Jstudio ~| እስራኤል~ "ኣዛዚ ቀቲለ"። ሑቲ~ ኣጥቂዑ፣ 18 ቆሲሎም። ጣሊባን~ ሓዱሽ ሕጊ ኣውጺአ፣ "ኢምባሲ ድማ ኣየድልየንን"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @jstudio1
    support Jstudio donorbox.org/s...
    website Jstudio jstudio.online/
    #Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three TH-cam Channels under this name run by an Executive Committee team of dedicated Eritrean Journalists and writers in Exile. We have devoted members of PEN International and other well-founded global human rights organizations in our vibrant and goal-oriented group. We all stand for responsible free speech and peaceful co-existence which we are utterly denied in where we call home, Eritrea!
    Our main motto is to cover: history, politics, current affairs, culture, art of our home country Eritrea in particular; and our war-torn region in general. This is to create awareness on our younger generation and to help them to hold their hopes and aspirations up and to prepare to co-exist in harmony with the free and democratic hosting societies in our Diaspora communities. Although, we have thousands of followers, mainly young Eritreans and Ethiopians, as it’s indicated in our subscribers’ rate, but we also face challenges from the supporters of the regime in Eritrea who always wanted to silence our critical voice!
    Jstudio Team.

ความคิดเห็น • 124

  • @delinayonas8988
    @delinayonas8988 2 วันที่ผ่านมา +17

    ናይ ጣሊባን ዜና ከይታሓለልካ ክትሰርሓልና ይምሕጸን ጆሲ ሓወይ እቲ ምንታይ ካብዚ ዘሎ ኮመዲ ንላዕሊ እዩ ዘስሕቀኒ ክክክክ

    • @Redairise
      @Redairise 2 วันที่ผ่านมา

      🤣👌

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 2 วันที่ผ่านมา +18

    ጀሲ እዛ ናይ ጣሊባን ኣይትሕመቅ ጽብቅ ገርካ ረኽብካዮም ኣለኻ 😂

    • @ሚካዊ
      @ሚካዊ 2 วันที่ผ่านมา

      እዛ ናይ ጣሊባን ዋላ ኣነ ፎትየያ 😂😂

  • @hailemariamasefaw2488
    @hailemariamasefaw2488 2 วันที่ผ่านมา +23

    ክክ ናይ ጆሲ ዜና ክሰምዕ ኣብ ሰዓት ሰዓት ኢየ ቴሌፎነይ ሃሰስ ዝብላ ።
    እንዳ ሰሓቅና ዜና ጆሲ ነስተማቅሮ ኣለና ቀጽሎ።

    • @BiniNguse
      @BiniNguse 2 วันที่ผ่านมา +1

      😊

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 2 วันที่ผ่านมา +7

    ጣልባን ባንዴራ ተኽልካ እምባስ ኣይብርሃንንያ😂😂😂😅 ኣብ ባክስታን ዘለዎ ፅልእ ጉድ😂😂

    • @binyamsiumkidane4185
      @binyamsiumkidane4185 2 วันที่ผ่านมา

      @@dsegtjioojgvvfv ጣልባን ክክክክክ ጣሊባን ባክስታን ክክክክክክ ፓኪስታን

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 2 วันที่ผ่านมา +2

      @@binyamsiumkidane4185 ጣልባን ጣሊባን ኩሉሓደ ፖክስታን ስ ሓቅኻ መምህር ብንያም ቢኒያሚ kkk

    • @binyamsiumkidane4185
      @binyamsiumkidane4185 2 วันที่ผ่านมา +2

      @@dsegtjioojgvvfv ክክክክክክክክክክ

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv วันที่ผ่านมา

      😂 እህ መምህር ብን😅​@@binyamsiumkidane4185

  • @mussietesfay9790
    @mussietesfay9790 2 วันที่ผ่านมา +5

    ጆሲ ድምጺ ኖጎዳ.ቀጽለሉ.😅😅😅😅😅

  • @heri3588
    @heri3588 2 วันที่ผ่านมา +1

    እዚ ናይ ጣሊባን ዘረባ" ብትግርኛ ድዮም ጽሒፎም ዝሰዱልካ ወይስ ባዕልኻ ተርጒምካ ኢኻ ተቕርቦ ? ጣሊባን ኢሉ ከልዕል ከሎ ስሓቕ'የ ዝመውት 😂😂😂

  • @efbv5178
    @efbv5178 2 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ጆሲ ዜና ክትሰምዑ ብሃንቀውታ ትፅበዮ ኣሎኩም ዶ ጆሱየይ ንጉስ ዜና💙💙

  • @RedwanNur-m3z
    @RedwanNur-m3z 2 วันที่ผ่านมา +4

    ጉዳይ ጣሊባል ጹብቅ ትኸይድ ኣላ 😂😂😂

  • @frezgi1356
    @frezgi1356 2 วันที่ผ่านมา +2

    josi nfue gazetegna ketslo ab asmera wun ktkewun eka hgdef kenetfio ena berged nhamedu nkdmit

  • @mebrahtomsiele5281
    @mebrahtomsiele5281 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲ ኣነ ታሃንጥዬ ክሰምዓ ዝደሊ ዜናኻ ናይዚ ጣልዬ ማሓዛ ሻዕብያ ዘውጽኦ ሕግታት'ዩ😂😂

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 2 วันที่ผ่านมา +1

    Enjoyed, news from Afghanistan😅😅😅😅

  • @brhanefukadu6653
    @brhanefukadu6653 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኢተን ደቀንስትዮ ናይ መፍረን ስሚዒቱ መርወይን እንምበር ከም ሰብ መሰል ከምዘለወን ኣይርደኦን ኢዩ ጣሌ ኣባዳህሪ😂😂😂😂😂😂😂

    • @SgtgSgtgw
      @SgtgSgtgw 2 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 ናትካ ግዳ ኣስሒቑኒ

  • @yohannesweldehawariat9541
    @yohannesweldehawariat9541 2 วันที่ผ่านมา

    ዕቃር ነብሲ ካብዚ ኩሉ ዜና ዘምጻእካዮ ናይ ጣሊባን ዘስሕቅን ዘስደምምን ጌርካ ስለዘቅረብካዮ ከረዲት ይግብኣካዩ።

  • @Bini-e8v
    @Bini-e8v 2 วันที่ผ่านมา

    ድምጽኻ ዘዋናውን ቃና ዝተቃነየ ስሒቡኒ ተወለድ 👍 ትኩስ ድሃይ ናስራላ ተሰዊሩኻ ኣሎ ።

  • @rigbeteame5823
    @rigbeteame5823 2 วันที่ผ่านมา +1

    ጆሲ ኣይ ንዓኻ እንድዩ ዋሃ ዘበለ ፍቕሪ ምስ ጣሊባን ሒዝካ ዘሎ 😂😂😂ምሸት ምሸት ጣሊባን ክትብል ልብና ጠልጠል ኣቢልካያ ሕጂ ይኣክል ኣርእስቲ ቀየር🙆🤦🤣🤣❤❤❤😘😘

  • @mebrahtomsiele5281
    @mebrahtomsiele5281 2 วันที่ผ่านมา

    ኣዘንጊዑ ጎቢጥዎ እዋይ ጆሲ ምስ ጣሉ ኢዙኳ ዘሎ ፍቕሪ😂😂😂

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

    እዛ እስላማዊት ኢራን ናይ ፋርስ ፡ ኣዝያ ተበላጺት እያ ፡ እዞም ዓያሹ ጂሃዳውያን ዓረብ ኣስላም ከም ሃመማ ሓደ ብሓደ ፈጠቕ ፈጠቕ እናበሉ ፡ ብማዕዶ ፈንጅን ቦምባን ጥራይ እናቐበለት ትፍክር።
    እዛ ተበላጺት እስላማዊት ዓረብ ግብጺ ውን ንሶማልያን ኤርትራን ከምዚ ናይዞም ዓያሹ ዓረብ ጌራ ክትጻወተልና እያ እትሓስብ። ድሮ እቶም ባራዩ "ዓቢድ" ናይ ሱዳን ነንሓድሕዶም ይዋድኡ ኣለዉ።
    ምስ መንነቶም ዝፈንፈኑ ቋንቋታቶም ዝነዓቑ "ዓቢድ" ዝብልዎም ደናቑር ምንባር መወዳእትኡ ፡ ጠይቅን ባርያን ናይ ዓረብ ኴንካ ሞት እዩ።

  • @yonaskidane-mz8yl
    @yonaskidane-mz8yl 2 วันที่ผ่านมา

    ክክክክ ናይ ጣሊባን ጉዳይ ኣበይ እዩ ክበጺሕ ይገርመኒ ኣሎ እምበርዶ ሓቆም እዩ ኣብ ከመይ ዓለምዲና በጺሕና

  • @aronunitedmadridawi6865
    @aronunitedmadridawi6865 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay Taliban zina zeybela aysemeen eye anee 😂😂😂😂

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

    ነዚ ካብ ኩሉ ምንጭታት ናይ ዓለም ብጭብጢ ኣደጊፍኩም ፡ እተቕርቡልና ዜናን ሓበሬታን ዝለዓለ ምስጋና ይብጻሕኩም።
    ገለ ገለ ኣምሰሉ ሰባት ወይ ቻነላት ነቲ ሓቂ ኣብ ባይታ ዓለም ዝፍጸምን ዝግበርን ሓበሬታ ክሓብኡ ክብሉ ፡ ቀስቲ ከም ነቐፌታ ካብ ምውርዋር ኣየዕርፉን እዮም እሞ ፡ ብዙሕ ኣይትገደሱሎም።
    ማርክሳዊ ሰሜን ኮርያ ትኹን ሻዕብያ ህግደፍ ፡ እስላማዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ወይ እስላማዊ ኣፍጋናዊ ጣሊባን ወይ ኣልቃይዳ ፡ መትከሎምን እምነቶምን ብዘንጸባርቕ በቲ ዘስደምም ተግባራቶምን ፡ ንመጽሓፍቶም ቃል ብቃል እናተርጎሙ ስለ ዘተግብርዎ ፡ መምሃርን መለበምን ክኸውን ፡ ከም ዘለዎ ኣቕርቡልና። በዚ ንሕና ጥራይ ዘይኮናስ እቶም ካብ ዜና ዓለም ተኣጊዶም ዘለዉ ኣሕዋትና ኣፍጋን ፓኪስታን ጣሊባናውያን ፣ ኣልቃይዳ ኣልሻባብ ጂሃዳውያን ፣ ጀበሊ ሑቲ የመን ብዙሕ ከመስግንኹም እዮም።

  • @AaA-nq7il
    @AaA-nq7il 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጣሊባን ቀፀላ ጆሲ💪💪🤣🤣🤣🤣🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂🤣😂😂🤣

  • @filifili1592
    @filifili1592 2 วันที่ผ่านมา

    Eza nay talye aytgedfa pls mekeret alewa😂😅

  • @SolomonFiseha-lf6qd
    @SolomonFiseha-lf6qd 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን እምበር ላዕሊ ላዕሊ ትከይድ ኣላ😂😂😂

  • @Brhane6888
    @Brhane6888 2 วันที่ผ่านมา

    welcome jossi amlak isrealawian ni isreal yihalwelna amen 🙏

  • @AMd-k8z
    @AMd-k8z 2 วันที่ผ่านมา

    ጣልባን ማልያ ገይርካ ጥልጥል😂😂😂

  • @yonte1095
    @yonte1095 2 วันที่ผ่านมา

    Taliman kseme ye mexie 😂😂

  • @Yosanbrhan-wk7ks
    @Yosanbrhan-wk7ks 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቃራርባ መቸም ዝወጾ የብሉን

  • @alazarmehari6626
    @alazarmehari6626 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን ርእሲ ድንሽ😂😂

  • @wedikirosvisibleallyoutubc8590
    @wedikirosvisibleallyoutubc8590 2 วันที่ผ่านมา

    ወይ ጣሊባን ኣምባሲ ኣይደልየንን😂😂

  • @abrahamtewelde1712
    @abrahamtewelde1712 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂ጣሊባን ቃላቱ ኩሉ ድራማ እዩ😁😁😁

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 2 วันที่ผ่านมา

    Our hero journalist jossy

  • @tmhgr-d1p
    @tmhgr-d1p 2 วันที่ผ่านมา

    kkkkkkl eska kulu geze zena akrebelna

  • @tesfalemhabte4240
    @tesfalemhabte4240 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን ክኽክክክ

  • @sinaf2967
    @sinaf2967 2 วันที่ผ่านมา +1

    😢

  • @AWELKER6542
    @AWELKER6542 2 วันที่ผ่านมา +1

    እንታ ሓውና እቢዚ ኺናት ግብረሽበራ ዝበሃል ነገር የለን፡ኩናት ኣብ ሞንጎ ክልተ ሃገርት(እስራኤል -ሊባኖስ) እዩ ዝካየድ ዘሎ እቲተቕሩቦ ዜና ዘይ ሻራዊ ክኸወን ኣለዎ ።ንፈልጥ እንዲና ጽልኣት ኣስላም ከምዘለካ፣ ብዙሕ ግን እይተጋንኖ ብዛዕባ😂 ጣሊባን፥ ጣሊባን ሓያል እዩ ንኣመሪካ ካብ ኣፍጋኒስታ ከም ትወጽእ ከምዝገበራን ከምዝሰዓራን ኸኣ ታሪኽ ዘይምርሳዕ !!!😂

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา +1

      ኣብዚ ዜና ኣሜሪካ ወይ እስራኤል ግብረ ሽበራ ወይ ኣሸበርቲ ኢላ እዩ ዝብል። ንምዃኑ ከ ፡ ቆልዑ ኣንስቲ ቁሸት መንደርን ከተማን ፡ ዓይኒ የብለይ ኢሉ ጨውዩ ዝቐትል ዝጋሰስ ዝዕምጽ ብጀካ ብግብረ ሽብራ ወይ ብምንታይ ትገልጾ።
      ንዝኾኑ ዘይዕጡቕ ሲቪላዊ ሰብ ብፍላጥ ተንኵሉ ተጻናትዮ ዝቐትል ተግባር ግብረ ሽብር እዩ። ንደርጊ "ሰላማዊ ሰብ እናፈለጠ ቀቲሉ" ኢልኩም ፡ "ኣሸባሪ ባርባራዊ" ካብ በሉም ፡ ንእስላማዊ ሓማስ ወይ እስላማዊ መንግስቲ ዳዕሽ ወይ እስላማዊ ኣልቃይዳ ኣል ሻባብ ውን ከምዚ እንተፈጸመ ኣሸባሪ ጉጅለ እዩ።

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 2 วันที่ผ่านมา

      @@zegdagmawi275 እዚ ኩሉ ዝገለጽካዮ እስራኤል ኣብ ቓዛ ፈጺማቶ እያ። ደሓር ድማኒ ማዕከናት ዜና ዓለም ምዕራብ ምስ ኣመሪካ ክማሻኪና ስለ ዝደልያ እየን ኣሸባሪ ዝብላ እምበር እቲ ቑኑዕ መን እዩ ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ኣብ ዓለም ዝርብሽ ዘሎ ኣይጠፋኣካን እዩ። ፍልስጠም ሃገሮም ኣብ 1949 ተመንጢሎም ።ስለዚ ሃገሮም ይደልዩ ኣለው። እስራኤል ድማኒ ሃገሮም ክትህቦም ኣለዋ፡መርየት ናይ ጎረቤትካ ጎቢጥካ ሒዝካ ቀሲነ ክነብር እየ ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት ጥራሕ እዩ። እስራኤል ካብ ትምስረት 75 ዓመት ግራ ኣላ እንተኾነ ግን እስራኤልውያን ግን ሓንቲ መዓልቲ ትኹንውን ቀሲኖም ደቂሶም ኣይፈልጡን እዮም።መኽንያቱ መርየት እንዳማቶም ሒዞም ስለ ዘለው። ኩሎም ጎረቤብትኻ ከም ገሮቢቶም እንተዘይ ትቅቢሎምኻ ክሳዕ ትመውት ቅሳነት ኣይህቡኻን እዩም።ከትፈኦም እየ ኢልካ እንተ ሓሲብካ ድማኒ ክተጥፈኦም እይትኽእልን ኢኻ ።መኽንያቱ ንዓኻ ውን ከጥፍኡኻ ስለ ዝኽእሉ።

    • @Redairise
      @Redairise 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@AWELKER6542ኩሎም ኣስላም ኣሸበርቲ ኣይኮኑን:: ኩሎም ኣሸበርቲ ግን ኣስላም ኢዮም🤮🤮🤮🤮🤮

    • @AWELKER6542
      @AWELKER6542 2 วันที่ผ่านมา

      Kkk😂😂😂😂

  • @semirtekle1014
    @semirtekle1014 2 วันที่ผ่านมา

    ሎቁማጽ

  • @robigrande1629
    @robigrande1629 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲ ናይ ጣሉ ኣይተቋርጻ 😂😂😂

  • @AwetSiyum-q8c
    @AwetSiyum-q8c 2 วันที่ผ่านมา

    nay Talu tray amxalena 😂

  • @TakleHagos
    @TakleHagos 2 วันที่ผ่านมา +1

    josi ❤❤

  • @ኣይተጋህደንሕልመይ
    @ኣይተጋህደንሕልመይ 2 วันที่ผ่านมา

    ንባብስ ጆሲ የንብቦ ኣገናዕ

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 2 วันที่ผ่านมา

    Thank you so much

  • @loveumom8428
    @loveumom8428 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሉ ናይ ሕማመይ 🤣🤣

  • @YoniTe.giden1
    @YoniTe.giden1 2 วันที่ผ่านมา

    ኣላ ጣሌ ክክክ

  • @fwwrffsrr9709
    @fwwrffsrr9709 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጣሊባናዊ
    @ጣሊባናዊ 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲን ጣሊባንን ፅቡቅ ምሕዝነት ፈጥሮም ኣለዉ ፅቡቅ ገርካ ብዛዕባይ ፅብፅብ ይብሎ ሎ መስለኒ 😁😁😁😁😁

  • @abrahamtewolde2803
    @abrahamtewolde2803 2 วันที่ผ่านมา

    Good job keep it up Jessie. Please bring more topics about taliban, N.korea , Cuba , ..

  • @KahsayKubrom-y2t
    @KahsayKubrom-y2t 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 2 วันที่ผ่านมา

    You're like to talk about Afghanistan😅😅😅

  • @GebarHabtab
    @GebarHabtab 2 วันที่ผ่านมา

    ወይ ጸገም ፡ ካባና ዝኽፍእ ከኣ ናይ ህዝቢ ኣፍጋንስታን፡ እዝ ኣምላኽ ሲ ታይ ና በድልናዮ እና ን በዓል ሻዕብያ ን ጣልባንን ኣሕልፉ ዝበና ዘሎ፡ ወይ ጉድ

  • @amanmeles1583
    @amanmeles1583 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን ጠብሎቅሎቅ 😂😂

    • @AsmitOsman
      @AsmitOsman 2 วันที่ผ่านมา

      🚫❌🚫

  • @HKChannelHk
    @HKChannelHk 2 วันที่ผ่านมา

    ፈቲየኪ ፈቲየካ ኣብ ትሕቲ ሓሌ ኣይትሕሰብዎ😂😂😂

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 2 วันที่ผ่านมา

    kkkk josi za nay talban aytgadefena eka

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 2 วันที่ผ่านมา

    Anta ezi taliban yhayish ykewun u kabzom tslulat HGDEF mayn lchin eka yrekbu etom hzbu.

  • @brhanemebrahtom6264
    @brhanemebrahtom6264 2 วันที่ผ่านมา

    kkkkk talban meshaq eu benu eu alemu

  • @mussieasmorum3206
    @mussieasmorum3206 2 วันที่ผ่านมา

    J studio ab tensae Eritrea hagerawit media kngebra Enna!!

  • @dawitabrha9079
    @dawitabrha9079 2 วันที่ผ่านมา

    Taliban kem nefas Bahri tuum hegagat alwo😂😂

  • @senhit4894
    @senhit4894 2 วันที่ผ่านมา

    Shbya ferhu elka melikatka diyakkkkkkkkkkk

  • @kelailselemon
    @kelailselemon 2 วันที่ผ่านมา

    ሑቲ ባሓዊ ቱፃዉቱ

  • @WediKiros-vz4kr
    @WediKiros-vz4kr 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባ ቀፅልሉ😮

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 2 วันที่ผ่านมา

    ወስላቲ ኣይትእመንን

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

      ነቲ እትደልዮ ሓቂ እትብሎ ዜና እንተደሊኻ ፡ መርበብ ናይ እስላማዊ ጣሊባን ፓኪስታን ኣፍጋኒስታን ወይ ናይ እስላማዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ኣናዲኻ ስማዕ። ሓቂ እንተመረረካ ግና ውሓጦ። በዚ ኣብዚ ዝቐርብ ዜና ፡ እስላማዊ ጣሊባን ሕጉሳት እዮም ፡ ምኽንያቱ እቲ ዜና ከም ዘለዎ ቀሪቡ ስለ ዘሎ። ጣሊባን ንእስላማዊ ቁርኣንን ሓዲዝን ቃል ብቓል ስለ ዝትርጕምዎ ፥ ንሕና ናይ ብሓቂ ኣስላም ኢና ኢሎም ይኣምኑ።

  • @SimonHadish
    @SimonHadish 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲ እዛ ናይ ጣሊባን ግርም ሒዝካያ ኣለኻ😂

  • @HailegoitomHaile-rr4fb
    @HailegoitomHaile-rr4fb 2 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዜናኻ ይሰምዕ ኢየ ግን ዲስላይክ ኢየ ዝገብረልካ

    • @DanielHaile-lc2io
      @DanielHaile-lc2io 2 วันที่ผ่านมา +1

      Silemntay emo Ata donkoro ftret

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

      ነቲ እትደልዮ ሓቂ እትብሎ ዜና እንተደሊኻ ፡ መርበብ ናይ እስላማዊ ጣሊባን ፓኪስታን ኣፍጋኒስታን ወይ ናይ እስላማዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ኣናዲኻ ስማዕ። ሓቂ እንተመረረካ ግና ውሓጦ። በዚ ኣብዚ ዝቐርብ ዜና ፡ እስላማዊ ጣሊባን ሕጉሳት እዮም ፡ ምኽንያቱ እቲ ዜና ከም ዘለዎ ቀሪቡ ስለ ዘሎ። ጣሊባን ንእስላማዊ ቁርኣንን ሓዲዝን ቃል ብቓል ስለ ዝትርጕምዎ ፥ ንሕና ናይ ብሓቂ ኣስላም ኢና ኢሎም ይኣምኑ።

  • @isaiaskidane651
    @isaiaskidane651 2 วันที่ผ่านมา

    Kkkk Taliban yao

  • @hani165
    @hani165 2 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ዮስዬፍ ከምዚ ናይ ጣሊባን ተረካብ ዘረባ ናይ ህግደፍ ዘይትደልየልና
    ወላ ባዕልኻ ኣቀናብሮ ምሉእ ክእለት ኣለካ ይፈልጥ እየ ካብ 2015 እየ ዝከታተለካ

    • @AsmitOsman
      @AsmitOsman 2 วันที่ผ่านมา

      ቆዳረ ህግደፈ ጆጋኑ

  • @HagosElyas
    @HagosElyas 2 วันที่ผ่านมา

    good news

  • @yemanezewde4344
    @yemanezewde4344 2 วันที่ผ่านมา

    Fithi nhzbi Eritrea

  • @DaeroMedia-l9w
    @DaeroMedia-l9w 2 วันที่ผ่านมา

    Jossy taliban mber fetikayom kkkkk

  • @kuflomangsom3880
    @kuflomangsom3880 2 วันที่ผ่านมา

    ኣሕጉስና ኢስራኤል ንዞም ሩኩሳት ክሳድ ሰብ ዛሓርዱ በሊዎም

    • @Redairise
      @Redairise 2 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ሰብ ይሙት ኣይብሃልን ኢዩ:: ገይጋ ! እቲ ምንታይ ሰብ ቀቲልካ ኣይውዳእን ኢዩ:: ዋላ እንተደለካዮ:: ሓሳብ እንተዘይ ሞይቱ ወዲ ሰብ ቀቲልካ ኣይውዳእን:: ሳዕቤኑ ከኣ ከቢድ ይኸዉን በንፃሩ:: እቲ እንኮ ፍታሕ ብዘይካ ሓደ እዝጌኣብሄር ኣምላኽ ዋላ ሓደ ኡካ የለን:: ብሓሳብ ኢዮም ተፈላልዮም እምበር: ኩሎም ደቂ ሓደ ሰብኣይ ኢዮም እኮ!

  • @Solomonmulugeta9268
    @Solomonmulugeta9268 2 วันที่ผ่านมา

    Bdgla 😅

  • @romodanderasi9899
    @romodanderasi9899 2 วันที่ผ่านมา

    Taliban 100 gezeye yehayish kab Abotatkum deki junta komu elom borok rok mis belu ena sere aftihna eum

    • @MohamedBabi-g9n
      @MohamedBabi-g9n 2 วันที่ผ่านมา

      ጣሊባን ጮቋኒ'ዩ ንየ በሎ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

      ነቲ እትደልዮ ሓቂ እትብሎ ዜና እንተደሊኻ ፡ መርበብ ናይ እስላማዊ ጣሊባን ፓኪስታን ኣፍጋኒስታን ወይ ናይ እስላማዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ኣናዲኻ ስማዕ። ሓቂ እንተመረረካ ግና ውሓጦ። በዚ ኣብዚ ዝቐርብ ዜና ፡ እስላማዊ ጣሊባን ሕጉሳት እዮም ፡ ምኽንያቱ እቲ ዜና ከም ዘለዎ ቀሪቡ ስለ ዘሎ። ጣሊባን ንእስላማዊ ቁርኣንን ሓዲዝን ቃል ብቓል ስለ ዝትርጕምዎ ፥ ንሕና ናይ ብሓቂ ኣስላም ኢና ኢሎም ይኣምኑ።

    • @YoniTe.giden1
      @YoniTe.giden1 2 วันที่ผ่านมา

      ከመይ ጌሮም ኢዮም ዝሕሹ ካብ ኣቦታትና ጀልፋፍ መሳፍሒ .ካብ ኣቦታትካ ኢዮም ዝሕሹ ምስሉይነት ገዲፊም ቃል ብቃል እናተርጎሙ በቲ ሃይማኖቶም ዛኣዘዞን ኢዮም ዝኸዱ .ወጃብ

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂 ያኣ ጆሲ ግደፍ ናይ ጣሊባን

  • @matthewsbrhane5160
    @matthewsbrhane5160 2 วันที่ผ่านมา

    ሎሚ ከ ጣሊባን ይሕመ ኣሎኹ ኣይበለን ጆሲ

  • @Eritrea-nx3yi
    @Eritrea-nx3yi 2 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ጣሊባን ጠለባት ኣብዚሖም😅

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 2 วันที่ผ่านมา

    እዛ ናይ ጣሊባን ብጣዕሚ እየ ዝከታተላ 😂

  • @alexhabtom-sy3nc
    @alexhabtom-sy3nc 2 วันที่ผ่านมา

    ጉዳይ ጣሊባን ኣይተውሕድ ጆስ 😂😂

  • @teklino1919
    @teklino1919 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጣሊባን መማቀርቲ እያ 😅

  • @ሚካዊ
    @ሚካዊ 2 วันที่ผ่านมา

    ዛ ናይ ጣሊባን 😂😂😂

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 2 วันที่ผ่านมา

    ባንዴራ ሰቒልካ ገዛውቲ ከፍትካ 😁😁😁

  • @Jani-b8b
    @Jani-b8b 2 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂 ጣሊባን መስሓቕ እዩ

  • @amanmeles1583
    @amanmeles1583 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን 😂😂

  • @jerosalem2022
    @jerosalem2022 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲ ባዓል ጡዑም ድምጺ❤❤❤

  • @LovelyChowChow-ns1np
    @LovelyChowChow-ns1np 2 วันที่ผ่านมา

    ወይ ጣሊባን ክክ

  • @MohamedBabi-g9n
    @MohamedBabi-g9n 2 วันที่ผ่านมา

    ጣሊባን ካብ ምድረገጽ ክጠፍእ ኣለዎ 4 ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

      ጣሊባን ንእስላማዊ ቁርኣንን ሓዲዝን ቃል ብቓል ስለ ዝትርጕምዎ ፥ ንሕና ናይ ብሓቂ ኣስላም ኢና : ኢሎም ይኣምኑ።

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 2 วันที่ผ่านมา

    ጆሲ ነዞም ጣሊባን እኮ ምፍራግ ኣቢኻዮም 😂😂😂

  • @Daniel-dl1hk
    @Daniel-dl1hk 2 วันที่ผ่านมา

    ኣንታ ዓጋመ ብናይ ዉልቃዊ ድሌትካን ሃረርተኻን ዝሰራሕካዮ ዘይቅርዑውን ሓቅነት ዘይብሉ ዉልቃዊ ድልየታትካ ጥራይ ዘንጻባርቕ ፕሮፓጋንዳ ካብ ክትሰርሕ ኢልካ ድቃስ ዘይብልካ፡ ትሓድር ክዉንን ተኣማኒን ዜና ሒዝካ ዘይትቕርብ ግዳ በብቕሩብ እንተፈንፈንካ ጥራይካ ስለዝተረፍካ ባዕልኻ እንዲኣኻ ኮመንት ከተስርሕ ጀሚርካ ዘለኻ ግዲ የብልካን ሻራ ከይሓዝካ ክዉንን ሓቅን ትንታነታት ሒዝካ ቅረብ ምዃን ካብቶም ከይተመስሑ ኣፎም ዝዉልዉሉን ዘጉስዑን እንዲኻ እቲ ሓሶትን ለኽበጣን ጸኒሑካን ዉርሻኻ እንዲዩ ንመን ክትህቦ ኢልካ ይዋእካ።

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 2 วันที่ผ่านมา

      ኣየ ባርያ😂😂😂😂

    • @LuwamAbedom
      @LuwamAbedom วันที่ผ่านมา

      @@AaA-nq7il ስቅበል ወዲ ባህታ ገይ ሲኢልካ ተረዋእ ረሳሕ ዓሌት

  • @umhafipac6684
    @umhafipac6684 2 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ዘን ኣዕራብ ለብዘበን ክጠፍአ እየን ደልየን ከለፍለፍ ኣብዚሐን 😂

  • @AsmitOsman
    @AsmitOsman 2 วันที่ผ่านมา

    አተሐሰዊ አነ ባዕለይ አብ የመን አሎኩ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 2 วันที่ผ่านมา

      ነቲ እትደልዮ ሓቂ እትብሎ ዜና እንተደሊኻ ፡ መርበብ ናይ እስላማዊ ጣሊባን ፓኪስታን ኣፍጋኒስታን ወይ ናይ እስላማዊ መንግስቲ ኣይሰስ ዳዕሽ ኣናዲኻ ስማዕ። ሓቂ እንተመረረካ ግና ውሓጦ። በዚ ኣብዚ ዝቐርብ ዜና ፡ እስላማዊ ጣሊባን ሕጉሳት እዮም ፡ ምኽንያቱ እቲ ዜና ከም ዘለዎ ቀሪቡ ስለ ዘሎ። ጣሊባን ንእስላማዊ ቁርኣንን ሓዲዝን ቃል ብቓል ስለ ዝትርጕምዎ ፥ "ንሕና ናይ ብሓቂ ኣስላም ኢና " : ኢሎም ይኣምኑ።

    • @AsmitOsman
      @AsmitOsman 2 วันที่ผ่านมา

      Atb qodar fara qedimka nqah

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 วันที่ผ่านมา

      @@AsmitOsman እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 วันที่ผ่านมา

      @@AsmitOsman እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓዶኽዶኽ ዘብለኩም ዘሎ፧ ኣብዛ ኤርትራ ሎሚ ዝመርሑ ዘለዉን ገዛእትኹምን ዝነበሩን በዓል ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያም ፣ ኢሳያስ ኣፍወርቂ ፣ ኣወል ስዒድ ፣ ሓጎስ ኪሻ ፣ የማነ ማንኪ ፣ የማነ ቻርሊ ፣ ፍሊጶስ ፣ ዓሊ ዓብዱ ፣ ቢንያም ግርማይ ወዘተ መሰረቶም ዓዶም እዞም ትግራይ "ዓጋመ" ትብልዎም እንድዮም። በዓል ጀበርቲ ኦሮሞ ናይ ወሎ ዓብደልቃዲር ከቢረ ፣ ጋላ ኦሮሞ ናይ የጁ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ወዘተ እንድዮም።

  • @derejeaanereayonreayo6219
    @derejeaanereayonreayo6219 2 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉 ዕውትን ንጹሩን ጋዜጠኛ ።ተባረኽ።

  • @merebwedeb4668
    @merebwedeb4668 2 วันที่ผ่านมา

    ኪሮስ ኣስፋሃን ሰልጠነን ብዕሽነቶም ምስ ጣሊባን ክጽንበሩ ኣለዎም።