey !!😙
እዚ ካብ ኣምሓርኛ ዝተተርጎመዪ ስለምንታይ ግን ትርጉም ዘይትብል?
Ane fara eye men eya eta merahit mengesti
Kkkkkk kisto
btami des zeble menfsawi temherti eyu amlak yebarka hawey seytan entey zemewt ab alem kfue serhen hasbatn aymhalwen kemzi zbelkayo egzabher amlak kab fetne nai dyablose yhalwena
እቲ ኮመንትታት ከሰልችወካ!ነቲ ሓሳብ ኣዘንታዊ ዘይርድእዎ።
nic
እግዚኣብሄር ናይ ምህረት ኣምላክ ስለ ዝኮነ ን ምድሪ ደርቢዮዎ ኣብቲ ናይ መወዳአታ ድማ ኣብቲ ሃዊ ክድርበይ ስል ዘለዎ ኣብነት ንውሰድ ኣዳማ ምስ ተጋገየ ን ምድሪ ደርብይዎ እንበር ኣየጥፎኦን ካለኣይ ከኣ እግዚኣብሄር ኣብ ምድሪ ሓጥያት ምስ በዘሐ ሰብ ምፍጣርረይ ተጣዓሱ ዝብል ኮይኑ ግና ኣጥፊኡና ዲዩ ኣይጥፋኣናን ምክንያቱ እግዚኣብሄር ናይ ምሕረት ኣምላክ ኢዩ ስለዚ ፍናን ሓወይ ጽቡቅ እንዳ ኣዘናጋዕካ ትምርቲ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ዓርኩ
ራእይ ዮሃንስ 129፤ እቲ ንብዘላ ዓለም ዜስሕታ ዘሎ ድያብሎስን ሰይጣንን ዚብሀሉ ዓብዪ ገበል፡ እቲ ናይ ጥንቲ ተመን ተደርበየ፡ ናብ ምድሪ ተደርበየ፡ መላእኽቱውን ምስኡ ተደርበዩ።
Fnan hawy asihkany sibuk timhrty eu keselelu
xbuk tmhrti
nay bhaki gobez wedi
ab mimsgan amlak mzmarn hiwet delo sile zeytfelto eka kemzi tbl deleka n deki hewan knbhgen zgebr sigana eyu
kemey dea eya bzuh ktrdeani aykealetn menfesawit dyas alemawit
Semere Melake th-cam.com/video/bdlRaE99paI/w-d-xo.html
Selchiuka kelo tshufatka kab mnbab teketsob (Ken habereta)
ata kemey eka nska humum gunuf
ስለ ስይጣን ግብሩ ገሊጽካዮ ኢካ እተ ስይጣን ኣመጻጻ ግን ኣነ ካብ ዓበይትይ ወለድይ ስለሰይጣን ፍጥረት ክዛረብንይ ከለዉ ሰይጣን ስብ እዩ ከማና ነሩ ይብሉ ኣዳምን ሂዋንን ዝወለድወ ቆልዑ ፈጣሪና መጺኡ ደቅክይ ክባርኾም ኣቀርብዮም ኢልዋ ይባሃል ካቡኡ ኣዳም ናብራ ወላድ ከግድፈንይ ድዩ ኢላድማ ነቶም ጽቡቃት መላክዕም ሓቢኣቶም ዳሓን ዝባሃሉ መላክዖም ድማ ማለት ኣንሕና ኣቀሪባትሉ ካቡኡ ኣምላክ እዚኦም ጥራሕ ደቅክይ ኢልዋ ካብኡ ነቶም ዘቀረብትሉ ባሪኽወም ዓለም ይምሉኡልክይ ኢልዋ ነቶም ዝሓባእክዮም ግን ሑቡኣትይኩኑ ምድረእኩያት ኢሉ ረጊምወም ይባሃል ካብ ዓበይትይ ዝንሰምዖ ታሪክ ካብኡ ዝታሓበኣ ዝተረገመ ሰሚዑዋ በል ስልጣን ሃብንይ ኢልዋ ይባሃል ኣብ እምነትካ ዘይጸንዕ መጽሓፍካ ዘየነብብ ቃለ ሂወትካ ዘይምራሕ ኢሉ ኢሉዋ ይባሃል ካቡኡ እዝይ ስለዘይነ ማልእ እዩ ሰይጣን ዘሽንፈና ዘሎ ግን የዋቅዓና እዩ ዘሎኣፈጣጥራ ሰይጣን
Ab lbey znebere rekibkani
Ane Kem smesleni seb iu seitan, sbuk zserr seb kea amalak iu
ምሓሸና ነሩ ፍቅሪኮ ምነገሰ
Balikatkum izir zeytblu
ክክክክክክክ ጽብቅቲ ኣዛናይት
ኣይተጸለልካን ጽቡቅ ኣለካ ፥ ፈጣሪ ንሰይጣን ጸላኢናን ጸላኢኡን ሙካኑ እናፈለተ ካብ ገጽ ምድሪ ዘይ ኣጥፈኦ ስለምንታይ ዘይኮነ ዘይፈለጥካዮ ፈሊጥካዮ ኢካ ።ግን ሕቶ ኣለኒ ሰይጣን መን ኢዩ ? ምስ ሞተ ከ ኣበይ አዩ ዝቅበር ዝበልካዮ ኣነጺርካ ተተብርሆ ምሃስሽ
Hallewlew
seytan seb enmber seytan yelbon merahtu kea deki hewan eyen
Xbkti zanta gnnnn kea dhri seytan moytu frdiiii enber hiwet yelen bhji
Seytan ante meytu da sebat wn yelenan meknatu kalay smna eu Seb amber Qedamay smna Ako Seytan eu .
Way way helewlew helewlew
Isias afewerki ke Sarah ksen eyu
nay bhaki kexelo endaznage zemher eu sehiken temaheren
really it is already done. just you need to believe in jusus. sheytan tederbiyu eu
Andalem tesfay keysmaka eza lebweled yehmimkaya
ብራቮ ብሮዘር
Fnan hawey sitan ketfi egzabiher aydelyon yu ekua dea kemles ketas yu zedli egzabiher amlak lewah fekar yu fnan hawey
Haqika Adam Miswedeqe ewin bifire Rehaxka biliae zitebahleluDihiri Seytan mengedu mikitalu eyu
Docterat srah aysenu eyom kem hmam Aso wuxat resni shkorya gastrite mesberti metbahti kusli we ze te z amesele ms seytan rkb zeyblom khkmu sle zkonu nay srah xegem yeblomnbenxaru keytekeskayo zhalefka gn kab sra tetew zbl mayxelot mhxab xebel mlkay maydgamet mhxab kterf eyu mknyatu bseytan zmexie hmam sle zkone
ሰላም FNAN ሓወይ ክተሪኦ ዘይ ደለኻ ዌብ ሳይድ ብኸመይ ትዓጽዎ ????
btiami nfue zhawey
meharit eka ente konet agelaxa gn ayfetegwan mis ykrwtu
ኣነስ ብታእሚ ኣድኒቀዮ ክገአመኩም ገሪሙኒ ኣመሃሂራኡ ፡ ጸግኡ የብዝሀልካ ክቡር ሃው፡ ፈለማ ናይ ኣለም ንላግጺ ዘቅርባ መሲሉኒ ፡ ኣረ ክገርመኩም መንፈሳዊ ኣይመሰለትንን፡ ደሃር ግን ብሃንቲ ቃል በታ ኣብ ልብና ንቅተሎ ትብል ጠርኒፉ ኣጺዋ ፡ ብታእሚ ከኣ ኣድኒቀካ ፡ በቃ ብልብና ጽቡቅ ግብሪ ፍቅሪ ትህትና ኮታ ኩሉ ጽቡቅ ግብሪ ክንገብር ፡ ብልብና ክንቀትሎ ምሂርካና ብሩክ ሃወይ እቶም ዘይተረድኤትኩም ድማ ደጊምኩም ኣስተማቅርዋ ብሩካተይ።
ፍናን ሓወይ ብእተቅርቦ ጽሑፋት የድንቀካ እዬ። ኣብዚኣ ጽሑፍካ ግን ቁሩብ ቅር ኢሉኒ። ንበልስከ ፍናን ንስኻ ካልእ ካብ ባዕልኻ ጽሒፍካ ንዘቅረብካዮ ጽሑፍ, ሓደ ኣምሓራይ ድዩ ዋላ ባዓል ካልእ ቋንቋ ነቲ ናትካ ጽሑፍ ናብናቱ ተርጒሙ, ምንጪ ካብ ፍናን ምባል ገዲፉ ከምናቱ ጌሩ ከቅርባ ከሎ እንተትሰምዖስ እንታይኮን ምተሰመዓካ? ብርግጽ ከም ጸሓፋይ ሕማቅ ዩ ዝስማዓካ። ፍናን ሓወይ ንስኻ ውን ግን ከምኡ ኢኻ ጌርካ። እዛ ጽሑፍ ኣነ ኣቀዲሜ በምሓርኛ ሰሚዔያ ኔረ። ኣንዷለም ተስፋዬ ዝተባህለ ሓደ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሓንቲ ሬድዮ ጋዜጠኛ ካባኻ 3 ወርሒ ኣቢሉ ኣቀዲመ ከቅርባ ከሎ, ምንጪ ጽሑፍ ደራሲ ኣለምሰገድ ታደሰ ምዃኑ ገሊጹ ኔሩ። ብርግጽ ፍናን ኣነ እዬ ዝጸሓፍኩዋ ኢልካ እንተዘይገለጽካ እኳ, ኣብቲ ጽሑፍ ንናይ ዶናልድ ትራምፕ ሽም ሓዊስካ ናይሕጂ ግዜ ጽሑፍ ከተምስሎ ምፍታንካ ንባዕሉ, ምግሓስ ሕጊ ኮፒራይትዩ። ምንጩ ከይተገልጸ ዝቀርብ ጽሑፍ, ጽን ኢሉ ንዝሰምዕ ሰብ ኣብውሽጡ ሕቶታት ዩ ዝፈጥረሉ። ኣቀዲሙ ብካልእ ሰሚዑዎ ንዝጸንሐ ሰማዒ ካኣ, ኣብውሽጡ ሕርኽርኽ ዝብል ስምዒት ዩ ዝፈጥረሉ። ስለዚ ፍናን ሓወይ ንስኻ ውን ኣብጺሑፋትካ ምንጪ ጽሑፍ እንተትገብረሉ, ኣብሰማዕቲ ዝሓሸ ተኣማኒን ተሰማዒን ይኾነልካዩ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ። ፍናን ሓወይ ነዚ ዝተሰማዓኒ ርኢቶ ሓቢዔ ስቅ ኢሌ ጥራይ እንተኣሞጎስኩኻን እንተኣድነቅኩኻን, ይጠቅመካ ዘይኮንኩስ ይሃስየካ እዬ ዘለኹ ማለትዩ። ስለዚ ፍናን በዛ ርኢቶይ ቅር ከምዘይብለካ ተስፋ ይገብር።
kkkkkkk kulu zerebakan azerarbakan kfteweni meat eyu. meas eyu ezi xewxway waaaaaw Fantasy haqi entezkewn deskbleka mish ezi film karton tnbit kkkkkkkk
Hazeni bel Zbelkayo kulu haqi iyu mebegesiw seytan iyu sile mntay gn bsenki seytan zey gbeana hiwet nehlif alena ente elina amlak nseytan nab mdrie ms derbeyo beana kiqexo elu iyu nab mdrie ms tederbeye gezae mdrie adam iyu neru adam kabti ztewahbo tizaz wexyu kal seytan tezizu nay seytan hiwet tekafilu bezie mkniyat adam bseytan tesaeru amlak gn ayhadegenan dagmay hiwet byesus kem nirekb geru eti msana znebere nay seytan hiwet ab mesqel ms yesus qetilu eti kab semay zmexe nay yesus hiwet netom motina motkalina eka elom byesus zeamenu dagem dilet tqebilom hji nska nay men hiwet aleka nay adam eti bseytan ztesare welas nay yesus eti ab mesqel nseytan zisare yesus zbelon zegeberelkan ente aminka nay yesus hiwet tekafali kit kewn eki yesus kea zealemawi iyu ms yesus ysheka yesus yfqreka iyu❤🙏😇
Hqeka really
Mesegana senelika Nay behaki teamer serah Ajoka
wwwww lieli eti tihsto eti melekiti akerarbaka des elini fani hawey kexlo bitaemi xbuk
Selementay zemtelu elet zytfelet mkabru kab feltka
Smani entay eka neti nay tm elka srah gber nay Babel aytall okey fara
ኣኽ ኣኽ
ከም ባዓል ክስቶ ?ክክክክክክክክ ኣታ እንታይ ወሪድካ ቶግ ዘይተብላ?ክላ ሰብ ሲ ከም ኪሮስ ኣስፋሃ ክኽርዉን ኣሎዎ ቶግ ቶሮግ ብዝኾ ነ ኣጆኻ።
ik ben echt troost op jou mij bero
መርሓቲ መንግስቲ ከም ብዓል,,,,ደቂ ሹቅ ኢኩም ሓቀይ ተረዳዲእና ኣለና፡Funny
Entay kigebar fikad nay fatary koynoo messana keqalas genDeyawlos presedent koynoo tamseka sheegeer eyu neboozuhat ka a yegagy
hasabka xbeq eyu neru gn dhri setan wala xbuq neger eyu khlu zeykel meknyatu kulu gzye hmak ms zhlu eyu eti xbuq wn znxr malet zflet kulu hmak neger kab shetan zmexe kab kone etom bsenki setan srhom zsanu bxerfi aymtefanewwon. xerfi zbhal wn aymhalewen. bhafesha seten bzey mhlaw abzi alem zrkeb hmakn xbqun aymhalewen. alemawyan zbl terifu dma semeyawyan mkonna. kotas shetan zey mhlaw malet mxat alem koynu sga mnbar teqarxelu eyu.
Xibuk zanta gen sheytan abe mewdaeta abe baheri wekyanos eu ztefie. Aykibern eu
እተቲ ዘረባኻ ግን ብጽቡቅ ዘይትገብር ከምዚ ዕቡይ ኣይነት እንታይ ኣምጽኦ ባእ
Ab srah Amlak ayneto yehwat Rai yowhans kulu anbbo Ab msat alem kulu kfsmo eyu
finan tueum kalatu nay b"haki nfue seb
Tkkl aleka btami nufuaeka
Ok for lasvegas 😈
ናይ ብሓቂ ንፍዕ ሰብ ኣካ thank you so much xbuk tmhriti eyu qexlo
ሓሳባትካ ጽቡቅ ትምህርቲ ሓዘል እንከሎስ
ኣብ መፈጸምታ ግን ብዘይተጸበናዮ ዛዚምካያ! ምኽንያቱ እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ኣብ ምጽኣት ክርስቶስ ክኸውን ስለ ዝኾነ ። ሰይጣንን ሰዓብቱን ከኣ ከም ኣብ ምድሪ ዝቅበርሉ መቃብር የለን ።እንታይ ደኣ ንዘልኣለም ኣብ ሃልሃልታ ሓውን ጸላምን ምዃኑ ዩ ዝገልጸልና ። ስለዚ እዚ ኣብ መወዳእታ ምጽኣት ክርስቶስ ከም ዝኸውን ፈሊጥና መዓስን ኣበይን ዕለት ከም ዝኸውን ስለ ዘይንፈልጥ ብ ንስሓን ጸሎትን ተዳሊና ክንጸንሕ ይግብኣና ይሕዋተይ ። እምበር ብ ሞት ናይ ሰይጣን ትሓዝን ወይ፡ ስራሕ ትስእን ነብሲ የላን ። ምኽንያቱ ድሕሪ ዚ ኩሉ ዝተባህለ ኩሉ ሰናይ ስለ ዝኸውን ። ስለዚ ንምንታይ ዩ ስራሕ ዘድልየካ? ኣምላኽ ኣብቲ ሰማያዊ ገነቱ ዘድልየካ ዘበለ ኩሉ ቀሪብልካ ኣሎ ። ጥራይ ንስኻ ኣብዛ ምድሪ እንከለኻ (ጽቡቅ ግብሪ ሰሪሕካ ሕለፍ) (ንጽጉማት ሓግዝ )(ካብ ገዛእቲ ወልፍታት ተኣለ) እተን ዓሰርተ ትእዛዛት ከኣ ኣኽብር።
Eritrean entertainment ኣድኒከካ አወ ኣህዋት ኣብ ልብና ንቅተሎ እቲ ንሰይጣን ርአሱ ዝጨፍለቀ ዝከበረን ዝተመስገነን ጎይታናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ኩሩስቶስ ምስ ኩላትና ይኩን ኣመን
ኣመን
ኣመን
Eritrean entertainment
Eritrean entertainment nay bahaki zahawey bihaylu ydegfena fetari
Esu zazu ናይ ባሓቂ ዓብይ ትምህርቲ አዩ ሶ ብጣዕሚ የከኒየልና
ነዚ ክንገብር ይሓግዘና ኣምላኽ።
ክክክ ኣላ ፋኒ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ እንተ ኾነ ኩሉ ናይ እግዚኣብሄር እዩ ንሕና ድኽመት ስለ ዘለና ክንመራመሮ ብቕዓት የብልናን ኣምላኽ ደኣ ባዕሉ ብመግዲ የማን ይምርሓና እምበር
ብሃቂ ወሰደ ዝኮነ ግጥሚ ብሩክ ሃው ፡ ጸግኡ የብዝሓልካ ፡ መሃሪት እንታይ እሞ ክንብለካ እና ፡ መግለጺ የብለይን።
Fnan Hawe ajoka kobi abileka aleku beali kusto menmikanom! I really appreciate you. Keep going may God bless you forever!
እዋይ ገሪሙኒ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ፍናን ሓወይ
ብጣዕሚ ጸቡቅ ት/ቲ እዩ ፍናን ሓወይ ኣነ ጥራሕ ዝግርምኒ የምስለኒ ነይሩ ዓለምና ኣብ ናይ ሸይጣን ግዛኣት እያ ዘላ ሰለዚ ንቀጻሊ ኣብ ሃይማኖትና ጸቂትካ ተምርቲ እንተትሕልፍ ብጣዕሚ ደሰ መብለኒ፡
Kkkkkkkkk wuy fnaney shikor eta ab lbey zela ika tezaribka lomanti Love you 😍😘😘
ይገረም ዓለም አብ ትሕቲ መግዛእቲ ሰይጣን እያ ዘላ ያቅንየልና ፍናን ሓወና በጣዕሚ አማሃሪት ነገር ውያ
Egziabhr mesaka yekun hawuna 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ዩ ግን እዚ ኩሉ ዝበልካዮ ኣብቲ ደግማይ ምጻት እየሱስ ክርስቶስ ብርግጽ ንሳ ከኣ ከምዚ እዛ ዓለምና እትጎዓዞ ዘላ መንገዲ ዝተቃረበት ያ ትመስል ኤእ ባዕሉ እቲ ደቑ ዘይድረቢ ለዋህ ፈቃር ርህሩህ ምእንቲ ኣብዛ ዓለም ዘለና ክብል ኣብ መስቀል ቀራንዮ ዘተሸንከረ ብደሙ ዝገዛና ጎያታ ዓለም መድሃኒኣም ክርስቶስ ብንስሓ ተሓጺብና መዋርስቲ ገነቱ ክንከውን ሓይሊ ይሃበና
ከምቲ ዘበልካዮ ሰይጣን ማዕረ ክነድዚ ናይ ስራሕ ዕድላት ዝፈጥር ካብ ኮነ እቲ ለዋህ ፈቃር ምእንቲ ድሕነት ደቂ ኣደም ክብል ሂወቱ ዘበጀወልና ከ ደኣ ከመይ ካብኡ ዝበልጽ ናይ ስራሕ ዕድል ዘይከፈተልና ጥራይ ንንስሓ ድሉዋት ንኩን
ቃል ሂወት የስምዓልና
nice ፍናን ሓወይ ።
ተረዳዲእና ከኣ ኣለና እቲ ወዲ ሹቅ ዝበልካዮ
ፍናን ሓውና ምሓሸና ኣበይ እሞ እንተዝብንቆር ሰብ ብቃል ኣምላክ እንበር ብእንጀራ ጥራይ ኣይነብርንዩ ብፍቅሪ ምንባር ምሓሸና
Kale hiwet yesmealna
ቃል ህይወት የስመዐልና ሓውና ፈነን ብእውነት ግን ደቅ ሰባት በዓልትና እና ስልጣን ንህቦ እምበር ንሰይጣን ዝፀልእ ሰብ እንተሎ ጸም ፣ፀሎት ፣ምፅዋት ፣ፍቅሪ ፣ ወዘተ እንተዘውትርና ሰይጣን ዘይመተሉ ነገር የለን አይዘኩም ኦ/ተዋህዶ ዝከንኩም አሕዋተይ ንበርትዕ
ኣታ ምክስን ናይ ባሓቂ ጽብቕ ስራሕ
እግዚኣቤሀር ምሳካ ይኩን ክቡር ሃዊ
ሰላም አምላክ ምስካ ይኩን ዘሓወይ ቃል ሂወት የስመዓልና ማራ ከፍ አሎዎ ስብከትካ ደስ ደስ ይብለን ማራ የሃሪፎ በጀካ ቀጽሎ እካ ንሕና ደሞ ኮሞንቲ አይስንፌን እና ባይ ባይ √√√√√√√√
ፍናን ሓወይ ቃለሂወት የስማልና ጸጉ የብዝሃልካ ik ben echt trots op jouw mij Broer
roman habtom am also my dear sis
kale hiwet yesmealna hawey xega yebzhalka
You are the best bro keep it up
ፅብቅቲ.ትምህርቲ.የቀንየልና.ግንይቅርታ.1ይ..ሰአልድዩ.ድምፅካ.ይእበስአሎ..2ይ...እንታይገበርናአብልብናዝቅበር..3ይ..እቶምሓድሓደትጥቀሞምቃላት.ግደፎም.ምሳሌ.ድቅድቅ..ዋው..ድቅሹቅ.ወዘተ..አትጠቀሞም..ብዝተረፈ..ትምህርቲይወስከልካ.እድመንትእናንይሁብካ
ዘገርም
Wow btami xbikiti
ብናይ ወድ ስብ ሓጥያት እንድዪ ፈጣር ኣዉሪዱልና 😭🙏
ናይ ብሓቂ መሳጢት ዛንታ.ፍናን ንፉዕ ኣጀኻ ቀጽሎ ማራ ኣድኒቅርካ።ሓሳብካ ዘበለ ፉሉይን ኣዝ'ዩ ማሃሪ አዩ በርትዕ ካብ'ዚ ንላዓሊ ሒዝካ ክትመጽእ ንጽበ።
😍😍💒💒💒💒
Waaaaw bitaemy deszebl fnan hawey
ልብና ናይ እግዛብሄር ቦታ ኢዩ :: ናይቲ ምማት ሰይጣን ድማ ኣብ ቃል ኣምልክ ኣለካ ን ቀድም ፍሎቶ ምክኒኣቱ ብ ግምት ኣይዝረበን እዩ ::
Malet hasabka Xbuk u gn seytan sle zelo aykonen Seb htiat zfxm etom selam gerom hiwetom zmeru sebat Keda ab gezawtom seytan ylen malet u abahlak
Fnan tsbuk tntena gn abta metchereshta zbelkayas geaga ab lbna zeykones Egziabher seb ab zeyralu bota dea ysewro nezi ekuy
Waww Fenan hawey betam fast zabel made
ሰይጣን ክሐርድን ክቀትልን እዮ ዝመጽእ ከምዚ ክባሃል ዝጸንሔ ሰይጣን ጸላኢ እግዝአብሔርን ጸላኢ ሰብን እዮ የሱስ ግን ሂወትን ሂወት ምስተረፉን ክህበናን እዮ መጺኡ ኩሉ ሰብ ሐጢኡ ክብሪ አምላኽ ስኢኑ ዮሃንስ 3 16 አምላኽ በቲ ሐደ ወዱ ዝአመነ ኩሉ ናይዘልአለም ሂወት ምእንቲ ክረክብ እምበር ከይጠፍእሲ በጃ ክሳዕ ዝህብ ንዓለም አፍቀራ የሱስ መድሐኒ አለም ኩይኑ ተወሊዱ ንሐጥያትና መስዋእቲ ከፊሉ አብክንዲ ሐጥያትና ሞይቱ ብእኡ ዝአምን አይፍረዶን እዮ
Anta eza wedi kendy ktgitim eya
Smai indo khatek nedeka hade kola sxerfa wey kharma inte zxnhaka intay mgeberka neyrka?
ኩሎ ዝክእል ኣምላክ ዝተመሰገነ ይኩን ንዝመፀ ይምፅእ እቲ ኩሉ ዝክእል ጉይታና መድሐኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተመስገነ ይኩነረ ደቂ ተስፋ ኢና አምላክ አጀካ ትባዕ ፀናዕ አብት ከዶ ክሳብ መወዳእታ ምሳካ አለኩ ኢልና እዩ እሞ አጀኩም ነሰይጣን አይትሃቡ ስልጣን ስልጣን የቡልን ኩሎ ተመንን እንቂርቢዕትን ሓይሊ ፀላኢ ክንረግፅ ስልጣን ተዋሂቡና እዮ ክብርን ምስጋናን ነቲ ኩሎ ዝክእል ጉይታ ጉይቶት መድሃኒ አለም ይኩን አሜን አሜን አሜን
ata wedi ane mara eye zednekeka nay behaki mehari program aleka eway tekormiyeni kexelo eske ajoka
Hademti kedat nay hager merzamat nisikumsi nezahager inqua tefakumula bal mendelay Themen kanser nay gager nay hizbi
Alemna be seytan eya temehader dela.kemey telkani kulu hizbi alem tetekami computer koinulu ab zelo ewan ena zelena slezi computer dema nai seytan mesarehit kab konet bezeyredeana mesarhi seytan koina alena malet u wela etom merahti haimanot tetekemty nai computer eyom slezi.........???????
ahahahahaha you are right ma dear brow
Goyta ybrka buruk hawey xega amlak ybzhalka
Naybhaki Des behalit
Fnan hawey lomi dhan dika setika do aleka dika welas trafg lomi hjika koyunu eyu komi aydhaka eduka lomi seytan ab mengedi rekibu na zbeleka eka tmesl zeleka
Oh my God , sehak moyte , Fnan shikor, i like it for me funny,,
ክክክክክክክክክ ኪፍ ዘለዋ ዛንታ ። ግን ኣብታ መወዳእታ ኣሚሪካ ክወስዶ ምስ ደለየ ተባኢሶም ካብ ሞቱ ኣቲሲኦሞ እነሀልኩም ድቃስ ለሊእና እርከብ ክትብል ተጸቢካ ኒረ። ክክክክክ ስራሕ ምሳን ደኣ ቀይሕ መስቀል ፡ ዩኒሲፍ ብውሑድ ሓይቲ ዝሰርሓ ትካላት ፡ ኣጽዋር ዝሸጣ ድማ ብብዙሕ ዓቅሚ ሰብ ዝሰርሓ ትካላት ። ስራሕ ምሰኣና ኒረን
Wey tgrina. Dekey !!😙
እዚ ካብ ኣምሓርኛ ዝተተርጎመዪ ስለምንታይ ግን ትርጉም ዘይትብል?
Ane fara eye men eya eta merahit mengesti
Kkkkkk kisto
btami des zeble menfsawi temherti eyu amlak yebarka hawey seytan entey zemewt ab alem kfue serhen hasbatn aymhalwen kemzi zbelkayo egzabher amlak kab fetne nai dyablose yhalwena
እቲ ኮመንትታት ከሰልችወካ!
ነቲ ሓሳብ ኣዘንታዊ ዘይርድእዎ።
nic
እግዚኣብሄር ናይ ምህረት ኣምላክ ስለ ዝኮነ ን ምድሪ ደርቢዮዎ ኣብቲ ናይ መወዳአታ ድማ ኣብቲ ሃዊ ክድርበይ ስል ዘለዎ ኣብነት ንውሰድ ኣዳማ ምስ ተጋገየ ን ምድሪ ደርብይዎ እንበር ኣየጥፎኦን ካለኣይ ከኣ እግዚኣብሄር ኣብ ምድሪ ሓጥያት ምስ በዘሐ ሰብ ምፍጣርረይ ተጣዓሱ ዝብል ኮይኑ ግና ኣጥፊኡና ዲዩ ኣይጥፋኣናን ምክንያቱ እግዚኣብሄር ናይ ምሕረት ኣምላክ ኢዩ ስለዚ ፍናን ሓወይ ጽቡቅ እንዳ ኣዘናጋዕካ ትምርቲ ቀጽሎ ኣይትሕመቅ ዓርኩ
ራእይ ዮሃንስ 12
9፤ እቲ ንብዘላ ዓለም ዜስሕታ ዘሎ ድያብሎስን ሰይጣንን ዚብሀሉ ዓብዪ ገበል፡ እቲ ናይ ጥንቲ ተመን ተደርበየ፡ ናብ ምድሪ ተደርበየ፡ መላእኽቱውን ምስኡ ተደርበዩ።
Fnan hawy asihkany sibuk timhrty eu keselelu
xbuk tmhrti
nay bhaki gobez wedi
ab mimsgan amlak mzmarn hiwet delo sile zeytfelto eka kemzi tbl deleka n deki hewan knbhgen zgebr sigana eyu
kemey dea eya bzuh ktrdeani aykealetn menfesawit dyas alemawit
Semere Melake th-cam.com/video/bdlRaE99paI/w-d-xo.html
Selchiuka kelo tshufatka kab mnbab teketsob (Ken habereta)
ata kemey eka nska humum gunuf
ስለ ስይጣን ግብሩ ገሊጽካዮ ኢካ እተ ስይጣን ኣመጻጻ ግን ኣነ ካብ ዓበይትይ ወለድይ ስለሰይጣን ፍጥረት ክዛረብንይ ከለዉ ሰይጣን ስብ እዩ ከማና ነሩ ይብሉ ኣዳምን ሂዋንን ዝወለድወ ቆልዑ ፈጣሪና መጺኡ ደቅክይ ክባርኾም ኣቀርብዮም ኢልዋ ይባሃል ካቡኡ ኣዳም ናብራ ወላድ ከግድፈንይ ድዩ ኢላድማ ነቶም ጽቡቃት መላክዕም ሓቢኣቶም ዳሓን ዝባሃሉ መላክዖም ድማ ማለት ኣንሕና ኣቀሪባትሉ ካቡኡ ኣምላክ እዚኦም ጥራሕ ደቅክይ ኢልዋ ካብኡ ነቶም ዘቀረብትሉ ባሪኽወም ዓለም ይምሉኡልክይ ኢልዋ ነቶም ዝሓባእክዮም ግን ሑቡኣትይኩኑ ምድረእኩያት ኢሉ ረጊምወም ይባሃል ካብ ዓበይትይ ዝንሰምዖ ታሪክ ካብኡ ዝታሓበኣ ዝተረገመ ሰሚዑዋ በል ስልጣን ሃብንይ ኢልዋ ይባሃል ኣብ እምነትካ ዘይጸንዕ መጽሓፍካ ዘየነብብ ቃለ ሂወትካ ዘይምራሕ ኢሉ ኢሉዋ ይባሃል ካቡኡ እዝይ ስለዘይነ ማልእ እዩ ሰይጣን ዘሽንፈና ዘሎ ግን የዋቅዓና እዩ ዘሎኣፈጣጥራ ሰይጣን
Ab lbey znebere rekibkani
Ane Kem smesleni seb iu seitan, sbuk zserr seb kea amalak iu
ምሓሸና ነሩ ፍቅሪኮ ምነገሰ
Balikatkum izir zeytblu
ክክክክክክክ ጽብቅቲ ኣዛናይት
ኣይተጸለልካን ጽቡቅ ኣለካ ፥ ፈጣሪ ንሰይጣን ጸላኢናን ጸላኢኡን ሙካኑ እናፈለተ ካብ ገጽ ምድሪ ዘይ ኣጥፈኦ ስለምንታይ ዘይኮነ ዘይፈለጥካዮ ፈሊጥካዮ ኢካ ።ግን ሕቶ ኣለኒ ሰይጣን መን ኢዩ ? ምስ ሞተ ከ ኣበይ አዩ ዝቅበር ዝበልካዮ ኣነጺርካ ተተብርሆ ምሃስሽ
Hallewlew
seytan seb enmber seytan yelbon merahtu kea deki hewan eyen
Xbkti zanta gnnnn kea dhri seytan moytu frdiiii enber hiwet yelen bhji
Seytan ante meytu da sebat wn yelenan meknatu kalay smna eu Seb amber Qedamay smna Ako Seytan eu .
Way way helewlew helewlew
Isias afewerki ke Sarah ksen eyu
nay bhaki kexelo endaznage zemher eu sehiken temaheren
really it is already done. just you need to believe in jusus. sheytan tederbiyu eu
Andalem tesfay keysmaka eza lebweled yehmimkaya
ብራቮ ብሮዘር
Fnan hawey sitan ketfi egzabiher aydelyon yu ekua dea kemles ketas yu zedli egzabiher amlak lewah fekar yu fnan hawey
Haqika Adam Miswedeqe ewin bifire Rehaxka biliae zitebahlelu
Dihiri Seytan mengedu mikitalu eyu
Docterat srah aysenu eyom kem hmam Aso wuxat resni shkorya gastrite mesberti metbahti kusli we ze te z amesele ms seytan rkb zeyblom khkmu sle zkonu nay srah xegem yeblomn
benxaru keytekeskayo zhalefka gn kab sra tetew zbl mayxelot mhxab xebel mlkay maydgamet mhxab kterf eyu mknyatu bseytan zmexie hmam sle zkone
ሰላም FNAN ሓወይ ክተሪኦ ዘይ ደለኻ ዌብ ሳይድ ብኸመይ ትዓጽዎ ????
btiami nfue zhawey
meharit eka ente konet agelaxa gn ayfetegwan mis ykrwtu
ኣነስ ብታእሚ ኣድኒቀዮ ክገአመኩም ገሪሙኒ
ኣመሃሂራኡ ፡ ጸግኡ የብዝሀልካ ክቡር ሃው፡ ፈለማ ናይ ኣለም ንላግጺ ዘቅርባ መሲሉኒ ፡ ኣረ ክገርመኩም መንፈሳዊ ኣይመሰለትንን፡ ደሃር ግን ብሃንቲ ቃል በታ ኣብ ልብና ንቅተሎ ትብል ጠርኒፉ ኣጺዋ ፡ ብታእሚ ከኣ ኣድኒቀካ ፡ በቃ ብልብና ጽቡቅ ግብሪ ፍቅሪ ትህትና ኮታ ኩሉ ጽቡቅ ግብሪ ክንገብር ፡ ብልብና ክንቀትሎ ምሂርካና ብሩክ ሃወይ እቶም ዘይተረድኤትኩም ድማ ደጊምኩም ኣስተማቅርዋ ብሩካተይ።
ፍናን ሓወይ ብእተቅርቦ ጽሑፋት የድንቀካ እዬ። ኣብዚኣ ጽሑፍካ ግን ቁሩብ ቅር ኢሉኒ። ንበልስከ ፍናን ንስኻ ካልእ ካብ ባዕልኻ ጽሒፍካ ንዘቅረብካዮ ጽሑፍ, ሓደ ኣምሓራይ ድዩ ዋላ ባዓል ካልእ ቋንቋ ነቲ ናትካ ጽሑፍ ናብናቱ ተርጒሙ, ምንጪ ካብ ፍናን ምባል ገዲፉ ከምናቱ ጌሩ ከቅርባ ከሎ እንተትሰምዖስ እንታይኮን ምተሰመዓካ? ብርግጽ ከም ጸሓፋይ ሕማቅ ዩ ዝስማዓካ። ፍናን ሓወይ ንስኻ ውን ግን ከምኡ ኢኻ ጌርካ። እዛ ጽሑፍ ኣነ ኣቀዲሜ በምሓርኛ ሰሚዔያ ኔረ። ኣንዷለም ተስፋዬ ዝተባህለ ሓደ ናይ ኣዲስ ኣበባ ሓንቲ ሬድዮ ጋዜጠኛ ካባኻ 3 ወርሒ ኣቢሉ ኣቀዲመ ከቅርባ ከሎ, ምንጪ ጽሑፍ ደራሲ ኣለምሰገድ ታደሰ ምዃኑ ገሊጹ ኔሩ። ብርግጽ ፍናን ኣነ እዬ ዝጸሓፍኩዋ ኢልካ እንተዘይገለጽካ እኳ, ኣብቲ ጽሑፍ ንናይ ዶናልድ ትራምፕ ሽም ሓዊስካ ናይሕጂ ግዜ ጽሑፍ ከተምስሎ ምፍታንካ ንባዕሉ, ምግሓስ ሕጊ ኮፒራይትዩ። ምንጩ ከይተገልጸ ዝቀርብ ጽሑፍ, ጽን ኢሉ ንዝሰምዕ ሰብ ኣብውሽጡ ሕቶታት ዩ ዝፈጥረሉ። ኣቀዲሙ ብካልእ ሰሚዑዎ ንዝጸንሐ ሰማዒ ካኣ, ኣብውሽጡ ሕርኽርኽ ዝብል ስምዒት ዩ ዝፈጥረሉ። ስለዚ ፍናን ሓወይ ንስኻ ውን ኣብጺሑፋትካ ምንጪ ጽሑፍ እንተትገብረሉ, ኣብሰማዕቲ ዝሓሸ ተኣማኒን ተሰማዒን ይኾነልካዩ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ። ፍናን ሓወይ ነዚ ዝተሰማዓኒ ርኢቶ ሓቢዔ ስቅ ኢሌ ጥራይ እንተኣሞጎስኩኻን እንተኣድነቅኩኻን, ይጠቅመካ ዘይኮንኩስ ይሃስየካ እዬ ዘለኹ ማለትዩ። ስለዚ ፍናን በዛ ርኢቶይ ቅር ከምዘይብለካ ተስፋ ይገብር።
kkkkkkk kulu zerebakan azerarbakan kfteweni meat eyu. meas eyu ezi xewxway waaaaaw Fantasy haqi entezkewn deskbleka mish ezi film karton tnbit kkkkkkkk
Hazeni bel Zbelkayo kulu haqi iyu mebegesiw seytan iyu sile mntay gn bsenki seytan zey gbeana hiwet nehlif alena ente elina amlak nseytan nab mdrie ms derbeyo beana kiqexo elu iyu nab mdrie ms tederbeye gezae mdrie adam iyu neru adam kabti ztewahbo tizaz wexyu kal seytan tezizu nay seytan hiwet tekafilu bezie mkniyat adam bseytan tesaeru amlak gn ayhadegenan dagmay hiwet byesus kem nirekb geru eti msana znebere nay seytan hiwet ab mesqel ms yesus qetilu eti kab semay zmexe nay yesus hiwet netom motina motkalina eka elom byesus zeamenu dagem dilet tqebilom hji nska nay men hiwet aleka nay adam eti bseytan ztesare welas nay yesus eti ab mesqel nseytan zisare yesus zbelon zegeberelkan ente aminka nay yesus hiwet tekafali kit kewn eki yesus kea zealemawi iyu ms yesus ysheka yesus yfqreka iyu❤🙏😇
Hqeka really
Mesegana senelika Nay behaki teamer serah Ajoka
wwwww lieli eti tihsto eti melekiti akerarbaka des elini fani hawey
kexlo bitaemi xbuk
Selementay zemtelu elet zytfelet mkabru kab feltka
Smani entay eka neti nay tm elka srah gber nay Babel aytall okey fara
ኣኽ ኣኽ
ከም ባዓል ክስቶ ?
ክክክክክክክክ ኣታ እንታይ ወሪድካ ቶግ ዘይተብላ?
ክላ ሰብ ሲ ከም ኪሮስ ኣስፋሃ ክኽርዉን ኣሎዎ ቶግ ቶሮግ
ብዝኾ ነ ኣጆኻ።
ik ben echt troost op jou mij bero
መርሓቲ መንግስቲ ከም ብዓል,,,,ደቂ ሹቅ ኢኩም ሓቀይ ተረዳዲእና ኣለና፡Funny
Entay kigebar fikad nay fatary koynoo messana keqalas gen
Deyawlos presedent koynoo tamseka sheegeer eyu neboozuhat ka a yegagy
hasabka xbeq eyu neru gn dhri setan wala xbuq neger eyu khlu zeykel meknyatu kulu gzye hmak ms zhlu eyu eti xbuq wn znxr malet zflet kulu hmak neger kab shetan zmexe kab kone etom bsenki setan srhom zsanu bxerfi aymtefanewwon. xerfi zbhal wn aymhalewen. bhafesha seten bzey mhlaw abzi alem zrkeb hmakn xbqun aymhalewen. alemawyan zbl terifu dma semeyawyan mkonna. kotas shetan zey mhlaw malet mxat alem koynu sga mnbar teqarxelu eyu.
Xibuk zanta gen sheytan abe mewdaeta abe baheri wekyanos eu ztefie. Aykibern eu
እተቲ ዘረባኻ ግን ብጽቡቅ ዘይትገብር ከምዚ ዕቡይ ኣይነት እንታይ ኣምጽኦ ባእ
Ab srah Amlak ayneto yehwat
Rai yowhans kulu anbbo
Ab msat alem kulu kfsmo eyu
finan tueum kalatu nay b"haki nfue seb
Tkkl aleka btami nufuaeka
Ok for lasvegas 😈