ኣቦን ውሉድን ንስም የሱስ ይጻረርዎ ኣለው ተመልከቱ !

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ส.ค. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @rodanafilmon7887
    @rodanafilmon7887 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ሞጎስ ሓውና መመሊሱ
    ምግላጽ ይኹነልካ ዘመን ሂወትካ ይባረኽ

  • @yorda106
    @yorda106 ปีที่แล้ว +2

    ግብሪሀዋርያት 4,12 ..ብእኡ ንክንድሕን ዝግባእ ካልእ ስም አብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ አይተዋህበን:ምድሐን ብኻልእ የልቦን::

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 ปีที่แล้ว +3

    ወንጌል ዮሃንስ 15
    25፤ እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፥ ብዘይ ምኽንያት ጸልኡኒ፡ ጽሑፍ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዝዀነ።

  • @shewitmesfin9682
    @shewitmesfin9682 ปีที่แล้ว

    God blessed you

  • @milkyasbrhane5740
    @milkyasbrhane5740 ปีที่แล้ว

    God bless you kexlo

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 ปีที่แล้ว

    Eyesus Kirstos Goyta Eyu🙏🙏🙏

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 ปีที่แล้ว

    ቆሎሴ 3
    17፤ ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።❤

  • @kukukuku5502
    @kukukuku5502 ปีที่แล้ว

    Ewe Tizitaw Samuel eyu eti zemari

  • @Children_of_God545
    @Children_of_God545 ปีที่แล้ว

    Mogie hawey bruk yesus tray sbek akalayom Goita ybarika!

  • @abrahamfiory8978
    @abrahamfiory8978 ปีที่แล้ว

    Moge haweay goyta ybarke bruke ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻👏👏👏👏👏👏

  • @SamiGerensie-ro7fu
    @SamiGerensie-ro7fu ปีที่แล้ว +1

    ኣብኣ ኣላቶም ሽም የሱስ መን ምኻኑ እና ፈለጡ ዝንዕቁ ዘቃሹሹ ቃል ኣምላኽ ሓቂ እዩ ግደፉ ተመለሱ ታኣ ደወል ከይ መጸት ከላ ግደፉ ክሳብ ሕጂ ኣምላኽ ኣብ ለዉሃቱ እዩ ዘሎ ግደፈግደፈ ግደፉ ኣቱም ተረርቲ ልቢ

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 ปีที่แล้ว +2

    እዋይ እዚ ኣባ ግርማ ዝባሃል ጠንቋሊ ኦርቶዶክስ ባዕላ ወጊዛቶ እያ ። እሱ ዝጸለየሎም ኩሎም ገዘኦም ከይዶም ኣይጥዑያት ኣይጽሉላት ኮይኖም እዮም ። ኦርቶዶክስ ብናይ ጠንቆልትን መጻሕፍቲ ምንተጀለሓት ውጽኢቱ እዚ ኮይኑ ። ከም ፓውሎስ ዝረከቦ ረኪብዎም እዞም ቁድሳን ኣሕዋትና ፡ኣብ ቤት መቅደስ ሰብ ትቅጥቅጥ ኣታ እዛ ኦርቶዶክስ ናበይ ገጻ እያ ትከይድ ዘላ 😢😢😢

    • @tsigiaredaaraya2615
      @tsigiaredaaraya2615 ปีที่แล้ว +1

      Ewe nabu zkeda seleste ztexelela yfelt.Egziabhar ygesxom

  • @adhanetmelake3256
    @adhanetmelake3256 ปีที่แล้ว

    Tebarek❤

  • @rutaabraha6882
    @rutaabraha6882 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @romatesfaghzi6628
    @romatesfaghzi6628 ปีที่แล้ว

    Shalom,Hzbey Sean fltet ytefie alo ynlena,metshaf entezey anbibom kfeltu aykellun yom

    • @sevenaraya5972
      @sevenaraya5972 8 หลายเดือนก่อน

      የሱስ ክርስቶስ ጎይታ እዩ ስሙ ይባረኽ ብስም የሱስ ምስትውዓሎም ይከፈት

  • @bisiabr9370
    @bisiabr9370 ปีที่แล้ว

    Ewayyyy EGZIABIHER ABOY aynom kfetelom 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @fifi43
    @fifi43 ปีที่แล้ว

    ዝገርም ዩ

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 ปีที่แล้ว

    Ewayyy Jesus so sad yhzn eko btaemi

  • @rahwabereket9207
    @rahwabereket9207 ปีที่แล้ว +1

    እዚ የብኪ እዩ ኮ እ.ሄር ምስትውዓሎም ይኽፈተሎም 😢

  • @tsigiaredaaraya2615
    @tsigiaredaaraya2615 ปีที่แล้ว

    Egziabhar Amlak ybarkka. Yesus Goyta eiu.

  • @merhawigoitom4970
    @merhawigoitom4970 ปีที่แล้ว

    Goyta yabarka mogos hawey batami zenkah medeb temxa aleka.

  • @wedemulat1430
    @wedemulat1430 ปีที่แล้ว

    Eyesus geta new 😭😭😭

  • @senigebre7655
    @senigebre7655 ปีที่แล้ว

    Ezi azika ktsley alewo tenqalay bhiwet knebr yeblun

  • @ermiasmebrahtu2852
    @ermiasmebrahtu2852 ปีที่แล้ว

    ወንጌል ማርቆስ 16
    17፤ ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ in Jesus Christ name Not angel’s name

  • @tesfalemhabte6814
    @tesfalemhabte6814 ปีที่แล้ว

    ሎሚ ኣሚነ እዚ ሰብኣይ ጦንቃሊ ሙካኑ