ንሰለሙን ኣይሰምዕንየ ፕራንክ ገይረናዮ ዜማ ሂቡና ሓድሽ ደርፊ ኣዉፂና Bahta funny Tigrinya prank

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 715

  • @mai-maele29
    @mai-maele29 หลายเดือนก่อน +88

    ኣቤት ዓቕሊ ኣቤት ልቦና ስነ-ጥበብ ማለት እዚ ኢዩ ስነ-ጥበበኛ ሶሎሙን ብሓቂ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💙💙💙💙

    • @BrhanGeretsadkan-i4k
      @BrhanGeretsadkan-i4k หลายเดือนก่อน +2

      ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤

    • @nnnLoop-u9v
      @nnnLoop-u9v หลายเดือนก่อน +2

      ብሓቂ ዓቃል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ
    @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ หลายเดือนก่อน +95

    ተጋሩዋይ ኣነ ሓፍትኹም tdf እየ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ኣተባቡዕኒ እስኪ tdf ትፎትዉ 🤲😢❤️

    • @efghtyuu1175
      @efghtyuu1175 หลายเดือนก่อน +2

      ok

    • @nnnLoop-u9v
      @nnnLoop-u9v หลายเดือนก่อน +1

      እሸኒ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @لملم-ب2ط
      @لملم-ب2ط หลายเดือนก่อน +1

      እሹ.ሸካርና❤❤

    • @መብራት-ወጀራት20
      @መብራት-ወጀራት20 หลายเดือนก่อน

      ጁንታ እንታይ ማለት ዩ?

    • @JdDs-yy9xx
      @JdDs-yy9xx หลายเดือนก่อน

      ጉደታ ❤❤❤

  • @LiliGeremadhn
    @LiliGeremadhn หลายเดือนก่อน +24

    መን አሎ አብ ቲክቶክ ሪእዮ ዝመፀ😂😂😂

  • @ሶሊይ
    @ሶሊይ หลายเดือนก่อน +11

    ከሙዙ ከማይ ፈታ ዝበለ እስከ 👍ዑዱለይ ኡዩ የበለይ😂😂😂❤❤❤

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf หลายเดือนก่อน +24

    አረ በስማኣሞ ሃሞ ለማዕንቲ ስሕቀ የፈልጥ😂😂😂😂😂😂 ሰልየ ግን ዘለዎ ዓቅሊ ❤❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte หลายเดือนก่อน +22

    ሰሌዋይ ጎይታ ዓቅሊ ይመልአልካ❤ ፀላኢኻ ርእሱ የድንንን ቆሲለ እየ😂😂😂😂

  • @AffectionateElectricCar-cj4it
    @AffectionateElectricCar-cj4it หลายเดือนก่อน +9

    አረ ስራሐይ ኣባሪሪኩምኒ ከማይ ካብ ልቡ ተዋሕ እይሉ ዝሳቀ ዶ ይህሉ😂😂😂❤❤ኣሰይ ሙቁራት ባህትሸይ በርትዕ

  • @GgGg-c8k7t
    @GgGg-c8k7t หลายเดือนก่อน +3

    ተጋሩ ማዓረይ ምንጪ ሳሓቅ ፍቅርን ሰላምን ይይይያ😂😂😂 😂❤❤❤❤❤💊💊💊

  • @FernandoBush-zb7do
    @FernandoBush-zb7do หลายเดือนก่อน +25

    vidoka ግን ኣይተንዋሓዮ ሕፅር ዝበለ እዩ ፅቡቕ ባሃታ እድሕር ነዊሑ ሰብ ይድብሮ እዩ ምስ ይቅርታኣ

    • @bahtafunny
      @bahtafunny  หลายเดือนก่อน +12

      እሺኒ ተቀቢለያ ኣለኹ የቅንየለይ

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ደምረኒ 🤲🫶

  • @tbtmidia7397
    @tbtmidia7397 หลายเดือนก่อน +22

    ነዊሓ,ምበር ፅብቕቲ ፕራንኪ እያ👌

  • @ItHuu-sr5cp
    @ItHuu-sr5cp หลายเดือนก่อน +3

    አይ አይትስአኑ😂😂😂ዘግነኽዮ ትርሓስ😂ብሓቒ ከምሎሚ ዘስሐቐኒ ብራንክ የለን🙊ስቕኢሉ ይሸይን ያ😂

  • @FjJf-m2f
    @FjJf-m2f หลายเดือนก่อน +7

    ብጣዓማ ደሰ በሃሊ እዩ ግና ቨድዮ አይተንዉሕዎ ካዓምቲ ክረአየሉኩሞ

    • @AregawiAtsbha-x8r
      @AregawiAtsbha-x8r หลายเดือนก่อน

      ኢለመንተሪ ካብ 1-10 ክፍሊ የለን። 1-8 ኢለመንተሪ እዩ ዝብሃል

  • @ዳነይትዳነይት
    @ዳነይትዳነይት หลายเดือนก่อน +3

    አበየት ዓቕሊ ሰሌዎይ ጀግና❤❤❤❤❤❤

  • @meharenafisshaye2712
    @meharenafisshaye2712 หลายเดือนก่อน +12

    ሰሌ ባዓል ጡዑም ላዛ ዓቃል ፈቃር መምህር ሕልናን ትብዓትን ጂግና❤❤❤ር

  • @kusulovemami7476
    @kusulovemami7476 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም ህዝቢ ግን ባህታ ታይ ገይርኩም እዩ ዘይትድምርዋ በጃኩምባ ካብ 15kኣውፅእዋ እረ ነታባባዓዮም ነዞም ጎቦዛት❤❤❤❤❤

  • @Negitube9077
    @Negitube9077 หลายเดือนก่อน +23

    ሰሌ ጅግና😍❤ አበዮ አለኩም አድነቅቲ #ሰሌ ብስሙ ሳብስክራይብ ግጨዩኑ ሽኮራተይ 💁😘😘😘

    • @Sarh-ke1sy
      @Sarh-ke1sy หลายเดือนก่อน

      Bsm selie gebrelki❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @عبدالهادي-ق3م
    @عبدالهادي-ق3م หลายเดือนก่อน +7

    ሰልዋይ ፁሩይ ኣቤት ዓቅሊ ማርያምን ቀፅለሉ ወድኖ😘😘😘

  • @ZxcvZxcvm-r3w
    @ZxcvZxcvm-r3w หลายเดือนก่อน +4

    ሞይተ ማርያምን😂😂😂ዓቅሊ ግን ይፍለ እዩ ሰሌዋይ ጅግና❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @RRRR-dq3qg
    @RRRR-dq3qg หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ከብደይ ቆሲለ😂😂😂😂😂ኣይትሳኣኑ ሙቁራት😍😂😂😂😂

  • @ማህሉጋልወየንቲ
    @ማህሉጋልወየንቲ หลายเดือนก่อน +16

    ካማይ ካብ ልቡ ልሳሓቀ ዶ አሎ😂😂😂😂

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu หลายเดือนก่อน

      ቦእነት ኣይከኣልኩን😂😂😂

  • @Aa123Aa12-c
    @Aa123Aa12-c หลายเดือนก่อน +2

    ሰሌ ጅግና ብኩሉ እየ ዝድንቀ ፈጣር ዕደመና ጥዕና ይሃብካ ፈጣረ ❤❤

  • @ZenebeshLema
    @ZenebeshLema หลายเดือนก่อน +7

    አረ ሰሓቅ ኣይከኣልኩን 😅😅😅😅😅😅 ሰልየዋ ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤❤ ንበሩልና ደቂ ዓደይ ፅሩያት❤❤

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ หลายเดือนก่อน +2

    ባህታየ ብሳሓቅ ተሞይተ ታሓታቲ ኢካ ሽንታም ሱቀልያ ኣታ ሞትኩ 😁😁😂ሰሌዋይ ጎይታ ዓቅሊ እህህ ኢለ ኣይደርፍን መን ክቅንዘዎ ❤❤❤

  • @wyeyg53yrg24
    @wyeyg53yrg24 หลายเดือนก่อน +2

    ሶል ሽኮር ዓቅልካ ደስ ክብል❤ወይለከ ጉድ መፅይኒ ሎማዕንቲ🤣ባህታ ግን ምስ ዓርካ ሳሓቅ ቀትልኩሙኒ🤣🤣

  • @AliAlia-v5j
    @AliAlia-v5j หลายเดือนก่อน +8

    ደስ በሃሊ ደቂ ዓበይቲ ና ስለሙን ኣታ ጅግና ኩርዕ 🥰🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️💖💖💖🤩🤩🤩

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ መዓረይ 🤲🫶

  • @DianaKidus
    @DianaKidus หลายเดือนก่อน +2

    ትርሓሰይ ዓይኒ ፍንጃል
    ብፍቕርኺ ኮይነ ዓንጃል 😂😂😂😂
    ሞይተተተ 😂😂ለምዘበን ብናይ ባሻይ ፕራንክ ትርታሒዝና ክሞት ኢና

    • @FbJ-vc7pr
      @FbJ-vc7pr หลายเดือนก่อน

      ሞይተ😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s หลายเดือนก่อน +1

    ከምሙ የሳሓቅኪ ዋ ደሰ ባሃልቲ ሰልየ ብዓል ዓቅሊ❤❤❤❤❤

  • @عمرمحمد-ق3ن
    @عمرمحمد-ق3ن หลายเดือนก่อน +4

    ሰሎሙን ብሓቂ ዓቢ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @00-2du3zu6d
    @00-2du3zu6d หลายเดือนก่อน +8

    ውይ ሰሌየ ፀላኢኻ ይድነን😢

  • @NiguseGetachew
    @NiguseGetachew หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ሰሌዋይ ኣዝየ እየ ዘድንቆ ነይረ ግን ማዕዕረ ኽንድዚ ስነልቦና ዝወነነ ኣይስለኒይ ነይሩ ብጣዕሚ ሓላል ሰብ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ หลายเดือนก่อน +4

    ተጋሩዋይ ጽሩያት ፍቅርኩም ሰላምኩም የብዝሓዮ🙏❤❤❤❤

  • @ብራሃንጋልትግራይ
    @ብራሃንጋልትግራይ หลายเดือนก่อน +3

    ብዙሕ ብራንክ ይርኢ የ ሞ ከም ሎሚ ሲሒቀ የፍልጥይ ምይተ😁
    ሰሌ ግን ዘለዎ ትዕግስቲ 100%❤

  • @ክብሮም-የ6ለ
    @ክብሮም-የ6ለ หลายเดือนก่อน +11

    ባህታ ጽቡቅ ሃሳብ አዩ ቀጽለሉ❤ሰለሙን ተስፋይ ጎበዝ❤ቀጽልሉ🙏

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ደምሪኒ ሓውይ🤲🫶

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน +1

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      @@ዓሳድዕባይምኸን 💓💓

  • @mmn4535
    @mmn4535 หลายเดือนก่อน +5

    ይበል ዓቅሊ ሰሌ 🤌👑🤍አትሳኣኒ ተጋርዋይ ሳሓቅ መይትና😂❤

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ሰሌ ዝፍትዎ ድምፂዊ ብጣዓሚ ፁቡቅ መደብ ሃልሽ ወን ጎብዚ ኢካ ባሃታ እኮ ክስሕቀኒ 😂😂😂😂😂😂

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 หลายเดือนก่อน +6

    ኣላ ንስኩም ሳሓቅ ሞይተ ዋይ ሰሌ ምስኪን ኣድናቅትካ እየ

  • @tigraweti6377
    @tigraweti6377 หลายเดือนก่อน +2

    መይተ ሳሓቅ ሎማዓንቲ ባህታ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ หลายเดือนก่อน +5

    ብሰሓቕ😂😂 ከብደይ ቆሲለ ብሓቂ😘 ሰሌ ይበል ትዕግስቲ😘👌

  • @dhsh6276
    @dhsh6276 หลายเดือนก่อน +6

    ወለኪ ጉድ መፅእኒ ዶ በለ ሰሌ😂😂😂

  • @TesfayTig-1214
    @TesfayTig-1214 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ኣይሰምዕንየ እህህ ኢለ ኣይደርፍን😂😂

  • @HaftiTDF-f5g
    @HaftiTDF-f5g หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍ ኣታ ሞይተ ሰሓቕ አረ ባህታ ሰቅኢሉ ይሸይን ሽንቲያ😅😅😅ዋየይይ😂😂😂አረ ሰሌ ትሕትንኡ ጎይታ ዓቕሊ🎉❤❤❤❤❤❤ተብሳኸይ😅😅

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂ዝወዲ ግን ናብ ኩሉ ኘራንክ እናበለ ላሕ ኣብልዋም ❤❤❤❤😂😂😂😂

    • @SAIZANA674
      @SAIZANA674 หลายเดือนก่อน

      ygerm btami goboz eyu

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
    @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ หลายเดือนก่อน +2

    ሰለሙን ጅግና አብት ትዕግስት ብሓቂ ❤❤❤❤❤❤

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይይይ ቆሰልኩ ባህታ መሕረር 😂😂😂ሰሌ በዓል ዓቅሊ ❤️

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 หลายเดือนก่อน +2

    እህህህ ያ😁ክንዲ ሎማዓንቲ ሲሒቀ የፈልጥይ😂😂😂

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 หลายเดือนก่อน +8

    😅 ሰሉዋይ መዓረይ ❤ አይሰምዕንየ በሎ ሃሃሃሃሃሃሃ

  • @selaud
    @selaud หลายเดือนก่อน +3

    ሰልየ😀 ብዓብይከ ዓዳል እልካክተውፅእ💝💝

  • @zenaanena1832
    @zenaanena1832 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌ ወለላ ይፈትየኻ እየ ጅግናና🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ميريميروو-د9ف
    @ميريميروو-د9ف หลายเดือนก่อน +2

    ይዉይይይ ልበይ ልማዓንቲ😂😂😂

  • @TesfomTesfom-ir6dr
    @TesfomTesfom-ir6dr หลายเดือนก่อน +1

    እህህህ ኢለ ኣይደርፊን እየ መን ክቕንዘዎ ያ ይመችኻ ሰልየ

  • @UfYie
    @UfYie หลายเดือนก่อน +7

    ናይዛ ቆላዓ ሃቦፋ ዝተመቾዎ ግጨይኒ😂

    • @ሜሪ-መ6መ
      @ሜሪ-መ6መ หลายเดือนก่อน

      ታይ ትገብር ናብኡ ሪኢኺ,ኻ ሕልኩስ😂😂😂

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน

      ኣይ😂😂😂

  • @abi.gal.hadush
    @abi.gal.hadush หลายเดือนก่อน +6

    ዋው ሰሌዋይ ዘለዎ ዓቅሊ❤
    ቆሰልናበር😂😂😂

  • @ራከቭDc
    @ራከቭDc หลายเดือนก่อน +3

    ሰሌ መዓረይ ይበል ትሕትና ዓቅሊ ♥️♥️♥️♥️🥰

  • @TijiTiji-gp4gs
    @TijiTiji-gp4gs หลายเดือนก่อน +3

    እምቢ ኣይሸሚዒን በሎም ሰሊዋይ❤ክክክ ከም ሎማዓልት ስሕቀ ኣይፈሊጥን ይመቸኩም❤❤❤😂😂😂

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ หลายเดือนก่อน +2

    ሞይተ ሳሓቅ😂ይመችኩም ተጋሩዋይ❤

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio หลายเดือนก่อน +7

    ከም ሎሚ የሰሓቅካ ይመቸክም ግን😁😁😁❤❤❤❤❤

  • @سلام-ل5ف
    @سلام-ل5ف หลายเดือนก่อน +1

    ክነብዕ እየ ኣነስ ዋይዋይ😂😂😂😢ሰሌ ጎይታ❤❤💘

  • @AfeworkZeru
    @AfeworkZeru หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅለሉ ጅግና ባህታ ❤❤❤❤

    • @MashoGalber
      @MashoGalber หลายเดือนก่อน

      ድምርኒ መዓረይ 🤲🫶

  • @rosehama
    @rosehama หลายเดือนก่อน +3

    ትርሓስይ ዓይኒ ፍንጃል ብፍቅርኪ ኮይነ ዓንጃል ምቱኩ😄😃😃😄😄

  • @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ
    @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ หลายเดือนก่อน +11

    ንሰሎምን ንእሽተይ ሓዉ ፊሊ ዝበሃል መሓዛይ ነይሩ ኣብ በረኻ ብሓንሳብ ነይርና ሐዚ ገዲፍና 2015 ገዝኡ ከይዱስ ብምንታይ ኸምዝረኽቦ ሲእነዮ💌😢

    • @SELOMUNAYSEMIENEYE
      @SELOMUNAYSEMIENEYE หลายเดือนก่อน +2

      ድሓን እዩ ሓዊተይ ሰላም ክበለልካ እዩ

    • @AdDf-u5
      @AdDf-u5 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@SELOMUNAYSEMIENEYEሰሌ ጎይታ ዓቅሊ ይሞቸኻ❤️💛❤️

  • @Goitom_Tigraway
    @Goitom_Tigraway หลายเดือนก่อน +1

    ኣብ ካልእ ከይድካ ብኸ ተመቻትኒ ሶል😂😂😂😂

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 หลายเดือนก่อน +2

    ዋእ ከፌ የብሉን አይሲሕበካን😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Abeba1985
    @Abeba1985 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌይ እኅህ ህ ህ ህ እለ አይደረፊን እየ መን ኪቅዘዋ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray หลายเดือนก่อน +5

    ባህታ ናይ ኢድካ ኣይትሳኣን ምንጪ ሳሓቀይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @brhanhadera
    @brhanhadera หลายเดือนก่อน +6

    አረ ቀታልኩምና ሳሓቅ በስማኣም😂😂😂😂😂

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz หลายเดือนก่อน +1

    አረ😂😂😂ኣይትሳኣኑ ተጋሩዋኒ❤💛🙏

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t หลายเดือนก่อน +4

    ትሕትንኡ ግን ኣይሰምዕን የ ❤❤❤❤

  • @azmeragegziabher-yw1fe
    @azmeragegziabher-yw1fe หลายเดือนก่อน +1

    ❤ንሰለሙን ኣይሰምዕን እየ❤

  • @ሰበይቲTdf143
    @ሰበይቲTdf143 หลายเดือนก่อน +7

    ሰሌዋይ❤እህህህ ኣውፀአዮ ያ😂😂😂😂😂

  • @yeshiSelomon
    @yeshiSelomon หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌ ጅግና ❤❤

  • @abyabby9886
    @abyabby9886 หลายเดือนก่อน +2

    ብስሓቅ ሞይተ😂😂😂 ተጋሩዋኒ ፅሩያት🌿😘

  • @Mery4656
    @Mery4656 หลายเดือนก่อน +1

    ብልበይ ሰሒቀ ማርያምን😂😂😂😂😂😂

  • @TsigeZemaryam
    @TsigeZemaryam หลายเดือนก่อน +2

    ባህታ ኣስሒቅካና ሰሓቅ ይሃብካ
    ጎበዝ ኣድኒቀኻ

  • @KahsayGebremedhin-u2g
    @KahsayGebremedhin-u2g หลายเดือนก่อน +1

    ታይ ኢካታ ትብል ያ ዋይ ሰልየ😂😂

  • @GooklGookl-cf3dw
    @GooklGookl-cf3dw หลายเดือนก่อน +6

    ዋይ ሱቅ ኢሉ እዩ ዝሸይን ያ😂😂😃😃

  • @gjvh6056
    @gjvh6056 หลายเดือนก่อน +2

    ዋዛ ምስ ቁምነገር ትፍልዮ ኢኩም ተጋሩዋይ ❤

  • @GhHg-y3z
    @GhHg-y3z หลายเดือนก่อน +2

    ወይለከ ጉድ መፂኒ ደበለ ሰልየ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ-ገ2ኘ
    @ጋልትግራይጋልትግራይ-ገ2ኘ หลายเดือนก่อน +2

    ተጋሩዋኒ ተዕግስቲ ሰልየዋኒ ጅግና ይመችኩም ድመርኒ❤❤❤❤

  • @Sarh-ke1sy
    @Sarh-ke1sy หลายเดือนก่อน +1

    Waww selie jegna tdf❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl หลายเดือนก่อน +6

    ሰሌዋይ የዋህ 🤌❤

  • @DestaTesfay-r3h
    @DestaTesfay-r3h หลายเดือนก่อน +1

    ማዕረ ኽንደይ ድያ"ያ ሃስያትካ🤣🤣🤣🤣🤣

  • @werknehDejen
    @werknehDejen หลายเดือนก่อน +1

    እታ መፀዊዑኡ❤

  • @NetsanetAlex-pr7tt
    @NetsanetAlex-pr7tt หลายเดือนก่อน +1

    ገራምት ስራሕ እዩ ብሪትዕ ባህትሽይ❤❤ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 หลายเดือนก่อน

    በሉ ቅተሉኒ ብቆላዓይ ብሳሓቅ 😂😂😂😂😂😂 አየሰሌ ዓቅላም ❤❤❤

  • @matthewsbrhane5160
    @matthewsbrhane5160 หลายเดือนก่อน +1

    ንስኻ ኣይስምዕን እየ ትብል ልክዕ ከም ደርፍኻ ኢኻ ክክክክ😂😂😂😂

  • @GenetGenettesfay
    @GenetGenettesfay หลายเดือนก่อน +2

    ጉድ መፂኡኒ ለመዓንቲ ኣይ ሰሌ😂😂

  • @Maden-rb7ib
    @Maden-rb7ib หลายเดือนก่อน +1

    ሰሕቅና❤❤❤🎉🎉 የመቸኩም

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 หลายเดือนก่อน +2

    ተጋርዋይ❤👌

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ2ኘ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ2ኘ หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌየዋ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @FtS-e5s
    @FtS-e5s หลายเดือนก่อน +1

    ከማይ ፍትሕ ዝበለ ኣለዶ 😂😂

  • @Aalu-h8j
    @Aalu-h8j หลายเดือนก่อน +2

    ኣይቲ ድግሚ ዛ ፕራኪ 😃😃😃😃

  • @hdhjdb2845
    @hdhjdb2845 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ሰሌየይ ዓቅሊ ❤❤❤❤

  • @MkBh-wr8tm
    @MkBh-wr8tm หลายเดือนก่อน

    ንበረለና ሰሉየ ጂግና ዕዲመ ጥዕና ይሃበከረ❤❤😂😂😂🎉🎉

  • @JdDs-yy9xx
    @JdDs-yy9xx หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩዋይ ማዓረይ ደስ ባሃልቲ ❤❤❤❤

  • @AdDf-u5
    @AdDf-u5 หลายเดือนก่อน +1

    ትርሓሰይ😂😂😂ኣይ ሰሌ ገሪምዎ ርእሱ ኣድኒኑ😂😂😂😂😂🎉🎉🎉

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube หลายเดือนก่อน

    Soll Shkor ኣነስ ክፈትዎ ጅግና ብኩሉ❤❤

  • @mebiTube7209
    @mebiTube7209 หลายเดือนก่อน +1

    ብሳሓቅ ወድእኩምናዋ 😅😅😅😅😅 ደሙሩና ተጋሩዋኒ

  • @RakiRaki-ne6vb
    @RakiRaki-ne6vb หลายเดือนก่อน +1

    ሰሌዋይ 🎉🎉❤

  • @SfgGgh-h3k
    @SfgGgh-h3k หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ወው ፅብቅ ጅማሮ እዩ

  • @harfemengesha3845
    @harfemengesha3845 หลายเดือนก่อน

    Oh my God, our super artis Selea jigna we appreciate your efforts and patience 🙏 ❤️ 🙌 ♥️