ገንዘብ ክህበካ ብዓዲ ወድአለይ ቀለበት እሰረለይ ኢልክን ትምልናና ሕሱራት ዝበለና ወዲ🤔 መልሲ ኣለኒ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 168

  • @TeTe-h7b
    @TeTe-h7b หลายเดือนก่อน +3

    ተመስገን ካብ ከምዚ ዘድሐንካኒ አይዉዕሎይ አይኮነን ብገንዘበይስ ብገንዘቡ ተበለኒ አወን አነስ ብማዕዶ ዘይመስለኒ አትን ከምኡ ትገብራ ክብርክን ፍለጣ

  • @ዓቃልስደተኛ-ሰ9ዘ
    @ዓቃልስደተኛ-ሰ9ዘ หลายเดือนก่อน +33

    ደቂ ኣንስትዮ ኣሕዋተይ ክባራት ክንኮውን እንበረ ርካሻት ክንኮውን የብልናን በተለይ ኣብ ስደት ዘለኪን ቀትርን ለይትን ከይ በልና ንሶርሖ ስራሕ ሓደ ሰብ ኣይፈልጠልናን ወዲ ይፍትወክ እየ ዝበለና ይፈትወና ማለት ኣይ ኮነን ኩሉ ሰብ ፈታውና ኣይ ኮነን ፀላእና እውን ኣይ ኮነን 😢ኣደዳ መፃወት ኣወዳት ኣይንኩን ጅጋኑ ክንኮኖ እንበረ በከይት ክንኮውን የብልናን እዛ ፅሕፈት ኣንቢብኩም ደስ እንተ እላትኩም 👍ግበሩለይ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs หลายเดือนก่อน +29

    ኣነስ ኣይኮነን ብገንዘበይ ሕፀ ክውደአለይስ ገንዘብ እንተ ኢሉኒ ደጊመ ድምፁ ክሰምዖ ሸውሃተይ ይዕፆ😂 ይቅርታ ወዲ ዓርሱ ክኢሉ ክመፀኒ እምበር ካባይ ዝፅበ ኣይደልን።ጓል ኮይነ ክቕየር እናፀዓርኩ ንሱ ከይተቐየረ ዝመፀኒ ካባይ ዝፅበ ታይ ክገብረለይ።ዋላ ደው ኢለ ክነብር እምበር ሮግሯግ ወዲ ኣይምቸወንን የይ ነብስኽን ኣይተሕስራ ኒሕ ይሓዝክን ሰብ ኣይ ኣይኾነክንን ብሱሩ ለብማ😢
    ኣብየይ መምህረይ መርኣያይ ቃል እየ ዝስእነልኪ ድምቕተይ❤❤❤

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደሚርኒ ክብረተይ❤❤❤❤

    • @ليلى-ص9و
      @ليلى-ص9و หลายเดือนก่อน

      ትክክል።
      ኣለኪ ማዓሪተይ

    • @nነኝ
      @nነኝ หลายเดือนก่อน +1

      ብትክክል ማርያምን ዓርሰ ታማንነት ዘይብሉ እንኳን ወድ ጋልካ ጋዶ ብሎምሰ😊😂😂❤❤❤❤

    • @FhgghGhvvdhj
      @FhgghGhvvdhj หลายเดือนก่อน

      ።❤❤

    • @ቲቲጓልከተማ
      @ቲቲጓልከተማ หลายเดือนก่อน

      @@ChchdGsfs ኣነውን ምሳኺ ኣለኹ

  • @nነኝ
    @nነኝ หลายเดือนก่อน +6

    አምላክ ዝፅሓፍ አይቃርን ንኩሉ ግዜ አለዎ ዓቅል ጥራይ አትን ብቅሸኺንን ብሓይልኺንን ትቅልዳ ዳሓረ ከምዘጣዕሰክን ፍልጣ 😢እዘን ቅርሸ ህበን ንወድ ናዓ ብዓድ ወድኤል ዝብለባ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን ብዶወን ዝ -------ሞ ታ😢❤😢😊😮

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px หลายเดือนก่อน +1

    ኢተን ዘይረባሓ ጋሓቡ ድቃሉ ዝወስደን ዝጥምተን ዝሳኣና እምበር ክንደይ ጀጋኑ ቆራፃት ኣለና ኢና ናዓል ኣሜንዝራታት ተገምጠላ ናኣካትክን ምሽንዳሓ የኮነይ ምሕራድ ይግበአክን እዩ ኣሕሕ ብሰንኪ ኢልዝአን ባ ሂወተይ ፀልአያ😢😢😢

  • @GalGidey
    @GalGidey หลายเดือนก่อน +4

    ማርያምን ሓንቲ ቆልዓስ ምስ ሓደ ወዲ ተጀናጂና ተራኺቦም እቲ ወዲ ብዓል ሓዳርን ኣቦ ቆልዓን እዩ ካብኡስ ሓደ መዓልቲ ምስታ ጓል ብf/b ተላሊና ብመሰንጀር ተደዋዊልናስ ነቲ ወዲ ትፈልጥዮ ዶ ትብለኒ ሞ ኣጋጣም ወዲ ዓደይ ፀኒሑ እወ ይፍልጦ ይብላ ወልዱ ድዩ ትብለኒ ኣነ ካኣ እወ ይብላ ብወሰን እየ ወሊደ ኢልኒ ሓቂ ድዩ ትብለኒ ኣነ ካኣ አረ ከመይ ዝበለ መርዓ ገይሩ እዩ ተመርዕዩ ሽኮረይ ዝኾነት ሰበይቲ እያ ዘላቶ ይብላ ዋ ብወሰን እየ ወሊደዮ እዩ ኢልኒ ትብለኒ ኣነ ካኣ በሊ ብዓል ሓዳር እዩ ምስ በልክዋስ ንዕኡ ነጊራቶ ንዓይ ደዊሉ ኮርይለይ ተሞሪኢኻ እንዲካሞ ሐዝስ ኢለዮ ካብኡ ዛጓልስ ኣይትጠንስን ገሪምኒ ንምንታይ ድያ ዳኣ ተፃሪ ነይራ ኢለ ምግራመይ ወዲአ ካብኡ ታ ናዓዲ ሰበይቱ ሰሚዓስ ኣይደልየካን ኢላ ፈትሓቶ ሐዚ ከይፈተወ ምዛውሽምኡ ኣሎ
    እዚ ወዲ ክኩርየለይ ምስ ደወለስ ለባም ሰበይቲ ከለትካስ ክትዘውር ምስ በልክዎስ መፃንሒ ክሳብ ዓደይ ዝኣቱ ኢሉ ስሓቅኒ ታናዓዲ ከ ዋዛ ዶ😅

  • @TigrayAdey-n3y
    @TigrayAdey-n3y หลายเดือนก่อน +2

    ብሰንኪሓደሓደኩላናሓሲርናሰደትዘለና😢😢ዋይዘሕዝን

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ
    @ገኒየድንግልማርያምልጅ หลายเดือนก่อน +9

    ወሪድና ብስንኪ ሐደሐደ ተለኪምና ማርያምን ናይዚ ወዲ ከሞንቲ ብጣዕሚ ኣሕሪቁኒ😢😢😢😮😮

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ😢😢😢😢😢

    • @genet3442
      @genet3442 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ይገርም እዩ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤❤

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@Abi-bj8qvደምርኒ ዛቤተይ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs หลายเดือนก่อน +6

    ኣብየይ በዓልቲ ምሉእ ልቦና ጓል ዓበይቲ ፍትውውውው እየ ዘብለኪ ብኣካል ተረኽባኣ በጃኽን ስዕም ኣብላለይ ብልፅተይ ኣብ ዓብዪ ደረጃ የብፅኺ❤❤❤
    ኣትን ኣጓላት ኣብ ልብኽን ኣሕድረኦ ናብ ልብኽን ተመለሳ በጃኽን ነብስኽን ኣኽብራ❤❤

  • @ግዘ
    @ግዘ หลายเดือนก่อน +3

    የቀንየልና ስለ ፀርፉ ላሕሚኮ ሳዕሪ በሊዓ ፀባ ተዉፅእ ንሕናዉን ፀርፉ ተቀቢልና ናብ ቁም ነገር ቀይርና ንጠቀመሉ ኣሕዋተይ
    ኣዱኡ ከም ዝፀረፈ ግን ክዝንግዖ የቡሉን

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm หลายเดือนก่อน +6

    ብስንኪ ሓደ ሓደ ሓሲርና ስደት ዘለና ታይ ማዐቱ ደቀይ😢😢😢

    • @Ngsti-np1iw
      @Ngsti-np1iw หลายเดือนก่อน

      😢😢😢ብጣዕሚ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ይገርም😢 ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሐዋተይ ክብርና ባዕልና ንሓሊ ብዘንዝበይ ሕፀ ግገብር ዋይ ቡሱሩ ዝይዉዕላ😂 ፍቅሪ ብገንዝይ ኣይግዛእይ ቡሱሩ ባዕሊ ዋጋ ከፊሉ እዩ ዝደሊ ወዲ❤

    • @HayatHailu-z4u
      @HayatHailu-z4u หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @genet3442
      @genet3442 หลายเดือนก่อน

      @@HayatHailu-z4u ገይረ❤

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤❤

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@HayatHailu-z4uደምርኒ ዛቤተዋይ

    • @ፀግሽጋልተዋህዶ
      @ፀግሽጋልተዋህዶ หลายเดือนก่อน

      ​@@genet3442ደምርኒ ወለላይ

  • @ትግራይ-ደ5ገ
    @ትግራይ-ደ5ገ หลายเดือนก่อน +8

    ኣትን ሓደ ሓደ እነክን ኣጓላት ግን ኣነስ ማርያምን ምክሪ ኣቢ ስምዓ ኣነስ ብምክሪ ኣቢ ካብ ክወፆ ሓሲበዮ ዘይፈልጥ ነገር ወፅየ እየ ኩለክን ድማ ኣብዚኣ ንኣቢ ትካታተላ ዘለክን ኩለክን ምክሪ ኣቢ ስምዓ ኣነ ሱቅ ኢለ እየ ዝካታተላ ነይረ ኮመንቲ ከመን ፂሒፈላ አይፈልጥን ሎሚ ግን ብጣዕሚ እየ ትጠቅመና እዛ ምክሪ ናይ ኣቢ ኩለና ደቂ ኣነስትዮ ኩቡራት ኢና ባዕልና ድማ ቅድሚ ማንም ነብስና ነክብር ኣቢተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኪ ኣቢተይ ሂወት ብዙሓት ኢኺ ቀይርኪ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ

    • @SmiraSmira-q2w
      @SmiraSmira-q2w หลายเดือนก่อน +2

      ኣነውን ብዙሕ ኮመንቲ ኣይፅሕፍን ግን ብጣዕሚ እየ ዝካታተላ ምክራ ብጣዕሚ እዩ ዘጠንክረካ ኣሕዋተይ ምስማዕ ብቻ ዘይኮነ ምትግባር እውን ንልመድ ኩሉ ተካፍለና ንባዓልና እዩ ኣቡሸይ ዶሞ ቀፅሉሉ ዛናተይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ZnabGerie
      @ZnabGerie หลายเดือนก่อน

      Bhaki Lebamey

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤❤

  • @እየሩስዩቱብ
    @እየሩስዩቱብ หลายเดือนก่อน +2

    ኣቢተይ ብልፅቲ በርትዒ💋💋💋

  • @AsqAsq-y4m
    @AsqAsq-y4m หลายเดือนก่อน +5

    ማርያምን ኣበ ቅድሚ ኣምላክ እታ ናተይ ጎባን ዓይኒ ዘወፀአት እያ ሕወሰኒ ተበለኒ ናዓየይ ደወላ አትዳዋደሊ ደኩም ተለያሰ ኖኖ ተበለኒ ንዑኡ ተነጊረዮለ እንድዕረ ምሳይ ዘይተነበር መዳሓኒት ገረ ዕንከለለ ከበለካ እየ ተበሎ ኣነኮ የሰማዕክዋይ ግን ከምኡ እለኒ ፈሩሑ ንሱለ😂😂😂 ኣበ ቃረባ ግዜ ዛንታይ ከዕለለኩም እየ ተመቸየኒ ስራሓ ነፃ ኣበ ዝኮንኩሉ ኣቢየይ የፈትወኪ እየ ዛቤተይ❤❤❤❤

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @adwsdas25
      @adwsdas25 หลายเดือนก่อน

      ሐቂ
      እይ

    • @FebuTube-k7k
      @FebuTube-k7k หลายเดือนก่อน

      ቃልጥፊ ባ ኣትደንጉይናማዓረይ😂😂

    • @Alem_1
      @Alem_1 หลายเดือนก่อน

      @@AsqAsq-y4m ለይስማዕ የለን በሊ ቃልጥፍኪ ምፅና

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማር❤❤

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p หลายเดือนก่อน +1

    ኣነለ ኣለዋ ዝፈልጠን ሕርር ይብል ኣነስ ወሳዲአንዋ ፎእእእ ኣቢተይ ሓሳበይ ገሊፅክለይ ብልፅተይ

  • @GormanhGormanh6789
    @GormanhGormanh6789 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ባሓቅ ኣብየዋ ኩለን ኣጋላት እኳ ተዘይ ከና ገለገለ ዘለዋ ግን ከሙኡ ይገብራ እየን ሓንቲ ጋል ገዛና ንይራስ ምስ ወዲ ዓዲና ትጃናጀን እሞ ባዓዲ ወደኤለይ ትብሎ ንሱ ካዓ ገንዘብ ልኣክለይሞ ካብኡ ክውድኤልክ ይብላ ንሳ ካዓ ትልእክሉሞ ብወለዲ ይውደኤላ ንሱ ካብ ስዕዲ ተታሕዙ ከይዱ ኣብ ትግራይ እዩ ነይሩ ካብኡ ካልእት ጋል ሐዙ ይዕንድር ካብኡ ንምንታይ ከምኡ ገይርካ ትብሎሞ ተደልኽ ትቃመጥ ኣይኮነን ግን ትኸዲ ትኽእል እክ ይብላ ከብኡ ተፋላልዮም ይብለክ ኣለዋ ሓደሓደስ ግርም እየን ዝብላን😂

  • @AZebTAMR-o2n
    @AZebTAMR-o2n หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣሪ❤ናይወለድና❤ክብረት❤ይመልሰልና😢ኣሜን❤

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs หลายเดือนก่อน +7

    ኣብየይ ስለዝመለስክለይ thanks ኣብ fb ፅሒፉዋ እየ ረኺበያ።ብዙሓት ኣለዋ ዝፈልጠን ብዓዲ ወድአለይ ገንዘብ ክሰደልካ ኢለን ብናተን ገንዘብ ዝወደአለን።ገንዘበን ገይረን ምስ መሓዛአን ቀለበት ገዚአን ።ገንዘብ ሰዲዱለይ ኢለን።ጉዳይ ተዳልዩ ምሽዋር ከፊለናሉ መፅዩ ብገንዘበን ተሞርዕዩወን።ገዛ ፈርሸን ቀሊበናኡ ናብ በረኻ ተመሊሱ ምስዝጀናጀነን ኣጓላት ይሓምያ ምስ ኣዕርኽቱ ይሓምያ ደሓር ተፈላልዮም ክንደይ ጉድ እዩ ዘሎ😢

    • @ወነሸመኸሐሐኸ
      @ወነሸመኸሐሐኸ หลายเดือนก่อน

      ምፀተ አለም😂😂😂

    • @ዓሳድዕባይምኸን
      @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน

      ደሚሪን ወለላይ🥰💚

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n หลายเดือนก่อน

      ለባመይ❤

    • @AsqAsq-y4m
      @AsqAsq-y4m หลายเดือนก่อน

      ንሰኪለ የቀንየልና ናበዚ ዝመፃእክልና ክንደይ ደደባት ኣለዋ እናፈለጣ ዛኣተያ ተወሊደሉ አይገደፈኒ ዝበላ 😢😢

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ​@@ወነሸመኸሐሐኸቤት ኻዋሊ ባ ጓለይ😂

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ኣይኮነንዶ ንወዲ ኬህብ ገንዘብ ንባዕለይዉን ምምላእ እዩ ዝኣብየኒ ትምክሕቲ ዘይኮነ ሓቀይ እየ

    • @ajibajib7989
      @ajibajib7989 หลายเดือนก่อน

      ኣነውን😂

  • @nነኝ
    @nነኝ หลายเดือนก่อน +3

    አትን አሕዋተይ ከምዝ ገብሪኻዶ ዓድ ሞሉእ ግደፋ ልብ ንግበር ገንዘብ ህብኻ ፍቅር ክግዛ😢😔😍

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ❤🙏

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ደምርን ወለለአይ

  • @ወዲህዝቢሓላል-ኀ7ረ
    @ወዲህዝቢሓላል-ኀ7ረ หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ናይዘን ሰለስተ ኣዋልድ ዝፀሓፍአኦ ኮሜንት ሓቅን ሓቅን እዩ ኣብ ሱዑዲ ሓንቲ ጓል ልመሓዘይ ኢላ ዝኣመነታ ስብኣየይ እሊ ምስ ኣላለየታ ሓሊፊ ትጀናጀኖን ትምንጥላን ስለዚ ሓቂ እዩ

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ ዝሓወይ🎉❤

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
    @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ หลายเดือนก่อน

    እዚ ገንዘብ ግን ካብይ ያምፅኦ አለዋ ኣነስ አብ ስራሐይ ዳሓን እየ ግን እንኳን ንወዲ ገንዘብ ክህብ ክራይ ገዛ ትበፅሕ ተሎ እኳ ይነደኒ አሎ😊

  • @سلامة-ت9ط
    @سلامة-ت9ط หลายเดือนก่อน

    ሓደ ለፍቅርካ ወዲ ገንዘብ ኣይጥይቅን

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ หลายเดือนก่อน +3

    ሓቂ አዩ አለዋ ብዙሓት አነ ልብዕለይ ተመንጢለ ስብአየይ 😂 ክስሕቅ ስቅለ አንበይ አምላክ ለናየ ከኑ አዩ አርሕቅለይ

  • @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ
    @ጓልዞምጀጋኑ-ኸ1ጸ หลายเดือนก่อน +1

    ወሪዱና ብስንኪ ሓደ ሓደ እምበር ኣብ ኩሉ ዘየለና ከምዚ ካማይ እዉን ኣለና ኢና❤😂

    • @Awet355
      @Awet355 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      😂❤ ቃፅልሉ ዋ ደምርኒ ክብርተይ

  • @ውቅብቲይትግራይዓደይ
    @ውቅብቲይትግራይዓደይ หลายเดือนก่อน +1

    እተን ከምኡ ዝገብራ ፅንዓት ይሃበን😂

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b หลายเดือนก่อน

      😂አሜን፫

  • @GgHh-z8n
    @GgHh-z8n หลายเดือนก่อน +2

    ኣነስ ኪፈቲወኪ አቢየይ ኩሉ ግዜ እየ ዝካታተለኪ ቅፃልሉ

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ወለላይ

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc หลายเดือนก่อน +2

    እፍፍፍፍ ሕሰው😢😢😢

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ หลายเดือนก่อน +6

    _ኮመት ወቅጣ ከምዝኸማይ ተሊኪን😁😉ዋ ኣነሥ ብስሩ ብዙሸሪሓ ምድውዋል ኣሽንባን ተጀናጀኒ ዋላ ቤተሰብ ብመሓዛ ውን ተረሲዒ እየ ዘለኹ😊ግን ደሥተኛ እየ ስጋዊ ሕማም ግን ደድኪሙኒ እዩ😢ግን እግዚኣብሔር ይመሥገን ወላ ኣብቲ መንፍሳዊ ሂወትውን ምውዳቀይ በዚሑ ኢለ ነብሰይ ይወቅስ እበር ንወዲ እሞ ከኣ ሓሚመ ዘምጻእክዎ ቅርሺ ካብ ንሓዳር ዘይገብረኒ ወዲ ቅርሺ ንዝተሸገሩ ምምጽዋይ ይበልጽ ጽድቂ ትረክበሉ_

    • @nነኝ
      @nነኝ หลายเดือนก่อน +1

      @@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ምሕረት ይዉሪደልኺ ዝያዳይ አጆኺ ፅበል ሰተይ ተግንኺ እንተዘይረኺብኺዉን ባዕልኺ አብነዘሰማያት ድግም ሰነጎልጎታ ድግምኺ ሰተይ እጆኺ እሸ ማዓረይ ብእወነት መሰተዉዕል ልብ ይሃበና ፈጣር ብጣዕም እዩ ዘሕዝን እሞሰ ቅርሸ ንወድ 😢

    • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
      @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ หลายเดือนก่อน

      @@nነኝ _ኣሜን ፫ንኹሉ ወድሠብ ካብ ቃንዛ ስጋ ይምሓረም እግዚኣብሔር ኣምላክ እሽኒ ዝያዳይ ኸምኡ ክገብር እየ ብጸሎኹም ካኣ ሕሠቡኒ💙💗_

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 หลายเดือนก่อน

    😢እዉይ በስማአም ከምዚከ አሎ ድዩ

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ หลายเดือนก่อน

    ዋይ ኣይውዕሎይ የንዶ ብገንዘበይ ዓርሱ ዘይክእል ተኮይኑ ኢኮ ቆሕ ኣይብሎን😂😂😂

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 ቅተልኒ ብሰሓቅ

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ሓሽት መን ስብኢልዎም እዩ ስራሕ ምስኣን ኣብ ሱዑዲ ስብኣይ ምሓስ ሕማም እዩ

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w หลายเดือนก่อน

    ቅርሽክን ልአይ ሃባኒ ገዛይ ክሰርሐሉ ዳሐር ክህበክን😅😅😅

    • @Brihan-dl8pg
      @Brihan-dl8pg หลายเดือนก่อน +1

      ይሓይሽ😅😅😅

  • @tedggfdmm5516
    @tedggfdmm5516 หลายเดือนก่อน +1

    ዘሕርቅ የብሉን እቲ ወዲ ዝፅሓፍ ሓቁ እዩ ሓዳር ዘለዎም ኣወዳት ናፍለጣ ሂወት ሰብ ዝብፅብፅ ብዝሓት እየን 😢

    • @ሚዚትግራወይቲ
      @ሚዚትግራወይቲ หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ክብረተይ

    • @nነኝ
      @nነኝ หลายเดือนก่อน +1

      ዳሓር ክረኪባአ ከፈ አብልወን ክከይድ ከሎ😢❤❤❤

  • @ThTuf-l2o
    @ThTuf-l2o หลายเดือนก่อน

    ትክክል👍👌💖

  • @ወዲህዝቢሓላል-ኀ7ረ
    @ወዲህዝቢሓላል-ኀ7ረ หลายเดือนก่อน

    ሓሳባትኩም ጡዑም እንድዩ ደሙሩኒ❤

  • @Alem_1
    @Alem_1 หลายเดือนก่อน +2

    አነስ ዝገርመኒ ነገር እሺ ሐጂ ንቀለበት መእሰር ባዕልክን ህብክን ደሓር ሓዳር ትገብራ ከለክ ኮፍ አቢልክን ክተቅልቦኦም ድዩ ከምዚ እትገብራ አጓላት ግን ልቢ ግበራ ማንኛውም ወዲ ባዕሉ መስዋእቲ ኸፊሉ ክረክበን ከሎ እዩ ነዓኻትከን 'ውን ከኽብረክን ዝኽእል ባዕልኽን ክብርኽን አይተውርዳ

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs หลายเดือนก่อน +3

      እንድዒ ይገርመኪ እዩ እንተመኸርካየን ፍቕሪ ይዓቢ ይብላኺ😂😂😂 ታይ ክገብረለይ እዩ ከም ምስሊ ካባይ እናተፀበየ ፍቅሪ ምቕሪ ዝርኢ😂😂

    • @nነኝ
      @nነኝ หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ChchdGsfsክክ ሞትኹ ትክክል ሰጀመር ወድ መሰዋት ዘይኸፈለላ ጋል አይደልያን😂😂❤❤

  • @Genet1223
    @Genet1223 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ኣቢተይ ❤
    ከምኡ ዝገብሩ መሊኦም ኣለዋ ኣነ ዝፈልጣ ሓንቲ ቆላዓ ነይራ ብበተስብ ብክደይ ልማናጽእሺ ምስ በላቱ በተስብ እውን ብዝተወስነ ምስ ፈለጠ ካብኡ ንሱ A'A ምስ ከደ ሓንተ ወርሒ ከይመለአ ኣብኡ ዓርኪ ሕዙ መፅዮ ምስ መፀ ከም ጥዑይ ይደውለላ ነይሩ ካብኡ በዓዲ ክውደአልኪ ይብላ እሞ እይ ክፀንሕ እዩ እላ ኣብያቱ ምክንያቱ ኢፀብቆም ኣይተፀናንዑን ነይሮም ካብኡ ንእሽተይ ፀኒሓ ትስምዕ እም ትጥይቆ ኖኖ ኣይዋዓልክዎን እሎ ክሕድዋ ንሳ እውን ዓፅያቱ ድሕሪ ክደይ እወ ምሳይ ነይራ እዩ ግን ዓርኪ ነይርዋ እዩ ንሓዳር ኣይደልያን ይብላ እሞ ንሳእውን እነ ንሓደር ኣይደልያካን እላ ኣቅብፃቱ ታ ውሽምኡ ግን ዓርኩ ከም ዘላቱ ትፈልጥያ ስለዚ ኣሕዋተይ ንስተወዕል ብስምዕት ዘይ ኮና ህውት ከይነኣቱ ከምቱ ናትና ህውት ንፍትው ን ንክብሮን ንካሊእ ስብ እውን ፅቡቅ ንሕስብ

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ หลายเดือนก่อน

    ገንዘብ ባዕለይ ህበከ ካመይ ዝበለ ስባአይ ኩከነኒ እዩ ካመይ ዝበለ አቦ ደቀይ ክኮነኒ እዩ ቅጭ

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 หลายเดือนก่อน

    ☑️☑️☑️☑️☑️☑️Yes 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ግዜ-ቘ6ጘ
    @ግዜ-ቘ6ጘ หลายเดือนก่อน

    ኮሰንጎ የየየ ከሰንጎ ዝብል ደረፋ የሰምዕለኩ😂

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ውይ ውይ በስመኣም😂

  • @Dhhtf-i3x
    @Dhhtf-i3x หลายเดือนก่อน

    ኣይይ የሕፍርክን😢😂

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน

    ሓቁ እዩ ብዓይነይ ዝረአክዎ ኣለኒ ክንደይ ሕሱራት ኣለዋ እየን😢😢

  • @ዓሳድዕባይምኸን
    @ዓሳድዕባይምኸን หลายเดือนก่อน

    ደሚራን ተጋሩዋ ክምልስ እየ🥰💚🙏

  • @زهرةعالي
    @زهرةعالي หลายเดือนก่อน

    abiye lebam ❤❤❤ere bzhat eyen kemueu zgebra😂

  • @ሓረስታይትግራይtube
    @ሓረስታይትግራይtube หลายเดือนก่อน

    ድምራኒ ብክልተ ክምልሰልክን እየ ኣብ ናተይ ቭድዮ ኮሞንት ሕደጋለይ ደቂ መዳመይ ሓብርና ንዕበ 🎉🎉🎉

  • @LetushKiday
    @LetushKiday หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢

  • @ኣቢ-ዩቲብ
    @ኣቢ-ዩቲብ หลายเดือนก่อน

    ኣሕዋተይ በጃኩን ብኽብርኩን ኣይትዳራደራ 😢ኣወዳት ግን ስለ ነፍቕኹም ኢና ከምኡ ንገቡር 💔

  • @ትግራይ-ደ5ገ
    @ትግራይ-ደ5ገ หลายเดือนก่อน

    ሎማዓንቲ ቃደማይቲ እየ ደቂ መዳመይ ደምራኒ ❤

  • @elduኤልዱ
    @elduኤልዱ หลายเดือนก่อน

    ንደማመር ኣሕዋተይ ሓብርና ንዕበ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቲቲጓልከተማ
    @ቲቲጓልከተማ หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ወዲ ሓደ ስዲ እዩ ዝኣበየቶ ጋል ስለዘላ እዩ ከምዚ ዝብል ዘሎ ፡፡ ሰበይቲ እንዳሃለወቶ ንምንታይ ካሊእ ይምርዖ፡፡ ሓደ ጥቅመኛ እዩ ጥቅሚ ምስኣጉደላሉ እዩ ከምኡ ዝብል ዘሎ

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

  • @محمدعلي-ف2ف8ه
    @محمدعلي-ف2ف8ه หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HiwiTube-s8q
    @HiwiTube-s8q หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ክምልስ እየ❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h หลายเดือนก่อน

    አረ ደቀ አንሰቶዮ ኣሕዋተይ ነብሰክን አከበረ 🙏ወይ ዘይደልይክን ሰብ አይተድላይ 💜። ከብ ለአአ ገንዘብ ሃባ ለምን ዝበለ ከዳነይ ዘይገዛአሉ ❤ አንተዘይ ኮይን እንታይ ከግብራልይ ኢዩም አዘኦም ሞት ተሃባ ነብስ ዋይ ክልት ሞት ለወዲ ገንዘብ ምሃብ ሶ አንኾይ ገንዘብ ሃባ ለምን ኮብል ለሰብእየይ አዎን አይሃባና። ስለዚ ሰራሕኪ ሰራሕና ከንበር አለና አስ ይኸንን ናስ ዐዓርሰዓካ ተዋጽኦ ሰራሕካ ባልዓ አለቃ 💜

  • @GalGidey
    @GalGidey หลายเดือนก่อน

    አረ ኣብየይ ናይ ዋትሳብ ስልክኪ ሃብኒ😊

    • @abihabeshawittube8066
      @abihabeshawittube8066  หลายเดือนก่อน

      ኣብ ቲትክቶክ ትሕቲ ፕሮፋይል ቁፅረይ ኣለኪ
      www.tiktok.com/@abi__gual.tdf3?_t=8s8PNNL1aaN&_r=1

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ
    @ርግበጋልውቅሮ-አ3ረ หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ደቂ መዳመይ🎉🎉

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k หลายเดือนก่อน

    ኣብየይ ❤👍

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @ፅጌጋልትግራይ-ሰ1የ
    @ፅጌጋልትግራይ-ሰ1የ หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ አሕዋተይ

  • @ተመስገንኣምላከይ
    @ተመስገንኣምላከይ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ZnabGerie
    @ZnabGerie หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mlumeri2247
    @mlumeri2247 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሉልያ
    @ሉልያ หลายเดือนก่อน

    ጀማሪት እየ ደምራኒ ደቂ ሪመይ ❤ 🙏🙏🙏🙏

  • @SelamTsegay-g3v
    @SelamTsegay-g3v หลายเดือนก่อน

    ሓቁ እዩ ቡዛሓት ኣሎዋ እየን

  • @SaraSs-iz5bm
    @SaraSs-iz5bm หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤🎉

  • @Namanyoutube27
    @Namanyoutube27 หลายเดือนก่อน

    ደምራኒ ኣሕዋተይ ክምልስ እየ

    • @Museslomon
      @Museslomon วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ หลายเดือนก่อน

    ወሪዱና ዶ 😮
    ከምኡ ዝብላ ኣለዋ ማለት ድዩ

    • @ትግራይ-ደ5ገ
      @ትግራይ-ደ5ገ หลายเดือนก่อน

      መሊኤን

    • @ጓልዓጋመእየ
      @ጓልዓጋመእየ หลายเดือนก่อน

      @ትግራይ-ደ5ገ ኣነስ ኣነ ዘይሓስቦ ወይ ዘይገብሮ እንተኮይኑ ኩሉ ከማይ እዩ ዝመስለኒ ብዝኮነ ከምዚ ዝገብራ ክብረን ዘሕሰራ እየን ይማላላኣና ደኣ ኣለዋ በር

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs หลายเดือนก่อน

      እወ ኣለዋ😂

    • @mekisebmekiseb1626
      @mekisebmekiseb1626 หลายเดือนก่อน

      😂

    • @chf-cv4ix
      @chf-cv4ix หลายเดือนก่อน

      ኣለዋ ማዓት ዋ ሳብስክራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ

  • @Abutube-s3c
    @Abutube-s3c หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ብሩኻተይ እና ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣየኽፍልን እዩ ዩቱብ ዘለኩም ከኣ ከሜንት ጽሓፉለይ 7 ኣካውንት ኣለኒ ክምልሰልኩም እየ ሃየ ከይትሓልፉኒ ፍትዋተይ❤❤❤❤❤

  • @AdushwFerede
    @AdushwFerede หลายเดือนก่อน +5

    ዳምርኒ ጋይስ 🎉🎉🎉🎉

  • @مهديعلىالظيفي
    @مهديعلىالظيفي หลายเดือนก่อน

    ብሰንኪሓደሓደኩላናሓሲርናሰደትዘለና😢😢ዋይዘሕዝን

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث
    @عبدالرحمنالعماري-ن9ث 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @selam6413
    @selam6413 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @YdtHr
    @YdtHr หลายเดือนก่อน

    ብስንኪ ሓደ ሓደ ኩለና ሓሲርና ስደት ዘለና ማዕቱ ዋይ 😢😢😢😢

  • @جنات-م2ظ
    @جنات-م2ظ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @GhGh-oz4tf
    @GhGh-oz4tf หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ማረያምይሩፍቲልብይ
    @ማረያምይሩፍቲልብይ หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤