ማይማዮ | Maymayo (Part 5) - New Eritrean Comedy 2019 by Ghirmay Temesgen

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 959

  • @ኣሌክፈታዊሞሞና
    @ኣሌክፈታዊሞሞና 5 ปีที่แล้ว +418

    ሕሩመይ ኢለ መሳጢት ፍላስፋዊት ድራማ!
    ደራሳይ እዛ ስራሕ ክቡር ሓውና "ግርሜሶ"
    ዘለዎ ዝንኣድ ብቕዓቱ ኣንጸባሪቕላ እዩ።
    ተዋሳእቲ 100%… ዝግባእ ሞራል እባ
    ንሃቦም ደቂ ኤረይ !!

  • @ዓለምብሜላ
    @ዓለምብሜላ 5 ปีที่แล้ว +1076

    ያ ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሎማዓንቲ ናይ ኾንግራ ወረጋ መጺኣትን ማራ ታሓጉሰ ፡ንስኩም ካ ብlike ምሳይ ታሓጎሱ።

    • @meharitgezae1268
      @meharitgezae1268 5 ปีที่แล้ว +7

      Enkae feterelka hawey natey

    • @ንስካባሓላል
      @ንስካባሓላል 5 ปีที่แล้ว +8

      Congratulations hawey

    • @ጽዮን-ደ5ኰ
      @ጽዮን-ደ5ኰ 5 ปีที่แล้ว +13

      ክንደይ ኮንግራ ድዩ ዝመጸካ ነዓኻ?

    • @tekleweyniyemane2497
      @tekleweyniyemane2497 5 ปีที่แล้ว +3

      Enka yehegioseka hawey natey

    • @wilized8584
      @wilized8584 5 ปีที่แล้ว +5

      እንቓዕ ደስ በልካ ወዲ ሃገረ ወዲ ሓመደይ

  • @Wedi_eri1962
    @Wedi_eri1962 5 ปีที่แล้ว +74

    ክክክክ ተመስገን ጎይታይ ሰበይተይ ብሰላም ተገላጊላ
    ኣነ ውን #ተገላጊለ ከማይ የማስልኩም #መሩቅለይ
    ካኣ ንዉሉደይ #የቀንየልና እንዳ #ማይማዮ

  • @kemlbeylbey715
    @kemlbeylbey715 5 ปีที่แล้ว +11

    ክክክ ያ ብጣዕሚ ደስ ትብል ፊልም
    ጽቡቕ መደብ ምሃርን ኣዘናጋዕን።

  • @mehretredwa6459
    @mehretredwa6459 5 ปีที่แล้ว +9

    ሰሉየ በጃኩም እዛ ፍልምኩም አይትወድእዎ ስቅ እልኩም ቀፅሉዎ መወዳእታ ዘይብላ ሽኮሪናታት ደቂ ኤሬይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ
    @ጓለቡኣኤረይዝዓዳ 5 ปีที่แล้ว +20

    ሓቅኺ!!!!!!ክክክክክክክ መትኩ ኣንታ ብሰሓቕ ከብደይ የሒምኒ።
    ኣይ ትሰኣኑ ደቂ ኤረይ ምቁራት።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +26

    *ኣዝያ ዕምቆት ዘለዋ ፊልም ኩሉ ማሕበራዊ ሂወት ፓለቲካዊ ጉዳይ ሃገርና ፍቅራዊ ሂወት ኩሉ ዘጠቃለለት ንዝሓስብ ዓቢ ትምህርቲ እዪ ቀጽልዎ ኣጆኩም ኩሉ ካባና ዝድለ ክንገብር ድሉዋት ኢና*

  • @ፍቅሪሓያል-በ1ዘ
    @ፍቅሪሓያል-በ1ዘ 5 ปีที่แล้ว +238

    በጃኹም ዓርቢ ቴስት ኣለኒ ይቅናዕካ ኢልኩም ላይክ ርገጹኒ ብር ክትብሉ ታሓጎሱ

    • @sanireynatey2537
      @sanireynatey2537 5 ปีที่แล้ว +2

      Nay mntay Fetena nay arat, mekina, tmrti???? Gn Awet ymneyelka

    • @henokheni1870
      @henokheni1870 5 ปีที่แล้ว +5

      Axne enber abzi mexika dika mo like tlmn wysi eti memhr bzuh like teakibka khlfeka ye eyu ilka

    • @sanireynatey2537
      @sanireynatey2537 5 ปีที่แล้ว +2

      @@henokheni1870 aygermekan nay gele sebat eko mara u zgermeka

    • @heranheran4112
      @heranheran4112 5 ปีที่แล้ว +1

      @@sanireynatey2537 ysaltelki(ka) amen

    • @officialpureentertainment741
      @officialpureentertainment741 5 ปีที่แล้ว +1

      ፍቅሪ ሓያል kab ab TH-cam like mlman ab Facebook ይሓይሽ ኢሎሞ። ሓቂ ዲዩ?

  • @yordanosweldeab8124
    @yordanosweldeab8124 5 ปีที่แล้ว +20

    Bunet kem lomi giere sihke ayfeltn kemay entelo like ygbereley deki erey they make my day thanks maymyo

  • @smonfre1874
    @smonfre1874 5 ปีที่แล้ว +8

    ናይ ጥበብ ዕድመኩም ይባርኸልኩ እንቆዕ ናትና ኾንኩም።

  • @samimehari3093
    @samimehari3093 5 ปีที่แล้ว +11

    ሮምዮ ን ጁሌትን😍 ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ

  • @binimesel293
    @binimesel293 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ከምዛ ማይማዮ ጌራ ተበራብረኒ ድርሰት የላን። ኣዝያ ብልጽቲ እናዘናገዕት እትምህር ሙዃና ኣዝየ እየ ዝፈትዋ። ተሜ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ፣ ጎቦዝ ደራሲ ኢኻ።

    • @Filipos610
      @Filipos610 5 ปีที่แล้ว

      ግርማይ'ዩ ዝበሃል ደራሲኣ ዓርኩ። ዘርኢ ይሁዳ ትብል Page ኣላቶ ኣብ Fb ዛንታታት ዝጽሕፈላ።

  • @meronteklesenbetteklesenbe8458
    @meronteklesenbetteklesenbe8458 5 ปีที่แล้ว +103

    ዝበዝሕ ህዝብና ነዚ ዝብሃል ዘሎ ወላ ስለ ዘየስተውዕለሉ ዘሎ አዩ ጸገምና መሊሱ ዝገድድ ዘሎ
    ደራሲ ግርማይ ከሕልፎ ደልዩ ዘሎ አንድሕር ይርድኣና ኣሎ ብዛዕባ (ቅዋም) አዩ አቲ ቀንዲ ኣተኩርኡ
    ኣብዛ ናይ ሎሚ ምስ ንዕዘብ for example
    ኣብ 2ልተ ኣርአስቲ አዩ ኣተኩሩ ዘሎ
    1ይቲ ብዛዕባ አዚ ኣብ ገጻት fb ኣዋልድና ዝገብርኦ ዘለዋ Baby sh,,,, ዝብሃል አዩ አዚ ኣብ ጸዓዱ ዝርአ ልምዲ አዩ ብ ከመይ ይግበር አንዶ ዘይብለን የሕዋትና ግን ሱቅ ኢለን ጠኒሰ ኢለን ኣብ ገጻት fb ክጥቅዓ ትረክበን የግዳስ አዚ ጸዓዱ ዝገብርኦ ሓንቲ ጓል ከይወለደት ነዊሕ ትጸንሕ አሞ ሽዑ ናይ ኣምላኽ ነገር ኣብ ክንደይ ዓመታ ውላድ ትረክብ ማለት ትጠንስ አዚ ጸጋ አዚ ዓቢ ህያብ ስለ ዝኮነ ከም መግለጺ ሓጎሳ ኣብ ገጻት fb ጠኒሰ ኢላ ትዝርግሕ ስለዚ ግርሜሶ ክብሎ ዝደለየ ጌሮሞ ኢልና ዘይኮና ማዓስ ኣበይ ይግበር ክንፈልጥ ኣለና ክብል ኢሉ አዩ
    2ይ ኣልዒልዎ ዘሎ ዝዓበየ ኣርአስቲ ክኣ (ቅዋም) ዝብል አዩ አንድሕር ነስተውዕለሉ ኣለና አዞም ሰብ ሓዳር ብ ቅዋም መሰረት ተቀይዶም ይከዱ ኣለዉ ስለዚ ሓንቲ ሃገር ወይ ሕብረተሰብ ቅዋም ምስ ዝህልዉ ብዘይ ጭቅጭቅ ብ ሰላም ሂወቱ ክመርሕ ከም ዝክአል አዩ ዝነግረና ዘሎ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዘሎ ሽግር ብ ሰንኪ (ቅዋም) ዘይምህላው ሙካኑ ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ አዩ ግርሜሶ ነዚ ነጥቢ አዚ አዩ ኣተኩርሉ ዘሎ ስለዚ አዩ አዛ ፊልም ፍሊቲ ኮይና ዘላ መክንያቱ ቅድሚ ሕጂ (ፖለቲካ) ብ መልክዕ ጥበብ ብፍላይ ፊልም ከምዚ ናይ ግርሜሶ ኣይተሰርሐን ተበልና ምግናን ኣይኮነን ።
    ስለዚ ኩሉ ግዜ ፊልም ኣብ ንዕዘበሉ ግዜ አንታይ መልአኽቲ አዩ ከሐልፍ ደልዩ ደራሲ ክንርድኦ ኣለና ዝብል ርኢቶ ኣለኒ ።
    በዚ ኣጋጣሚ ደራሲ ግርማይ ሓደ ካብቶም ተሰዊሮም ዝጸንሑ ከዋኽብቲ ኢካ አሞ ሕጂ ግን ብ ድምቀት ጥበብካ ከም ጸሓይ ቀትሪ ደሚቅካ ወጺክ ኣለካ ኣብታ መጻኢት ሰላማዊት ንምስርታ ኤርትራ ክኣ ድምቀትካ ኪኖ ርግአቲ ኤርትራ ክሳብ ዓለም ተዘርጊሑ ን ዓለምና ብርሃን ክህባ ሙካኑ ከይጀመርካ ንርአዮ ዘለና ሓቂ አዩ ።

  • @Yohonseamnuel
    @Yohonseamnuel 6 หลายเดือนก่อน

    Beteami nefeat qexelewi diqi Eritrea shekkrr ademeni teanana yehab fetri ❤❤❤❤ thanks

  • @tedrosweld5184
    @tedrosweld5184 5 ปีที่แล้ว +16

    ደርሆ ደርሆ.....ንዓክስ ብድሆ ድኣ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
    ርኢኻ ክምነዋ ዘይክእላ ኩሉ ነገራተን ቁምነገር ዝመልኣ 5 Part የሕሊፍና
    ደራሲ ግርሜሶ ምስ መሳርሕትካ ክብረት ይሃበልና🙏

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 5 ปีที่แล้ว +1

    ሞይተ ሞይተ ሞይተ አውይይይይይይ ማራ ኳልኩም ናይ ልበይ ትረልብዎ ብሓቂ ንፉዓት ብሓቂ ብፍላይ ዛናይ baby shawer ቡነት ብሓቂ ቀጽሉላ ገጹ ይርሓቅ ተካል ባህሉ። " በዓል ሓዳር ስለ ዝኮንኩየ" " ተረዲናልኩም ኣሎና " hahahahahahaha

  • @jhonsamuel9904
    @jhonsamuel9904 5 ปีที่แล้ว +3

    The acting is Gold...I love you guys..Great job !!!

  • @afieghebrihiwet1234
    @afieghebrihiwet1234 5 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk srah n snetbeb hagerna araya zkewin srah counties ur works we love you Eritrea 🇪🇷

  • @fkrshow3896
    @fkrshow3896 5 ปีที่แล้ว +10

    ደስ ክትብሉ ናይ ብሓቂ ሰብሓዳር ዲኩም ኣነ ግን እዛ ቤቢ ሻወር ዝበሃል ኣይቅበሉን እየ ኣይባህልናን እዩ ስለዚ ዘይትቅበልዎ ብ like ግለፅለይ

  • @desalegebreyohanes8616
    @desalegebreyohanes8616 4 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ኣይፋልክን ባህልና ኣይኮነን ኢነዓል ባህለኪ ምስ ዘመና ዘይትጎዓዝ ሶልያና ሽኮር ኬፍ ዘለኩም ኣደይ ማዕረይ ናይ በሓቂ ቀይርዎ

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 5 ปีที่แล้ว +4

    Frist tazabay nayza viedo koyne aleku almanti👍🏾ezia elkum hlefu burukat

  • @lifeeyobgunnerawi9313
    @lifeeyobgunnerawi9313 5 ปีที่แล้ว +1

    Xbuk tmhrti nezen beserotat zey
    Kem adetaten
    Entay bxegamay edka ybelie hawey great job continue

  • @moses3400
    @moses3400 5 ปีที่แล้ว +13

    "እሞ ዓርከይ ደኣ ገዓት... "
    What a great comedy!!
    In my opinion: You guys are number one.

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 6 หลายเดือนก่อน

    እንታይ እዩ እዙይ ኩሉ ግዘ ጭክጭክ ደቢሩና ኳ😢❤❤❤❤❤❤

  • @yonikenLERi
    @yonikenLERi 5 ปีที่แล้ว +12

    What a great job guys, I Literally cry 😭 you guys are making my day, it’s really funny 😁 😄 I Enjoyed the video that’s my second time writing comment on your comedy Guys, I’ve never had comment on you tube specially on .....people for You guys deserved comment, like, share, Respect ✊ stay humble and be positive. Love you guys, For me thumbs up 👍 guys for doing nothing 😂 😂

  • @negawedi6481
    @negawedi6481 5 ปีที่แล้ว

    ብኡኖት ከፍ ዘለኩም ናይ ብሓቂ ትምስገኑ ሰባት መሃሪ Comedy keep it up

  • @naodnegusse9923
    @naodnegusse9923 5 ปีที่แล้ว +9

    Yo. Am telling u guys. This is by far the best comedy of the year. Got me lough ma ass out. Specially the “ Geat “ part nd how they chose the instrumental with it. Keep it going guys. Splendid work.

  • @natuisak7329
    @natuisak7329 5 ปีที่แล้ว

    Deki erey shikorinatat qexlwo xbuk tmhrti u nay bhaki kab bahli bzuh keywexakum ❤️❤️😍😍

  • @fifiyeyonififi50
    @fifiyeyonififi50 5 ปีที่แล้ว +6

    ZaDrama eko modern eko kkkkkkk
    Ya kemey Dye zfetwekum❤️😘😘😘

  • @absis2760
    @absis2760 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ዓብይ መልአኽቲ ዘለዋ ኮሜዲ።ቀጽልዎ ንፉዓት ተዋሳእቲ ምስ በሊሕ ደራሲ።

  • @BMBM-ly3bx
    @BMBM-ly3bx 5 ปีที่แล้ว +3

    Kkkkkka hadarna ako modern yu andabelkum si dorho ab klte ktkorxwa mexikum do brhan gexom kemakum gieru anda mahare zezangዕ እኮ የለን grazie mille

  • @hayledaniel7296
    @hayledaniel7296 5 ปีที่แล้ว +1

    Was darin dye TA zria zelleku 😎😊😘😋🤭😲meas dea mexiki saru nayhlmey gall😍😍👈🏼💪💋

  • @tekihaile4351
    @tekihaile4351 5 ปีที่แล้ว +5

    Hahhhhhhhhhhhh በቁባቅ ስለ ድኮነት አያ ኮሙኡ ገይራታ ኣትይሳኣኑ ደቂ አሪ🇪🇷😂😂😂🇪🇷❤

  • @drardesta
    @drardesta 5 ปีที่แล้ว

    ክክክክክ ኣንታ ኣወዳኣኒ እንዶ ወይለይ ኣብዚ ኣወዳኣኒ ኣብ ዓራት ኣወዳኣኒ ጦቅ ክክክክ ብጣዕሚ እናዛናገዐት ትምህር ቀጽልዎ ውዱኣት ተዋሳእቲ ።

  • @siku9753
    @siku9753 5 ปีที่แล้ว +153

    ያ ጀማዓ ሎሚ እስከ #like #like ኣግርጩው ኣብሉለይይይ ኽትሕጎሱ ከኣ ፍቅረይ ሓሪሳ ኣላ 👍🤝

    • @ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ
      @ጋልትግራይኩሕሎምቅናይምቅ 5 ปีที่แล้ว

      enkae ses beleka

    • @habtishitech1756
      @habtishitech1756 5 ปีที่แล้ว +1

      ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል please!!!

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว +4

      እታይ ዳኣ ትገብር ኣብዚ ኪድ ግዓትካ ብላዕ

    • @temesgengermay622
      @temesgengermay622 5 ปีที่แล้ว +1

      @@abadieri8870 modelin eu hadaru geat yelen kkk

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว

      @@temesgengermay622 ታይ ፈሊጠ ኢልካኒ ይልሙኑ ከም ሕሱም ኣቃልበሉ ጥራይ ጽባሕ ድማ ካልእ መለመኒ ሒዙ ክመጽእ እዩ temesgen ንስካ ውን ክትልምን ሪኣካ ኣለኩ ለይባ ኔው በልዎ ጽባሕ ድማ ገዘብ ክትብሉና ኢኩም ካብዚ ላይክ ተመኪርኩም

  • @robellebasi9934
    @robellebasi9934 5 ปีที่แล้ว

    Btaemi blsti srah kemzia tmesite zketatela komedy yelan please keep it up don't stop 😍✌wdeti eleya aleku kalay aresta

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 5 ปีที่แล้ว +4

    እንቧዕ ከመይ ዓይነት ፊልሚ"ያ ያኸ ያ በዓል ንስኩም ከይትመጹና እንዲኩም እንዳጠፋእኩም ቶሜ

  • @dddwww1948
    @dddwww1948 5 ปีที่แล้ว +1

    Good job guys, We, the Eritrean people need comic relief. This is way Better than stupid politics. We need more fan staff.

  • @vampire.-ama7308
    @vampire.-ama7308 5 ปีที่แล้ว +3

    Kab derho zebluki bedho zeybluki geda 🤣😂❤️
    Germiso hayal derasi

  • @biniammeles4859
    @biniammeles4859 5 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ባሃቂ ኣዛናጋኢት ድራማ ።

  • @ereyshkorasbeco4761
    @ereyshkorasbeco4761 5 ปีที่แล้ว +117

    ኣንታ ኣወድኣኒ እንዶ
    እንታይ መዓት ወሪድና ዩ ወደይ ኣብ ዓራት ኣወድኣኒ ኣብዚ ኣወድኣኒ በቃ

    • @lloveyuemom7490
      @lloveyuemom7490 5 ปีที่แล้ว +2

      😂😂😂😂😂😂😂

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว +2

      Kkkkkkk awedauna da ela eko wedianana nal dneg

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +2

      ክክክክክክ ግደፎ እባ ኣነስ እቲ ቀደም ሓሪም ኒክኒክ ዘይትሕቢ እያ ትመስለኒ ኔራ ተራካስ ዘየዕገብካኒ ኢለን ይፈትሓካ ክክክ

    • @abadieri8870
      @abadieri8870 5 ปีที่แล้ว +1

      @@samsomsamsom5731 ሎሚ ዳኣ ኣሻሓት ገዘብ ውን ኣየዕግበንን እዩ 4 ሚ ተ ክትውንን ኣሎ ከምዚ ከማይ ተኮካ ድማ ቢያ ትብሃል

    • @eseyasgrmay5102
      @eseyasgrmay5102 5 ปีที่แล้ว +2

      Asbeco Cycling Team kkkkkkkkkk nay lomi film kulu aedani kkkkkkkkkk

  • @micheboy1040
    @micheboy1040 5 ปีที่แล้ว

    Ewayyy ezia medeb fetyeya kab meten nlaeli kef alewa qexlywo 👍👍👍👍👍👍👨‍❤️‍💋‍👨👨‍❤️‍💋‍👨👨‍❤️‍💋‍👨👨‍❤️‍💋‍👨👨‍❤️‍💋‍👨♥️♥️♥️💯💯💯💯💯🇪🇷✔️

  • @sagikesete6262
    @sagikesete6262 5 ปีที่แล้ว +3

    ኤፐ መግለጺ ሲኢነልኩም ቐጽልዎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👏👏💥💥

  • @eritreatime
    @eritreatime 5 ปีที่แล้ว

    Xbuk melkti zhazelet comedy zeyteselchu kexlwo

  • @natieri5039
    @natieri5039 5 ปีที่แล้ว +25

    አንቃአ ብደሃን መጻኩም ደቂ አረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @binyamsolomon1741
      @binyamsolomon1741 5 ปีที่แล้ว +1

      Xebukat feterat Edemen tenan yehabkum fetari des zabel comedy

  • @falfila5219
    @falfila5219 5 ปีที่แล้ว

    Kkkkk yinaal bahlek ** mara kef alekum yaak, I like the way you used to sent the message to us. Kexlwoo maharn azenagaan zkone comedkum

  • @samuelkbromofficial
    @samuelkbromofficial 5 ปีที่แล้ว +9

    Guys I'm gonna go to England after two days I'm so happy

  • @መሪሕ-ሰናይ
    @መሪሕ-ሰናይ 5 ปีที่แล้ว +2

    I can not wait to see more from u guys 👍👍👍👍👍💋💋

  • @Nathan_2025
    @Nathan_2025 5 ปีที่แล้ว +3

    Lomi qne baby shower kigebir eye hahahahaha waw gele aynet deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merkibtv7390
    @merkibtv7390 5 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ብኡነት ኣታ ዓንቀጽ አንዳ በሉ ኮ ኣንቀጾምና ክክክክ ብጥዓሚ ምሃሪ ቀጽልዎ ንፉዓት ።

  • @chapico2705
    @chapico2705 5 ปีที่แล้ว +7

    Keytgedfwa ezia drama tegedifkuma kxlel eye deki erey tfetwuni tekonkum keytgedfwa🇪🇷❤️🇪🇷

  • @romanzerea5200
    @romanzerea5200 5 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ኩሎም ኣብዚ እዋን ዝዋስኡ ዘለዉ ብሉጻት ኢኹም ዳራሲ ከማን ናይ ብሓቂ ንፉዕ

  • @aronwadgare3051
    @aronwadgare3051 5 ปีที่แล้ว +12

    Ab Libey zalwo yehwatena ka mawxeo yefxrlom faxare Balu

  • @ሓደራዶንሓዞሓኪማ
    @ሓደራዶንሓዞሓኪማ 5 ปีที่แล้ว +1

    Eway kef zelekum deki eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love u

  • @m.s1093
    @m.s1093 5 ปีที่แล้ว +17

    ደቂ ኤረይ ብርሃን ገጾም ኣውሊዕ መወጾም እንቃዕ ብድሓን መጻኩም

    • @habtishitech1756
      @habtishitech1756 5 ปีที่แล้ว

      ሓዳሽ channel ከፊተ ኣለኩ ብዛባ business ሞራል please!!!

    • @wediadikala1245
      @wediadikala1245 5 ปีที่แล้ว

      Metkel Mehari brhan gexu

  • @محمداحمد-ك2ط7ز
    @محمداحمد-ك2ط7ز 2 ปีที่แล้ว

    daki Erey shkor 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ikkanalles4097
    @ikkanalles4097 5 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኩም ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ቀጽልዎ

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 5 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ኤሪየይ ክፈትወኩም ደስ ባሃልቲ💋💋💋

  • @kuflomgere8738
    @kuflomgere8738 5 ปีที่แล้ว +13

    ክትግሕትን ክትግፍትን እልካ ዶ ካላደር ይወጻእ ክክክክ

  • @jesusislordsamenamenamen8312
    @jesusislordsamenamenamen8312 5 ปีที่แล้ว +1

    Kkkkkkkk deqi eri shukorinatar thanks very much so keep up it

  • @zerekidane8387
    @zerekidane8387 5 ปีที่แล้ว +16

    The best comedy of 2019

    • @mezengieweldemichael1143
      @mezengieweldemichael1143 5 ปีที่แล้ว

      ኡኡኡኡይ ከይብለካ ስኪ ገሬ እሙን ከ ናይ 2020 ድያ?

  • @mginspire
    @mginspire 5 ปีที่แล้ว +1

    Salute Grmieso ኮኮ ሓዳርና ኮ...kkkk great Job buddy

  • @nevergiveup8614
    @nevergiveup8614 5 ปีที่แล้ว +3

    ብሰንኪ እዛ ፊልም ሰሉስ ክፈትዋ መዓት ኮይነ ኣጆኹም በርትዑ ማይማያውያን።

  • @galsedet8729
    @galsedet8729 5 ปีที่แล้ว

    Ata eta dero abu kolet gerata ya kef delkum so qexlewu 🥰👌

  • @put_god_fristnoh3549
    @put_god_fristnoh3549 5 ปีที่แล้ว +3

    I can’t wait part 6 ............ lol 😂

  • @pana-tv
    @pana-tv 5 ปีที่แล้ว +1

    1000 Likes neakum deki Eri xaeda 😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷😘🇪🇷❤️😍❤️😘🇪🇷

  • @samiwediermile
    @samiwediermile 5 ปีที่แล้ว +4

    ተኸባበሩ ኩፉእኻ ኣይትጽላእ ካውኡ ዝከፍእ ከይመጸካ : ናይ ዓርክኽ ይገድድ

  • @happinessisunlimited1938
    @happinessisunlimited1938 5 ปีที่แล้ว +1

    Ktghtn ktkedn eilkado Callander tkoxr eika 🤣
    Ant killer zkonkum
    Ftuwat keep up lads I’m proud of you guys juts be cool as usually

  • @yohannesabraham7472
    @yohannesabraham7472 2 ปีที่แล้ว +4

    I think Marta's understanding of Safe Period (1st 17 days) is completly wrong. I am surprised that many women or girls don't know how the safe period works. It works as follows:
    step 1- I dentify the date your PMS starts ( eg 5th of the month)
    Step 2: Determin the 14th Date (Ovulation) from the start of your PMS (e.g 5+14 = 19th of the month)
    Step 3: Subtrac 4 days and add 4 Days from the Ovulation date (eg 19-4 =15 and 19+4= 23
    step 4 : the hot period during which your probability of getting Preginant ranges between those two days you havde determend at step 3 (eg between 15th and 23rd ) will be your hot Period
    Step 5 : The rest of the days outside your hot period (step 4) is your Safe period..
    i hope this helps

  • @blackson2443
    @blackson2443 5 ปีที่แล้ว +4

    እወይ መይተ(ስሓቅ) ጉድ ረኪባ ደርሆ.

  • @eritiv8371
    @eritiv8371 5 ปีที่แล้ว +28

    ኣቱም ሰባት እስከ ብlike ተሳሕሉኒ። like ጥዒመ ኣይፈልጥን ኢየ'ሞ ብጃኹም ክጥዕሞ ደልየ ኣለኹ እጡሙኒ ላይክ

  • @ሓዊሰላም
    @ሓዊሰላም 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣዝዩ መሃርን መዘናግዕን ድራማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ።

  • @ሃብቲናይገዛና
    @ሃብቲናይገዛና 5 ปีที่แล้ว +44

    ኣታ ሰብ ኮመንቲ ኸይ ረኣኩሞ ዲኩም ትጽሕፉ ሕጂስ"ኮ ተወዲእና ሰላም'ታ ከኣ ኣይረሳዕናን ሓባይብ

    • @EfremEseyas
      @EfremEseyas 5 ปีที่แล้ว +1

      Besm kiros like hibka alku

    • @ሃብቲናይገዛና
      @ሃብቲናይገዛና 5 ปีที่แล้ว

      @@EfremEseyas Thanks ክብረተይ

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

      *ታይ ዳ ከምዞም ካቢነ ምኒስተራት ርእስካ ትነቃንቅ ክክክክ ማርታ ዝበለቶም እዪ ክክክክ*

    • @ሃብቲናይገዛና
      @ሃብቲናይገዛና 5 ปีที่แล้ว

      @@samsomsamsom5731 ናይ ማርታ ገዲፋካ ተዛረብ ብፍቅራ ፍሪቅሪቅ ኢለ፡ ለኩ

  • @mokonenyemane5409
    @mokonenyemane5409 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ንስክምስ ድሃይኩም ኣይትሓባእ ብጣዓሚ ጽቡቅ ስራህ ክልቴኩም ቀጽልዎ

  • @habenokubayhaile5658
    @habenokubayhaile5658 5 ปีที่แล้ว +8

    ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ኣታ ንስኹም ሲ ኣይትሰኣኑ ደኣ

  • @beryberymeryhappy9441
    @beryberymeryhappy9441 3 ปีที่แล้ว

    የመና አብዝሕክዮ ሰበይ ማርታ ዓይናይ 😁ብዝካን ኬፍ አሉክም 💘💘💘

  • @ቀስተደመናናተይመምህርፍና
    @ቀስተደመናናተይመምህርፍና 5 ปีที่แล้ว +24

    ኣታ እዛ ሓዳር ዝብልዋ ማዕሮ ክንድ ተጫቃጭቅ ተኮይና ትትረፍኪ ነብሲ
    Only singel like

    • @maryameykbleye7671
      @maryameykbleye7671 5 ปีที่แล้ว

      Yes I like single i hate hadar

    • @j.k.lovelove5444
      @j.k.lovelove5444 5 ปีที่แล้ว

      ትትረፍካ ዛርከይ ኣነ ዘለኽዎ ባለይየ ዝፈልጦ

  • @ሴምሴም
    @ሴምሴም 5 ปีที่แล้ว

    Bestegamay ideka ኣይብላen ኣመላኽ ዘይፈትዎ

  • @Man.Utd20
    @Man.Utd20 5 ปีที่แล้ว +42

    ሞራል እሰከ ንሃቦም ነዞም መሕጎላት ሰብሓዳር

  • @jonasabimbi3605
    @jonasabimbi3605 5 ปีที่แล้ว +1

    this girl so talented and the guy too awesome job guys love it we need more ..pls

  • @ወልደተክለሃይማኖት
    @ወልደተክለሃይማኖት 5 ปีที่แล้ว +20

    ከጸብቐልኩም እስከ ፈተውቶም ላይክ ጥራሕ ግጨውኒ

  • @Adha1991
    @Adha1991 5 ปีที่แล้ว

    እጆኹም ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩም ምሉእ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ምልእ ጥዕና ይምነየልኩም፡ምስ ግዜ ትኸዱ እንዳ ኣዘናጋዕኩም ትምህሩ ንፍዓት ።

  • @gofarreri2094
    @gofarreri2094 5 ปีที่แล้ว +3

    Ewayy eizi commeti msta commy diu weridu so enkae dahan mexakum mkrati ❤️❤️❤️❤️

  • @wediabshayellborezeto3613
    @wediabshayellborezeto3613 5 ปีที่แล้ว

    Kulu gizye pic xubukatey 👍👌😍😗

  • @maydaseleman3008
    @maydaseleman3008 5 ปีที่แล้ว +4

    ata ezoyom esi kef zelowom🇪🇷

  • @ichliebedichmeinemutter1001
    @ichliebedichmeinemutter1001 5 ปีที่แล้ว

    Ata eza marta tbehal King of comedy eya

  • @misginaeyasu6260
    @misginaeyasu6260 5 ปีที่แล้ว +6

    ክክክክክክክይ ቒድሚ ጥንሲ ሕልሚ ባ ወደይ ጊናይ ኣብ ሽቐልቀል ተንቢረካ so ጽቡቕ ሲራሕ funny

    • @fremuzberhane4956
      @fremuzberhane4956 5 ปีที่แล้ว +1

      Ajoka mareyyy bare kedndzi ay konen wedi eyash

  • @theblueschelsea8921
    @theblueschelsea8921 5 ปีที่แล้ว +1

    Ata ayney dyu wala entay Saron bereket do rieya abzi lecram hakey

  • @ነዊህአዩተመተይንከሰምረለ
    @ነዊህአዩተመተይንከሰምረለ 5 ปีที่แล้ว +3

    Ya Ertiran sedrayen enber nafike kemzi kemay kemeles zedeli telo like yeamtek

  • @milionyemane2676
    @milionyemane2676 5 ปีที่แล้ว

    Hahahahha yak moyte gele aynet comedy nice 👌👌👌

  • @genetgeryeiamproudoftigray3032
    @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว +14

    Welcome ደቂ ኤሬ ሽኮር ኣወዳኣኒ ኣወደኣኒ HAHHHHHH አረኧ አታስቁኝ ነዓ በል ሕጂ ከኣ ትግርኛ ተዛረቢ ክትብለኒ ኢካ ግን ብትክክል ብዙሕ ት/ቲ ኣለዎ ስራሕኩም
    ሎሙስ ከኣ ደስስ ይብል ኣንውሕ ኣቢልኩምዋ ይልመድኩም በሉ መቅሰናተይ

    • @Peace-zf1br
      @Peace-zf1br 5 ปีที่แล้ว +1

      Neski ke awedni teblyo do

    • @mebrahtomkesete7607
      @mebrahtomkesete7607 5 ปีที่แล้ว +1

      ንስኪ ከ ተወድእዮ ድኪ የወደአኪ እዩ?

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว

      @@mebrahtomkesete7607 ብሓደ ኢና ንውድእ ምስ ፍቅረይ ንሕናስ አረኧ HAHHHHH ተሽ

    • @mebrahtomkesete7607
      @mebrahtomkesete7607 5 ปีที่แล้ว

      @@genetgeryeiamproudoftigray3032 ዓጊብኪ ዶ፡እሞ ትድቅሲ ወይ ድገመኒ እኪ ትብሊ ኣይተውጻኣዮ ዝብላ ኣለቃ

    • @genetgeryeiamproudoftigray3032
      @genetgeryeiamproudoftigray3032 5 ปีที่แล้ว

      @@mebrahtomkesete7607 አረኧ ከምኡታትስ ኣይብልን ጉድ መጣ ዛሬ HAHHHHHH

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 5 ปีที่แล้ว +1

    Deki Erey shekakur ajekum kexlwo 🇪🇷❤🇪🇷✌

  • @ynn1992
    @ynn1992 5 ปีที่แล้ว +11

    tfeltu dikum comedy film zkone aynet movies yrie emo kemzom tewasaeti geru zwasae gn ayreakun btaemi nfuat whdet zelewom abi derja naybxah tkielokum kereba eyu

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 5 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ኣከዲመ ከይራኩዋ like &comment ጌረ ኔረ እንተ ኮነ ግን ሕጂስ መይተ ድየ ገለ ፋንድያ ኢልካ ትእዛዝ ኣሎ

  • @ደቂስባህቱኸ
    @ደቂስባህቱኸ 5 ปีที่แล้ว +3

    እንዳ ኣዘናጋዕኹም እትሕልፍዎ ምሃሪ ብጣዕሚ ኢና ንመስግነኩም የቐንየልና

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 5 ปีที่แล้ว

    Eway Hadar Tebelashu Gasha Ademkum wey Gud Rekibkum

  • @robelmichael5794
    @robelmichael5794 5 ปีที่แล้ว +18

    ጋል ደበሳይ መጺኣ ዓንቀጽ ኣይተብዝሂ ኪኣ
    ሃቁ ዩ ኣብ ጥርዚ እንተበጺሓ መላሲ የብላን
    ብርሃን ገጾም
    Like adiwom

  • @sabamengsteab1240
    @sabamengsteab1240 5 ปีที่แล้ว +1

    😂😂😂eway gate dass kbluuuu shikorenatat btaemi das zbel tmrti 😂😂👍🏼♥️😘

  • @እጸ
    @እጸ 5 ปีที่แล้ว +3

    ደራሲ ተዋስሳእቲ ናይዛ ኮሜዲ
    ኣዝየ እየ ዘድንቀኩም ብጣዕሚ
    ላዛ ምስ ቁምነገር ፐውው ንፉዓት ብልቢ
    ኣሕና ከኣ ዘለና ምትብባዕ ከነበርክት ኢና ኣየኩም !!

  • @NaelKokob
    @NaelKokob 6 หลายเดือนก่อน

    ክትከፍትን ክትግሕትንን ካላንደር part 😂😂