@@Erishkorwelela shut up🎗️ deaf fool Your mind have been rape, because of the dictatorships preaching. You don't insight about this issue, because you have been enveloped in ignoranced and hatred. My question is🤔 how me have been created with you? ፌራ
Well said Nesh Nesh, those who said “ Eritrawean kemze ayngeber ena” who are they to tell others what to do? Thomas every right to do what he is good for. It is up to us to watch him or not. Kudus to tv eri for interviewed him.
I absolutely agree with you. Unfortunately we people think we have the right to judge and control other ppl instead of focusing on ourselves. It's shame how everyone treated and put him down .
ሕጋዊ ሓቀኛ ጋዜጠኛ ነሹ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ
nay bhaki neshu hawey edmen tanan yhabka fetari fetewtka buzuhat yom
Tbok.gerka.nso.btame.❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ኣታ ነሽነሽ ሓወይ ኣነ ብዛዕባ እዚ ሰብዚ እኩል ኣፍልጦኣለኒ መስኪናይ ገይ ኣይኮነ ገለ ኣይኮነ ጠንቂ ናይዚ ኣብ ነብሱ ሰሪጹ ዘሎ ናይ ጓል ባህሪ ወይ ጓልጋሎ ሙኳን ኣተዓባብይኡ እዩ በዲልዎ ከመይ እንተ ኢልካኒ ።
* ዕድል ኣይገበረን ስድሩ ብ ህጻንነቱ ዮም ብሓደጋ መኪና ክልቲኦም ሓሊፎም ቀጺሉ ዕድል ናይ ዚ ዘክታም ክከውን ዝተፈረደ ቶማስ ሙልጌታ ምስ ሓንቲ ባር ትውንን መሓዛ ኣዲኡ ምዕባይ ኮይኑ ምስ ኩለን ኣዋልድ ደቃን ዌተራት ናይቲ ባርን ዓብዩ ብሓጺሩ ብ ኣዋልድን ዌተራትን ተከቢቡ ዩ ዓብዩ ኣነ ሕጂ ክሓስቦ ኮለኩ ጠንቂ ናይዚ ተላቢስዎ ዘሎ ባህሪ ኣተዓባብይ ኡ ኮይኑ ይስመዓኒ ።
ስለዚ ብዛዕባ ዚ ዝሃብኩካ ሓበሬታ ን ህዝቢ ገለ ክትብል ይምሕጸንካ down ክንገብሮ ዘይኮነ ክንሕብሕቦን ክንሕግዞን ዩ ዝግበኣና ።
Seems reasonable!!! To be act like a lady!!!
አንጀራ ዓለም ብላዕ ዝሓወይ
Goyta yikre yibelelna feridnayo
Nmntay nezi naygaulgalo srha tkunno enber
ጋዜጠኛ ነሸነሸ ኣቦ ሓቂ ኢኻ አስኻ
ኣነ ኣድናኪ ናትካ ኢየ በቲ ኩሉ ትገብሮ
ከምዚ ጌርካ ናይዚ ሓውና ብምጻካ ብጣሚ ኢየ ዘመስግነካ ሓወይ ናተይ !
ካብኡ ንላዕሊ ኣበርቲኣካ ክትሰርሕ ከኣ ይምህጸ ን አወ ወድሓንካ ነሹ 😘😘❤️
❤️🙏🙏🙏
nay neahu ziena semiae ye zamnn frhat egziabiher edmen tanan yahabo
የነ ጋዘጠኛ ነሹየ እንካዕ ብሰላም መፃእካ ማዓረይ ዓብይ ሰብ ♥ከመይ ድየ ዝፈትወካ ለባም መስተውዐል።እግዚአብሔር ይሓልኻ።ኑዑኡ ከዓ ኣምላኽ ምሕረት የውርዴሉ ትግራዋይ ይኹን ኤርትራዊ።ብዘይ አገድስ ዓገብ ክትብሉ እዩ ዝግበኤኩም ጎሮበትካ ተተለክሙ ንስኻ ኸዓ ምልካም ስለ ዘይቀርይ ኩላትና ዓገብ ክንብል ይግበኤና
🙏🙏🙏
ክክሓጥኡ ትግራዋይ እዩ እዮም ዝብልዎ🤔ወይዛትግራይ ዓደይ ኩሉ የላግብልኪ ብንፅህትኪ❤❤❤
እንታይ ፀገም ኣለዎ ትግራዋይ ይኩን ኤርራዋይ ሞራል ክን ኮኖን ክን ሕገዞን አዩ ዝግባና ኣጀካ
@@aaaa-dx8rz እሽይ ትክክል ሰብ ብምካኑ ብቻ ክንሕግዞ ይግባእ ግን ዝገረመኒ ዘይኮነ ተናጊርካ ሃገር ዳማትካ ምፅላም ፅብቅ ኣይኮነን
አነ ዝገርመኒ ነገር ግን ንንታይ እዮም ልጸልእዎ ሰብ ትግራዋይ እዩ ዝብልዎ🙄🤔
Hgdaf da tyda tsebuk kblu dlki fluy xle alwom ab tigray😢fxom yrhak foee
አነውን ዝገርመኒ እሱ እዩ እዞም ሓስዳት አራዊት
ተጋሩ ብብዝሒ ህዝቢ ኢትዮጽያ ሰኺሮም ሚእቲ ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ጎኖም ኣሰሊፎም ኦሮም ኣሎ በሎ ኣምሓራ ኣሎ በሎ ደቡብ ህዝቦች ኣሎ በሎ በሎ ንህዝቢ ኤርትራ በሎ ኢሎም ካብ ጻት ንጻት ኤርትራ ናይ ምጽናት ኩናት ስለ ዘካይድሉ
@@askalutesfagaber2281ተባሂሉ ኢልካ ኣብ ዘረኝነትን ኣብ ጽልእን ትነብሩ ህዝብኹም ዘህለቆ ህዝብናኸ ውሕድ ድዩ ኮይኑ😢ንሥሙስኮ ክርስትያን ኢኹም ግን ናይ ሰይጣን ስራሕ ኢኹም ተላቢስኹም ዘለኹም 😢ልነገሩ ለሕዋትኹም ዘይራህራህኹም ከመይ ንዓና ትሩህሩሁልና
He is a naturally gifted and talented Eritrean ሓውና: God bless him.
ዋይ ተጋሩ ንረክቦ
Nay Behaki yhzin
ወሪድናዶ ተጋሩ ኣከብቲ ዓዘራ ዝዘከፍአስ ትግራዋይ እዩያ ማሓሩናንዶ በጃኩም
ዝገርም እዩ
ወላ ጻዕዳ ኤውሮፓዊ ጸሊም አፍሪቃዊ : ባህ ተዘይበሎም : ትግራዋይ : ኢዮም ዝብሉ :: ንዝፈተውዎ ናይጀሪያ ወዲ ኤሬይ ይብሉ ከይሓፈሩ :: አብ ኤርትራ ሕማም አሎ : ዓሌትነት : መሰረቱ ካብቲ ዝግበር ስተጥበባትን : ተዋስኦ ደርፍታት ግጥምታት : ዝግበር ጎስ ጓስ :: ዝነቀለ ዓለታዊ ዝንፋሕ መርዚ ኢዩ :: ብኢትዮጵያ ወገን : ነዚ አሉታዊ ሳዕቤን: ዘኸትል ዘሎ ጸለመ አብ ህዝቦም ዝኾኑ ተጋሩ : ስምዕታ ብመንግስታዊ ደረጃ ክሳብ ሕጂ አይሰማዕናን አይተባህለን :: ስለዚ ኢዩ እዚ ነገራት ዝቅጽል ዘሎ ::
ነሽ ነሽ በዓል ሕልና🥰🙏
❤️
ኣነ ዝገርመኒ ግን ቅድሚ ሓደ ዓመት ቃለ ምሕተት ጌሩ ኔሩ እዩ ስለ ምንታይ እዮም ሕጂ ትግራዋይ እዩ ዝብሉ ካብ ኣፉ ዝሰምዓኩዎ ከኣ ኤርትራዊ ምኻኑ እዩ ዝገልፅ ኔሩ ኩሉ ስራሕቱ ከኣ ኣዝዩ ዝፈቶ እዩ ዘለዎ ብዘይካ ዛ ናይ ሕጂ ደርፊ ቶሚ ኣዝየ ዝፈቶ ስነ ጥበባዊ እዩ ክዓቢ ከኣ ብዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ 😍🙏
ኣብ ኣከዳድናኡ ድኣ ኩሉ ነገራቱ ጋልጋሎ ኢዩ ዝመስል
በጃኺ ኢለኪ ስለ ሓቂ ዘፉቱ የብሉን
nahom gey tezkewn neyru Eritreawi mbekwo aytfeltn diki nay Eritrea hmam 😂
@Michaele shi Kid Nayzom Hade Hade Tsilulat Semieka Nikulatina Eritreawan Aytilekimena.
Etiy Misana Ziabeye Kulu Hawina Eyu Kabey Metsu Teweludu Bizaygedis.
Enkan Do Kabza Gorebetina Tigray Ethiopia Kab Zirehaqe Bi Bahliy Yikun Bizuh Negerat Daymeslikuka Eka Misak Ziabey Hibretesebika qanqaka Tezaribu Ziabeye Hawina Eyu. Sileziy Ezi Wediy Hawina Eyu Gega Entelewo Ab Gega Entelo Kiany Mimiadin MIERAMIN Eyu Zedloyo.
Nab Zerien Weldon Mikad Gega Eyu
Etay kaebi elka zereba lhtitt belo ata etay konka wedey
ኤረትራዊ ይኹን ትግራዋይ ሃገርና እዩ ነንበይንና እምበር ቋንቋና ባህልና ሓደ እዩ
❤️
ምስ ትግራዋይ ሃደ ባህሊ የብልናንን።
አየኮነን ብ ባህሊ ሃደ ክከውን ብ መውስቦ ምስ ትግራዋይ ከይንዋስብ ቦህልና ህጊ እንዳባ ና አየፈቅድን!!
ብ ባህሊ ኤርትራውያን ዝተፈንፈነ ሰብ ትግራዋይ ምኮኑ ነስተውእል!!
@@ephraimtik920 ሃየ ክክክክክክ
@@ephraimtik920 ካብ ጣልያን ዝተደቀለ እወ የብልናን አይተጋገኻን
@@ephraimtik920 መን ምስደለየኩም እዩ ዋይ 🤔🤔🤔
ነሹየ እንኳዕ ዳሓን መፃእኻ 🥰🥰ትግራዎይ ይኩን ኤርትራዊ ከምዚ ዓይነት ባህልና አይኮነን አይ ህግደፍ ዱሑራት 🤭🤣🤣
Suk beli lokmax
@@Erishkorwelela shut up🎗️ deaf fool
Your mind have been rape, because of the dictatorships preaching. You don't insight about this issue, because you have been enveloped in ignoranced and hatred.
My question is🤔 how me have been created with you?
ፌራ
ፊደለይ🥰🥰 ኣየናይ ኢለሞ በዓል ኣልደ መልዲ ዳኻ ዝኮነ ኣእምሮ ሒዞም።😁😂😂
@@danielgebrehiwet6316 wiii ehh mskin wach wach aytbel abtbexho yeblkan ok go ask god to create you again jelfaf
@@danielgebrehiwet6316 ዳኒየ ባህሎምን ማንነቶም ገዲፎም ዝሰለጠኑ እዩ ዝመስሎም 🤣🤣 ሳዓል አሕምኒ ኢልካ ነይርካስ ሐሽካ ዶ ሆ ይቅርታ ካዓ ትማሊ አብ ፍርጅ ዝበልኩኻ ይቅልድ እየ ነይረ 🤣🤣🤣
ነሽነሽ ነቲ ትግራዋይ ኢዩ ዝብል ዘሎ ሙሉእ ስሙን ስእሉን እንተ ተምጽኦ መንነቱ እንተ ዝፍለጥ ዝያዳ ሰብ ምፈለጦ ይብል ኣነ ።
ጎበዝ እዩ ካዓ ናይ ስራሕ ሰብ እዩ
ጎበዝ ዝብሃል ትግርኛ የሎን። ብትግርኛ ንፏእ ኢሊኪ አርሚ!!!
ብዝኮነ ሰብይቲ ምኳሃል ወዘተ ን ወዲ መፍእቲ ዘየኮነ ዉርደት እዩ!!
ህማቅ አብነት!!!
@@ephraimtik920dhul
ኤርትራዊ ይኹን ትግራዋይ ዘዛርብ ዘሎ ብዛዕባ ባህልን ልምድን እዩ ምስ ተጋሩ ድማ ሓደ እዩ ባህልና ስለዚ ብኽልቲኡ ወገን ዘይእዱብ ስራሕ ልስራሕ ከሎ ኣደብ ክንብል ሓላፍነታዊ ግዴታ ኣለና
ብጣዕሚ ንፉዕዩ
ቶሚ ሽኮር ዝፈትዎ ተዋሳኣይ ቀለብ ዓይኒ ነሹ ጀግና ቀፅለሉ
ነሸነሸ ለባም ኣቦ ሓቂ❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤
ኦይ ሐሕማቁ ንተጋሩ
yigerimeka eyu
Kkkkk 😂Eritrawi kab seb akonen tefetiru kab semay eyu werido
He seems very creative and talented, hope he will stop his girlishly style be normal as a man. He is very brilliant and smart boy
❤️🙏
Emo tfetru endyu
@@Dertz537 wedi koinka twfetirka gal mukan seb eske aytegagyu
@@Dertz537 amlak ab srhu Aygagen eyu
@@yordatv419 seb ba aygagyen ye sorry sele zfelto eye wedi gezawetyn wedi classeyn neru ab elemntary kab kedem u kemu nbleka alena
welcome back ነሹ ቀመም🥰
❤️❤️❤️
Well said Nesh Nesh, those who said “ Eritrawean kemze ayngeber ena” who are they to tell others what to do? Thomas every right to do what he is good for. It is up to us to watch him or not. Kudus to tv eri for interviewed him.
I absolutely agree with you. Unfortunately we people think we have the right to judge and control other ppl instead of focusing on ourselves. It's shame how everyone treated and put him down .
ኣነ ልገርመኒ ነገር ታይ እዮም ልልፀልእዎ ላብ ትግራይ ለፀግዕዎ እባ😏
ኸማኪን ዝበላ ሓደ ሓደ ላሓስቲ ማዓኮር አርትራዉያን ስለ ዘለኪን
@@kuflomangsom3880 Sekt denkoro denbya
Hgdef kemu eyom ezom denakur denbya amharu
@@Blue_2024
❤❤❤
@@Blue_2024 ኣንታ ጋሓፍ ሻዓብያ ሰራቂ ማንካ
ኣቤት ትግራዋይ ዝረከቦ ነዚ ኑጹህ ዜጋስ ክንድዚ ኣደራዕ
Tray elka
Waw eveney god bless uuu❤❤❤
ነሹ ብሉጽ ሰብ ከም ወትሩ ቀጽሎ ይቅሬታ ቅድሚ ምርኣየይ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ድሓር ዝንቀፍ ተሎ ክጽህፍ እየ first commenti
❤❤❤
ናይ ብሓቂ ነሹ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ
Ane eko ygermeni eyu natna neger Eritrawi ykun Tigraway hmaq zserh habirna Ageb zeynbl 💔😢🙏 Amlak aboy yqre belelna 💔😢🙏
ዋይ ጓሓፍ ተደፊኡና ተጋሩ
Guhaf da serikum ms fetahkum endiu tedefikum
ነሹ ሓቀኛ ጋዜጠኛ ኣቦ ሓቂ ጅግና
Well come Neshu ayney♥️
❤❤❤
ነሽነሽ ለባም ሰብ❤
ነሽነሽ ንመጀመርታ ግዜ ፈቲየካ ጽቡቕ መደብ ኣምጺኻ። ነዚ ወዲ ኣይትፍረድዎ ከይትፍረዱ ክብል ቀኒየ። ንስኻ ትብል ኩሎም ኣፎም መሊኦም ዝዛረቡ ጸገም ዝብሃል ዘይብሎም ካብ ሓጢያት ነጻ መሲሎም ኢዮም ዝዛረቡ። እዚ ወዲ ከኣ ክንደይ ደስ ዝብል ስራሕ ሰሪሑ ከም ሰብ መጠን ኣብዚኣ ተጋጊዩ ብዙሕን ውሑድን ።
ኣነኮ ብምክንያት እየ ዝፈትወካ ኣቦ ሓቂ🎉❤
❤️❤️❤️
ነሹ ካብ መንነትና ከጥፉኡና ደሊም፡
እንብረ ኩሉና ተዛረበቲ ትግርኛ
ተጋሩ ኢና፡ሓቂ ዩ እዚ
ያ አምላክ አቦይ ታይ ዓይነት ፈተና እዩ በቃ ንዓና ተጋሩ ከመይ ዲኩም ትሪኡና እስኪ ይኩን ማለት ገረምቲ ፍጡራት ኢኩም ወይለይ ግን አተሐሳስባኩም ግን ናይ መወዳእታ ረሳሕ እዩ ርኩሳት እምበአር ሕጂ እውን ተጋሩ ኢና አስሊ ሀይማኖትና አይንቅይርር ቋንቋና ትግርኛ ቢሄርና ተጋሩ እስካትኩም ኢኩም እምበር አንሕናኮ አይንፈልጠኩም አይነስታውሰኩም በቃ ግደፉና
ነሽ ❤❤❤ ዕድመ ይሃብካሰቲ
Thanks neshu hawey sel ete tegdska zemlskley
ቶማስ ሂወቱ ይፈልጣ መን ምኻኑ !💥🤩💥super star!💥💥💥🤩💥💥💥💥
ተጋሩ ስኽፍ ኣይበለና ንፅቡቅና እዪ ዘዘርከበ ኣብ ልዕሌና ክወፍር ምርኣይ ዝገርም እዪ።
ዋይ ትግራዋይ ዝረከቦ
Gud rekibom tegaru hehmaqu nab tgraway mguhaf lemidu hzbna
@@emteemte3985 ይገርም እኮእዩ
@@ንኩሉብዓቅሊ-ዠ9ተ aytgedesulom trah dkumat sebat kemau eyom
Hji kea eza amet 2023 bneger gemirkuma wey xegem tomas alazar zxahafa xhfti btaemi zmesetetni ala nus zbelo kea kulu gzie hadsh amet tetkewn elu mknyatu kulu seb tuem sle zzareb elueneyru thanks tomi ❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቒ❤️
Tgraway ykun ertrawi ykun beza zteraeyet film gn nay bhaqi yu texeliu mknyatu wedi knsu gal nmntay yu tebahilu
ሎሚ ረኺበካ neshu ብ yotub 😂subscrib ጌረልካ 🎉neshu አቦ ሓቂ 🎉🎉🎉
ቡሉጽ ትግረዋይ እንበር ብሉጽ ኤሪትራዊ የለን ስለዚ ሓቂ እዮም ትግራዋይ ክብልዎ ድምሱስ ኤሪትራዊ ጥራይ እየ ዝሪኢ ብዓይኒ ህግደፍ ስለዚ ንምንታይ ኢካ ከምዚ እዩ ኣይኮነን ትብል ሽልጡን ፍጡር ኣብ ትግራይ እዩ ዘሎ ስለዚ ነሽነሽ ኣይትጋገ በጃካ ድሕሪ ሕጂ ከሙኡ ዓይነት ኣይተምጽእ
ጌግኡ ናይ ነሽነሽ ኣይኮነን።ኣስተካኪልካ ስማዕ።
ዋይ ተጋሩ እነረኽቦ ሕማቅ ዝትባሃለ ትግራዋይ እኻ ይብልዎ ጉድ ዓይነይ😁
Kkkkk
እሞ ሕጅስ ሓቂ እንድዩ ኩሉ ሓሕማቑ ብኣኩም ዝመጸ አንድዬ ሓቂዶ መራራትኩም ርኩሳት ርጉማት መንቐኛታት ጎረቤት ::
@@selamnkulu2023 ገበርይ በግእ መንዳንካ እዩ ኽፍእ ገረቤት ሰራቅይ መንካ🔨🔨🦎🦀
@@selamnkulu2023 ዋእ ፀርፊ ዋጋ የዉፅእ ድዩ ከይኑ ሕሕማቁ አበይ ኣሎ ኣምላክ ጥራሕ እዩ ዝፍልጦ
@@selamnkulu2023is there any mikegna than you funfunat. Tigraway has culture and integrity
Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤
ጋዜጠኛ ነሽነሽ ፍልይ ዘብሎን ዝፈትወሉን ምምሳል ዘይፈቲ ኣቦ ሓቂ እዩ😍😍😍
ኣብ ትግራይ ዘለው ኤርትራውያን ዶ አይበዝሑን ካብ ኣብ ኤርትራ ዘለው ተጋሩ : ካብ ኢሰያስ ናልዕሊ ትግራዋይ ዶ አሎ ኢዩ? ግን ንኢሰያስ ብመንነቱ ዘይኮነስ በቲ ተግባራቱ ኢና ንጸልኦ
ካብዝሕ ግዘ ለማዓንቲ እየ ክሞንት ፅሕፈ ተገድደ ኣብ ትክቶክ ሸር ዝብልወ ዘቀነዩ ቶማስ ትግራዋይ ክብሉ ግን ተጋሩ ናትና ከምዘይኮነ ስለ ዝፈለጥና ዝበዛሕና ንዕቅኖ ዩ እና ኣይመለስናን ስለ ተገድስካ ስለ ዝመለስካልና ነሽነሽ thanks bro🙏
ኣየ ባራዩትግራዉነትኮ ፁሪ መንነት ኡዩ ዲቃሉ በይን ዕድልኩም ከትረክብወ
ንምንታይ እዮም ሃለውለው ዝብሉ ዘለው ካብ አብ
ስደት ኮንኩም ዘይምልከተኩም ትዛረቡ 5 ዓመት
ሰርሕኩም ፅዕርኩም ናብ ሃገርኩም ዘይትኸዱ
ጸረ ዕብየት ስብ ዝኾነ፡ ንሰብ ወን ገይጉኡ ኣሪሞም ክዕብይዎ ዘይደልዩ።
ብጀካ ዕንወት ዕብየት ንሶም ክኾኑ እዮም።
በደልቱ።
That's true Nesh thanks.
❤️
ዝኾነ ይኹን ቅዱስ ዝኾነ ባህልና ክዕቀብ እዩ ድልየትና
እዚ ናይ ሁሞ ሴክሽዋል ዘንጸባርቅ አብ ኤርትራ 🇪🇷 አየድልየናን እዩ ሀገርና ኤርትራ 🇪🇷 ልዑል እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኽ 🙏
ዋይ ምዓረይ, በጃኩም ኣይትድሃልዎ😰
Ezie kidmi eza derfi zetezarebo u bro gega melekti aythlef
2024 tirya entealeka Like rigex
ነሹ ሸኮር😘😘😘
ነሽ ነሽ ነሽ ነሽ እንታይ ትብል ኣሎኻ ዋእ ሓደሓደ ግዜ ምስትውዓል የድልየካሎ Emotional ኮይንካ ኣይትዛረብ pleas
ኣየ ኤርትራውያን በቃ ዘዝፀላእኽሞ ትግረዋይ እዩ ክትብሉ ምድሪ መሲኩም የሕዝን
"ማሌሊት ን ኤርትራ ዝጾምክዮ ዕረ ስተይዮ እንበር ኣበይ ድሕር ድሕረ ኣበይ ድሕር ድሕረ"
Welcome brother ❤
በቃ ኩሉ ናብ ተጋሩ! ብዝኮነ ትግሪኛ ክሳብ ዝኮነ ትግራዋይ ኢዩ ዝሓበጦ ይተኮስ
ጋዜጠኛ ነሹ እንካዕ ናብ መድሃኒኣለም ኣብፀሐካ መድሃኒኣለም ይሓሊካ
Anes kef kehbeni mat u, kemzi Wedi actionu he is just flirty and sweet
ነሹ ጅግና ንስካስ ኣይትጥፋና ዳኣ
❤️
ዋይ ኤርትራውያን ሕማቅ ባዕሎም ዝስርሕዎ ኩሉ ናብ ትግራዋይ 😤😤😤ጓሓፋት ክንዲ ትምክርዎ ትግራዋይ እዩ ትብሉ ትግራዋይ ካብ ባህልና ወፃኢ ኣይስርሑን ከማኩም ኣይኮኑን
ከተዛርቡና ደሊኩ እንታይ ጽቡቅ ታሪክ ኣለኩም ኩሉኩም ብቫይረስ ተወዲኩም ዘለኩ እዚ ሓደ ጎራሕ ትግራዋይ ረኩብኩም ኣብታ ኤርትራ ኮፍ ኢሉ ዕጽዋን ክባን ወጽይዋ እዚ ዝገብሮ ዘሎ ኣጸያፊ ክኣኒ ካባኩም ዝወሮሶ ኢዩ
@@kiflomshumbahri3194 ውዳቕ የውዳቕ ተጋሩ ደቅ ፅዮን እና ሓሳዳት በየዛ ተጋሩ ጋሕሕሕ በሉ
@@ጎልራያኩኩፉቶ ንስኩም ድኣኒ መልሓስኩም ነዋሕ እንድያ ትገራይ ትስዕር ኣይሰምዕን ኢዩ ኢልኩም 1፡2 ህዝብኩም ኣጥፊኩም ሲ ዕጥቁኩም ፈቲሕኩም ፍንፉና ጉሃፋት ኪዱ ስድራኩም ሕተቱ ይንገሩ ኣው ዝረግፉ ይሕዋትኩም
@@kiflomshumbahri3194 ባራያ ወድ ባራያ ጎንደሬ ጎሮሙሮሙ ኣይትብ እሽኻ ባራያ ኣማራይ
@@kiflomshumbahri3194 shtwnti Tigrenya qenqa neblu xebuq terk eyu
Natkom ayknn tigrenya meknyatu tigrenya eti texlewo fedl gez eyu nehna eyu malt eyu
መንከሽከሸይዋይ ሹኾር😘😘😘😘😘
😄
ኣነ ዘገርመንስ ኤርትራውያን ጊን ሕመቅ ዘበለ ሰብ ትግራዋይ ተብለወስ በከመይ እዩ🤔
ኣልወኛ ኾንኪ ሓደ ሰብ ክምኡ ስለ ዝበለ ከመይ ጌርኪ ትብሊ ሓደ ንፉዕ ኤርትራዊ ተሪኢኹም እንታይ ኮንኩም ትግራዋይ እዩ ትብልዎ?😁
Neshu zwedi btami bezi kulu zelewo moya moral zgbo u bejaka btami nfue ika kalie srah kserh tkl jgna ika nezi dona mesilka srah gedifka kalie srah hzka ktmexena kxbeyeka ina
ነሹ ሓቀኛ ሰብ 🥰
❤️
እዛም ህግ ድፍን አምሐሩን ሐደ እንድሕር ሕማቅ ዝገበረ አሐራይ አይኮነን ይብሉ እዛም ህግደፍ ድማ ትግራዋይ ይገርም
Wonderfully person
Dawit abadi memhrey neber we miss you oll azmarinotatt🥰🥰🥰😍🥰🥰🥰🥰
ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣብ ዘለኹሞ ዓመተ ጥዕና ይግበረልኩም እንዳበልኩ ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይሓትት
ዓገብ ዓገብ ቶማስ . እቲ ደሓን ንብሎ ሕብረተሰብና ውን ክብከል ጀሚሩ . ዘሕዝንንንን እዩ 😢.
ክንድርብዑ ዘይመጹ በዛ ዘይትጠቅም ጊጋ ክጸርፍዎን ክዝንጥልዎን ይውዕሉ ክንዲ ዝእርምዎ እዋይ ሰብ 😢😢😢
ነሹየ ዓብይ ሰብ
ቶማስ ✅️ ኩሉ ነገራቱ ካብዞም ኣብዘን ምዑቡላት ሃገራት ተሰዲዶም ዝነብሩ መሰትኡን ልዕሊኡን ዕድመ ዘለዎም መንእሰያት ብዕጽፍታት ይሓይሽ ይበልጽ ። ኣብ ቲክቶክ እልፊ ገፈጥ መፈጥ ትርኢታትን ዘረባን ቛሕመም ምባል ጣቋ ተቆጺሩ 'ስ ብቶማስ ክጥቁዩ ( ክወራዘዩ ) ደልዮም ። ኮንቶ ንኮንቶ ! ስለዚ ቶማስ ወትሩ ሓይል ሓደ መዓልቲ ኣብ ዝለዓለ ብራኸ ክትርአ ድማ ትስፍው እየ ። ዕድመ ጥዕና ምሳኻ ፡ ጥጡሕ ባይታን ዕድላትን ንዓኻ ይኹን ።
ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና ይሕዋት፣ወፊርኩም እተዉ፣ብር ክትብሉ ተሓጎሱ፣ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበሩኒ፣የቐኔለይ።😊😊
🙏🙏🙏
Amennnn amennnn amennnnn
Neshu u are right zi wedi talent alewo knetebaboo u zgbae
ግርም እባ ከም ትግራዋይ መንነቱን ባህሉን ንኸይጠፍእ ዝቃለስ ከማን የለን ወይዘሪትኩም ጥራይ ሓዙል ህግደፋውያን።
Well come neshnesh ambassa afishelkayo nze hasawe kelbe 🦮🐕🦮🐕🦮 isayas Afowerki Well done neshnesh please keep up your good work 👍👌👍👌💐💐💐👍👍👌👌
ምስ ኣዋልድ እንዳወዓለ እዩ ጓልጓሎ ኮይኑ ዘሎ ይመስለኒ
ኣየ እርይራውያን እዚ ኩሉ ተውህቦ ዝተዓደለ ንኡስ መንእሰይ ቶማስ ሙሉጌታ ክንድ ምብርታዕ ገለ ጸገም እንተሃለወውን ክንዲ ምእራም ትግራዋይነት ገበን ተቆፂሩ ክንደይ ሕማቅን ፅቡቅን ክትህትፉ ቀኒኩም መሕዘንቲ መሕፈርቲ ዝኮንኩም ፍጥረት። እዚ ንኩሉ ከይኮንኩስ ነቶም ስድታት ደናቁር ጥራይ ትምልከት እያ። እቲ ኮኾብ ዓለም ኮርሳተረ ቢንያም ግርማይ ውን ገለ ጸገም ተተጋጥሞ ትግራዋይ እዩ ኢልኩም ከተዋርድዎ ምፈተንኩም። ተጋሩ ግን በ100 ሽሓት ስዱዳት ዜጋታትኩም የዕቁብልኩም ክንሱ ሓንቲ ሕማቅ ኣይዛረብን በንፃሩ ይሓዝነሎም እካ ዳኣ። ኣብ መቐለ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራውያን UNHCR ራሽን ክድንጉዮም ከሎ ሰብ እንዳዋፀአ እዩ ዘብለዖም። ኣብ እርይራውያንን ተጋሩን ዘሎ ናይ ኣተሓሳስባ ኣፈላለይ ብጣዓሚ እዩ ዝገርም በዚ ካኣ ተጋሩ ብልዕልና ኣታሓሳስባኩም ክትኮሩዑን ክትቅፅሉሉ ይላቦ።
ተጋሩ ደናቁር አትኩኑ በጃኩም ሕሰቡ አብ ኤርትራ ዝነብር ትግራዋይ ተኮይኑ አይኮነን ክሰርሕ በሰላም ክነብር አይክእልን ካብ አደበቶም እዉን ሰሚዕኖዮ አለን ከመይ ገይሮም ፈቂዶምሉ እናበሉ አብ ትግራይ ተወሊዶም ዛዓበዩ ኤርትዊ ግን ከምድሊየቱ ይሰርሕ በሰለም የነብር ግን ብሕጂ ክንሐስበሉ አለና አፍደገ ዝገበረካ ጠይቂ ግበሮ እዪ
ትግራዎይ እተኮነ እሞ እንታይ ጸገም ኣሎዎ ጽልእና ምስ ሓለፍቲ እንበር ምስ ህዝቢ ትግረይ ኣይኮነን
እዋይይይ ተጋሩ ጋሓፍ ተደፊእና ሑሱራት ተጋሩ ከማኩም የኮናን ባህልና ሓሊና ንከድ ሰባት ኢና ከማኩም የኮናን ዝመፀ ሕማቅ ወያነ ትግራዋይ ክትብሉ ሰዲድልና 🤧🤧🤧🤧🤧ሰረቅቲ 😷😷😷🤧🤧🤧🤧
እዚ ኩሉ መንፍዓት ሒዙስ ኣብዚኣ ክሊፕ ተባላሽያቱ፡ይቕሬታ ሓቲቱ ኣብ ቀጻሊ ብሓድሽ ቪድዮ ክኽሕሰና
Bjaka eba nayza derfi link wedy 1 amet eu Naa enda Sami keses mes jmeri tekarexio koyna
እዚኣ እያ
th-cam.com/video/acq1vCXt5zQ/w-d-xo.html
ነሽነሽ ሓወይ ለባም😍😍😍😘😘😘
❤️
እዋይ ትግራይ ዓደይ ዝረኸበቶ ኣቑሑታ እብ ኤርጥራ እናግዐዙ ሓሰር መሰር ዝኾኑ ብከብዶም ዝሓስቡ ኤርጥራዊያን ተጋሩ እዮም ይበሃሉ🥺 ደናቁር ኾይንኩም እምበይ ሰሜን ትግራይ ከምዝኾንኩም ኣይትዘንግዑ😏
ክላ ጥሙያት ታይ ኣቕሑ ኣለኩም፡ንብረት ተዝህልወኩም ዶ ምተሰደድኩም ናጽነት ከለዎ ዓድኹም ንቑጽ ኮይኑ እምበር
ትግራዋይ ይኹን ኤሪትራዊ ከምዚ
ዓይነት ካብ ባህልና ወጻኢ ክሰርሕ ኣየፍቅዱን
እዮም. ኣብክንዲ ዓገብ ምባል ሱቅ ኢሎም
ሃለውለው ዝብሉ ዘለው🙄
Welcome Neshnesh
ወሪዱዎም ተጋሩ ሕማቅ ነገር ተራኣዮስ ትግራዋይ እዪ ያ ተጋሩ ስነ ስርዓት ኣለዎም ዝሓወይ
ዶና እዩ ዝመስል ጉሉ ነገሩ ወላ ዘረብኡ😁😁😘
እዚ ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተሰብ ናይ ኤርትራ ከመይ ዝበለ ቅልውላው ናይ መንነት እዩ ዘለዎ።
እቲ ብጣዕሚ ዝገርመኒ 1 ናይ ኤርትራውያን ነገር ሓደ/ቲ ኤርትራዊ ፅቡቅ ነገር እንተሰሪሑ/ሓ ኤርትራዊ/ት እዩ ኢሎም ምድረ ሰማይ ሕውስውስ የብልዋ
2 ሓደ/ቲ ሕማቅ ነገር or ደስ ዘይብል ነገር እንተሰሪሑ/ሓ ኤርትራውነቱ/ታ መንጢሎም ናብ ትግራዋይ/ቲ ይድርብይዎ/ዋ ንምንታይ ግን ?
ኣብ ተጋሩ እውን ኣሎ እንድዩ ሓደሓደ ግዜ ከምዚ ዓይነት ይብሉ እዬም ግን ኣይ ከም ኤርትራዊያንን በቃ ከኩፉኡ ናባና ይህቡና እቲ ፀገም ኣብ ምንታይ እዩ ?
ዉዬ ዳኣ ሕማቃት ኮይና እምበር ህዝቢ ኤርትራ ኮነ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ዓይነት ባህልን ቋንቋ እዩ ዘለና
ነሹ ዓይነይ💝🙏✅
❤️
ይገርመካ እዩ ነሹ ትግራዋይ ከዓ ኢለሙዎ ዝወረደና ተጋሩ ዘዘርከበ ክዝልፈና እዚ ቶማስ ግን ስራሕቱ ክፅለአካ