ናይ ንጥቀመሉ ዘለና Gmail ኮድ/Password ምስ ንርስዖ ከመይ ጌርና ሓድሽ ኮድ ንሰርሓሉ? How to change Gmail Password?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 14

  • @FanusBrha
    @FanusBrha 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @SamsomTeferi
    @SamsomTeferi 6 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰

  • @ሜሪቻናልል
    @ሜሪቻናልል 3 หลายเดือนก่อน

    ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ሓወይ❤❤❤

    • @FiliHabeshaTech
      @FiliHabeshaTech  3 หลายเดือนก่อน

      Selam kbur hawey/ftey, beza nay youtubey sm ab facebook tedelikani beu ktrekbeni tkel eika🥰🥰🥰

  • @merhawikibrom
    @merhawikibrom 5 หลายเดือนก่อน

    Selam bro nay tiktok password and email resienayo bkemey nkefto eti dkefetnalu sim card kea msrah abina pls tegediska eba melselna🙏

    • @FiliHabeshaTech
      @FiliHabeshaTech  5 หลายเดือนก่อน

      Selam hawey, eta tiktok zkefetkala email beyna ke tzkra do?

  • @Mhretabkdusan
    @Mhretabkdusan 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ ናተይ ብተቅርቦ መሃርን ጠቃምን መደብ ዕጉብ እየ። ብምቅጻል ድማ ሓንቲ መፍትሒ ዝሰኣንኩላ ናይ ቀደም ማለት ክልተ ዓመት ይከውን እዩ ፈይስ ቡክን ጅመይልን ዝጥቀመሉ ዝነበርኩ ሕጂ ሃገር ስለ ዝቀየርኩ ምክፋት ኣብያትኒ እቲ ፓስፖርት ይፈልጦ እየ ግን ኣብ መወዳእታ እቲ ቨሪፊኬሽን ኮድ ናብ ታ ቴለፎን ይከይድ እቶም ተሌፎነይ ሒዞማ ዘለው ሰባት ከኣ ደዊለ ነቲ ኮድ ስደዱለይ እንተ በልኩዎም ምርዳእ ኣብየሙኒ ዋላ ብጅመይል ክከፍታ ተደለኩ ናይ ግድን እቲ መረጋገጺ ቨሪፊኬሽን ናብ ታ ቴለፎን ይሰድዎ ሰለዚ ኩቡር ሓወይ ኣገዳሲ ደኩመንት ስለ ዘለኒ ብኻልእ መንገዲ ክከፍተሉ ዝከኣል እንተ ሃልዩ ባ ሓንቲ ቪድዮ ክትሰርሓለይ ብተስፋ ይጽበ።ብዙሕ ቪድዮታት ናይ ፓስፖርት ዝረስዕዎ ዝተሰርሐ ውን ከም ዝረሳዕኩዎ ፈቲነ ግድን ናብ ታ ቴለፎን ይከይድ እቲ ኮድ ስለዚ ሓወይ ምስቲ ዘለካ ግዝየ ኣብ ግምት ብምእታው ገለ መፍትሒ ክጽበ እየ ሰሰናዩ ንዓካ።❤❤❤

    • @FiliHabeshaTech
      @FiliHabeshaTech  5 หลายเดือนก่อน +1

      Selam kbur hawey, Yeqenieley azie eye zemesgn! Htoka terediatni ala ab haxir gzie kea b video serihe kewrda eye subscribe gierka xnah eika🥰

  • @Dejenmesfun1010
    @Dejenmesfun1010 หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @MhretabAlem-q7h
    @MhretabAlem-q7h 6 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰