መልሲ ንሕቶታትኩም/ Answers to questions part 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 31

  • @biniamfessha-hq7xk
    @biniamfessha-hq7xk 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጽቡቕ ኣዕጋቢ መልሲ።
    ናብ ሕቶታተይ ንምብጻሕ ብዝሕ ዝበሉ ባህርያት ደቅና ክገልጽ ክፍትን እየ፡ ጽሙቕ ኣቢልኪ ክትምልሰለይ ብምባል እዩ።
    1 ክልተ ኣዋልድ ቆልዑ ኣለዋና፡ እታ ቦኽሪ 9 ዓመታ እዩ። ኣብ ገዛ ዘለዋ ባህሪ ቅልጥፍቲ፡ ብሓደ ንጥፈት ዘይትዓግብ፡ ኣብ ጸወታ ናይ ኣነ ይፈልጥ ወይ ንዓይ ስምዑኒ፡ ወይ ኣነ ቅድም ዝብል ባህሪ ኣለዋ ኣብ ቤት ትምህርታ ድማ ብካልኦት ዓብለልቲ ተመሃሮ ትምራሕ (ንኣብነት ከም ባህሪ ቆልዑ ምስ ክስቶ ተበኣስ ምስ ክስቶ ተዓረቕ ዝብሉ) እዚ ባህሪ ኣብ ገዛን ደገን ከመይ ጌርና ከመጣጥኖ ከምዘለዋ ክንምህራ ንኽእል?
    2፡ ኣብ መልስኺ ቆልዑ ውዕል ክትገብረሎም ጽቡቕ እዩ ኢልክዮ ኣለኺ፡ ምስቲ ንሕና ዝዓበናሉ ኣካይዳ ኣብ ኩሉ ዲና ውዕል ክንገብረሎም ዘለና፧ ከም ኣቦ ንኣብነት " ሰዓት ድቃስ ኣኺሉ ኣሎ ያላ ደቅሱ" ክብል ዶ ይሓይሽ ወይስ ውዕል፧
    3 መቸም ዝዓበናሉ ሃዋሁ ወይ ኢንቫይሮመንት ኣደ ኣብ ገዛ ትሰርሕ ኣቦ ደገ ውዒሉ ይመጽእ ቆልዑ ምስ ኣቦና ንጻወት ምስቲ ናፍቖት ዘለና ድማ እሕሕ ክብል ከሎ ጸጥ ኢኻ ትብል ናይ ኣደ ተራውን ኣብዚ ዓቢ እዩ ዝብሎ ከመይሲ ኣደ "ኣቦኹም ኣይትረብሽዎ፡ ደኺሙ እዩ ዘሎ" "ኣቦኹም ዝብለኩም ስምዑ" ወይ " ነቦኹም ክነግሮ እየ" እንዳበለት ስለ ትኣልየካ ነቦ ክብሪ ንህቦ ትእዛዙ ተኽብር ንሱውን ብመጠኑ "ደሓን ግደፍዮም" ኢሉ ኣዝልቕ የብለልካ እዩ፡ ኣብዚ እዋን ግና ኣቦን ነደ ኣብ ናይ ዕረፍቲ ግዚኡ ኣብ ኩሉ ንጥፈት ክሕግዛ ይርአ ገዛ ምጽርራይ ዝተመገበሎም ንብረት ምሕጻብ፡ ናይ ስራሕ ክዳውንቱ ክሓጽብ ስለ ዝርእይዎ ነዊሕ ሰዓታትውን ምስ ቆልዑ ስለ ዘሕልፍ ተማእዛዝነት ኣብቶም ቆልዑ ይቅንስን ኮይኑ ተሰሚዑኒ እሞ እዛ ነጥቢ ከመይ ትርእያ፧
    3፡ ደቕና bullying ከይኮኑ ከመይ ጌርና ኢና self esteem ከምዘዕብዩ ክንገብሮም ዘለና ብባዕሎም ርእሰ ተኣማንነት ከም ዘሕድሩ ንገብሮም፧ ንኣብነት ፈተና ጽቡቕ ሰሪሐ ወጺኤ እንዳበለካ ግና እከለ ዓርከይ ግና ኤክስ ይህልወካ እዩ ኢሉኒ ብኸመይ ደኣ ከምኡ ኢሉካ ተኣሪሙ ድዩ ምስ በልካዪ እንድዒ ዝብለካ እንተኾይኑ ርእሰ ምትእምማኑ ኣታውን ወጻእን ኮይኑ ኣሎ ማለትዩ ነዚ ስምዒት ብኸመይ ኣገባብ ክዕረ ይኽእል፧
    4፡ ADHD ኣብ ቆልዑ እንታይ ዓይነት ባህሪ እዩ፧
    የቐንየለይ።

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  4 หลายเดือนก่อน

      ስለ ተገዳስነትካ/ኪ ኣዝየ አመስግን። ኣዝዩ ሰፊሕን ንብዙሕ ክፋላት ኣተዓባብያ ቈልዑን ዝትንክፍ ሕቶታት እዩ። ገሊኡ ውን ንዓና ከም ሕብረተሰብ ሓድሽ ኣገባብ ኣተዓብብያ ዝሓትትን በዳህን እዩ። ገሊኡ ድማ ዝያዳ ኣተኩሮ ሂብና ክንሰርሓሉ ዘለናን ግዜ ከይበላዕና ሕጂ ክንጅምሮን ኣካል ኣነባብራና ምዃኑ ክንርዳእን ከምዘለና ዘዘኻኽር እዩ። እዚ ቀሪቡ ዘሎ ሕቶታት ኣስፍሕ ኣቢለ ነናቱ ኣርእስትን መዓልትን ፈልየ ምሉእ ቪድዮ ክሰርሓሉ'ውን ዘተባብዕ እዩ እሞ ከይዶንጎኹ ክዝርግሖ ዝከኣለኒ ዘበለ ክሰርሕ እየ። ❤

  • @binieri-cm5vp
    @binieri-cm5vp 4 หลายเดือนก่อน

    ካብ ተመክሮኺ፡ ናይ ቆልዑ ባህርያት ምስ ዕድሚኦም ኣዛሚድኪ እንተ ተቐርብልና ጽቡቕ ኔሩ ከም መወከሲ ምኾነ እሞ ደቅና ዘርእይዎ ፍልይ ዝበለ ባህሪ ሓድሽ ኣይምኾነናን ወይ ስነ ኣእሙራዊ ተዳሊና ምጸናሕና። ሒዝክዮ ዘለኺ ጉዕዞ ነንፍሲ ወክፍ ወላዲ ኣዝዩ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ፡ ደቅና ክንዮ ምኽዳንን ምብላዕን እቲ ዝዓበየ መንፈሳውን ሞራላውን ትምህርቲ እዩ። Keep up the good work.

    • @binieri-cm5vp
      @binieri-cm5vp 4 หลายเดือนก่อน

      ክሳብ 8 ዓመት ዘቕረብክዮ ከምዘለዎ ኮይኑ ዕብይ ንዝበሉ ካብ 9> ንምባል እየ።

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  4 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቀረባ እዋን ንአዚ ኣርእስቲ ዝምልከት ምሉእ መግለጺ ዘለዎ ቪድዮ ክሰርሓሉ እየ። ኣዝየ አመስግን።

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 4 หลายเดือนก่อน

    Takk mearey 🎉❤🎉❤🎉❤ xibuk timriti tihbna aleki🎉🎉🎉

  • @ruthsolo7721
    @ruthsolo7721 2 หลายเดือนก่อน

    Thanks haftey tebareki❤

  • @selammicheal2681
    @selammicheal2681 4 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks adu ❤
    Dekina buzuh kanka bkemey knmhrom nkiel kanka ade ab mthlilaf ke entay kngebr alena tbli?akedime ymesgen

  • @LulyaLul
    @LulyaLul 4 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome, Adu ❤️❤️❤️

  • @FiyoriTeklu-e5o
    @FiyoriTeklu-e5o 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks adu haftey naybhaki xebuq agallixa qexlyo

  • @mebrhitadhanom6870
    @mebrhitadhanom6870 4 หลายเดือนก่อน

    Yeqenyelna btaemi hagazi maeda ajoki qexlyo adu xbqti

  • @mebrihittakle731
    @mebrihittakle731 4 หลายเดือนก่อน

    Wawww eduye btami des zbl agalalxa tebareki ❤❤❤❤

  • @binieri-cm5vp
    @binieri-cm5vp 4 หลายเดือนก่อน

    Great

  • @goytaeyesusnskhatetekemele4210
    @goytaeyesusnskhatetekemele4210 4 หลายเดือนก่อน

    Yekenlelna amlak Ybarkki Adu❤

  • @seluweldat6655
    @seluweldat6655 4 หลายเดือนก่อน

    Azyu teqami kem nay qexali adyuye..bzuh nmehar alena

  • @Shewit-shewit4
    @Shewit-shewit4 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks Aduye ❤❤❤

  • @amanzeru6570
    @amanzeru6570 4 หลายเดือนก่อน

    Thankyou so much

  • @rutayohanes6105
    @rutayohanes6105 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks Adu ❤❤❤

  • @saronmengis
    @saronmengis 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks you ❤❤❤

  • @betelhemaronfrezgi6796
    @betelhemaronfrezgi6796 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  4 หลายเดือนก่อน

      The pleasure is all mine🥰🥰🥰

  • @heaven2574
    @heaven2574 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @betelihemghebrehiwet502
    @betelihemghebrehiwet502 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @mihretasmelash5904
    @mihretasmelash5904 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤👏👏🙏🙏

  • @azebtesfamichael3464
    @azebtesfamichael3464 4 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @abrehetNogse-pz7yk
    @abrehetNogse-pz7yk 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @ocubaberhe2170
    @ocubaberhe2170 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @selemawitbrhane1121
    @selemawitbrhane1121 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @Hobeyo
    @Hobeyo 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @tewangabera9055
    @tewangabera9055 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤