ኣዝዩ ግሩም ቅብኣት እዩ ተጠቀምዮ👌💕

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 156

  • @dfrsrf977
    @dfrsrf977 ปีที่แล้ว +1

    እሺ ምዓረይ ክምክሮ እየ ❤❤❤

  • @zionmekonnen3212
    @zionmekonnen3212 3 ปีที่แล้ว +2

    Thank you for sharing.🙏❤️

  • @mebrihitamanial2577
    @mebrihitamanial2577 3 ปีที่แล้ว +1

    የቀንየልና ማዓረይ

  • @mibrakhabte4626
    @mibrakhabte4626 3 ปีที่แล้ว

    Selam haftna nay cake aserarha eba arina buzh gize enda wedkeni.

  • @segaremniaretube7804
    @segaremniaretube7804 3 ปีที่แล้ว

    Yeknelna tsg haftna

  • @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ
    @ጓልትግራይጓልትግራይ-ቸ7ፀ 3 ปีที่แล้ว

    Aseyyyy tsbuketiay ene kulu gaz tigraweyt you top zayblnh ybal neyre 💖💗💗💖💖

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 3 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ስራሕ ክንምኩሮ እና በርትዒ

  • @yordilove3701
    @yordilove3701 2 ปีที่แล้ว

    Segaye bitaemi ena nemesigineki nifiety lebam eki bertie kabaki bizuh kinmihar ena. ❤💛❤💛❤💛

  • @ሜሮንትግራይ
    @ሜሮንትግራይ ปีที่แล้ว

    ሰላም ማዓረይ ፅቡቅ ስራሕ እና ናይ ፈስቡክ ስምኪ መን ድዩ ዝብል ዝኮነ ክትሕግዝኒ ስለ ዝደለኩ እየ ሳቢየይ❤

  • @hiwotbrhana7405
    @hiwotbrhana7405 3 ปีที่แล้ว +4

    ጎብዚ ተጠቂመሎ ፀኒሐ ብጣዕሚ ፅቡቅዩ

  • @sabawittube1982
    @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +20

    ሰላም ፍትዋተይ ከመይ ኢኽን💕😘
    እዛ ናይ ሜሮን ሓፍትና ዩቱብ ኣቲኽን ሰብስክራይብ ብምግባር ኣበረታታዓኣ👇
    th-cam.com/channels/ua9OKchAwiD4ynGYRW5P3A.html
    እዛ ናይ ኣባዕኸ ኣሰራርሓ ነዛ ሊንክ ጠዊቅክን ረአያኣ👇
    th-cam.com/video/Q4NDGVZzTlc/w-d-xo.html

    • @ብመንገድካምርሕኒኣምላከይ
      @ብመንገድካምርሕኒኣምላከይ 3 ปีที่แล้ว

      ተቀቢእና ወድያውን ዲና ክንሕፀቦ ዋለ ፀገም የብሉን

    • @ሜሮንወለተኪዳንyoutube
      @ሜሮንወለተኪዳንyoutube 3 ปีที่แล้ว

      ፀጋሽዬ ምቅርተይ ይቀንየለይ

    • @qsfdderr4927
      @qsfdderr4927 3 ปีที่แล้ว

      Ashi mearey💘💘

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ድሕሪ ሓደ ሰዓት

    • @tmhfamily3566
      @tmhfamily3566 3 ปีที่แล้ว

      Selam kbrti haftey kemey aleki ane kulu gzea eye zketateleki ena bertey abeu keleki gn hanti neger keshegreki ane nay barley you tube chanel aleni gn tegaru ayketatelunn ena entetfaltley des mbeleni nadna ntgrayna selam ymne

  • @romaromina7653
    @romaromina7653 3 ปีที่แล้ว +1

    Sabitey shikor .Nice Job

  • @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ
    @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ ปีที่แล้ว

    ሓዳሽ ተካታታሊት እየ ክብርቲ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅልሉ ክብረተይ እቲ ናይ ማዳ እውን ከዚ እየ ሪአኪ እምበር ብዙሕ ክሬም ተጠቂመ ልግዚኡ የቅየሐኒ ተሓዲገዬ ላተመለሰኒ እቲ ናትኪ ክሪኦ እሞ ለውጢ ተረኩበሉ ክፅሕፈልኪ እየ

  • @ጓልትግራይኩሕሎ
    @ጓልትግራይኩሕሎ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣባዕኸ ቆንጆ እዩ ተጠቐማሉ
    ሓቁ እያ ፀጉ

  • @wedasabayana7817
    @wedasabayana7817 3 ปีที่แล้ว

    ሰላምኪ ብዝሕ ትርፍ ይበለልና ክብርቲ ሓፈትና ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ እቲ ተቅርብዮ ኩሉ ግን ዘረባ እዳበዛሕኪ ኣሕፅር ኣሕፅር ኣብልኪ ተዛረቢ ምስ ይቅረታ ከም ነቀፈታ ኣትሓሰብዮ

  • @عاشوهايلا
    @عاشوهايلا 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣባዐከ ጥሑን ይከውን ድዩ

  • @Reemaa20
    @Reemaa20 3 ปีที่แล้ว

    Thanks for sharing tzawrni 👍🏻🙏

  • @galtigray743
    @galtigray743 3 ปีที่แล้ว +1

    Selam haftey natey selit wey zetizethun ke kkon ykel do mearey

  • @ayshaaysha5719
    @ayshaaysha5719 3 ปีที่แล้ว

    Azazashw

  • @Raimona143
    @Raimona143 3 ปีที่แล้ว +1

    selam haftey yekenelna mejemerya kaliay kea eta nay haruch abaeke eba ngerna

  • @twentwen386
    @twentwen386 3 ปีที่แล้ว

    bitaemi eye zednikeki

  • @ሜሮንወለተኪዳንyoutube
    @ሜሮንወለተኪዳንyoutube 3 ปีที่แล้ว +2

    ፀጋዬ ምቅርተይ በጣዕም ነመስግነኪ ግርም ውህድ እዪ ናይ ተፈጥሮ ነገር በጣዕሚ ጠቃሚ እይ በርትዒ ዘሓፍተይ

  • @mletegebregergish6107
    @mletegebregergish6107 3 ปีที่แล้ว +2

    Btami xbuk srah haftey qexlyo👍 🇪🇷

  • @meirimekell2140
    @meirimekell2140 3 ปีที่แล้ว

    ጨለ ምዓረይ

  • @s4sn332
    @s4sn332 3 ปีที่แล้ว

    Gobez bertie gal adey

  • @semharsolomon7596
    @semharsolomon7596 3 ปีที่แล้ว

    Serba aytbzhi bjaki bejki

  • @freweynibrhane5008
    @freweynibrhane5008 3 ปีที่แล้ว

    dank je wel

  • @hlinamekonen1971
    @hlinamekonen1971 3 ปีที่แล้ว

    Ok

  • @banaselambana8094
    @banaselambana8094 3 ปีที่แล้ว

    Yekeniyelna tsga hafitina kexilyo

  • @rgeat7685
    @rgeat7685 3 ปีที่แล้ว +3

    ክብርቲ ሓብተይ
    ኣነ ሎሚየ ተላሊየዮ ስርስሕኪ
    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ንፍዕቲ።
    ኣብ መቸተድታ ዝተኣረብኪዮ ኩሉ ቁኑዕዩ ግንዳርጋ ብምሉእና ከኣ ንሰላምን ቅዳነትን ትግራይ ንምነና ንሕና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣጆኹም ተጋሩ 🙏❤️🙏

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      እሽኒ የቀንየልና ዝያዳይ🙏

  • @መረብዮናስ
    @መረብዮናስ 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይታ ኣብዓኸ ሊንክ ሃብኒ ጸግሸይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Q4NDGVZzTlc/w-d-xo.html

  • @samyali8629
    @samyali8629 3 ปีที่แล้ว +2

    ፀግሸ ብጣአሚ እዩ ዝ አብዓከ ጠቃሚ ንስክዉን በርትኢ💗💗

  • @lulifetawittgray5493
    @lulifetawittgray5493 3 ปีที่แล้ว +4

    ሳቢተይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ እሺ ክሙኩር እየ እና የቀንየልና ስለ ተገዲስኪ ዝሰራሕክልና💘

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 3 ปีที่แล้ว

    ናምስግናልን ስባየ

  • @selugher4294
    @selugher4294 3 ปีที่แล้ว +2

    እኳዕብዳሓን መፃኺይ ምቅርተይ ኣጆኺይ በርትዒይ

  • @evenezerlovelove566
    @evenezerlovelove566 3 ปีที่แล้ว +3

    ብዓጀባ ሓፍተይ ናተይ ክንፍቲኖ ኢና ኣነ ተካታታሊት ሓፍቲኪ ኤርትራዊት እየ ሰላም ንህዚቢ ትግራይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      እሺ የቀንየለይ ዝያዳይ

  • @lelugualadwa4781
    @lelugualadwa4781 3 ปีที่แล้ว +1

    Yekenyley zehafetey betaemi tsebuke serahe eyu ketselelu bertei

  • @brhannagos9875
    @brhannagos9875 3 ปีที่แล้ว +10

    እንኳዕ ብዳሓን ምፃኺ ምቀርተይ እሽ ክስራሓ እየ ልዉጢ ስለ ልሪኢ ለልኹ እብ ፀጉረይ የቅኒየልና

  • @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት
    @ኩኾንእየዋናኒትነፃነት 3 ปีที่แล้ว

    ቱዘይቲ ታይ ሰሙ ክብረተይ ሰይቲ ናይ ምግቢ ድዩ

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 3 ปีที่แล้ว

    Nay behak 👍🥰

  • @genetwelbe2892
    @genetwelbe2892 3 ปีที่แล้ว +2

    ልኽዒኺ ጸግሸይ መኹሪዒት ትግራወይቲ

  • @finobrhane8253
    @finobrhane8253 3 ปีที่แล้ว

    Btami mahari ajoki qexlyo

  • @ህያብነኝጋልራያሞኾኒ
    @ህያብነኝጋልራያሞኾኒ 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ሽኮርና ሓፍተይ ፀጉረይ ቀለም ተቀብዮስ ቢጣዕሚ ተባላሽዉ ሓደነገር በልኒ ቢጣዕሚ እናተናቃቀለ ካብ ስሩ ኣሸግርኒ ማዓረይ ሓደ ነገር በልኒ በጃኪ ሽኮርና

  • @trhasberhe1818
    @trhasberhe1818 3 ปีที่แล้ว

    Ajoki zehaftey 🇻🇳🇻🇳♥️♥️👍👍👌

  • @hessahalshammire6098
    @hessahalshammire6098 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም ክብረት ሓፍተይ

  • @babuldekorgmail
    @babuldekorgmail 3 ปีที่แล้ว +2

    የቐንየልና ክብርተይ🙏💖💖💖

  • @lemlemgebrewahid7411
    @lemlemgebrewahid7411 3 ปีที่แล้ว

    Tsbkti gul adey yeknyelna esti

  • @hessahalshammire6098
    @hessahalshammire6098 ปีที่แล้ว

    ፀጉሽየይ መጀመሪያ ክንሐሙሶ ከለና ዘይት ዲና ንገበረሉ ምስ ይቅርታ ጋሻ እየ ከይት ምልሰለይ ብሃንቃወት ይፀበ🤲

  • @رهوهرهوه-ن3ز
    @رهوهرهوه-ن3ز 3 ปีที่แล้ว

    ጎበዝ ኢኪ ብጣዕሚ ግን ኣብ ኣሕፅር ኣቢልኪ ተተቅርብዮ ፅቡቅ ነይሩ

  • @ብመንገድካምርሕኒኣምላከይ
    @ብመንገድካምርሕኒኣምላከይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ዓሞይ ምስ ደቃ ትጥቀም ርኤያ አለኩ

  • @titglatigray8793
    @titglatigray8793 3 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ደሕና ምፅኣኪ እሺ ምቅርተይ ሓፍተይ ፀጋይ ከስራሕ እየ

  • @lkk2324
    @lkk2324 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልና ሓተይ ማዓረይ ማዳ ነዩሩኒ በቲ ዘርኣክና ክሬም ተጠቂመ ማዳይ ከይዱለይ ብጣዕሚ ስለ ዘፃዕደወኒ ደሞ ፀጉሪ ናይ ገፀይ ተራእዩ እና በጃኪ ሓፍተይ ማዓረይ መልቀቂ ትፈልጢ እዱሕር ኮይንኪ ተገዲስኪ መልስለይ ማዓረይ

  • @sige3587
    @sige3587 3 ปีที่แล้ว

    ✔️✔️✔️✔️✔️✔️

  • @mililove4484
    @mililove4484 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ፀግሸይ

  • @senaitghebretsadik5650
    @senaitghebretsadik5650 3 ปีที่แล้ว +1

    የቐንየለና ዝሓፍተይ

  • @lemlem319
    @lemlem319 3 ปีที่แล้ว +2

    የቀንየልናሓላለይ♥♥♥

  • @selugher4294
    @selugher4294 3 ปีที่แล้ว +2

    ሰላምኪይ ብዝሕ ትርፍ ይበለልኪይ ምቅርተይ

  • @foolgamer_0523
    @foolgamer_0523 3 ปีที่แล้ว

    Hei selam Xega zbyg 👍👍👍👍👍👌👌

  • @ኣላህወኪል-ጰ6ከ
    @ኣላህወኪል-ጰ6ከ 3 ปีที่แล้ว +2

    ናተይ ፀጉሪ ዘይሞኮርኩዎ ነገር የለን ምብጥጣስ ግን ኣየቃረፀን እንታይ ተገበርኩ ይሓይሽ

    • @sabateklay7357
      @sabateklay7357 3 ปีที่แล้ว +1

      ባናንን አቮካዶን ግበርሉ አነ ናይ እንዳቆልዓ ስለ ዝኮንኩ ብጣዕሚ ይሰግፍ ነይሩ ቅብአታት ክአ ግበርሉ ምሽት ምሽት ክትድቅሲ ከለኪ ክአ አብ 2 ቆኒንኪ ደቅሲ

  • @Smero-u2u
    @Smero-u2u 9 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤

  • @huyy3616
    @huyy3616 3 ปีที่แล้ว

    ምቅረተይ እዛ ናይ አባዓከ እባ አረደእና ክብረቲ ሓፈተይይ

  • @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ
    @ወይኩንፈቃድከወይኩንፈቃድ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሳቢተይ ኣነ ቅድሚ 7 ወርሒ ፀጉረይ ለፅየዮ ሐዚ ግን ከበፅሮ ከለኩ ክሕፀቦ ከለኩን ጫፍጫፍ ብጣዕሚ ይረግፍ ይሰባበር እና ብዙሕ ናይ ቅብኣት ዓይነተ ተጠቂመ ጭቃ ይኩን ፈሳሲ ግን ኣይተስማመዐንን እንታይ ዓይነት ቅብኣት ክጥቀም ትመክርኒ ተገዲስኪ ፀሓፍለይ የቀንየለይ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      እዚ ለ ቆንጆ እዩ። ካብኡ ከዓ ሒና ተጠቀሚ ኣሰራርሕኡ ካብቲ ቪድዮታተይ ተመልከቲ። ካልኦት እውን ኣብቲ ቻናለይ ኣለኪ።

  • @genetwelbe2892
    @genetwelbe2892 3 ปีที่แล้ว +1

    ጸጋ ሓፍተይ ሓቅኺ ኢኺ ናይባዕልና ዩቱብ ነማዕብል እኒኤና

  • @hessahalshammire6098
    @hessahalshammire6098 ปีที่แล้ว

    ምስ ዘይት ዓይዲከ

  • @ابومحمد-ح1ز
    @ابومحمد-ح1ز 3 ปีที่แล้ว +1

    ፊስቢኪ መን ይብል

  • @aeksumawiyan1403
    @aeksumawiyan1403 3 ปีที่แล้ว

    ዝያዳይ

  • @godlove4782
    @godlove4782 3 ปีที่แล้ว

    የቀኔልና ክብርቲ ሓፍተይ

  • @mhretaregawi7208
    @mhretaregawi7208 3 ปีที่แล้ว +1

    Ketsllu zhaftey

  • @zufannegassi5563
    @zufannegassi5563 3 ปีที่แล้ว

    yekenyelena marey pls deki rimey nenbalna ntehagagez like subscrib ngberela ahwatey netebabaya

  • @ngstyh9305
    @ngstyh9305 3 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤

  • @genetgebrekidan5172
    @genetgebrekidan5172 2 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍💖💖💖💖💖🥰🥰🥰🥰

  • @ሚል-ነ4ቘ
    @ሚል-ነ4ቘ 3 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍ሰላም ምቅረተይ

  • @titglatigray8793
    @titglatigray8793 3 ปีที่แล้ว

    ATb You ግን ድማ እንታይ እንታይ ካም ዝደልዮ አፍልጥኒ ምቅርተይ

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 3 ปีที่แล้ว

    በይዛኺ ሳቢተይ ፀጉረይ ናተበጣጠሰ ኣቢኒ ታይ ክገብር ተሓባበርኒ ማራ ሰልቹይኒ

  • @miniamisgna5229
    @miniamisgna5229 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኺ ብታአሚ ጽብቕ ቀጽልዮ ሓፍተይ

  • @freka5892
    @freka5892 3 ปีที่แล้ว

    ፀጉ መዓረይ ኮኮናት ለይነግኒ ከ ዘይቲ ዘይቱን እንተ ገርናሉ ከመይ እዩ?

    • @shimashami1647
      @shimashami1647 2 ปีที่แล้ว

      ፀጉመዓረይቁፀሪላኣካ

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ምቅረተይ ንምታይ ግን በመሰንጀረ ዘይትምልሲ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ሐዚ ፀሓፍለይ

    • @alemalu4734
      @alemalu4734 3 ปีที่แล้ว +1

      almaz berhanu መን ይብል ፈስቡካ ምቅርተይ

    • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
      @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 3 ปีที่แล้ว +1

      ሳባዊት ቲዩብ እዩ ዝብል ዝያዳይ

    • @hiyabgalhaile326
      @hiyabgalhaile326 3 ปีที่แล้ว

      Manka goma tetekemi haftey natey aximmkina

    • @alemalu4734
      @alemalu4734 3 ปีที่แล้ว

      @@ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ እሺ ክብረተይ🙏

  • @helennegasi2101
    @helennegasi2101 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ምቅርቲይ ሓፍተይ ከመይ እዚይ አራንሽን አባዓከን እታይ ሳልሳይ ከአ ማይ ዲዮ ወላ እታይ ኢዮ

  • @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ
    @ከምፍቃድካይኩን-ጐ6ሐ 3 ปีที่แล้ว +3

    ከመይ ገይረካ እዩ ዝሰራሕ እት አባዕከ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      th-cam.com/video/Q4NDGVZzTlc/w-d-xo.html

    • @shimashami1647
      @shimashami1647 2 ปีที่แล้ว

      ከመይገይረካ አዩዝሰረሕ አትአባዕከ

  • @azebgalweyenttigray2183
    @azebgalweyenttigray2183 3 ปีที่แล้ว +1

    ❤️😘

  • @azmerahallu8116
    @azmerahallu8116 3 ปีที่แล้ว

    Okra

  • @የትግራይልጅ-ዐ9ኘ
    @የትግራይልጅ-ዐ9ኘ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ፀጉ ሓፍተይ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mnig5175
    @mnig5175 2 ปีที่แล้ว

    ምቅርቲ

  • @tirhashsillase6768
    @tirhashsillase6768 3 ปีที่แล้ว

    ጀግና ሐፍተይ አጆኪ

  • @rshiyedngilmaryamlji8095
    @rshiyedngilmaryamlji8095 3 ปีที่แล้ว

    ፅብቅ እዩ ክምኩር እዩ😍

  • @belayneshyehayes267
    @belayneshyehayes267 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሓፍተይ ናተይ ኣብ ዝሓለፈ ዝሰራሕኽያ ናይ ኣብዓኸ ማዓልታዊ ብማይ ጥራሕ ተሓጺብና ጨና ኣይገብርን ከሙኡ ድማ ክደርቕ ኣይኽልን ይቅርታ ሕቶ ኣብዚሐ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว +2

      ዝርብሽ ጨና ኣይብሉን። ምኽንያቱ እቲ ቅራፍ ኣራንሺ ስለ ትገብርሉ። ኣይደርቅን ርግእ እንተይሉኪ መሊስኪ ጠሓንዮ ወይ ብማንካ ውቅዕዮ።

  • @ትግራይትቅደመ
    @ትግራይትቅደመ 3 ปีที่แล้ว

    ንስያባት ፅጉሪ ዝከውንከ ክልተ ነይረናኒ ብድሕሩ በጥስየንስ በዝሐን እና ንገርኒ

  • @m8ejf274
    @m8ejf274 3 ปีที่แล้ว

    Selam.hafety.nay.gezew.madhant.eba.negrni.mari

    • @m8ejf274
      @m8ejf274 3 ปีที่แล้ว

      tera.hdegatli

  • @almazgebresilassie8260
    @almazgebresilassie8260 3 ปีที่แล้ว +1

    እዛ ድስቲ ድአ ኤረትራዊያን ወሲዶሞ ዝበለኩማ ድያ?

    • @asterabraha5049
      @asterabraha5049 3 ปีที่แล้ว

      Ay hadishe eya gezia

    • @almazgebresilassie8260
      @almazgebresilassie8260 3 ปีที่แล้ว

      @@asterabraha5049 እሞ ካብ ሐራጅ ኢኪ ገዚእክያ አብ ሜድዪ ረሳሕ ደጋል ድስቲ የሕፍር።

    • @asterabraha5049
      @asterabraha5049 3 ปีที่แล้ว

      @@almazgebresilassie8260 R .I .P. eski suk ilki temahari ati besero teref assa lemanit

  • @የትግራይልጅ-ዐ9ኘ
    @የትግራይልጅ-ዐ9ኘ 3 ปีที่แล้ว +1

    ፀጉሸይ ቅልል ዝበለ ትምህርኒ ብትሕትና ይሓተኪ ምሰ ይቅርታ መዳመይ ሓያል ኮይና እያ 🙏🙏🙏ፍርፍሮ ኢነኒ ጨጉረይ እውን ሕፅር ዝበለ እየ ክብረተይ🙏🙏❤❤❤

    • @ጓልወያናይሻለቃመኮነን
      @ጓልወያናይሻለቃመኮነን 3 ปีที่แล้ว

      ሻምቡ ናዕናዕ ተጠቀሚ ኣነ እሱ ምስ ተጠቀምቲ ጠፊኡ ነራ ብዙሕ ፎሮፎር ነይሩኒ እና ሻምቡ ናዕናዕ ግዝእለይ በልዮም

  • @hanibeyene9163
    @hanibeyene9163 3 ปีที่แล้ว

    ሳባ ሓፍተ ብመጀመርታ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ብምቅጻል ኣነ ክሓተኪ ደለ ዘለኩ ጨና ኣለዎ ድዩ በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ ቀጽልዮ ኣጆኪ: ዘይቲ ዘይቱን ይከዉን ድዩ

  • @genetwelbe2892
    @genetwelbe2892 3 ปีที่แล้ว

    የቐንየለይ ዛሓፍተይ

  • @neqaxzemenneqaxzemen3517
    @neqaxzemenneqaxzemen3517 3 ปีที่แล้ว

    Tegi qnfer entay eu

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ናብቲ ሻሂ ዝኣቱ ቅርንፉድ ዝበሃል እዩ።

  • @yr2486
    @yr2486 3 ปีที่แล้ว

    ዋው ቆንጆ
    ኣነ ኣቨካዶ ቅብኣት ጨቃ ይጥቀም ንፀገረይ ግን ክሕፅብ ከለኩ ዘይከድ ቶሎ እንታይ ዓይነት ሻቦ ክጥቅም 😔

  • @Seniseniii
    @Seniseniii ปีที่แล้ว

    አነ ዩቱብ ኣለኒ እስኪ ኣምህርኒ ሳቢየ

  • @ltaygurmay9571
    @ltaygurmay9571 3 ปีที่แล้ว

    ❤💛❤💪🙏😘

  • @rozatube4844
    @rozatube4844 3 ปีที่แล้ว

    ሳቢተይ 💘💘💘💘

    • @gqio1247
      @gqio1247 3 ปีที่แล้ว

      ናይ ሸንፈፍ መቅይሒ ከትፈልጥ ዶ😋🙈❤

    • @gqio1247
      @gqio1247 3 ปีที่แล้ว

      ተገዲስኪ መልስለይ ፅሪተይ ላብ ፈሓም እዩተቀዩሩኒ 😥

  • @zadushmendi6954
    @zadushmendi6954 3 ปีที่แล้ว +1

    ምቅርቲ ኣጅኺ

  • @ሳራዩቱብ-ቈ4በ
    @ሳራዩቱብ-ቈ4በ 3 ปีที่แล้ว +1

    ግን ዘይቲ ዘይቱኩን ይከውን ዶ ተገዲስኪ መልስለይ ብፃዕዳ ሽጉርቲ ጀሚሮዮ ብጣዓሚ እዩ ፅብቁ ኮይንለይ ምሕካክ ገዲፍኒ

    • @sabawittube1982
      @sabawittube1982  3 ปีที่แล้ว

      ክኸውን ይኽእል ግን ኣይሞከርክዎን ዝያዳይ

  • @weyenilove7056
    @weyenilove7056 3 ปีที่แล้ว

    ቕንፍርን ዘይትዘይቱን እዉን ብጣዕሚ እዩ ጽቡቕ

    • @aaaaaaaaaaaa-qf7qw
      @aaaaaaaaaaaa-qf7qw 3 ปีที่แล้ว

      አነሰዘንይማደያትክረምተጥቅምሊወጠአይረከባኸንዘሐፈተይ